ደረቐኛ ሕቶታት ምስ ስነጥበባዊት ኣድያም ስብሃቱ 2021 |ብሃኒባል ቴድሮስ ዝዳሎ ፍሉይ መደብ|
Ойын-сауық
@ArmanaEntertainment 2021
ዘለኩም ርኢቶ ሕቶ ወይ ውን ክቐርበልኩም ትደሊዎ ጋሻ ኣብ comment section ጽሓፉልና፡ከነቕርበልኩም ኢና ::
#eritreaninterview #eritreanmusic #eritreanshow #Ella #armanaentertainment #aledamedia
Пікірлер: 1 200
ናይ በሓቂ ኣንበሳ ናይ ሂወትካ (ሓዳርካ) ንደገ ምውጻእ ዋላ ብእግዚኣብሄር ፍቁድ ኣይኮነን ፡ጅግና
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@user-pc9ti3vj2b
2 жыл бұрын
ዪ ናይ ብሓቅ ለባም ሰብ ከም ዝከማካ እዩ ዝፈልጦ ምክንዪቱ ሓዳርካ ኣብ ውሽጥካ አበር ኣብ ማስትምዳ ኣይኮነን ስድራና ስ ጎርበቶም ኣይስምዕን እዩ ኔሩ ዓርኮም ጥራይ እዩ ዝሰምዕ ኔሩ።
@helenbaryagabr669
2 жыл бұрын
Yes
@lifeishard7018
2 жыл бұрын
Ya nay behaqi xbuk zereba lebam seb kmsi kemka yfelto
@weynisemere7509
2 жыл бұрын
Adu anbesa
ፕሮሰሰይ ን ዕደይ ዩ ናይባሓቂ ኣዱየ ሺኮር
ኣድያመይካብ ማዓሙቅ ልበይ ዝትብል መዝሙር ክፈትዋ መዓትእየ ክሰምዓ እየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ሓዳርካ ማንም ክኣቲ የብሉን ብተለይ ኣብ ሚድያ ምግናን ኣሎ ኣብ ሓዳርካ ብዘይካ እግዚኣብሄርን ኣባት ንስሃካን ዋላ ወለድካ ኣሕዋትካ ክኣትዉየብሎምን 💝
I proud of Eritreans Artists ❤️♥️❤️ God bless you all 🙏🙏🙏🙏🙏
@alganeshgoitom9405
2 жыл бұрын
Aman Aman Aman Aman Aman Amlkje meske jukunen Aman and familj Aman::
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@abielgrmayabi3431
Жыл бұрын
Kkk 39 ktbli diki
ኣጆኺ ኣዱ ሓፍተይ ኣብ ጽቡቅ ደረጃ ሰለ ዘለኺ እዩ እዚ ኩሉ ጸለመ ዝወርደኺ ዘሎ, ብዝኾነ ግን ተጠንቀቂ :: ኣምላኽ ከኣ የሓልኪ ጽብቅተይ 🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
Aduye egziabiher yehaliki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
You are a excellent artist excellent singer Sweet and humble person don’t worry about those people it is jealousy or they are sick they Have no proof. We believe you Keep up the good job make our day 🙌🏾we are on your side God bless you🙏🏾
@Kiku-ec3xt
2 жыл бұрын
Singer##
@amanuelmengisteab3488
2 жыл бұрын
ንዓይ ደስ ዝብለኒ ሃኒብባል ቴድሮስ ኢዩ።ዕድል እባ ሃብዮ ወይለይ ደፋር
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኪ ኣድያም ሓፍተይ::ምሽ ምስጢር ከይ ትዛረቢ ፈሪሐ ነይረ::ግን ክኣ የሐጊስክኒ ማራ ጽቡቅ መልሲ ሂብኪ::❣🇪🇷❣✌
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@robelkidane8119
2 жыл бұрын
@@iteentertainment gerelka wey gerelki aleku
@Giftmedia1997
2 жыл бұрын
@@iteentertainment 👌
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ኣዱዋይ መቀረት ብጣዕሚ እየዘድንቀክን ዝፎትወክን ተዋሳኢት ኢኪ ሕቶ ዳኣ ማዓዝ እዪቀሪብ ኣይራእክወን ነይረ እንበር ክሓተኪ ነይረ እየ ኣዱዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንኩሉሕማቅን ፅቡቅን ዝወረወረታት ዘይዋዓልክዮ ተኮይንኪ ከዓ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩሉ ነገር ዝፀውር ትዕግስቲ ይፈጠረልኪ ኣዱየይ ምቅርቲ ናብሕማቅ መንገዲ ንከይትሓስቢ ከዓ ወላዲት ኣምለክ ምሳኪ ትኩን. ሃኒየይሽኮር ከዓ ኣድናቂትካ እየንዓካውን ሰላምካይብዛሕ ንንኩሉዓለም ሰለምየውርደልና ሃገርናትግራይ ከአ ሰላም ቅሳነት ራህዋ ይምነየላ
@teklalegese4981
2 жыл бұрын
Thanks xebektey 👉🙏♥️🙏(Amen (3)
@sebtefinalelialmazewerqime1116
2 жыл бұрын
Kemaki yebzhayom kbure meten nebsu yekberka.
@user-yk1lw2bx9r
2 жыл бұрын
ከማኺ ለባም ይብዛሕ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዙ ጓል ትግራይ
@user-bt4ln8oi7e
2 жыл бұрын
@@user-yk1lw2bx9r ኣሜንመቀረተይ
@user-gt2dc9kn4q
2 жыл бұрын
አዙ ለባም ኢለኪ ኣለኹ እዚ ሕማቅ ግዝየ ከሓልፍ እዩ ኩላትና ነቲ ኣብ ሕማቅ ዘሎ ህዝቢ ምሕረት እዝጋብሄር ከውርደሉ ጥራይ ንለምን 🙏
I Proud of eritrean artists 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless you alll 🙏🙏🙏🙏
ኣዱ ምቅርቲ ፍጥረት I love you👸❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓፍተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ መደበይ ሪኢኺ
@mezmur412
2 жыл бұрын
@@iteentertainment እሺ ፍቱወይ🙏❤❤🙏❤🙏
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@mezmur412
2 жыл бұрын
@@Teklia_artwork እሺ ፍቁረይይይ
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
@@mezmur412 Yekenyeley fkrtey!
ጢኑ ኣምጽኣልና በጃኻ ሃኒ ሓወይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቆ
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
Adu shikor love you. I just wanna say you don’t have to hide your age , you are 29 still very young and you should be proud at that age you are very successful women and have kids. You’re at the best level of life with your age. Secondly, people are taking about you because you are very pretty and very successful and you are always in front line so don’t give a dump for those people who talking shit about you. Just just jealousy!!!! Keep it up your hard work and keep shining all the time. We proud of wand we love you so much gual Eri shikor❤️
ንአድያም ንበዓል ቤታን ደቃን ቃልኪዳና ሰድራቤት ስላም ይምነየልኪ ትፈትውዬ ሞያ ድማ አብ ዝለዓለ ፊልም ደረጃ ክትበጽሒ ተሸላሚት ክትኮኒ ይምነየልኪ አዱ ጽብቅቲ ስላምኪ ይብዛሕ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@lulrbahri
2 жыл бұрын
ኣሜን
ኣይትፍረዱ ከይ ፍረደኩም ከም ዝበለና ቅዱስ እግዜአብሔር ኣምላክና ኣየንበብኩምን ድኩም ፍቅራተይ ሰሰበሳትና ተተፋቀርና እዩ እግዜአብሔር አምላክና ዝሕጎስ ሰለዚ ንተሓላለ ሰላም አብ ዘለክምዎ ሓፉትኩ ካብ ትግራይ
@user-ez4zu9uk3l
2 жыл бұрын
🙄🙄🙄
@bereketandebrhan3164
2 жыл бұрын
Nmejemerya gezie xbuq tezareb tegraweyti reae amber neseb bezey gebore sumu mexelam reanayom
@senaittesfazgi9707
2 жыл бұрын
Waw God bless you sweetheart gal Tigray
@asly8915
2 жыл бұрын
ለኽባጥ ሓሻዊት
@user-qi7de1hp2h
2 жыл бұрын
እውነትሽ ነው የኔ አስተዋይ👏
Great program introducing Artists GBU
👏Shout-out to Artists Adiam....all haters Have you seen how wise is she now . Much love Queen ❤️
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@asteryohannes2872
2 жыл бұрын
What was said on social media that she was caused of??? Just curios is all
@tutus7850
2 жыл бұрын
You don’t know nothing about Adiam plzzzz … U are calling her wise 🤔 but how ? Let me hear your answer 🤗 thank u
Adu haftey xebkiti ajoki Amlak nezfkero eyu zefteno emo ajoki u r strong GBU 🙏♥️🇪🇷
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓፍተይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ መደበይ ሪኢኺ
@galdigsa3394
2 жыл бұрын
@@iteentertainment neay kea subscrib gberuley tanks
@Liza-js7di
2 жыл бұрын
@@iteentertainment gerlka alku👍
@Liza-js7di
2 жыл бұрын
@@galdigsa3394 👍
@galdigsa3394
2 жыл бұрын
@@Liza-js7di ♥️♥️♥️♥️♥️
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኢዩ። ግን በጃኹም እዛ እቲ ዝሓመቐ ወይ ምስኡ ብምስራሕኪ ዘጣዕሰኪ ገለ ዝብል ኣጸያፊ ሕቶታት ምስ ክብርን ባህርን ስነጥበባዊ ስለ ዘይከይድ ተዘይተሓተ ይምረጽ። ጽልኢ ምዝራእ ኢያ ትመስል እዛ ትጸልእዮ ወይ ደስ ዘይብለኪ እናበልካ ሕቶ።
ብመጀመርይ ዕድመን ጣዓናን ይምንየሉኩም ብምቅጻል ኣዱ ሓፍተይ ኣጅኪ ኣይትሕመቅ ዘይምግራህ ጥራይ ብዓይኒ ደቃ ሰባት ብዙሕ አዩ ኣበር እንተ ብዓይኒ ፈጣሪይ ግን ብዙሕ አዩ ዕድልኪ።
I love the way she's open and honest about every question......now I love her more.....God bless what she own🥺
@negesetfikre7709
2 жыл бұрын
Ý
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ሰላም ሃኒ ሃወይ መጀመርያ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየልካ። ብሓፈሻ ኩሉኹም ስነ፡ጥበባዊያን ሃገርና ደኺምና ከይበልኩም ንህዝብና መሃሪን ኣዛናጋዒን ይኸዉን እዩ ዝበልኩሞ ምስራሕኩም ኣድኑቖተይ ወሰን የቡሉን። ቀጽለ ንEfrem Afro ኣዝየ እየ ዘድኒቆ ብፊላይ ከኣ ሓንቲ ፖለቲኬኛ ወለዶ #ወለዶይ እቲብል ኣብዚሃቦ መግለጽታት ብጣዓሚ እየ ኣድኒቆዮ ስለዚ ዝከኣል እንተኮይኑ ካባይ ጀሚርካ ነዞም ናይ ሕጂ ወለዶ መሃሪ ይኸዉን እዩ እቲብሎ ሕቶታት ኪቲሓተልና።Love you ደቂ ሪመይ ካብ ሓዉኹም ከተማ ወይ ገጠር
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
Aduyey shikorina keep shining 😍♥️♥️♥️😍😍
Proud of you 👍 thanks again
Much Love 💙 #Adu🥰 And Thank you #Hani Hawey,
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@itseritop8265
2 жыл бұрын
Okay Wedi #Rimey , 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,
♥️💞 አድያም ሓፍተይ ኮኾብ⭐ ሰላምኪ ይብዛሕ አብ ኩሉ ሂወትኪ ምስ ምጭዋት ደቅኺ ብጣዕሚ የ ከአ ዝፈትወኪ። ሃኒ ሓወይ ከአ ቀጽሎ ጽቡቅ ምዝንጋዕ ዩ።
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
MUCH LOVE GOD BLESS U ADUYE SEKORE
Adu shikor. Nice interview. I am one of ur funs. Keep on the great job u r doing. 🧡ྀི💛ྀི❤️ྀི
እቶም ሰነፍ አረአእያን አተሓሳስባን ዘለዎም ናይ ድኹማት ምልክት ንባዕሎም ወዲቆም ነቲ ዕውት ከመይ የውድቅዎ እዝግሔር ዘይፈትዎ አጸያፊ ስራሕ እዩ'ሞ አጆኪ መቀረት ንብድሕሪ ሕጂ መልሲ ምሃቡ'ውን አየድልን ፈላጢኪ ይፈልጠኪ!!!! ❤️❤️❤️
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ኣጆኺ ጽብቅተይ ኣይትድሃሊ።ጸላኢ ጸሎሎ ቀባኢ ናይ ክንደይ ዕቡዳት ዘረባ ክትምልሲ ክትሓሚ። ኣዱ ሓቢብቲ 😘😘❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏🙏🙏
@tuthlf705
2 жыл бұрын
Adu xbkti abay seb eki yednkeki kea edmen tienan ajoki love u
@eliaslondon7738
2 жыл бұрын
porco mis junta sigigi kitbli mama hamatna weyin adhinuna kitible yizkir moyakum ab hawi yieto kemzi nata kehadit ada entekoynu
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@shewitgebregerges4842
2 жыл бұрын
Ketereyou ekom atom ghafate
She is in the top of spotlight, she should be proud of herself! Go girl!!
Adu shkor edemn teanan abzelkyo Gal erey greatst Artist Like you 💯❤️ kulkum bhafsha deqi remey halalat Moral tesfa neakum ftwat ahwat God Bliss you 🙏❤️
ደረቅ ሕቶታት ካብ በልኩሞ ኣነ ብወገነይ ኣብ ክንዲ ኣድያም ነቃጽ መልሲ ክምልሰልኩም ኣንቱም ሓሳዳት ንአድያም ከተጸልሙ ትውዕሉን ትሐድሩን ዘለኹም ብልጽቲ ስለ ዝኾነት ስለ ዝጣዕማ ንምንታይ ኤርትራዊት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሚቃ ሓሊፍላ ነፊዓ ዓይንኹም ደም መሊእኩም ዘሎ ኣፍንጫኹም ተሰርሰሩ ብፍላይ እዞም ናይ ሶሻል ሚድያ ሓያላት አክቲቨስት activist ኢና ባሃልቲ ብፍላይ ድማ እዞም ጥማዕ ትግራይ ዓንጾ ዓንጾ ንማዕጾ ጌርኩሞ ነገሩ እዞ ጻዕራም ሓፍትና ሰላም ከሊእኩማ ተዓዘብቲ ንኽትረኽቡ ንአድያም ኣጸሊምኩም ከምኡ ውን ንቡዝሕ ንጹህ ኤርትራዊ ጸለመ ናይ ፈጠራ ሓሶት ጌርኩም ሎሚ ትበልዕዎ እንጀራ ጽባሕ ክሐንቀኩም ምኻኑ ርግጸኛ እየ እዚ ወዳሐንኩም ሓሳዳት ዓወት ንሐፋሽ ዒም ዝበለ ይታሐጎም። 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@luwiluwi7247
2 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-mu8wz7km2v
2 жыл бұрын
ወድዛ በጊዕ ተጋሩ ተይበልካ መቸም ኣይኮነልኩምን ለያቡ😡
@user-bt4ln8oi7e
2 жыл бұрын
ብዛ ተጋሩጋሕ በል ዋ ባዓልትኩም ህግደፍውያን ኢኩም ዘይሽማ ትህብዋ ዘለኩም ምስተጋሩፍቅሪ ጀሚራ ምስ ኢልኩም ካብ ተጋሩ ክትፈሊዋ ዲሕ ትብለኩም እንበር ከዚፅልኢ ተንጉሱለኩም ግንፍቅሪ ክስዕር እዪ
@samrawitgerezgiher6478
2 жыл бұрын
@@user-bt4ln8oi7e hgdef aykonun haki zeytzarbi eti amharay adhanet ..... tekebilkum kea ab facebook txarefu nierkum.
First of all I would like to say ADIAM is an outstanding artist. Please do not worry about anything people can say just keep on doing the good work.The fact is ADIAM is the face of every artist in Addis Aaba.I believe she created and encouraged a lot of Eritrean artists in AA.
Xbuk medeb qexlo . Adu mchwuti ane btami eye zfetweki I love you so much. Ajoki kulu gizye eti nfue u selemen segematn tegatmo ezgabiher amlak ab goniki u zelo .❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🙏🙏🙏
Aduye mearey am huge fan💯🇪🇷🤗👑 we will support you 2 the fullest everyone is behind you pls stay strong concentrate on your beloved ones and your business no need negative distractions keep focused on your successes much love xxxxx👍💛💛💛💛💛 grt interview thnx Hani.. Bro keep it up💚
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
ኣዱ ሽኮር ጓል ኤረይ ቅጭን ኣጆኺ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ኣዱይይ ምቅሪት ፍጥረት ኣጁኺ ኣምላኣክ ይሓልኪ ደቂ ሰባት ዝበልዕወ እመበረ ዝዛረብወ ኣይስእኑን እዩሙ ❤😍😍🇪🇷😍😍😍🙏🙏🙏🙏
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
Adu shkor you are such an amazing actress 👑👑🇪🇷 God bless you and your family 🥰
ኣጆኪ ሃፍተይ ናተይ ዘይገበርክዮ ነገር ኣይልግበኪን አዩ ።ዊዕሉ ሓዲሩ ክኣ አቲ ሓቂ ክወጽእ አዩ ።ደቂ ሰባት ክኣ ሰባት ምውንጃል ከቢድ አዩ ሞ።ኣብ ክንዲ ሰባት ምውንጃር ቅዲም ነብሱኩም ሕተቱ
ኣዱ ተደጋጋሚ ኣብ ውልቃዊ ሂወትኪ ዘድሃበ ሕቶታት ክትምልሲ ፍቃደኛ ኣይትኹኒ። ንሂወትኪ ሕማቅ ጽልዋ ዘለዎ እንበር ዋላ ሓንቲ ትርጉም የብሉን። ከም ኣርቲስቲ መጠን ኣብ ልዕሌኺ ኩፍኡ ነገር ስለዝሓስቡን ጥንቃቀ ግበሪ። ድሓር ተደጋጋሚ ትርጉም ዘይብሉ ቃለ መሕተት ካብ ምግባር ምቁጣብ ይሓይሽ ይብል ኣነ። ብዝኾነ ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ። ካብ ሓሳድን ወረኛን ዓሌተኛን ሰባት ይሓልኪ።
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ኪዲና _ምህራት ተሓለኪ ምዓሪይ🤲🤲🤲🥀🥀❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ጎቦዝ👍👍👍👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰አብ ዉሸጥካ ዘሎ መስጠር ነብ መደያ ዘይመዉፃእ👍🌿🥀💊💊💊🇪🇷🤲❤️❤️❤️
Actually you are so beautiful and honest God bless you and protect you and your family.
Nice program Hani big up to you
መጀምርያ ሃኒ and ሃኒ ሰላምን ጥዕናን ኣብ ስራሓኩም ኣሳልጦን ይምነየልኩም ሃኒባል በለጾም ኣፍቃሪት ኣላቶ ዶ ካራተ ኸ ምሁር ድዩ ደቂ ሪመይ ዕውታታ
Love you 💕 adu haftey nd GBU
Adu shikor 😍matured and smart answer, keep it up your fun from Congo
Nice programs...good job...gn feven sahle nay kedem eya...ms beal winta gele hiji zmexet aykonetin...ab mongo equa tefia ente neberet buzuhat movies n clips seriha eya! So beal meaza si hadeshti eyen...
You are Eritrean Queen we love you so much .GOD bless you with your lovely family.
Beautiful 😍 aduye
Welcome deqi halal meriet. Keep going we love you & we appreciate you 🇪🇷❤️
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
I really like your answer you want to go back to Eritrea and I respect your personal life. God bless you and your family.
ዋዕሮ ስለዝኾንኪ ኢኺ ትሕመዪ ኣዱ ሓብተይ, just keep it up!!ab gonke alena!!
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
I am happy she didn’t answer about her relationship proud of you aduyey ♥️😍no one deserved to know ur private life except you ♥️
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
Thank u so much Adiamey for answering my question God bless you more and more much love. And haniye hawey Thanks 🌹🇪🇷
ኣዱ ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ እዚ ኩሉ ጸለመ ዝካየድ ኣባኪ ቅንእን ሕስድናን ኢዩ ኣብ ስራሕ ትዕወቲ ከምዘለኪ ኢዩ ዝሕብር ኣጆኪ በርትዒ ካብ ኣድናቂኪ
ንቶማስ የማነ ከኣ ኣምጻልና
❤❤❤ aduye shkot ኣጅክ ኣይታዳሃል ሓቂ ወላ ሓዲራ ክትወሽኤ አያ በርተእ ድብርሽ ኣይበልኪ
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቃት
Edu shkorr edmen tanan yhabki ajoki bertie bravo keep it up
እግዚአብሔር ይባረርኩም ደቀየ አድናቂከም ሃብተማርያም ኣብራሃ Columbus USA
@user-wb2id9fx5b
2 жыл бұрын
Well come to 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዱየ መድሃኒ ኣለም ባዕሉ ይሓሊኺ ካብ ኩፊእ ሰብ ይድሕንኪ 🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
ዋው ሃኒባል ሓወይ ኣዝየ እንዲየ ዘድቀካ ዝፈትዎ ተዋሳኣይ ሃኒ ዘምጻካልና ኣዝየ የመስግነካ። ቀጺለ ንሃኒ ክብሎ ዝደሊ ኣብ ኩሉ ስራሕካ መስሓቅ ዕዋላ ግን ከኣ ኬፍ ዘለካ ኣብ ሓቀኛ ሂወትካ ከመይ ትከውን? ተመርዒካ ዲካ ወይ ኣፍቃሪትካ ብስራሓትካ ከመይ ትገልጸካ? መልሲ ክጽበ አየ!
Adu shikor good job keep it up!👏👏 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Eza hto nay tegaru tEsr ala ab mewedaeta kthata nerka muda serkaya adu kea ajoki thyli kem deleki eyu zerie Be strong
Adu aytfrhi gin tetenkeku❤️👍
ኣዱ ሓፍተይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ ነይረ ሎሚ ግን ንኡሽተይ በዲልኩምና ንተጋሩ ኣሕዋትና ተሳቅዮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብጣዕሚ ሓዚነ ተገይርክሙዎ ብጣዕሚ ጌጋ አዪ ተዘይገይርኩሙዎ ዶሞ ኣምላክ ይሓሊኪ ኣዱየይ ብዝተረፍ ኣዱየይ ሰላም ንዓኪኪ
I love you hani and aduye and deki erey natey 🇪🇷❤️
ዋውው ኣዱ ጅግና ናይ ብሓቂ ዘሖጉስ መልሲ አድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣዱ ሽኮርር
ኣጆኺ ኣዱ ከይትግደስሎም ጓል ኣስመራ ጻዕዳ ዕጥጥ ከይብለኪ 🇪🇷ey
@hanerhaner7983
2 жыл бұрын
entay emo gal asmera entekonet, ab sidet ka tinebir ala. siq elaka ane wedi ezi nusu wedi ezi adi u ayrebihenan u. just respect each other and we are all eqaul. ezi snetebebawit gin ezi kulu ziwerida zelo hasot entekoynu, bitiami tibidel ala
@brundo6783
2 жыл бұрын
@@hanerhaner7983 ata wedi rimey ane ko ajoki kebla sle zdeleku eye entedelika gn gual erey ileya aleku
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@erigirl9358
2 жыл бұрын
@@hanerhaner7983 entay emo gual Asmara shikor tebela lol
You are always beautiful Adu shukor. Egzabeher mesaki eyou. .
ጽቡቕ መደብ ኣዱ ናትና።ኣብ ጉዕዞ ሂወት ብዙሕ ፈተናን ፈተንትን ኣለው ስለዚ ኣዱ መበርትዒኺ ከም ዝኸውን ይኣምን።ከምቲ ወርቂ ብሓዊ ዝፍተን ወዲ ሰብ ድማ ብሽግርን ጸበባን እዩ ዝፍተን ስለዚ ከም ጽብቕን መንጠሪ ባይታን ምኻኑ ዉሰድዮ።ካብ ኣዝዩ ዝፈትወክን ኣድናቒ ኩሎም ስራሕክን ስደተኛ ኤርትራዊ ሓውኺ።ሃኒባል ድማ ጽቡቕ መደብ ኣቕሪብካልና ።በጃኹም እዛ ሕቶ ኣብጽሑለይ ትፈትውዮ ደራስን፡ትፈትውዮ ደራፍን መን እዩ።ካልኣይቲ ሕቶ ድማ ኣብ ዓለም ንምንባር ክልተ ምርጫ ተዝዋሃበኪ ካብ ኣዴኽን ወይ በዓል ቤትኪ ንመን ምበልኪ ።የመስግን።
Deki eriy kabezam hasdet egziabher amlek yehalwakum✝️🙏
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበራ
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
ሰሜናዊት ኮኾብ ኣዱ! ኣጆኺ ካብቶም ዘጸልሙኺ እቶም ዝፈትውኺ ይበዝሑ! ውሽጥኽን ደግኽን ጽብቕቲ ፍጥረት ኣብ ዓድኺ ከብርኪ ትነብርሉ ግዜ ይምጽኣልኪ
🥰 Aduye shkor! God bless you ☺️
Nay bhaki tesfa zelewa Abay seb eya zemenki ybarek, 1000 kemaki yweleda Aden zfetwa ,darga kulen sdet ymerxa, Adu gn Nadey eye mbalki btaemi Rai Aleki emo Be strong!!!🇪🇷🐫🐫🇪🇷🐫
ሃኒ ቦይ ዕድሚኣ ግን ኣውሒዳቶ እምበር ጽቡቅ መደብ ንዒ እባ እዱ ሽኮር ዕድመኺ ግን ኣውሒድክዮ
Haniye love and adu love you so much
Aduye shikor amlak edmen tienane yhabki. Hani hawey kexlwo xbuk mzngai keep it up
2tecum shecacur xbukat God bless you queen and king Thanks great interview.!!!
Aduye mekeret edemen tienan yhabki ❤️
መጀመርታ ማኣዛ ሓፈተይ ሰላምኪይብዛሕ ኣብ ሂወትኪ ሰላምቅሳነት ኣብስራሕኪ ከዓ ኣሳልጦ ይሃብኪ ብጣዕሚ ዘድንቀክን ዝፈትወክን ተዋሳኢት ኢኪ ሕቶ ግን የብለይን ኣድንቀተይ ግን ክገልፀልኪ,ይደሊ ሃኒየይ ከዓ ዝፍትወካንዘድንቀካን ኢካሰላምኩም ይብዛሕ ንኩሉዓለምሰላምን ምርግጋዕን ኩነትወረ ኪነት የጥፈአልና ግዴታ ግንሰላምታይ ኣብፀሐለይ ሃኒየይ
@negstigebretsadik7648
2 жыл бұрын
ብርእስ ምትሓት ዘትስቅኪ ንወጀለኛ ክትድንቂ😡
@user-bt4ln8oi7e
2 жыл бұрын
@@negstigebretsadik7648 ኣበይ ሪኢኪ ኢኪ ወንጀለኛ ትብለኪ “ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ።” - ወንጌል ማቴዎስ 7፥1-2
@selamselam8822
2 жыл бұрын
Azu tebareki tebareki tebareki egziabiher yfreda bzeyreanayo gin aynferdin
@dallasfortworthtx5373
2 жыл бұрын
@@negstigebretsadik7648 ንስኪስ ጓል ኢኪ ነቲ ኣብ ልዕሊኣ ዝወርድ ዘሎ ጸለመ ኣባክን ኣብ ጓልክን ከይወርድ
@user-lw1cs9oy1v
2 жыл бұрын
@@user-bt4ln8oi7e ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክና መሰተውዐሊ ልባና ይዓድለና እምበር እንሕናስ በሓሳት ኢና ንምስክር ዘለና
ሃኒ ሓወይ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ኣዱ ሓብትና ውን ጸለመ ሰባት ኣይትገደስሉ ካብ ኣዚየ ዘድንቀኪ ሓውኪ።
Adu thanks God bless you my sis
ግጉያት እቶም ሓተቲ ዘይኮኑ ነዚ መደብ ዘተአናግድ ዘሎ ሰብ ግላውን ዘቤታውን ሕቶታት ሒዙ ምቕራብ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ዘቕረቦም ሕቶታት ተአፋፍነቶም አብ ግምት ዘይእተወ ድሩት ዓቕሚ ሓደጋታት (ግርጭታት) ዝብሉ ዘስዕቡ ሽግር አብ ግምት ዘይእተው ናይ ቆልኡ ፀወታ ጭርጭር ዓበደ እዩ::
ኣጆኺ ኣዱ ሓፍተይ ከምዚ ዘለኽዮ ቀጽልዮ ንፍዕቲ
@iteentertainment
2 жыл бұрын
ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
@yordulove3961
2 жыл бұрын
@@iteentertainment gerelka akeku hawey nska ka gberley
Adu haftey edmen tenan yhabki ,abtkedyo mengedi egziabihier amlak msaki ykun
Great show we love you all.
Edu mqert gal ereyyy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
ከምዚ ከማይ ክጽበያ ዝቀነየ ኣሎ ዶ?😁❤️
ኣዱየ ምዓረይ ኣነ ትግራወይቲ እየ ግን ንስኪ ኣብዙ ስራሕ ልተጋሩ ምእሳር ከምዘይ ትውዕልዮ ይፈልጥ እየ ኣዱ ኣብዙ ስራሕ እዚ ኣይትውዕሊ ኢለ ውን ልክንደይ ተጋሩ ፀየዮም እየ ኣጆኪ ኣዱየ ኣይትገደስሎም ግን ሓደ ኣምሓራ እዩ ኣድያም ስብሃቱ ልተጋሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትእስሮም ኣላ ኢሉና እዞም ሓደ ሓደ ተጋሩ ውን ናማን መሲልዎም ኣድያም ልተጋሩ ተእስር ኣላ ላበሉ ቀንዮም ግን ኣጆኪ ኣዱየ ሸለል በልዮም♥💎💎✊✊
Ajoki adu keniom eyom , Srahki kexli God Bless u
🇪🇷💪💕ሃፍተይ ናተይ ኣጆኪ ሃርኮትኮት ሲለዚ ቲብሊ ሃሳድ አንዲዩ ሰብና ኪቲሃሚ የብልኪን ኣነ ቢሊቢ አየ ዝፈትወኪ( ሶኦ)አዲኪ ኪቲህቢ የቢልኪን ቢሊቢ ዝፈትወኪ ጋል ከረን ሎቨ... I love you so much
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
@johntesfamariam859
2 жыл бұрын
እቲ ዝጸሓፍክዮ ምትብባዕ ደስ ኢሉኒ ግን ግእዝ ኣጸሓሕፋ ትግርኛ ከኣ ኣማዕብልዮ። ይቅሬታ ኣይዓበኽሉን ትኾኒ ወይ ካልእ መክንያት ይህልወኪ ኣነ ግን ክትክልዮ ካብ ዘለኒ ባህጊ እዩ እምብር ንምንቃፍ ኣይኮንኩን።
Hanni & Adu ❤❤🙏🙏👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤........
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት!!
Adu habtey btami yezednqekin zfetwekin ajoki qexlyo 😍😍😍😍
I am proud of you adu shokorr keep it up great arirtist ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ኣዱ ሓበን ናትና ብጥዓሚ እየ ዝፈትወኪ 🇪🇷👸🏽❣
Mkirtie fitret ajkie ete zey wealikiyo xegem yelen Amilak edemn tienan yhabikim 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷💋💋💋💋💋
@Teklia_artwork
2 жыл бұрын
ኣብዛ profiley ኣቲኩም subscribe ግበሩ የሕዋት! ነዓካትኩም ነጻ፣ ነዓይ ግን ዓቢ ሓገዝ ስለዝኮነ!! የቀንየለይ ብሩኻት
Adu mekrti betami eye zednkeki be kulu negerki ewite sele zekonki ♡♡♡
ኣዱ ሽኮር እድመ ትእና ይሃብኪ ፈጣሪ So Love you Deki Erey