Congratulation the Tigrai people becuase unconstitutional political power by corruption 60 years Isayas Afewerki professional advice for the pri minister Aby Ahimed all the problems ንግስነታዊ መንግስቲ ንምትካል ናይ ሐዋሩ መደቦ ሳላ ህዝቢ ትግራይ ዝከፈሎ መስዋእቲ ሕግን ሕጋውነትን መንግታት ንክህሉ ኣምላክ እሐግዝኩም
Пікірлер: 263
እዋይ ሕዝቢ ትግራይ ጅግና። ብታሕጓስ ንብዓት ስዒሩኒ።ሕዝቢ ትግራይ ንፈጣሩኡ ጥራዩ ዝንብርከኸ❤❤❤አምላኸ ይመስገን
ዓሽ ዓሽ ደቅነይ ሕማምኩም ሕማምና ተመስገን እድመይ ጢዒናይ ንዞም ቡሩኻት ደቅኹም
God blessed you Guys l’ am so happy about you🙏🏽🌿🩵💙🇪🇷
@Targetmidea
16 күн бұрын
Thank you
@HiwotKidanemariam-bu6yn
16 күн бұрын
❤❤❤
እንኳዕ ናብ መረበትካ ተመለስካ ውጹዕ ህዝቢ ፀለምቲ ዘሐጉስ ዜና ።
የቐንየልና ሰራዊት ትግራይ።❤❤❤
ተመስገን ኣምላኽ❤❤❤❤ ንቶም ዝተረፍ ናብኡ የብቀዐዮም❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
15 күн бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ማሻኣላህ❤❤❤❤
ትግራይ ናይ ውልቀ ሰባት አይኮነትን ሳላ ህዝቢ ሰልፊ ዝገበረን ሳላ ሰራዊትናን እዪ
@aronyonas7563
15 күн бұрын
አይመለከትህም ውጣ የአረብ ጁዊሳ ተዘጋጅ ወደ ሲኦል
@HagerSelam-d9p
13 күн бұрын
Ech. TU. TU. Tu. TU. TU. TU. Tu
@HagerSelam-d9p
13 күн бұрын
Ech. TU. TU. Tu. TU. TU. TU. Tu
እግዚአብሔር ይመስገን ላበልኹ ኣምሓራይ እዚ ትርዕዮ ተሎ ደስ ኣይብሎን እቲ ህዝብና ከይውድዕዮ ብምስጢር ምርዓ ኣድላይ እዩ ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Wow wonderful Dr Getachw Reda በርታ. በርታ. ልክ ከአሁን ቡሁ. ላ. ልክ እንደሰለጠኑ. ሀገሮች. በውይይት. ጉበዝ ጅግና. መሪ ነህ በርታ
@aronyonas7563
15 күн бұрын
we are intellectual don't worry about miss state tigray Do your oun
Temesegen menyesanew geta ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ተመስገን ጅግና መራሕና ቓፅለሉ
ከምዚ ጌርካ ዝበልካዮ ምግባር እዩ መለለዪ ተጋሩ።
እንካዕ ደስ በለካ ዉፁዕ ህዝብና❤😢❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
የዋህ ህዝበይ ኣይ እዚ ዶ ዝግበአካ ኮኑ ከይተምሃርካ ሙሁር ዝኮንካ እስቲ ምሉእ ይግበሮ ፈጣሪ ብዝሓለፈ የብቅዕ ዝቀረየ ግዜና ንሰላም ንዝምረሉ ንፅልኢ ዘብቀዐሉ ዘሎ ኣፈላላይ ብሰላም እምበር ብውግእ ኣይግበሮ ፈጣሪ ኣህህ ክንደይ ሰብ ተወደኢ ህዝብና ተወዲኡ ከምዝያት ክርእን ክሰምዕን ጨለኩ ዝኮነ እየ ዝስእን ኦ ኣምላከይ ከምቲ ፍቅሪ ብቻ ዘምሀርካን ፍቅሪ ዝመልኦ ግዝየ ክኮነልና ባርከና😥😥😥😥
እግዚአብሔር ይመስገን ዕልልልልልልልል 👏👏👏❤️💛❤️💛❤️💛🙏🙏🙏
እሰይይይይይይይ እንኳዕ ደስ በለካ ሕዝቢ ትግራይ ናይ ዞም ጀጋኑ ደቅሓ ተሰዊኦምን አካሎም አጉዲሎምን ዘምፅኡዎ ፍረ እይሞ ተሓበን ታሓጎስ ደስ የበልካ ሕዝበይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበሮ አምላክ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን ንኩሉ ሰላም ዝተረፈ ህዝብና እውን ኣብ ጎድኑ ንከውን ድምፅ ናስምዕ ኣለና
እግዚኣብሄር ይመስገን ኣምላኽ ታይሰኣኖ❤❤❤
❤❤❤❤ዋይ አምላክ ታይ ይሳእኖ ተመስገን ዘህጉስ ዜና ቀፅሉሉ
ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ተመስገን ክብሪ ንተጋደልቲና❤
@user-xu3xw8ln9f
16 күн бұрын
እቲ መሬት እኮ አምሓራ ኢዩ ዘሎ
ክብርን መጎስን ነቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ሰማእታትና ደሞም ፈሲሱ ኣይተረፈን🙏 ተመስገን ማይፀብሪ ዓደይ ተበታቲኑ ዝነበረ ህዝበይ እንኳዕ ተራኸበ🙏ንሑመራን ካልኦት ከተማታት ምዕራብን ድማ ንፅበ።
ህዝበይ አንካዓ ደስ በለካ በለና❤❤❤❤😮😮😮❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🎉
Fetari selamachihun yemelsew❤
Congratulations hizbi tigray 🇨🇦
አልሀምዱሊላህ
እንቃዕ ደስ በልኩም ኣምላኽ ጥዑም እንታይ ይሰኣኖ ብሰላም ዓድኹም ዝመለሰኩም።
Gegna eka wedi Reda aheguskani Aheguskani wedi Reda. Hizbi Tigrsy tehaguisu malet Eritra tehaguosa malet eyu. Enquae jagosekum.
እንኳዕ ብሰላም ናብ መረበትኩም ተመለስኹም ህዝበይ❤❤
ሓቂ እንተኮይኑስ ተመስገን ህዝበይ❤
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክብራትን ፍትዋትን እንኻዕ ብሰላም ተመለስኩም ናብ መረበቶ❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን ሕዝበይ ስቃይኩም ይወዳእ ይአክል ይበል ጎታ
❤️ተመስግን ፈጣሪ ህዝብይ 🙏🙏❤️⛱️⛱️⛱️🌹
_ሰለ ኩሉ ነገር ቅዱሰእግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ንምሉእ ሰላም የውርደና እመቤቴ ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ሓደራኪ ደግም ይኣክሎም ሰደት መከራ በልዮ ንቅዱሰ ወድኪ ኣዶ ጎይታ ካብ ክቡር ወድኪ ሰላም ምሕረት ለምንልና /፫\አሜን አሜን አሜን✝️_
ተመስገን!! ሰላምን ዕበዬትን ምስ ምኽባር መሰል ወዲ ሰብን ዲሞክራስያዊ ልዕልና ግዘ ይምፀዓልና!!!
ሕዝበይ! አንኳዕ ንመሬት ኣድኹም አብቀአኩም: ብሰላም ውን ትቀበልኹም። ግና ሃደራ ዳግም ከይንዘናጋዕ: ከይንእሾ።
Merahina Gecho kulukum Generalatna tibebegnatat ❤❤❤ksab mewedaeta Nab Egziabherna ntseli mknyatu kullu b Egziabher eyu thti Fetari kea merahtna elelele temesgen Amlakey
Fetari tay yeseano deyu temesgen mesana coeyu zelo tensae Tegaru tejemeru alo 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
ተመስገን ፈጣሪ እዝይ ዘርኣካና።
❤❤❤❤🎉ተመስገንካ ፈጣሪ መገዛ ዓድናስ ይገርም እኮ እዩ ብስሩ
ንልዑል እግዚአብሔር ምስጋና ይብጽሓዮ።
ደስ ዝብል ማኣልቲ ❤ 3:53
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mesha Allah
Egziabher yimesgen
ተመስገን!!!!!!!!
እውይ ተጋሩ መአረይ ❤🎉
ደርዕም ወዲ ረዳ❤❤
ተመስገን ኣምላከይ
ተመስገን ፈጣሪ💚♥️🙏
ሙሉእ ይግበረልና ጌቾ❤
Yes💪
ተመስገን ፈጣር❤❤❤
ተመስገን. ፋጣረ
ስለ ኹሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ሙሉእ ሰላም ይግበሮ
ተመሰገን ፈጣረ❤❤❤❤❤
ምሉእ ሓጎስ ይግበረና❤❤
ተመስገን ፈጣራ❤❤❤❤
ተመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
God is good! Congrua all
Inshallah for everyone peace✌🏽🙏🏾
ተመስገን ግን እልቃደመ
Master class mind political science gech❤
ተመስገን ፈጣሪ መሊእና ከምንሕጎስ ይግበረልና❤❤❤
Waaaaaw Alhamdulilah❤❤❤❤❤❤❤❤
ህዝበይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉እሰኪ ዘዝቀደመ ተመሰግን
Congratulation the Tigrai people becuase unconstitutional political power by corruption 60 years Isayas Afewerki professional advice for the pri minister Aby Ahimed all the problems ንግስነታዊ መንግስቲ ንምትካል ናይ ሐዋሩ መደቦ ሳላ ህዝቢ ትግራይ ዝከፈሎ መስዋእቲ ሕግን ሕጋውነትን መንግታት ንክህሉ ኣምላክ እሐግዝኩም
ተመሰገን አምላክ❤❤❤❤
ተመስገን ንዘተረፉ ከምዚ የርእየና❤🎉🎉🎉
ሳላኩም ጀጋኑና
ደስ ዝብል ማኣልቲ ❤ 3:53 4:30 😊
ተመስገን ፈጣሪ
እዝግእብሄር ይመስገን እንቋዕ ደስስስ በለኩም
Aseyyyyyyyy elllllllllllllll Alhamdulilah🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Temsgn Amlaky🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ተመግን ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ክርስቶስ ኣምላኽ ብዘይ ምኽንያት ኣይፈትን ን እዩ 🙏🙏
Eway enqae des beleka Hizby Ellllllllllllllllllll❤
Fetari yemsgen elllllllllllllllk❤❤❤❤❤😢
ተመስገን ዝተረፉዉን ከምዙይ የሪአና ምሉእ ብርሃን የሪአና
ደስ ዝብል ማኣልቲ
ወዳወረደደ አታጀጋና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ተመስገን❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ደስስስስ በለና❤❤❤❤
Temesgen Amlaky mlua ygbero❤❤❤❤❤
ተመስገን ኣምላክይ 🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
ተመስገን ፈጣሪ ኣምላክይ ክብ ዘይስኣኖ❤❤❤🎉🎉እልልልልልልልልልል
ሙሉእ ፉፁም ዩጉቦሮ ❤❤❤
እንኳዕ ሓጎሰና ደቂ አደይ
ተመሰገን ፈጣሪ❤❤❤
ተመሰገን ኣምላክይ እንካዕ ብሰላም ናብ ቤትኩም መለሰኩም ተጋሩዋይ ማዕረይ
ተመስገን ሙሉእ ይግበሮ ፈጣሪ
❤❤❤❤❤❤Asey asey❤❤❤❤❤❤temeshen fetari Tay ysaanek🙏🙏🙏
Temesgen Temesgen selam lehulum ❤❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤ዕልልልልልልል😢😢😢😢😢
መጨረሻውን ያሳምርልን እስቲ
ተመስገን ኣምላክ እንዃዕ ብሰላም ዓድኹም መለሰኹም.....🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልል
ተመስገን እግዚያብሔር