ኣብ ምዝካር ሲመተ ክህነት ናይ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ዝተዘመረት መዝሙር:: (27-11-2022)
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዚ'ኸ መን ይረኽቦ እዝጊ ዝሃቦ(2) ከበሃል ሰሚዐ ብዙነ ኣሰተንኪረ(2) ኣንታ ፍቱወይ ለዋህ አቦ ተመስገን ኣምላኸይ ኣማን ብኣማን ለካ ንኹሉ ዛዚምካዮ ተመስገን መድኀነይ ዓመታት ትዕግሥተይ ደስታ ቀይርካዮ ንስኻ እነተ ዘይሃነፅካ መን ጥበብ ምስ ሃቦ ሐነፅቲ ሰብ ዕዮ ንስኻ እነተዘይሐለኻ ሓላዊ ከተማ ምነቖሐዶ ኢልካዮ ኣነውን ኣምላኸይ ብዘይ ደገፍ ኢደካ የለን ናተይ ዘብሎ ከመይ ነስኻ ኢኻ ትብዓት ውሽጠይ ውሽጠይ ልበይ ዝውከሎ ተመሰገን አምላኸይ ቅደሚ ኲሉ ነገር ንስኻ ከበረለይ ተመሰገን ጐይታየ ቅደሚ ኩሉ ነገር ልዕል በለለይ እቲ ዝነፍዐ ፈረሰኛ ከም ንፈሰ ክሕምበብ ኃይለይ'ዶ እብሎ ይኸውን እቲ ዝምካሕ ብፍልጠቱ ኣብ ጥርዚ እንተ በጽሐስ ናተይ'ዶ እብሎ ይኸውን መን ኣሎ ድዩ ፍጡር ዕድመ ከይሃብካዮ ነዚ ዘርከበሉ መን ኣሎ'ኸ ዕውት ጥዕዩ ደው ከየበለ ዝበጽሕ ኣብ ኩሉ ንዓይ 'ውን ኦ ጐይታይ ናይ ትማል ውህበትካ ጌና ኣብ ልበይ ከሎ ነዚ ወሲኸካንስ ኣምሲያ ልግስኻስ 'ታይ ኣሎ'ሞ ዝብሎ እቲ ኹሉ ዝሓለፈኩዎ ዓቐብን ቊልቊን ብዓወት ከሰግሮ እቲ ኹሉ ዝሰገርኩዎ ታኼላን ተኾርባን በርቲዐ ክሰግሮ ኃይሊ መን ድዩ ነይሩ ነዚ ፍጹም ስቕታይ ኩሉ ዝስበረ ኣይንሰኻን ዲኻ ዓመታት ትዕግስተየ ደስታ ዝቐየረ ኣንታ'ቦ ውዕለተይ ሓላል'ዪ ብሓቂ ናትካ ውሉድ ምዃን ብኽብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ዘለዓለም ተመስገን ስብሃት ለእግዚኣብሄር ልዑል ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን🙏🏼
ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
Zemari melakit yesmalna ahwetyy ezigbhier amelak xegu yebzhalkum betami des zeble🙏🙏🙏
Tsegiu yebzhalkum fetari zmare melaek yqebelelna
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኩምኣሜንንን🙏
ዝማሬ መልኣኽት የስመዓልና፡ ኣምላኽ ሕይወትኩም ባርኽ።
Ezigabeher amelak xegu yebezehalekum ahewat ❤️🙏
Zmare melaikt yesmealna kburat mahber Amlak nay agolgulot zemenkum ybarg
ዝማሬ ያሬድ ዝተቐበለ ኣምላኽ ዝማሬኩም ይቀበል ፍቱዋት❤️🙏🏼
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እልልልልልልልልልልል እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎኩም ፍቅራት ኣሕዋተይ👏❤❤❤🍃🍃🍃❤❤ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🍃🍃🍃👏👏👏❤
Zmare melaekti yesmalna ftwat 🙏💗🙏
Aseyy elellll zmare melakti yesmalna fruwat ahwatey ✝️🙏🙏❤️
እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና 🕊🕊🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌺🌺🌺🌺🌺🌺
Zmare melaekt yesmealna, Egziabher tsegeu yebzehlkum. Ezike men yrekbo Ezgi zhabo. Nay behaqi Egziabher hibuna.🙏🙏🙏
Zmare melaktiy ysemalna
Zmarie melaekt yesmealna ftuwat zmariekum yqebel amlak🙏🏾❤️🥰
Qala Hiwot Yesmalina ❤️
Zmarie melaekt yesmealna. Xegu yebzhalkum Egziabhier Amlak. Ezi ke men yrekbo!
Hi
Amen zemarie melaktie yesmalna xebuqat . 😍😍🙏🏾🙏🏾
Zmare Melaekti Yesmalna
እዚ''ኺ መን ይረክቦ እዝጊ ዝሃቦ ኣሰይይይይይ ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልከለም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ🥰🥰🥰
Amen Amen Amen
Amen amen amen zimariye melakti yismalna kuburat ftuwat yihwatey ❤ egziabher amilak xeghu yibzhalkum ❤❤❤
ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት ቅኔ ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማሬኹም ይቀበለልኩም ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ጸጋን በረኸትን የብዝሓልኩም ። “ኣቱም ጻድቃን፣ ብእግዚኣብሄር ተሐጐሱ፣ ባህ ድማ ይበልኩም፣ ኣቱም ቅኑዓት ልቢ ዅላትኩም፣ እልል በሉ።” - መዝሙር ዳዊት 32፥11“ብጐይታ ዅሉ ሳዕ ተሐጐሱ፡ ደጊመ፤ ተሐጐሱ፡ እብል ኣሎኹ።” - ፊልጲ 4፥4
ዝማሬ መላአክት ፍትዋተይ
Elllllll
ዝማሬ መልእክቲ የስማዓልና ብሩኻት
Zmare melaekti ysmealna brukat 🙏❤️😍
❤❤❤❤❤❤
❤️👏👏👏🙏🙏🙏
Elellllllllllll Elellllllllllll Elellllllllllll
🥰❤️😍
ኣሕዋተይ ኣቲኩም ሳብስክራይ ላይክ ብምግበባር ታሓባበሩኒ
Пікірлер: 34

@fusfv877
Жыл бұрын

@user-mb7ne4gv1y
9 ай бұрын