BAHRNA - Feven Tsegay New Eritrean Music 2021 // ፈቨን ጸጋይ (ኣይነብዕን'የ )

Ойын-сауық

SUBSCRIBE and SHARE ክኣ ኣይንሕመቅ።
Copyright © Bahrna Entertainment. All Rights Reserved.
© ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
#Eritreanmovie
#Eritrianmusic
#Bahrna
/ bahrna-entertainment
/ bahrna-entertainment

Пікірлер: 1 300

  • @berofayohagermedia9215
    @berofayohagermedia92153 жыл бұрын

    ንፌቡ ዝፈቱ ጥራይ ላይክ👍👍👍

  • @semharalem8560

    @semharalem8560

    3 жыл бұрын

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @gebrielabayre4483

    @gebrielabayre4483

    3 жыл бұрын

    Fiebu wereja akedadnea zwexa yeblan👌🇪🇷💐🇪🇷🌹🌹🌹😘 bejakn eten kalot ahwatna kab fiebu temahra ekn (aber) all Eritrean people i love you more 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷💐💐

  • @berofayohagermedia9215

    @berofayohagermedia9215

    3 жыл бұрын

    ሳብስክራይብ ኣትረሱዑኒ ኢኹም

  • @makdamikael8401

    @makdamikael8401

    3 жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Bless u fabuye

  • @yordanosdesta1016

    @yordanosdesta1016

    3 жыл бұрын

    @@semharalem8560 111a!!

  • @user-sv5rv7uz9j
    @user-sv5rv7uz9j3 жыл бұрын

    ልደቂ ኣንስትዩ ልቢ ዝድብስ ደርፊ ደስ ባሃሊት

  • @selamberaki4228

    @selamberaki4228

    3 жыл бұрын

    Nay bhaki nzrdo melekti zhazelet ya tebefile elka reska zeymdnan ka da ktbrte aleka

  • @rahelhaile2099

    @rahelhaile2099

    3 жыл бұрын

    Neten waerotat eritrawyan tgelx !!!!!!

  • @onelove8494

    @onelove8494

    3 жыл бұрын

    @@rahelhaile2099 haftey nkulen deki anstyo eya tgelxe

  • @asmarabella5000

    @asmarabella5000

    3 жыл бұрын

    @@rahelhaile2099 racist wahid denkoro

  • @rahelhaile2099

    @rahelhaile2099

    3 жыл бұрын

    Asmara Bella zerebay texrf aykonetn teredikani ezia derfi bhlfi neritrawyan deqnstyo tmlket ile ezi kea kulu adetat zbleo

  • @asterghebrai5566
    @asterghebrai55663 жыл бұрын

    ንኩለል። ዝተገፍዓ ደቅነስትዬ ጽንዓት ትህብ። ደርፊ🥰

  • @user-yl3lc1nw4h
    @user-yl3lc1nw4h3 жыл бұрын

    ርሑስ ምጅማር ጸሞ ኣርብዓ ይግበረልና ሰላምን ቅሳነትን ሓጎስን ይግበረልና

  • @luteinfishi9490

    @luteinfishi9490

    3 жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኩልና ብሩካተይ

  • @abrahletesfemerim755

    @abrahletesfemerim755

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen

  • @godisgoodallthetime.326

    @godisgoodallthetime.326

    3 жыл бұрын

    Amen Amen Amen 🤲🤲🤲

  • @user-rj9fw5cz7q

    @user-rj9fw5cz7q

    3 жыл бұрын

    Amen fuqretyy ❤️📖🙏

  • @rodasestifanos6811

    @rodasestifanos6811

    3 жыл бұрын

    Amen amen amen

  • @user-wq8cb9mq5o
    @user-wq8cb9mq5o3 жыл бұрын

    ዛ ደርፊ ኬፍ ዝሃበቶ ኣሎ ዶ ከምዚ ከማይ

  • @situmaruf1624

    @situmaruf1624

    3 жыл бұрын

    ane

  • @lulawit.habeshawit1021

    @lulawit.habeshawit1021

    3 жыл бұрын

    More ❤️

  • @helengebrehans2086

    @helengebrehans2086

    3 жыл бұрын

    ማራ እስከ ተንኪፋትና

  • @heaventsegezeab5047

    @heaventsegezeab5047

    3 жыл бұрын

    Wwop@@helengebrehans2086

  • @golkhan5526

    @golkhan5526

    3 жыл бұрын

    @@situmaruf1624 8

  • @user-vw1fi6bx9d
    @user-vw1fi6bx9d3 жыл бұрын

    ፌቡዋይ ካብተን ብጣዕሚ ዘድንቀንን ዝፈትወንን ሓንቲ እያ ብስም ፌቡ Like ☝️❤❤ 👇👍👍

  • @venusgrmay7753

    @venusgrmay7753

    3 жыл бұрын

    1tht wduegbdyfd

  • @Roza-wn9wf
    @Roza-wn9wf4 сағат бұрын

    እዛ ደርፊ ክትወፅእ ከላ ብሰበአየ ተበዲለ ኔረ ግን ኩሉ ግዜ ደጊመ ደጋጊመ ይሰምአ ነይረ እና ጠንካራ ንክከውን ሓጊዛትን እያ ሕጂ አብፁቡቅ ሂወት አለኩ የቀኔለይ ፌበነይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @romanromi6501
    @romanromi65013 жыл бұрын

    ዋው ፌቡ ሽኮር ተስፋ ኣስኒቕክኒ ባሓቂ ናዓይ ትገልፅ ደርፊ እያ ፊሊ ወደይ ፈለግ ጓለይ ከምዚ ዓብዮም ክርኢ ይምነ ብተስፍ.......8/4/2021ዓ/ፈ

  • @selamhabte2118

    @selamhabte2118

    2 жыл бұрын

    Ajoki hubi

  • @wizfugra2920
    @wizfugra29203 жыл бұрын

    ፈቡ መልክዓን ስራሓን ዝወጾ የብሉን ንሕጂ እዚኣ ❤ ሂበኪ ኣለኹ ኣብስራሕ እንድየ ዘለኹ 2 ሰለስተ ጊዜ ሰምዕካ ዩ ርኢቶ ዝዉሃብ ብሩኽ ምዓልቲ 🙏🙏

  • @hlnazementekeyrkani761

    @hlnazementekeyrkani761

    3 жыл бұрын

    Fugura mehgol esralawi gedifkayom do 🔯💲☝

  • @wizfugra2920

    @wizfugra2920

    3 жыл бұрын

    @@hlnazementekeyrkani761 ጌና ኣቆራጭ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ እስራኤል ኮይነ ኽጽበዮ ምውጻእ የለን

  • @ummita8730
    @ummita87303 жыл бұрын

    ቀዳመይቲ እየ ላይክ ሃቡኒ ኣኣብ ዘለኩምዎ ከዓ ሰላም ይምነየልኩም ሓላላተይ❤❤❤❤❤

  • @awetjonawet4754

    @awetjonawet4754

    3 жыл бұрын

    Degagime ko semaya minawi sinya libka tinkifeka sidet na yehixirelna fetari yehiwatey

  • @meramera1765

    @meramera1765

    3 жыл бұрын

    Lemani Like kkkkkk

  • @ummita8730

    @ummita8730

    3 жыл бұрын

    @@meramera1765 nska eka hasad way😁😁😁😂😂

  • @alexanderzeray

    @alexanderzeray

    3 жыл бұрын

    100gerelki aleku 99 like tsenhatni kkk

  • @user-ie5jo1kh9s

    @user-ie5jo1kh9s

    14 сағат бұрын

    ​@😅alexanderzeray

  • @matyasyosiyas5092
    @matyasyosiyas50923 жыл бұрын

    ፌበን ጸጋይ ጥዕምቲ ደርፋ አነ እኮኒ ደርፋ አይ ሰምዕን እንድየ ግን ብዙሓት ሙሓዙተይ መጃኪ ስምዕያ ስለ ዝበላኒ ሰሚዒያ ናተይ ሂወት ኢዩ ኩሉ ዘይ ምብርካክ ጥራይ ሽግር ምስ ዝገጥመካ በቶም ዝወለድካያም ደቅካ ትሕጎስ ብሓቂ አሕዋተይ ደቂ አንስትዮ ሽግር ምስ ዝገጥመና ጾሎት ጥራይ ይኩን ኩሉ ፍቃድ አምላክ ክኮዊን ኢዩ ነቲ ሕማቅ ዝገበረካ ንዕኡ ይግደዶ ንስካ ጥራይ ከመይ ጌርካ ትምዕብል ንቅድሚት ትከይድ ንሱ ኢዩ አገዳሲ አሕዋተይ አይ ትበርከካ ኢኩን ንዝመጻክን ፈተነ በቲ ሓይሊ ዝህበኒ ክርስቶስ ንኩሉ ክክእሎ ኢዩ ጥራይ ንበል፡ ኩሉ ግዜ በረከት እግዝአቤሔር አብ ዙርያና ኢዩ ድንግለይ ጽዮነይ አላ ንደቃ ዘይ ትገድፍ ንዓይ ንድክምቲ ሓፍትኩም አብ ጾሎትኩም ዘኩርኒ

  • @alisott5811

    @alisott5811

    3 жыл бұрын

    Btami feteyo hsabki

  • @fthawitmehari4737

    @fthawitmehari4737

    Жыл бұрын

    Asmirela

  • @meramera1765

    @meramera1765

    Жыл бұрын

    Intay dia tisemie,

  • @fthawitnashih3703
    @fthawitnashih37033 жыл бұрын

    Aza derfi mas semaku na mamaye zekire neta jgna adey ❤️😢

  • @maza9510

    @maza9510

    3 жыл бұрын

    Ade halal kulu tekel

  • @makhab1416

    @makhab1416

    3 жыл бұрын

    🥰😘😘🥰

  • @samrawitlove1230
    @samrawitlove12303 жыл бұрын

    ረኺብክኒ ፈቡየ ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ጋል ኤረይ ምቅርቲ ጽቡቅ ስራሕ👉❤🇪🇷❤😘👈

  • @edomefrem1825

    @edomefrem1825

    3 жыл бұрын

    Nay behaki

  • @bizendrar4587
    @bizendrar45873 жыл бұрын

    ፌቡየይ መኽሰብ-ዓለም እዛ ደርፊ ንዓይ ኢኺ ደሪፍክያ ብዘይ ቃል-ዓለም ንስኽን ድምጽኽን ፍሽኽታኽን ናተይ ባህታን ዋልታን ኢኺ መቐረት። ጥበብኪ ይሰስን። ኣጆኺ ቀጽልዮ መረዋሕ ድምጻ።

  • @juf500-r9

    @juf500-r9

    Ай бұрын

    ሥጋይ ርእስኻ ሕጻውንቲ ቅድስናኦምን ሕፍር ሕብረትን ሕብረተሰብና

  • @xbahzkono581
    @xbahzkono5813 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ደስ ትብል ደርፊ አያ ፌቡ ሓፍተይ ክንደይ አዮም ዘለዉ ከም ዘዕብዩ ወሊዶም ራሕሪሔሞን ዝከዱ ክንደይ ሰብ አየን ተስፋ ክገብራ በዛ ደርፍኪ

  • @tmnittesfalem8862

    @tmnittesfalem8862

    3 жыл бұрын

    Nay bhaki gerimni moral zey bulu gze einte kone kemzi ktriei keleka gn hiwet tmels 🙏🙏🙏

  • @msmerry5881

    @msmerry5881

    3 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ 💞💞💞🙏

  • @mieraftewelde5497

    @mieraftewelde5497

    3 жыл бұрын

    Ane alku hanti kabten bez derfi ztxnana feveyy shkorr

  • @Flowerblossom900
    @Flowerblossom9003 жыл бұрын

    I see how women in our culture started to embrace their power and are showing men how we can survive without them! So thank you feven :)

  • @elleni6379

    @elleni6379

    3 жыл бұрын

    Kudos Fiyori!!!

  • @calitjejen

    @calitjejen

    3 жыл бұрын

    ❤️

  • @lifeisok.9870

    @lifeisok.9870

    3 жыл бұрын

    Yope.. Fiyori.. x

  • @samriabebe6976

    @samriabebe6976

    3 жыл бұрын

    Ii

  • @samriasrat2259

    @samriasrat2259

    2 жыл бұрын

    Girls is powerful every moment

  • @dannynini1832
    @dannynini18323 жыл бұрын

    ኣይነብዕን'የ....!! ከመይ ኣላ ኢልካ ብሰብ ሓቲትካለይ.... ዘይክእሎ'ዶ ይመስል ተራሓካ ካባይ.... እምነተይ ቀቲልካ ድሃየይ ትደሊ.... በል ግርም ኣለኹ ሕጂ መቺእኒ ኣሎ ዝያዳ ትማሊ.... ጥዒምኒ'ሎ ሓወየ ክንደይ ጥዒምኒ.... ጓልሲ ጓል እንተተሸጊራ እንተተጸጊማ'የ ... ኣብ ትበጽሖ የብላን ንብዓት'ዩ ዓቅማ ... እናበልካ ክትርሕቀኒ ኣርቢሕካ... ጸገመይ ኣይነብዕን'የ ኣይነብዕን'የ .. ንብዓት ኣይኮነን ዓቅመይ ... ኣይነብዕን'የ ኣነ ደኒነ ... ኣይነብዕን'የ ኣነ ፈጺመ ... ኣይደልን'የ ንቃንዛይ ብንብዓት ከንፍሶ... ክስዕሮ'የ ንኹሉ ብሓይሊ ክቃለሶ... ንነብሰይ ኣቅሊለ ፍሽኽታይ ሰሪሐ ... ግርም'የ ዘለኹ "ሕልፊ'ኳ በሪኸ(2)".. ምስ ነብሰይ ኣዕሊለ.... ፍሽኽታይ ሰሪሐ ... ግርም'የ ዘለኹ ሕልፊ'ኳ በሪኸ... 🎵🎵🎵🎶🎶🎶🎶🎵🎵 ዋላ ተጓሃኹ ብእምነት ተበዲለ... ዘይሓሰቦ ረኺቡ ገጸይ ተማደወ ... ንብዓተይ ሲዒሩ ናትካ ዘይከውን ወረ.... የዒንተይ ዓሚተ ናብ ፈጣሪ የንቃዕርር (2).... 🎵🎵🎵🎶🎶🎶🎵🎵🎵 እወ ንሓላለይ ንዓይ ንሓላለይ.... ፈጣሪ ኣሎ ዝሓዘለይ... ምዓስ እሞ ኣላሽ ኢለ ... ካብቲ ዝወረደኒ ዕልል ... ኣብ መድረኽ ናይ ፍቅሪ እዛ ቅንዕናይ ሓዚለ ... እንታይ ኢለ'ሞ ክነብዕ .... ንመን ክጥዕሞ ኢለ ... ኣይነብዕን'የ ኣነ... ሓወይ ንመን'ሞ ኢለ ... ብዙሕ ሓጥያቱ ከንጽህ ይንባዕ ኣታ ዝበደለ .... 🎵🎶🎶🎶🎶🎶🎵🎵🎵 ኣይነብዕን'የ ኣታ ኣነ ብበዳላትካ ደኒነ... ምዓስ'ሞ ተፈሪዱ ግዜይ ኣታ ክነብዓሉ... ጸሓየይ ከብርቅ ኢለ ... ኪኢለ ኣለኹ እናሃለ ... ወላ ተጓሃኹ ብእምነት ተበዲለ... ዘይሓሰቦ ረኺቡ ገጸይ ተማደወ... "ንብዓተይ ሲዒሩ ናትካ ዘይከውን ወረ... የዒንተይ ዓሚተ ናብ ፈጣሪ የንቃዕርር"(2)... እወ ንሓላለይ ንዓይ ንሓላለይ... ፈጣሪ'ሎ ዝሓዘለይ ... መዓስ'ሞ ኣላሽ ኢለ... ካብቲ ዝወረደኒ ዕልል... ኣብ መድረኽ ናይ ፍቅሪ... እዛ ቅንዕናይ ሓዚለ... እንታይ ኢለ'ሞ ክነብዕ .... ንመን ክጥዕሞ ኢለ... ኣይነብዕ እየ ኣነ ሓወይ ንመን'ሞ ኢለ ... ብዙሕ ሓጥያቱ ከንጽህ ይንባዕ ኣታ ዝበደለ ... ኣይነብዕ'የ ኣታ ኣነ ብበዳላትካ ደኒነ.. መዓስ'ሞ ተፈሪዱ ግዜይ ኣታ ክነብዓሉ... ጸሓየይ ከብርቅ ኢለ... ኪኢለ ኣለኹ እናሃለ ... ፊቡ ሽኮር ወትሩ ድምቅቲ 😍🕊️💐 !!

  • @ameabraham2957

    @ameabraham2957

    Жыл бұрын

    ስማርቲ

  • @msmerry5881
    @msmerry58813 жыл бұрын

    ፌበይ 🇪🇷🇪🇷 መኽሰብ ሕጂ ረኺብኽኒ 💞💞💞💞ንበርለይ ኣይ ነብእን የ ኣነ 😘😘💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @fevengomra1999
    @fevengomra19993 жыл бұрын

    Febuye Natey gele aynet srha❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌

  • @negesthabt2911

    @negesthabt2911

    3 жыл бұрын

    Feven Habte Natey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤😭😭

  • @helensium754
    @helensium7543 жыл бұрын

    Febu shikore ,ተጣባቂት ደቀንስትዮ ክከውን ኢልኪ እንዲኪ ኣብ interview i am proud of febu ደጋጊመ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ❤❤❤❤❤❤

  • @anesanes2704
    @anesanes27043 жыл бұрын

    ፈቡ ምቅርቲ እንቃዕ ብሰላም መጻኽና ካብተን ንጥበብ ሃገርና ዘዕበየት ሃየ እስከ ኣብ ወርሒ 2 ሚልዮን ንምልኣያ

  • @mozagalwukromoza1672
    @mozagalwukromoza16723 жыл бұрын

    Febuway❤❤❤❤

  • @Sesen_
    @Sesen_3 жыл бұрын

    ፌቡየ ንግስቲ ኣዋልድ❤❤💟 ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ። ኣይነብዕን የ 'ታ ኣነ ደኒነ፡ ፈጣሪ ሎ ናዓይ ዛሓዘለይ።

  • @rahelyosief3240
    @rahelyosief32403 жыл бұрын

    ኣሰይ ደቂ ኤረይ ሲ መወዳድርቲ ኣልቦ አዩ ስራሕኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፡፡

  • @sadormichael2969
    @sadormichael29693 жыл бұрын

    Febu shkor..abi trgum zelewa,n ztebedela yehwatna tesfa chura berhan teheb derfi eya..I admire you febu👍👍👍

  • @iloveyoumummy1899
    @iloveyoumummy18992 жыл бұрын

    When ever I feel weak I come to this song to recharge ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @queenheavu1040
    @queenheavu10403 жыл бұрын

    ዋላ ተጎሃኹ ብእምነት ተበዲለ ዘይሃሰቦ ረኺቡ ገጸይ ተማደወ ኣይነብዕንየ ኣታ ኣነ❤️❤️❤️❤️Thank you febu for lovely song❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Love you Deki rimey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosefhabtom5082
    @yosefhabtom50823 жыл бұрын

    ፌቡ ሽኮር ፡ክንደይ እየን ተበዲለን ዝነብራ እቲ ዝዓበየ ግን ገጽ ዉልደን እንዳረኣያ መጻኢአን ዝበለጸ ከምዝኸዉን ስለ ዝርድአን ንሽግራተን ንተስፋ ይሓልፍኦ

  • @lidua7923

    @lidua7923

    3 жыл бұрын

    Yesss ur right 😘

  • @luwamadhanom1588

    @luwamadhanom1588

    3 жыл бұрын

    Yes kubur hawey

  • @user-bx8hs9dv1w
    @user-bx8hs9dv1w3 жыл бұрын

    ፋሉይ ተስፋ ትህብ ብፍላይ ንደቀንስትዮ ደርፊ ፌቡ ኩሉ 100 እዩ ናትኪ።

  • @mussiedebesaydebesayamenam6571

    @mussiedebesaydebesayamenam6571

    3 жыл бұрын

    ነይብሓቂ ንደቅንስቶ ደኣ ንዝተበደላ ትድብስ ደርፍ እዪ ተስፈ ዘመቅርጽ ተበድለ እልካ

  • @simonyohannes2356
    @simonyohannes23563 жыл бұрын

    ፌቩ ጽቡቅ ስራሕ ግጥሚ ዘስተማቀርኩም እስኪ ብlike ደሃይኩም ስደዱ ኦ ንሓላለይ ነዓይ ንሓላለይ ፈጣሪ ሎ ዝሓዘለይ!!!

  • @wintanafiqrimskulu6394

    @wintanafiqrimskulu6394

    3 жыл бұрын

    👍👍

  • @estifanosyamane3699

    @estifanosyamane3699

    3 жыл бұрын

    Ane betemi tebdele elika tesfa zeymeqeurax eya belbi adenqeya febu

  • @terhastsegay558

    @terhastsegay558

    3 жыл бұрын

    @@wintanafiqrimskulu6394 btami xbqti derfi bedihit

  • @terhastsegay558

    @terhastsegay558

    3 жыл бұрын

    Tebdile eilka tesfaktqorxs kem zey belka nfetari ktamen kem zelka tngreka

  • @seniabera7723

    @seniabera7723

    3 жыл бұрын

    febu shikore mara xebkete derfe eya abay sebe 😍😍

  • @eriangelino7800
    @eriangelino78003 жыл бұрын

    FEVEN - YOU ARE ONE OF THE BEST ERITREAN ARTISTS WITH UNIQUE SINGING STYLE. KEEP IT UP!

  • @natsnetamare1505
    @natsnetamare15053 жыл бұрын

    ናይ በሓቒ። ንሱ ይንባዕ😥 እቲ ዝበደለ ። ኣይነብዕን ኣነ❤።

  • @eriterabarentu1119
    @eriterabarentu11193 жыл бұрын

    ኣይንቢንየ ጥዕምቲ ወኪል ናይ ኩልን ሄዋናት ብ ፍቅሪ ዝተጊድኣ 🙏❤

  • @rosarosa7686
    @rosarosa76863 жыл бұрын

    ፌቡየ በዓልቲ ጡዑም ድምጺ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ መልእኽቲ።❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @juf500-r9
    @juf500-r95 ай бұрын

    ረድኤትን ፀሐይ ፀሐሐጨሀ ሐጰነከ ባሕርና ደቨሎፕመንት መጀመርታ

  • @yntube4068
    @yntube4068 Жыл бұрын

    I am ethiopian but I love eritrean music I love you

  • @user-bw9pp2gu1f
    @user-bw9pp2gu1f3 жыл бұрын

    *ስራሕ ፌቩ ኩሉ ግዜ ምሉእ እዩ ፌቩየ ዘይቅየር ድምጺ ኣለኪ*

  • @daniabraha9190
    @daniabraha91903 жыл бұрын

    Eritrea Queen ❤️🇪🇷❤️💯🙏🏿

  • @gaul70enderta69
    @gaul70enderta69 Жыл бұрын

    Febu eza derfi neay eiki derfikya hadehde gize seb kibdileka kelo nitsibuka kikewin yikel bicha tesfa zeymukratse derfiken bealken biltsti fitret💖💖💖💖

  • @luwamashebr1481
    @luwamashebr14813 жыл бұрын

    Aseyyy kemu beli eske almey❤️❤️🇪🇷💪🏼

  • @user-jv4on9gc2o
    @user-jv4on9gc2o3 жыл бұрын

    ን ፌቡ ትሕተይ እንበር ልዕለይ ዝፈትዋ የለን 🇪🇷💐❤🙏👉 ኣለኹ ዝብል like ❤ ይግበር ✌✔👌✔

  • @Edenmamerhawi1166

    @Edenmamerhawi1166

    3 жыл бұрын

    BLbi ane mara iye zfetwa Feveney 😎❤

  • @user-vw1fi6bx9d

    @user-vw1fi6bx9d

    3 жыл бұрын

    @@Edenmamerhawi1166 wala ane leleka eye zfetwa 🙄❤❤❤

  • @onedey2249

    @onedey2249

    3 жыл бұрын

    Ane aleku ☝

  • @robilsereke118

    @robilsereke118

    3 жыл бұрын

    @@onedey2249ሰሰን

  • @gihggjhibvv5725

    @gihggjhibvv5725

    3 жыл бұрын

    wedi yemane shtara gerka lick ketegbrena delika ember ane aleku leleka zfetwa

  • @Entertainment-ri3be
    @Entertainment-ri3be3 жыл бұрын

    ካብ ኤርትራውያን ደረፍቲ ደቂ-ኣንስትዮ ሓንቲ ነዓኺ እየ ቀዳመይቲ ዝኣምነልኪ። ❤💜❤💜❤💜❤💜❤💜❤💜❤💜

  • @user-ow8cg9jp6x
    @user-ow8cg9jp6x3 жыл бұрын

    ኣቲ ምቅርተይ ሂወተይ ኣብቲ ሙዚቃኪ ረኪበያ እሲኪ ከምዚ ከማይ ንሂወቱ ዝገለፀቶ

  • @endiamo10

    @endiamo10

    3 жыл бұрын

    Xbkti derfti nezom ab wushtina atiya rekibatina bflay nezen ahwatina iya timlket kemzi kemay wedi kea seht ilka ayseanun iyom

  • @simontsehaye736
    @simontsehaye7363 жыл бұрын

    Love you Feven 😍😍😍♥️♥️🇪🇷🇪🇷

  • @user-tx8ld4lb6p
    @user-tx8ld4lb6p3 жыл бұрын

    እወ ኣይንነብዕን ኣብኡ ርገፂ ማራ እየ ፎቴያ ናዓይ እውን ዝገልፅ ስለ ዝኾነ ኣጆኽን ደቂ ኣንስትዮ

  • @medawediasmera2524
    @medawediasmera25243 жыл бұрын

    ፌቡየ ሽኮር ኩሉ ዘጸብቀላ ኣነስ ክፈትወኪ ኮ ማዓት ኢየ ❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷

  • @user-sr5um7zj2x
    @user-sr5um7zj2x3 жыл бұрын

    ፈቨንይ ናተይ ኣነስ ማራ እየ ዝፈትወኪ 💞🌹❤🇪🇷

  • @mekdihabte8248
    @mekdihabte82483 жыл бұрын

    Never underestimate the power of a woman 💪💪💪

  • @lidyahenos1619
    @lidyahenos16193 жыл бұрын

    Wow one of the best song ever👌🏽❤️ Febuye proud of you marey 💝🇪🇷❤️🇪🇷

  • @muzitgere267
    @muzitgere2673 жыл бұрын

    ፌቡ ሽኮር እዛ ደርፊ ልዕሊ 10 ግዜ ስሚዐያ ምምናው ስኢነያ ነዓይ ዲኪ ደሪፍክያ ካብተን ብፍቅሪ ዝተበደልክን ደቂ ሄዋን እንተልክን ኣብዚኣ 👍 ሕለፋ

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002

    @estifanoskidaneghbrezghi9002

    3 жыл бұрын

    Sraheki da keytserhe senef

  • @sofihabtat-cz3nl

    @sofihabtat-cz3nl

    9 ай бұрын

    ​@@estifanoskidaneghbrezghi9002men dea serihula tebedile eya ko ela

  • @user-qo4wk3nh3g

    @user-qo4wk3nh3g

    15 күн бұрын

    ​@@estifanoskidaneghbrezghi9002senef

  • @AzebZewelday-eh9hz
    @AzebZewelday-eh9hz3 ай бұрын

    ፌቡ ስኮር ዝፈትዋ ደርፊ ኩሉ ግዜ ኣብ ኣብ ልበይ❤🎉❤🎉❤🎉

  • @sesinadave24
    @sesinadave243 жыл бұрын

    Wowww powerful song for all women. I’m crying from z being till the end of the song...😢😘.

  • @yonasbahlibi2868

    @yonasbahlibi2868

    3 жыл бұрын

    Don't cry keep ur head up otherwise you will not see the sky stars.♥️♥️

  • @wintanafiqrimskulu6394

    @wintanafiqrimskulu6394

    3 жыл бұрын

    Dont cry dont give up keep going u r strong woman 😍👍

  • @shewitteklezgi7587

    @shewitteklezgi7587

    3 жыл бұрын

    Wawww nice powerful message 😘😘😘 Febu thuis is my life

  • @erishekachanel1266

    @erishekachanel1266

    3 жыл бұрын

    💔💘

  • @yodithabte1006
    @yodithabte10063 жыл бұрын

    This music is making me cry and happy in the same time, ne Adey eiki derfikla nay bhaki 🥰

  • @genetgebreyohannes7230

    @genetgebreyohannes7230

    3 жыл бұрын

    🥺🥺🥺same

  • @yodithabte1006

    @yodithabte1006

    3 жыл бұрын

    @@genetgebreyohannes7230 🥰💪🤱

  • @feyo5718
    @feyo57183 жыл бұрын

    Best song. One of my favourite great singer Feven Tseggay. ❤️👌

  • @user-zs2fr1pw1v
    @user-zs2fr1pw1v10 ай бұрын

    Feybu Shikor lbka ztnkf muzika kexlyo Edmen tenan yhabki Eti Luaul Fetari ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😢😢

  • @lul5934
    @lul59343 жыл бұрын

    Wow 🤩 febu shkor kef zelwa derfi ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @banamesgena2960
    @banamesgena29603 жыл бұрын

    Ewi febu naye ilki iki derfekeya iza si tanx marey 😔😔

  • @waadidriss254
    @waadidriss2543 жыл бұрын

    How many time listen to this song I can’t stop because I feel it

  • @akberetkidane9532

    @akberetkidane9532

    3 жыл бұрын

    ፌቡ ሽኮር ቀጽልዮዮዮ መሃሪት ናተስፍ ሰብ

  • @Edenmamerhawi1166
    @Edenmamerhawi11663 жыл бұрын

    Kab nay Tigrinya zfetwa derafit iki Feveney 💐✌i Love you so much Feveney 😍😍😍😍🥰

  • @wediafie639
    @wediafie6393 жыл бұрын

    N Fabu zeftu tray like regxu wedi eriyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 shikorrrr

  • @milliondaniel2553
    @milliondaniel25533 жыл бұрын

    Proud to be Eritrean 🇪🇷❤️ febu shikor kmy kmy dki nay hmamey

  • @Fikrehager
    @Fikrehager2 жыл бұрын

    Feven shukor all your music is beautiful, powerful and uplifting! Your voice is amazing!! ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @segenzemikial5433
    @segenzemikial54333 жыл бұрын

    Febu nateyy love u eka ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfazgidawit946
    @tesfazgidawit9463 жыл бұрын

    ዋውውውውው ፌቡ ጽብቅቲ ፍጥረት ገለ ዓይነት መልእክቲ ደለዋ ደርፊ ኣብ ኩሉ ኢድካ ዘይ ምሃብ (።)

  • @imthebest4756
    @imthebest47563 жыл бұрын

    Ufffffff 😭😭😭😭 Hiwetey ko abza music rekibeya

  • @meramera1765

    @meramera1765

    3 жыл бұрын

    Really

  • @imthebest4756

    @imthebest4756

    3 жыл бұрын

    Ja

  • @meramera1765

    @meramera1765

    3 жыл бұрын

    Ajoki,

  • @sweeteseyas1175
    @sweeteseyas11753 жыл бұрын

    Aytnba ewe halaey gel ktnba ayklene adyen hafteyn sebeytyn ade deqyn selazkonet bflay eritrawit hewan 😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @helensium754

    @helensium754

    3 жыл бұрын

    Bravo🇪🇷

  • @juf500-r9
    @juf500-r92 ай бұрын

    ልዕልንኣን ብህውከትን ብግብፂ የእዳውን ይዓጹ ፅ የሚታይ።።።።።መሻየጢ ዘይመንፈሳዊ መሳፍንትን ዘይታኸስ ዘይታኸስ ዘይተመዓራረየ 5:14 5:15 5:16 5:16 5:18

  • @sweetheart3383
    @sweetheart33833 жыл бұрын

    Febu ayney neza derfki ksemie keleku zsmami habo knegreki aykielm eye thank you degime.

  • @ahmedsalih7878
    @ahmedsalih78783 жыл бұрын

    ما في كلام يا ؤختي ابدعتي بتوفيق اتمنى لكي النجاح يا روعة 😍😍😍😍

  • @haniyewhanes4207
    @haniyewhanes42073 жыл бұрын

    ፌቢ ሽኮር ኩሉ ግዜ ብሊጽ ስራሕ ምስ ኣቅረብኪ እኪ love u

  • @semharmehari7367
    @semharmehari73673 жыл бұрын

    ፈቡየ ምቅርቲ the bset ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @yirgalemyohannes1014
    @yirgalemyohannes10143 жыл бұрын

    Fevena sokera wwww beilbiy zeftwikye an thanks neza derfiye medrfikye

  • @LYE4EVER
    @LYE4EVER3 жыл бұрын

    power to Eritrean women 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷

  • @iamproudofmyself2435
    @iamproudofmyself24353 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ብልጽትን ማሃሪትን ዝኾነት ስራሕ ፊቡ ናተይ ከም ልበይ ደርፍታትኪ ናይ ብሓቂ መድሃኒት እዮም ናዓይ ብልጽቲ ሀዋን ኢኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ ናተይ

  • @mikaldivora566
    @mikaldivora566 Жыл бұрын

    Wawwww febu shikor just wawwww good job

  • @jhonwinta8703
    @jhonwinta87033 жыл бұрын

    ፌቡ ዓይኒ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ

  • @waadidriss254
    @waadidriss2543 жыл бұрын

    This song happened to me but I’m so happy right now 💃🏽💃🏽💃🏽💃🏽👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼

  • @rahmaosman2415

    @rahmaosman2415

    3 жыл бұрын

    Alhmdulilah good may Allah bless you more and more

  • @hadasestfanos6064
    @hadasestfanos60643 жыл бұрын

    Febu miqerti I miss you zeyday gal erey natey🥰🥰💋💔🇪🇷🇪🇷

  • @fkreykahsay5641
    @fkreykahsay56412 жыл бұрын

    Feven shkor Temti qal & gtmi so edmen tenan yhabki Fetari👍👍❤

  • @freweinihabte5401
    @freweinihabte54013 жыл бұрын

    Febu shikor blitsiti derfi, turugum zelowa ab gzia, buzuh selam n kulom sdrana man freweini Habte

  • @ereyadey5695
    @ereyadey56953 жыл бұрын

    እንኳዕ ጠዓመኪ ፌቡ ሽኩር ቪቫ !!!!። ኣቤት ኣንታ ፈጣሪ ትብል ደርፍኪ ግን ሃሰው ኢለ ኣይረከብኩዋን ።

  • @G_Lion_97
    @G_Lion_973 жыл бұрын

    NFeven mkrti zfetuw eske abzia like yxket deki eriy✌✌✌

  • @egzabherhayaleyu4356

    @egzabherhayaleyu4356

    3 жыл бұрын

    ፈቡየ ሽኮርርር መን ኣሎ ከማኪ አንካ አትና ኮንኪ ኣዝያ ደስ ትብል ደርፊ ብጣዓሚ mesitani🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @zebibpaulos644
    @zebibpaulos644 Жыл бұрын

    Thanks Febu shekor, ab lebena zelo be derfi gelixkyo, moralka zebertee.

  • @semharberhe8748
    @semharberhe87483 жыл бұрын

    Thx febu Nay bhaki aynbenn eyee, 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @jjcc7950
    @jjcc79503 жыл бұрын

    Fantastic,congratulations bella.Viva Viva Eri.

  • @streritube1948
    @streritube19483 жыл бұрын

    ውውው ሰሚዕካ ዘይትምኖ ብልጽቲ ስራሕ ከም ወትሩ ብዝያዳ አዛ ናይ ሎሚ ግን ፍልይቲ ያ ፈቡ ሓፍተይ #ባሕርና #አንተር አንዳ ኣመስገንና ኢና

  • @mra6211
    @mra62113 жыл бұрын

    Febu habibit wawwww gele ayent yena maer yena welela nay lebiy zema lomi mes hewitay tekydi derfi rekiba thanks ya imuri ❤️💋💋💋💋💋

  • @user-od1gz1pz5r
    @user-od1gz1pz5r3 жыл бұрын

    Nay bahaki hatyatu kentsh ynbaaela zbedele Fabu shukor ♥️♥️🥰♥️

  • @yosief143tesfasellasie5
    @yosief143tesfasellasie53 жыл бұрын

    ፈቡተይ ከም ናይ ወትሩ ስራሕኪ ጽቡቅ ስራሕ ከጺለ ፈበይ ካብተን ብጣዕሚ ዘድንቀንን ዝፈትወን ሓንቲ አኪ

  • @merhawitmassawa848
    @merhawitmassawa8483 жыл бұрын

    Febu shikorrrrr enqea dehan metsaki mekrtiy ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @waadidriss254
    @waadidriss2543 жыл бұрын

    You touch a lot feeling of woman’s with this song😢

  • @user-sr2wm2dm1f
    @user-sr2wm2dm1fАй бұрын

    Feven Tsehay very very so much gal erey marey ademen tenan amlak yahabeki qoxlyo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Erilove8102
    @Erilove81023 жыл бұрын

    Never give up!!!! I can't stop listening every day the whole day. You got my heart Febu sweet!!!!! I love you 💓

  • @sefasifaf3359

    @sefasifaf3359

    3 жыл бұрын

    Me to sis

  • @mebrihittesfay101

    @mebrihittesfay101

    3 жыл бұрын

    Same here

  • @mariamichael4416
    @mariamichael44162 жыл бұрын

    Thanks God for everything you did for me. I am in a better place in my life. I remember this song lest year. Here I am 😍. I am so grateful Heavenly Father.🙏💕

  • @noahpaulos5931
    @noahpaulos59313 жыл бұрын

    LOVE FOR #FEBU HABIBTY,MUCH LOVE FROM #TIGRAY🇻🇳

  • @pac-sv2pc

    @pac-sv2pc

    2 жыл бұрын

    we love ❤️ too 💛😍

  • @hagostesfu2160
    @hagostesfu21603 жыл бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፌቡ ሽኮር ! ፡ይበል ድምጽን መልክዕ ንኹሉ ወኒንክ !!! ።

  • @lifeisok.9870
    @lifeisok.98703 жыл бұрын

    Oh wow this. her is voice very very incredible. febu we love you forever you know Thank you for update. proof from the 🇪🇷 ....xx

  • @ghideyghirmay3800
    @ghideyghirmay38003 жыл бұрын

    Asey fveny nic Song 🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍

  • @merhawitertrawit2008
    @merhawitertrawit20083 жыл бұрын

    Bahaki maharit derfi bflay abi gze izi welidka mfllay neta gal ieu zkebda mo confidence ente geyra tray ya kea tiwet gal ansteyti so abaratait derfi eya thank you so much dear febuye memhrey❤❤❤❤❤💋💋💋💋

  • @yonimyonim5645
    @yonimyonim56453 жыл бұрын

    ኣባይኪ ይንባዕ ፌቡ ጽብቅቲ ነዚኦም ዝመስሉ ምቁራት ሒዝኪ

Келесі