ደቀይ

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp.com/DjxeEUm5sAb...
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 661

  • @wedimhrey2995
    @wedimhrey29959 күн бұрын

    ኣጋንንቲ ዘሳደደ፡ ምዉታት ዘተንስአ፡ ላምጻማት ዘንጸሀ፡ ካብ ዝተፋላለየ ዓይነት ማእሰርቲ ናጻ ዘዉጸአን ዘዉጽእን ጎይተ ኢየሱስ ክርስቶስ ይብጽሓያ እዛ ቤት።

  • @zaidteklay67

    @zaidteklay67

    3 күн бұрын

    Amennnn❤❤❤❤

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o12 күн бұрын

    ኣታ ብሩክ ሓወይ መምህር ፀጋይ ብመናእሰይ ኣሲርኩም ንሰሙን ማይፆሎት ተትወስድዎም ምተፈወሲ ብኣማላድነታ ድንግል ኣዴና ማርያም ፈጣሪ ይሓግዝኩም ዋ ፅበል ትሓባበርዎም😪😪🙏

  • @user-bf4nc4ud5m

    @user-bf4nc4ud5m

    9 күн бұрын

    እወ አቦሃደራ ዝብሃል መጨሎት አሎ ፅቡቅ😢😢

  • @hehhggd
    @hehhggd12 күн бұрын

    ኦ ኣምላኽ መሓሪ ኩሉ እዛ ገዛ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምታ 🙏🙏🙏

  • @senaittekle8405

    @senaittekle8405

    12 күн бұрын

    Amen

  • @BdMs-ci3dp

    @BdMs-ci3dp

    12 күн бұрын

    አሜን😭

  • @user-nj2dl9gi2d

    @user-nj2dl9gi2d

    11 күн бұрын

    አሜንአሜንአሜን

  • @Abii891

    @Abii891

    11 күн бұрын

    ኣሜን፫

  • @GenetAlem-ys4ue

    @GenetAlem-ys4ue

    11 күн бұрын

    Amen

  • @alemtsehayasefa6862
    @alemtsehayasefa68623 күн бұрын

    ኩሉ ንካአሎ ቅዱስ እግዚአብሔር ብምህረቱ ይመልከትኩም አሜንንን

  • @fioriberhe663
    @fioriberhe6635 күн бұрын

    Bshm yesus agantawie srah kulu ztegebere abza biet Bshm yesus yfres. 🙌🙌🙌

  • @user-yq6st1kt6l
    @user-yq6st1kt6l12 күн бұрын

    ንዛ ገዛ ምሕረት የውርደልካ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shewitbahta4494
    @shewitbahta449411 күн бұрын

    😭😭💔ብጣዕሚ የሕዝን💔 ክቡር ሓዉ ሓደራኻ ከም ገለ ጌርካ ምስ መሓዙትካ ተሓባቢርካ ነዞም ስድራ ኩሎም ናብ ማይ ጨሎት ውሰዶም ፥ ዓስቢ ካብ ልዑል እግዚኣብሄር ክትረኽቦ ኢኻ ፥ መድሓኒ ዓለም እዛ ገዛ ብምሕረቱ ይመልከታ 🙏

  • @arsemawtabraha5926
    @arsemawtabraha592611 күн бұрын

    ፀበል እዮ ዘድልዮም ተጠሚቆም ይዶሕኑእዮም አምላክ ምሕረት ያውርደሎም💔☝️☝️🤲🤲🤲🤲

  • @SenaytSenayt-kg7yr
    @SenaytSenayt-kg7yr11 күн бұрын

    ዉይ የከኣልኩይ ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራ ታሪኮም ቀይሪ😢😢😢😢

  • @marbayname
    @marbayname19 сағат бұрын

    ኦ እግዚአብሔር ብምሕረት አዕንትኻ ጠምታ እዛ ገዞ🙏🙏🙏

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe11 күн бұрын

    ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ክልተ ጊዜ ምርኣይ ይሰውረና😢😢ይሕዋተይ ድማ ኪዳነምህረት ጽላላ ተብረልኩም😢😢😢

  • @user-vg5pz7ln5j
    @user-vg5pz7ln5j6 күн бұрын

    ሊቀ መላኣክቲ ቁዱስ ሚካኤል ይብፀሐልኩሞ😢😢

  • @simonabrehale604
    @simonabrehale6043 сағат бұрын

    ክብር ሓወይ ብጣዕሚ ጽጋኡ የዝሓልካ ኣምላኽ የሕወትና ኣምላኽ ምሕረት የወረድሎም ፈጣሪ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam122 күн бұрын

    አቤት ፈተና ናይ ሰብ መወዳእታ ዘይብሉ ብሰብ እንተኾይኑ አምላክ ይፋረዶም እዙ ኹሉ ፍልጠት ሒዞም ንባዕሎም ኾይኖም ንሰብ ዝተፉ ተአሲሮም ኮፍ ኢሎም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ አቱም ሰናይ ስራሕ እትሰርሑ ብዝወፀ ይተክእ ወፊርኩም ተመለሱ 😢😢😢😢😢😢

  • @Ygg-fu9kr
    @Ygg-fu9kr12 күн бұрын

    ብጣዕሚ ዘሕዝን እዮ እዞም ቆልዑ ብመተት እዮም ተአሲሮም ዘለው እና መምህር ፀጋይ ሓወይ ተሓባቢርኩ ኣሲርኩም ዋላ ፀበል ውሰድዎም በጃኩም እፍፍፍ😢

  • @Saamrhaamad
    @SaamrhaamadКүн бұрын

    ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ ጠምታ እዛ ገዛ 😥😥

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y10 күн бұрын

    እግዝኣቢሔር ኣምላክ እዞም ስድራቤት ብዓይነ ምሕረትካ ጠምቶም ምሕረትካ ኣውርደሎም በጃኩም ኣሲርካ ጸበል ይታሓጸቡ ክማሓሩ እዮም😥😥😥😥

  • @user-zf6zl2zh4p
    @user-zf6zl2zh4p12 күн бұрын

    በዛኻ ፁቡቅ ምግባርካ ዘይቀሪ ፀበለልልል 😢😢😢😢😢ዉሶዶም ኢድ ሰብ እዩ ሓሊፉዎም

  • @user-te9kv8ce1s
    @user-te9kv8ce1s12 күн бұрын

    ወይይይ😢😢😢ናብ ጸበል አሲርኩም ውሰድዎም እዚ መተት ክከውን አለዎ ኩሎም የዕቢዶም ከይተሓጋገዙ ምእንታን እዮም ማዓረ ጌሮምም ዝኔው

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    11 күн бұрын

    😊😊😊😢😢

  • @BlesssedDay

    @BlesssedDay

    11 күн бұрын

    ናብቲ ጸበል ትብልዎ ዘለኩም፡ኪከዱስ ገንዘብ እዩ ዘድልዬም

  • @Kanal0809

    @Kanal0809

    10 күн бұрын

    💔💔💔💔

  • @wegihukesete5392
    @wegihukesete53929 күн бұрын

    Amlak aboy mihireto yewrdolom🙏🙏

  • @abooa8769
    @abooa876912 күн бұрын

    ፀላእየ ልቡ ይሰበር ኣነስ ኣይካኣልኩ እፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭 ቅዱስ ገብሪኤል ኣበይ ካብ እስራትኩም ይፍታሕኩም ታሪኩም ይቀይረልኩም ኣቱም ሰባት ናጋ ጋሓት ክንሞትስ ክንዲዚ ጭካነ እሞ ከማካ ሰብ እሞ ኣብዛ ዓለም ዘይንንብር ኣቱም ደፍታራታት ጠንቆልቲ ሸወጥቲ ክታብ ኣፍዝ ኣደንግዝ ናበልኩም ትውዕሉ ወይለኩም ነብስኩም ናጋ ጋሓት ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ክትቆሙ ኢኩም እንታይ ኢልኩም እኩም ክትምልሱ ልነብሰኩም ምሓለክምላ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @fuch9239

    @fuch9239

    11 күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    11 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @LemLemHadush

    @LemLemHadush

    11 күн бұрын

    አግዚብሔር አምላክ ምሕረትየውርደልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ko2hx6mg1m

    @user-ko2hx6mg1m

    11 күн бұрын

    ምሕረት የውርደሎም እግዚአብሔር ኣምላክ 👏 እወ እዚ ጸላኢ ሰናይ እዩ ኣሲሩ ናብ ጸበል ዝወስዶም ከምረከቡ ክሓውዩ ነይሮም ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ 💔😥😥

  • @Sanirey777

    @Sanirey777

    6 күн бұрын

    Ygerm u seytan alo nbl nbalna seytawnti

  • @user-gs3co7kh2p
    @user-gs3co7kh2p3 күн бұрын

    እዝጋቢሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደላ ዛ ገዛ

  • @liyateam9120
    @liyateam912012 күн бұрын

    ምስዚ ምሉእ እምነቶም ከምዚ ኢሎም ምፍታኖም ኩሉ ንፅቡቕ እዩ ኣጆኹም ዝኣመንክሙዎ ኣምላኽ ኣይገድፈኩምን

  • @birikitialemayo3516
    @birikitialemayo351612 күн бұрын

    ኦ' ኣምላኽና ፈውሲ መድሃኒትካን ምሕረትካን ስደድ 🤲🤲🤲

  • @Sarah-ut6nk
    @Sarah-ut6nk12 күн бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ እዋይ አሕዋተይ አታ እንታይ ጉዱ እዩ መምህረይ በጃኻ ምስቲ ሰፈር ተሓባቢርኩም ማይጨሎት ውሰድዎም ፈጣሪ ከአ ክምሕሮም እዩ

  • @zem1988
    @zem198811 күн бұрын

    ምሕረት የውርደሎም፣ ኣቤት ሰላም እንተ ዝኾውን ነይሩ ጋብር ደርዓንቶ ወሲድካ ጸበል ምሕጻቦም። 😢

  • @user-vj7vn6mz8u
    @user-vj7vn6mz8u6 күн бұрын

    😭😭😭😭😭 ጌታ የሱስ ብምሕረቱ ይጎብንኹም።።

  • @SolomonKebede-uw7vl
    @SolomonKebede-uw7vl12 күн бұрын

    መምህረይ በይዛኻ ሓደ ነገር ግበር ዝሓወይ 😭😭

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    11 күн бұрын

    ❤❤❤😊😊😊

  • @bettyboo7783
    @bettyboo778312 күн бұрын

    ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም እግዚኣብሄር ዝሰኣኖ የለን እሞ ፀበል ኪዲ ቸሩ መድሀኒኣለም ምህረት የውርደልኩም መምህር ፀጋይ ብደቅካ ተሀጋስ ኣምላክ እናታሀጏስካ ንበር ተባረክ

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki23465 күн бұрын

    😢😢😢 ኣቤት ጎይታይ መዓረይ፡ ምሕረቱ የውርደልኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ

  • @sethnegassi8948
    @sethnegassi89484 күн бұрын

    እግዝአብሄር ምሕረት የውርድ አምላክ

  • @amangebrit4030
    @amangebrit40309 күн бұрын

    እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኹ

  • @user-sz6ib8qh6b
    @user-sz6ib8qh6b11 күн бұрын

    Egziabhier aboy mhretka lakelom (amen)

  • @user-zn3dm4nj1t
    @user-zn3dm4nj1t8 күн бұрын

    የሕዝን እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይልኣኽ

  • @selamgebrehiwet579
    @selamgebrehiwet5795 күн бұрын

    Oh lord😢😢 be heal in Jesus name

  • @SemhalTekle
    @SemhalTekle10 күн бұрын

    ቀፅለሉ።🙏🙏🙏

  • @mmn108
    @mmn10811 күн бұрын

    ምሕረት ይልኣኸሎም መድሃንይኣለም ክርስቶስ 😢😢❤❤❤

  • @Abeba-e8x
    @Abeba-e8x11 күн бұрын

    እፍፍፍፍ መድሃኒ ኣለም ምሕረት የውርደሎም 😢😢😢😢 ትዛረቦ ይጠፍአካ 💔እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ ፀጋይ ሓወይ 💚💚 እምነቶም ካኣ እዞም ወለዲ ምጥንካሮም 💚💚💚 እመብርሃን እምነቶም ሪኣ ሰላምን ምሕረት ተውርደሎም 👏👏👏

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m12 күн бұрын

    ሰላም ብሩኸይ ዘይተረኣየ እምበር ክንደይ መከራ ዝሓቆፈ ገዛ እዩ ዝኒሀ 😢😢😢 እግዚአብሔር አቦይ ፍውስካ ላአከላ ነዚ ገዛ ብምሕረት ጎብንያ 🙏🙏 ናብ ማይጨሎት ተሎ ተዝውሰዱ ፅቡቅ ነይሩ ከምቲ አቦ ዝብልዎ እዚ ጠጠው ኢሉ ዘሎ አስጋኢ እዩ ምስ ውኒኡ ሰለ ዘየለ 😢😢😢😢

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana10 күн бұрын

    😭😭😭በጃኹም ናብ ማይፀሎት ውሰድዎም ልበይ ተሰይረ 😭💔💔💔ወይለኻ ገባሪ ክፉእ ኤህ ኤህ ኤህ 😭😭😭

  • @lealemalemamen9029
    @lealemalemamen902912 күн бұрын

    ኩቡር ሓው ከፊልካውን እንተኾነ እዛ ገዛ ክትጸርይ ተትግበር ጽቡቅ ይመስለኒ፣ ቁሩብ እታ ሓፍትና አብ ዝሓሸ ጥዕና ምህላዋ ተስፋ አለዎሞ እታ ገዛ ሰብ አተሓባቢርካ ክትጸርይ ተዝግበር ይምረጽ።

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    11 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤😊😊😊

  • @destakonjo2505
    @destakonjo250511 күн бұрын

    ተዝካኣልስ ንዞም ዓዲ ነጊርኻ ኣታሓባቢርኻ ማይ ፆሎት ምትሓፀቡ እሞ እግዚአብሔር እዉን ኣይጭክነሎምን ስድራ ገዛ ኹሎም ኸሕዝኑ😢 መምህር ፀጋይ ፀጋ ጥዕና ይዉረስኻ ❤❤ንቶም ገዛ ዉን ሙሉእ ምሕረት የዉርዶሎም

  • @user-iu6fx6rr2n
    @user-iu6fx6rr2n3 күн бұрын

    ኡፍፍፍፍ ኣነስ ኣይካልኩን እግዛብሔር ኣቦይ ምሕረትካ ልኣከሎም ።ከምዛ ታዓዊትካሎም ዘለካ ሓደ መዓልቲ ማጨሎት ተትወስዶም እሶም ምስ ተምሓሩ እስካ ካ ምስ ተዓወትካ ነርካ ክቡር ሓው።

  • @user-nm1ek3fs3j
    @user-nm1ek3fs3j2 күн бұрын

    አግዚአብሔር መሓሪ አዩ ሞ ምሕረት የውርደልኩም ስድራይ🙏

  • @genetkebede3379
    @genetkebede337911 күн бұрын

    Medahiyneyalem. Yimarachew. ❤❤❤❤❤❤

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp4 күн бұрын

    እግዚአብሔር ምሕረት የውሩዶሎም😢😢

  • @NgjcbXhdb
    @NgjcbXhdb3 күн бұрын

    መድሃንአለም ምሕረት የውርደልኩም

  • @mekdiyoutube
    @mekdiyoutube11 күн бұрын

    ኪዳነ ምህረት ኣደይ ሓደራኺ ብዓይኒ ምሕረትኪ ጠምትዮም 😢😢 ፀጋይ ሓወይ በጃኻ ሰብ ግበረሎም ማንጨሎት ዘሕፅብ 😢ታሪኽ ከም ዝነበረ ክኾኖሎም 😭😭😭 ኣቱም ፈጣሪኹም ረሲዕኩም ብ መተት ሰብ ትኣስሩ ግን ፅባሕ ንጉሆ ኣብታ ሰማይ ዋሕስ ኣይትረኽቡይ ሞ እግዛአብሄር ይፍረድኩም መናእሰይ ኢዶምን እግሮምን ኣሲርኩምዎም እንታይ ትረኽቡ 😭😭🥺

  • @joniermi
    @joniermi12 күн бұрын

    ኡፍፍፍፍፍ ኣየ ስድራይ ማዓረይ ክንደይ ከ የደንግጹካ፡እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ምሉእ ምሕረት የውርደልኩም ናብራ ቐደምኹም ጥዕና ቐደምኩም ይምለሰልኩም።😢😢😢💔💔💔🙏🙏🙏🙏

  • @BinyamHagos-rc1yz
    @BinyamHagos-rc1yz5 күн бұрын

    ምሕረትካ ስደደልና ኣምላክ ኣቦይይ

  • @astertekle474
    @astertekle4749 күн бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደሎም ኣምላኽ ይርዳእ 🙏🙏🙏

  • @AmeteIsak-hs9se
    @AmeteIsak-hs9se10 күн бұрын

    እግዚኦ መሃረና ክርስቶስ

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane33896 күн бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢 እቲ ኩሉ ዝኽል ኣምላኣኽ ሰላም፡የውርድ።

  • @user-xy8yf5xn8p
    @user-xy8yf5xn8p8 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልኩም እመብርሃነይ ትፈውሰኩም 😢

  • @trhasgide-pl9wi
    @trhasgide-pl9wi12 күн бұрын

    እዋይ ኣነ የሕዋተይ😢😢😢 ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረትካ ለኣከሎም መ/ም ጸጋይ ሓወይ ናይ ጸላኢ ሰናያት እዩ እንተክእልኩም ማጨሎት ውሰድዎም ምሕረት የውርደልኩም እህም 😢

  • @smirhss4421
    @smirhss44219 күн бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp974211 күн бұрын

    ክቡር ሓውና ብዝወፀ ይተከአልካ ኣምላኸ ቁዱሳን ኣብ ዓምደ ወርቁ ይፃሓፍልካ ዝሓወይ 🙏

  • @LenaLena-yx5sh
    @LenaLena-yx5sh11 күн бұрын

    ወንድሚ ፀበል ብትወስዳቸው እሚያግዝህ ፈልገህ

  • @user-nd6pk5gn6h
    @user-nd6pk5gn6h11 күн бұрын

    ኦ ኣምላክ ኣቦይ ኩሉ ዝከኣለካ ንዓካ ዝሳኣነካ የለን እሞ ምሕረትካ ላኣከሎም ታሪኮም ቀይሮ😢😢 መምህረይ ኣምላክ ይሓግዝካ ማይፀሎት ውሰዶም መምህረይ እመ ብርሃን ፅላል ትኩንካ ክቡር ሓወይ ❤❤❤

  • @user-zj2wu6uf3p
    @user-zj2wu6uf3p7 күн бұрын

    Uffffffffffffffffffffffffffff እግዚኣብሔር ምሕረት የዉርደልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Betelhem159
    @Betelhem15911 күн бұрын

    ❤️😭ምሕረት የውርደልኩም ስድራይ

  • @btm167
    @btm16711 күн бұрын

    እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም😢😢😢

  • @LiliYaynu
    @LiliYaynu12 күн бұрын

    Bejakum tehababirna wala krshi andakefelna machelet nehtsbom 😭😭😭😭😭😭

  • @selu1042
    @selu104210 күн бұрын

    ምሕረት የውርደልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ😢

  • @evacell668
    @evacell66811 күн бұрын

    ምሕረት የውርድ ኣሕዋተይ ፡ አቦዋይ ነቢዐ ፡ምሕረት ኣባካ እዩ አምላከይ

  • @marym9462
    @marym946210 күн бұрын

    ቸሩ መድሃኒኣለም ምሕርት ያውርደልኹም 🙏💔😢

  • @brijap5171
    @brijap517112 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ምሕረት የልኣኸልኩም ዕሸላተይ🤲 መ/ረ ፀጋይ እዉን ሉኡኽ ናይ እግዚኣብሔር ከይንካ እትሰርሖ ስራሕቲ ፀጉኡ የሕድረልካ ፈጣሪ

  • @Nabunabitey
    @Nabunabitey11 күн бұрын

    Amlak mhret yewrdelkum 🙏🙏🙏

  • @user-fc7gj9su7q
    @user-fc7gj9su7q9 күн бұрын

    ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሕረት ኣዉርደሎም ነዛ ቤት ሰላምካን ምሕረትካን ለኣከላ😢😢😢

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi11 күн бұрын

    Egziabiher mihiret yewuridelom Eway ahiwatey aboy miarey ajoka Emebirihan bilumania aye tifeleyokum atum bidegef tetababue zelekum kiaa Egziabiher yihabikum

  • @raheltechan1839
    @raheltechan183911 күн бұрын

    Ohhh Egzeabher amlak selamka leala neza geza

  • @EhamAs-ep9co
    @EhamAs-ep9co8 күн бұрын

    ኪዳና ምህርት ኣደይ ሓደራኪ ብዓይኒኪ ምሕረትኪ ጠምትዮም 😅😅😅

  • @user-kq3fy2vk5q
    @user-kq3fy2vk5q11 күн бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ 🙏

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d11 күн бұрын

    እግዚአብሔር ምሕረት የዉርዶሎም ኣሕዋተይ

  • @eteneshyosef1052
    @eteneshyosef105212 күн бұрын

    እዋዋዋዋዋዋዋዋ ስድራይ ቅድሜኩም ድአ አቦይ እግዚአብሔር ታሪክ ቀያሪካ ኢካ እሞ ናዛ ገዛ ምህረታ ልዓከላ

  • @makitemesgen3386
    @makitemesgen33868 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ምሕረት የዉርደልኩም ኣይይይይ ምሕረት የለኣከልኩም ኣይይይይ ናብ ማይ ፆሎት ዉድዎም😢💔💔

  • @hiwaen
    @hiwaen9 күн бұрын

    ጌታ ሆይ ምሕረት ኣዉርደሎም 😢😢

  • @BrhanBrha
    @BrhanBrha11 күн бұрын

    Efffffff Fetari Mhret Yewrdelkum Ahwatey 😢💔💔💔

  • @ZafuTesfay-tm6op
    @ZafuTesfay-tm6op11 күн бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸሎም😭😭😭😭😭😭

  • @user-vn8sf1lz8h
    @user-vn8sf1lz8h3 күн бұрын

    ፀበል ኣ.ኣበባ ይክዱ ክንሕግዞም

  • @zufanghermai7459
    @zufanghermai745910 күн бұрын

    እዝግዮ ኣይትተዓደሎ!! ጎይታ ሕለፎ!! 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samiapp5324
    @samiapp53247 күн бұрын

    ዋይ የሕዋተይ 😢😢😢😢 ኣምላክ ምሕረት የውርድ

  • @user-wr1pg1ky7l
    @user-wr1pg1ky7l11 күн бұрын

    እግዛብሔር ይምሓርኽም ኣሕዋተይ

  • @bestebeste5137
    @bestebeste513711 күн бұрын

    ኣህህህ ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም መድሃኒ ኣለም መድሓኒቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ 😥🙏🙏🙏

  • @user-ul3yt9uw1c
    @user-ul3yt9uw1c2 күн бұрын

    ኣምላክ ካብዚ ይሰውረና ንሕሙማት ፈውሲ ምሕረት የውርደሎም🤲🤲🤲👏👏👏 ወለዲ ከኣ ትሕጎስሉ ዕለት የምጸኣልኩም ኣጀኩም🤲🤲🤲

  • @sarayan525
    @sarayan52511 күн бұрын

    መምህረይ ማይ ፁሎት ዉሰድዎም 😢😢😢😢😢😢ዋይይይይ

  • @selmalovefiseha3679
    @selmalovefiseha367911 күн бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም 😢

  • @senait6690
    @senait66906 күн бұрын

    Egziabiher amlak yebxahkum.

  • @user-gh4gx4uy6m
    @user-gh4gx4uy6m11 күн бұрын

    ፀበል ፀበል ፀበል ውስድዌም 😢😢😢😢

  • @user-si5bx5vl9f
    @user-si5bx5vl9f11 күн бұрын

    Egzabhier Mheretu ylakelom.😢😢😢😢

  • @qrffuyr963
    @qrffuyr96311 күн бұрын

    Amlak aboy bayni mhretka temtom 😢😢😢

  • @user-ko6tf2xh6y
    @user-ko6tf2xh6y12 күн бұрын

    ዋይ መምህር ሃወይ ኣምላክ ሰሪሁ ኣይልውጥካ ንዞም ቆል ኡ ምህረት የውርደሎም ዌለድይ ድማ ት እግስቲ ይሃብኩም ፀሎቶም ኣምላክ ይስማኣዮም

  • @user-ch8uo5tb2f
    @user-ch8uo5tb2f3 күн бұрын

    እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ😥

  • @user-to2qg8ls9j
    @user-to2qg8ls9j10 күн бұрын

    ፈጣሪ ምሕረት የልኣከልኩም🤲 😢ኣቦይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይዳፋእ😢😢

  • @lidiya8452
    @lidiya845211 күн бұрын

    eway yehwatey fetari mhret yewrdelkum 😭😭😭😭 alem godolo

  • @user-ey4zb1uh6b
    @user-ey4zb1uh6b11 күн бұрын

    ኣምላክ ምሕረት የዉርደሎም 🙏🙏🙏😥😥😥

  • @trhastesfay1706
    @trhastesfay170612 күн бұрын

    በስመአብ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ በጃካ መምህረይ ማይ ፀሎት ክሕፀቦ ግበረም ናይ ሰብ እዩ ሰብ ዝኣሰሮ እግዚአብሔር ክፈትሐም እዩ

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo45610 күн бұрын

    ኣምላከ ሰማእቱ ቅዱስ ጊዮርጊስ ነዛ ገዛ ብፅሐያ ጎተተይ ምሕረቱ የውርደልኩም

  • @spiritandlifeword
    @spiritandlifeword11 күн бұрын

    ምሕረት እግዚኣብሄር መዋፅእቲ ክፈጥረልኩም ይኽእል እዩሞ ኣጆኹም መድሃኔኣለም ተኣመንዎ ተስፋ ከይትቖርፁ።

  • @user-mx1pm4uw3g
    @user-mx1pm4uw3g7 күн бұрын

    እግዚአብሔር ምሕረት ይልኣክ😢😢😢

Келесі