ደረትና እምነትና’ዩ፣ እምነት ክቕይሮ ዘይክእል ነገር የለን!
Ideal life Success Coach ኣብ ህይወትና ኣዝዮም ወሰንቲ ዝኾኑ፣ሕልምና ንምስማር ኣብ እንገብሮ ጉዕዞ ኣዝዮም ኣገደስቲ ዝኾኑ ናይ ህይወትን ዓወትን ምስጢራት ከምኡ'ውን ጥበባት ንቐስመላን ዝተፈላለዩ ኣብ ህይወት ንኽጋጥሙና ዝኽእሉ መሰናኽላት ብጥበብን ምስትውዓልን ሰጊርና ናብቲ ንደልዮ ዓይነት ሰላማዊ ህይወት ንኸነምርሕ ዝሕግዙና ብሉጽት ሓሳባት ብምክፋል ንሕብረተሰብና ቅኑዕ ዝኾነ ኣተሓሳስባ ብምህናጽ ብሩህ መጻኢ ንኽህልዎን ብቕንዕናን ብፍቅርን ናይ ዝኾነ ሰብ መሰል ብዘይምግሃስ ንዕብየት ኩላትና ዝተኸፈተት Channel እያ። ንእትገብሩልና ምትብባዕ ኣቀዲምና እንዳመስገና፣ ሰላም፡ፍቅሪ፡ጥዕናን በረኸትን ዝዓሰሎ ህይወት ንምነየልኩም።
Follow us on
Telegram t.me/idealifecoach
Facebook / idealifesc
Instagram kalednurhusien?...
Tiktok www.tiktok.com/@idealifesc?_t...
#idealifeSuccessCoach #eritreanmotivation #tigraymotivation #tigrignamotivation #tigrinyamotivation #eritreanmotivationalspeaker
#eritreanmotivationalvideo #motivationalvideo #eritrea #neweritreanmotivation #eritreanmotivationalspeech #eritreancomedy #neweritreanmovie #ኣወንታዊ #ናይ #ምሕሳብ #መስርሕ
Пікірлер: 22
ብሓቂ ጎበዝ ቀፅሎ
Well spoken 👏 ❤ Amazing Man❤❤❤
ናይ ብሓቂ እዚ ዝበልካዮ ኩሉ ቑንዑዩ ኣብ ሂወተይ ካብ ዘጋጠመኒ ዩ, ናጽነትካ ምስኣን ሕልምኻ ንኸይሰምር ዕንቅፋትዩ, ቀጽሎ ብጣዕሚ ንፉዕ ኣምላኽ ይሓልካ!!!!
❤❤❤❤❤
Nay bhaki abi tmhrt ❤❤
Nay bahaki xubk timihrti thanks ❤❤❤❤❤❤
Wawwww ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks i& l
Haki memhr kalid yeknyeley 😀🥰🥰
believe
Wawwww kkkkkk thank you Teacher ❤❤
❤🙏🙏
❤❤❤🎉🎉🎉
Wwwww tanks
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
Nay bhaki ❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤ bulxu.
🎉❤🎉❤