ባሕሪ ናይ ትግራይ እዩ -ብሓይልና --ባሕሪ ደምና ዩ-ክትጠፍእ ተደሊኻ ነዓ

Пікірлер: 79

  • @gorginobere921
    @gorginobere92113 күн бұрын

    ካፒተን ዝባሃል ትግራዋይ ኢዩ ፎእ በልዋ ልሙስ ፍጥረት

  • @mihretgebrelibanos2485
    @mihretgebrelibanos248512 күн бұрын

    Mahri ambesa ❤❤❤

  • @keseteteklay190
    @keseteteklay19013 күн бұрын

    ባሕሪ ክትብል ኩዕንቲ ክትኣርይ ጀሚርካ ?

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel13 күн бұрын

    Be ejey kedgmu zeykelu menesyat keyhtiye xelmtiye keflna aytesbwo 10000 amet

  • @user-wn5jj1dg5t
    @user-wn5jj1dg5t13 күн бұрын

    ሱቅ በል ሎቅማጽ፡ንብረት ኤረትራውያን ኣምሓራይ ድዩ ዘሪፍዎ፡ተጋሩ ዶ ኣይኮኑን

  • @gorginobere921

    @gorginobere921

    11 күн бұрын

    ታሪኽና ጅግንነትና ብኸምዚ ሓሶት ኢዮም ዝድውንዎ ዘለው። Micheal Embaye Aranchi ኣብ ሓሙሽተ ናቕፋ ዘሎ ጀብጀብ ተጋዳላይ ስውእ ወዲ መሓሪ ኢዩ ************************************************ እዞም ጎረቤታችን እቲ ሓሶት ባህሎም መፈጠሮም ከይከውን ትፈርሕ ኢኻ። እቲ ባህልናዩ ዝበልዎ ዘይኮነ ባህሎም ኣልዕል ኣቢልካ ብፈጠራ ክሰርሕዎ ዝፍትንዎ ዘለው ጸሊም ሓሶት ኢዩ ባህሎም። እቲ ነዚ ዝሕስው ዘሎ ንኽዛረብ ዕድል ሂቡ ዘዳምቐሉ ዘሎ ወዲ ኪሮስ ዝብልዎ ሓድሽ ናይ ቲክቶክ ህውታትያ ኣብኡ ወጣጢ ተረንሽዋ ስርናይ ዝነበረ ወዲ ምልሻ ስርናይ ኢዩ። ሕነ ናይ ኣብኡ ዝፈዲ ዘሎ እናመሰሎ ክፋእ ናይ ኤርትራ ክሰብኽ ዝውዕል መሃይም ዓይነት ደረቐኛ ኢዩ። እቲ ብናይ ሓሶት ፈጠራ ጽውጽዋይ ክሰርሕ ዝፈተነ ፍሹል ድማ ባዕሉ ብዝብሎ ዘሎ ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝዓበየ ትግራዋይ ኢዩ። ክሳብ ክንድዚ ደፊሩ ክሕስው ብጣዕሚ ኢዩ ኣሰንቢዱኒ። ስለ ዝኾነ ድማ እየ ሓሶትሲ ባህሎም ድኣ ከይከውን ዝብል ዘለኹ። ትዕግስትና ኣወዲኦምና። ብዝኾነ እዚ ኣብ ሓሙሽተ ቅርሺ ዘሎ ጀብጀብ ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ ኢዩ ዝበሃል። ስሙ ብጌጋ ከይጽሕፎ ዝኾነ ኣባል ክ/ሰ 2001 ቀዳማይ ብርጌድ ዝነበረ ወይ ድማ ኣብ ቀዳማይ ብርጌድ ቀዳመይቲ ቦጦሎኒ ዝነበረ ኣባል ትኽክለኛ ስሙ ክጽሕፈለይ ይኽእልዩ። ብምልእና ብወዲ መሓሪ ስለ ንፈልጦ ስሙ ቁሩብ ኣደናጊሩኒ ኣሎ። ብዜክኡ ኣብ ድሕሪ ነጻነት ዝተወልዱ ሰለስተ ቆልዑ ነይሮሞ ኢዮም። እቶም ክልተ ኣወዳት ሓንቲ ድማ ጓል። ሰለስቲኦም ልዕሊ ደቂ ዕስራን ሓሙሽተን ክሳብ ደቂ ሳላሳን ስለ ዝኾኑ ነዚ ጽሑፍ ርእዮም ደቁ ውን ክምልሱ ይኽእሉ ዮም። ስውእ ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ ኣባል ናይታ ብስም 35 እትፍለጥ ዞባዊ ሰራዊት ናይ ደቡብ ኢዩ። ወዲ መሓሪ ምስቶም ከም ኣርማ ጅግንነትና ኣብ ኩሉ ተጠቂዖም እንረኽቦም ብሬን ሒዞም ክራር ሒዞም ዝተሳእሉ በዓል ስውእ ወዲ ራእሲ ወዲ ኣፈልባ ዓላ በዓል በሪሁ ብሓባር ኣባል መጀመርያ ቦጦሎኒ 35 ድሓር ብርጌድ 35 ናይ ደቡብ ኢዩ። ወዲ መሓሪ ሕጂ ውን ጌጋ ይኽልኣለይ ወዲ ማይ ኣሓ ኣክሎግዘታይ ኤርትራዊ ኢዩ። ብእንዳብኡ ይኹን እንዳዲኡ ወዲ እቲ ከባቢ ኢዩ። እዚ ወዲ ንትግራይዶ መራጉዝ እንዳዲኡ ዝብሎ ዘሎ ብጥራሽ ሓሶት ኢዩ። ወዲ መሓሪ ንናጽነት መራሒ መስርዕ ኮይኑ ኢዩ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 88 ኣትዩ። ኣነ ንወዲ መሓሪ ዝፈልጦ ድሕሪ ኣድማ ተጋደልቲ ናይ 1993 ድሕሪ ምጥያስ ናይ 90ን 91 ተጋደልቲ ኮራት ተጨፍሊቐን ናብ ክፍለ ሰራዊት ምስ ተቐየራ ኣብታ ሲራጅ ወዲ እስማዒል ዝመርሓ ሳልሰይቱ ቦጦሎኒ ናይ ሳልሰይቲ ብርጌድ ኣብ እምኩልሽ ከባቢ ኣቑርደት እየ። ድሕሪዚ ንኣስታት ሓሙሽተ ዓመታት ደቂ ኣሃዱ ኢና ነይርና። ወዲ መሓሪ ድሒሩ ናይታ ሓለዋ ጋንታ ወይ ድማ ፖሊስ ዝነበረት ኣሃዱ ቀዳመይቲ ብርጌ ናይ 2001 ኣብ መንሱራ ሓላፊኣ ስለ ዝነበረ ግደፍ ተጋዳላይ ካብ ካልኣይ ክሳብ ሻብዓይ ዙርያ ዝነበሩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ውን ኣጸቢቖም ይፈልጥዎ ኢዮም። ብፍላይ ኣብ ቤጽ ብርጌድ ዝነበሩ ኣብ ክፍልታት ብርጌድ ዝነበሩ ሓላፊ ፖሊስ ሓለዎ ከተማ መንሱራ ስለ ዝነበረ ዳርጋ ኩሎም ይፈልጥዎ ኢዮም። ወዲ መሓሪ ኣዝዩ ምኩሕን ድስፕሊን ዘለዎን ንውትህድርና ዝተፈጥረን ሰብ ኢዩ ነይሩ። ካብቶም ተንሽን ብፍጹም ዘይስሕቱ ኣመና ተባዕን ደፋርን ተጋዳላይ ኢዩ ነይሩ። ወዲ መሓሪ ዝተሰወአ መራሒ ሓይሊ ኮይኑ ምስ ከተተ ኣብዚ ብሰበብ ባድመ ዝተባረዐ ኩናት ኢዩ ኣብ ከባቢታት ምዕራብ ዝተሰወአ። ንስውእ ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ ዝፈልጥ ሓሳቡ ክህብ ርእይትኡ ከስፍር ሓደራ ክብል ይምሕጸነኩም። ብሓሶት ታሪኽ ኣይስራሕን ኢዩ። ንታሪኽና ነቶም ብርቅታት ጀጋኑ ስወኣትና ከመራስሕዎ ዘይኮነ ጥብቆ ከልግብሎምን ኣብ ንዕዘበሉ ኩልና ዓገብ ክንብልዩ ዝግባእ። እዚ ወዲ ሓሳዊ ኢዩ።

  • @wayneyowhanes8077
    @wayneyowhanes807713 күн бұрын

    Miki hewey A🇪🇷🇪🇷🇪🇷besssa🎉🎉🎉🎉❤

  • @DibabEritrea
    @DibabEritrea10 күн бұрын

    አታ ፋራ ትግራዋይ ባሕሪ ትብል አለካ ንትግራይ አይሐዝኩማን ትግራይ ተቃራርጻ ተጋሩ ተማሳሰሉ

  • @iskatl1098
    @iskatl109812 күн бұрын

    መንዩ ባሕሪ ኤርትራ ይብጻሓና ዝበለ ሓደ ክልተ ስራሕ ዝሰኣኑ ንመን ይውኩሉ።

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray12 күн бұрын

    Haye. Haye geldam sq bel. 🐕‍🦺🐕‍🦺🐕‍🦺

  • @Edrisawate
    @Edrisawate4 күн бұрын

    this guy has a strong desire of sea, even his nickname is dolphin. I think there is no dolphin in tekeze.

  • @selamselam2079
    @selamselam207912 күн бұрын

    aeta belaai kuenti togar naymentadeka bahri kthnbsela zeykone kttelkelu tekonka knhbeka aina enbey

  • @gorginobere921
    @gorginobere92113 күн бұрын

    ሚኪ ጅግና ሓራይ ገርካዬ እቲ ምሽሙሽ ኩርኩር ባዓል ገዛየ ዝብል በትኪ

  • @samrukidane2310

    @samrukidane2310

    13 күн бұрын

    @gorginobere921 kila eti mikis dey amharay eyu

  • @ahmedmehammedali4181
    @ahmedmehammedali418112 күн бұрын

    Eritra neritrawyan akle neritra zetnkef kem qoxli yergef wedi hawboyy

  • @rreer
    @rreer11 күн бұрын

    Camels are using the sea😂😂

  • @SiedOmer-xo7tp
    @SiedOmer-xo7tp9 күн бұрын

    Mehari ዘምሰል ኤርትራወይን ከር koluk ተስፍ የግበር ደቂ ኤርትራን ኤርትራወይን ዛይፍልጥን ዘገርም አዩ አንበር ከ ያሕሰብ ደዮም ከ አዛም ተጋር ዛሕሰብ ኣይምሰልን ሎሚ ሃገር መስኾን ኣይኮን mes ዓለም ዘሰርሓን አና

  • @wayneyowhanes8077
    @wayneyowhanes807713 күн бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻 Abesssa bolom nezom komalat Agame Aforki Gohef ika skteblka yhays

  • @samrukidane2310

    @samrukidane2310

    13 күн бұрын

    @wayneyowhanes8077 eti mikis dey amharay adgi eyu

  • @andayaman4097
    @andayaman409718 сағат бұрын

    ማሓሪ ኣምቸ መንግስቲ ኤርትራ ዋላ እንተኣገዶ ህዝቢ ኤርትራ ግን ምስማሓሪዩ። ኣብ ፈረንሳ ደገፍቲ ሻዕብያሎና። እቲዘገረም ነገር ግን ኩሉና ንምሓሪ ኣምቸ ንድግፍ። ማሓሪ ኤርትራ ኤርትራዩ ዝሽትት።

  • @iskatl1098
    @iskatl109812 күн бұрын

    ጸርፊ ደው ኣቢልኩም መጉቱ ጸርፊ ጥቕሚ የብሉን።

  • @user-rw4nu5wx5j
    @user-rw4nu5wx5j13 күн бұрын

    ዓጋመእንታያዴካባሕሪአለካካብቀደምኤርትራቅድሚኢትዮቢያነራእያዓጋመክልልእንታካብኢትዮጲያውንአይነበረትን

  • @Yacob-bn1jw

    @Yacob-bn1jw

    9 күн бұрын

    SELAM! SPACEGEBERELU... MINBABU ASHGARI EYU.

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane613613 күн бұрын

    Tekal afu yaret eritrawi kitkewil kk😢😢

  • @Brhin-w7z
    @Brhin-w7z12 күн бұрын

    Capitan go to yigrina school

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane613613 күн бұрын

    Nahena ena belka eritrawi kitmesil kkkk 😢😢😢

  • @leterufaelabreha7348
    @leterufaelabreha73487 күн бұрын

    Please don't fait make pis

  • @akineb3527
    @akineb352710 күн бұрын

    ክክክክክ ሚክስ አምሓራይ 21 ካራት ER

  • @YOhansarada
    @YOhansarada12 күн бұрын

    ባሕሪ ዘይኮነስ ፍጫሕ መሰንገልና ዝኾነ ማሕበረሰብ ኣለና ኣብዛ ኤርትራ ተባሂላ ዝተሰምየት ብስም ናፅነት ንሳላሳ ዓመታት ፀኒቱስ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘለና ተጋሩ ብሓውና ዝኾነ ህዝቢ ካጥፍአና ዝሞከረ ብህወሓት ኣፍልጦ ዝተዋህበ ሽፍታ ኢሳይያስ ክነጥፍኦ ኢና። ባሕሪ ኣይኮነን ዘድልየና ንሕና ዘድልየና እቲ ህዝቢ ኢዩ ዘድልየና።

  • @sabakidane4221
    @sabakidane42218 күн бұрын

    ሚኬ ጀግና ጉበዝ የኤርትራ ወዳጅ ኦሮሞ ነወ

  • @zetawbrhane5652
    @zetawbrhane56528 күн бұрын

    ባሕር ኣይትበል ድካ ኩዑቱኩም ጎሮሮ ሕዝብኩም ከተሰትዩ ሓይል ዘይብሉኩም ባርያ ባርያ ኣይትበል ባርያ ናይ እቶጵያ ናይ ኤሜርካ ክድ ረድኤትካ ተጸበ ቆዳፍ

  • @teklitberhane6136
    @teklitberhane613613 күн бұрын

    Yaret tigraway zeytibl leba medenageri..😢

  • @kebedekebede5757
    @kebedekebede575712 күн бұрын

    dolifin anta resha gohaf agme suqbel

  • @micki6321
    @micki632113 күн бұрын

    Anta adgi wedi kiros tlkuy

  • @gorginobere921
    @gorginobere92111 күн бұрын

    ታሪኽና ጅግንነትና ብኸምዚ ሓሶት ኢዮም ዝድውንዎ ዘለው። Micheal Embaye Aranchi ኣብ ሓሙሽተ ናቕፋ ዘሎ ጀብጀብ ተጋዳላይ ስውእ ወዲ መሓሪ ኢዩ ************************************************ እዞም ጎረቤታችን እቲ ሓሶት ባህሎም መፈጠሮም ከይከውን ትፈርሕ ኢኻ። እቲ ባህልናዩ ዝበልዎ ዘይኮነ ባህሎም ኣልዕል ኣቢልካ ብፈጠራ ክሰርሕዎ ዝፍትንዎ ዘለው ጸሊም ሓሶት ኢዩ ባህሎም። እቲ ነዚ ዝሕስው ዘሎ ንኽዛረብ ዕድል ሂቡ ዘዳምቐሉ ዘሎ ወዲ ኪሮስ ዝብልዎ ሓድሽ ናይ ቲክቶክ ህውታትያ ኣብኡ ወጣጢ ተረንሽዋ ስርናይ ዝነበረ ወዲ ምልሻ ስርናይ ኢዩ። ሕነ ናይ ኣብኡ ዝፈዲ ዘሎ እናመሰሎ ክፋእ ናይ ኤርትራ ክሰብኽ ዝውዕል መሃይም ዓይነት ደረቐኛ ኢዩ። እቲ ብናይ ሓሶት ፈጠራ ጽውጽዋይ ክሰርሕ ዝፈተነ ፍሹል ድማ ባዕሉ ብዝብሎ ዘሎ ኣብ ከተማ ባጽዕ ዝዓበየ ትግራዋይ ኢዩ። ክሳብ ክንድዚ ደፊሩ ክሕስው ብጣዕሚ ኢዩ ኣሰንቢዱኒ። ስለ ዝኾነ ድማ እየ ሓሶትሲ ባህሎም ድኣ ከይከውን ዝብል ዘለኹ። ትዕግስትና ኣወዲኦምና። ብዝኾነ እዚ ኣብ ሓሙሽተ ቅርሺ ዘሎ ጀብጀብ ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ ኢዩ ዝበሃል። ስሙ ብጌጋ ከይጽሕፎ ዝኾነ ኣባል ክ/ሰ 2001 ቀዳማይ ብርጌድ ዝነበረ ወይ ድማ ኣብ ቀዳማይ ብርጌድ ቀዳመይቲ ቦጦሎኒ ዝነበረ ኣባል ትኽክለኛ ስሙ ክጽሕፈለይ ይኽእልዩ። ብምልእና ብወዲ መሓሪ ስለ ንፈልጦ ስሙ ቁሩብ ኣደናጊሩኒ ኣሎ። ብዜክኡ ኣብ ድሕሪ ነጻነት ዝተወልዱ ሰለስተ ቆልዑ ነይሮሞ ኢዮም። እቶም ክልተ ኣወዳት ሓንቲ ድማ ጓል። ሰለስቲኦም ልዕሊ ደቂ ዕስራን ሓሙሽተን ክሳብ ደቂ ሳላሳን ስለ ዝኾኑ ነዚ ጽሑፍ ርእዮም ደቁ ውን ክምልሱ ይኽእሉ ዮም። ስውእ ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ ኣባል ናይታ ብስም 35 እትፍለጥ ዞባዊ ሰራዊት ናይ ደቡብ ኢዩ። ወዲ መሓሪ ምስቶም ከም ኣርማ ጅግንነትና ኣብ ኩሉ ተጠቂዖም እንረኽቦም ብሬን ሒዞም ክራር ሒዞም ዝተሳእሉ በዓል ስውእ ወዲ ራእሲ ወዲ ኣፈልባ ዓላ በዓል በሪሁ ብሓባር ኣባል መጀመርያ ቦጦሎኒ 35 ድሓር ብርጌድ 35 ናይ ደቡብ ኢዩ። ወዲ መሓሪ ሕጂ ውን ጌጋ ይኽልኣለይ ወዲ ማይ ኣሓ ኣክሎግዘታይ ኤርትራዊ ኢዩ። ብእንዳብኡ ይኹን እንዳዲኡ ወዲ እቲ ከባቢ ኢዩ። እዚ ወዲ ንትግራይዶ መራጉዝ እንዳዲኡ ዝብሎ ዘሎ ብጥራሽ ሓሶት ኢዩ። ወዲ መሓሪ ንናጽነት መራሒ መስርዕ ኮይኑ ኢዩ ኣብ ክፍለ ሰራዊት 88 ኣትዩ። ኣነ ንወዲ መሓሪ ዝፈልጦ ድሕሪ ኣድማ ተጋደልቲ ናይ 1993 ድሕሪ ምጥያስ ናይ 90ን 91 ተጋደልቲ ኮራት ተጨፍሊቐን ናብ ክፍለ ሰራዊት ምስ ተቐየራ ኣብታ ሲራጅ ወዲ እስማዒል ዝመርሓ ሳልሰይቱ ቦጦሎኒ ናይ ሳልሰይቲ ብርጌድ ኣብ እምኩልሽ ከባቢ ኣቑርደት እየ። ድሕሪዚ ንኣስታት ሓሙሽተ ዓመታት ደቂ ኣሃዱ ኢና ነይርና። ወዲ መሓሪ ድሒሩ ናይታ ሓለዋ ጋንታ ወይ ድማ ፖሊስ ዝነበረት ኣሃዱ ቀዳመይቲ ብርጌ ናይ 2001 ኣብ መንሱራ ሓላፊኣ ስለ ዝነበረ ግደፍ ተጋዳላይ ካብ ካልኣይ ክሳብ ሻብዓይ ዙርያ ዝነበሩ ሃገራዊ ኣገልግሎት ውን ኣጸቢቖም ይፈልጥዎ ኢዮም። ብፍላይ ኣብ ቤጽ ብርጌድ ዝነበሩ ኣብ ክፍልታት ብርጌድ ዝነበሩ ሓላፊ ፖሊስ ሓለዎ ከተማ መንሱራ ስለ ዝነበረ ዳርጋ ኩሎም ይፈልጥዎ ኢዮም። ወዲ መሓሪ ኣዝዩ ምኩሕን ድስፕሊን ዘለዎን ንውትህድርና ዝተፈጥረን ሰብ ኢዩ ነይሩ። ካብቶም ተንሽን ብፍጹም ዘይስሕቱ ኣመና ተባዕን ደፋርን ተጋዳላይ ኢዩ ነይሩ። ወዲ መሓሪ ዝተሰወአ መራሒ ሓይሊ ኮይኑ ምስ ከተተ ኣብዚ ብሰበብ ባድመ ዝተባረዐ ኩናት ኢዩ ኣብ ከባቢታት ምዕራብ ዝተሰወአ። ንስውእ ተጋዳላይ ወዲ መሓሪ ዝፈልጥ ሓሳቡ ክህብ ርእይትኡ ከስፍር ሓደራ ክብል ይምሕጸነኩም። ብሓሶት ታሪኽ ኣይስራሕን ኢዩ። ንታሪኽና ነቶም ብርቅታት ጀጋኑ ስወኣትና ከመራስሕዎ ዘይኮነ ጥብቆ ከልግብሎምን ኣብ ንዕዘበሉ ኩልና ዓገብ ክንብልዩ ዝግባእ። እዚ ወዲ ሓሳዊ ኢዩ።

  • @rreer
    @rreer11 күн бұрын

    Miki is ignorant, completely ignorant

  • @mitti9032
    @mitti903212 күн бұрын

    ATA AGAME WAHID LELEWA LEYBELA ENDABELE NE ZEMHARKA HEZBAWI GENBAR TESAREF ALKA? KKKKKKKKK ATA KOMAL ZERO TARIK TEMHAR. LOMI MEN EYU AB TIGRAY ANESTI ZEDFER ALO? ABOKA ENDIYU NE HAFTKA ZEDFRA ZELO DEFIRUS AYNA YEWTSEA ALO

  • @wayneyowhanes8077
    @wayneyowhanes807713 күн бұрын

    Hgdef Ngoska eyom kodar Agame

  • @rreer

    @rreer

    11 күн бұрын

    AGame is leading your country donkoro

  • @user-wn5jj1dg5t
    @user-wn5jj1dg5t13 күн бұрын

    ክክክክ፡ባሕሪ ክትብል፡ባሕሪ ደም ከተፍስስ ኢካ

  • @andayaman4097
    @andayaman409718 сағат бұрын

    ፊደላት abcd ዘይጽሬኻ ፋራ ደንቆሮስ ብዛዕባ ደምባሕርን ማይባሕርን ክትዛረብ።

  • @YOhansarada
    @YOhansarada12 күн бұрын

    ሕርቃን ኣለዎም ኤርትራውያን ንምታይሲ ህወሓት ናፅነቶም ስለዝሃበቶም ውሽጢውሽጢ የሕርቖም ኢዩ።

  • @osmanadem7183
    @osmanadem718313 күн бұрын

    Ezin wedi kemzn nhzbi tigray ab diq zbel delhamet shemimwo yu,, hiji wn deqi malelit gdefu ena nblekum

  • @user-us2bz4tg8b

    @user-us2bz4tg8b

    12 күн бұрын

    አብ መዳእታ መን ከም ዝሕስቕ ንተጋሩ ሕተት

  • @Edrisawate
    @Edrisawate4 күн бұрын

    ዕድሚኦም ምሉእ ምስ ኤርትራ ተሓዊሶም ታሪኽ ኣለና ይብሉ ኤርትራ ነብሳ ምስ ከኣለት ትሪኽ ዝበሃል ከም ዘይብልኩም ተራኢክኹም ኢዩ ባራዩ ኢትዮጵያ።

  • @wediere2238
    @wediere22388 күн бұрын

    ካፒተን ፍርቅኻ ትግራዋይ ስለዝኾንካ ሓቅኻ ኢኻ ዓዲ ኣቦኻ ከመይ ጌርካ ኣሕሊፍካ ክትህባ፡ ትግራይ ሃገር ኣይኮነን ክልል ምዃን ኣይከኣልኩኖምን ተሕዙኑ፡ ትግርኛ ዃ ንሕና ኢና ሚሂርናክን እንበር በኣምሓርኛ መዋእልኩም ጺሒፍክን፡ ንዝኾነ ግን 300'000ህዝቢ ናይ ስራሕ ፍቓድ ክንህበኩም ኢና ምስ ወያነች እንበር ምስ ህዝቢ ትግራይ ባእሲ የብልናን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mohammedabubkere445
    @mohammedabubkere4457 күн бұрын

    تحلمون دائما وابدا كلكم تقرنيا وعقامه ما عندكم ولا شي في بحرالحمر ماتعرف بحر إيش هو كذابين بحرعنده اهله وبس

  • @sabakidane4221
    @sabakidane42216 күн бұрын

    አንተ አጋሜ ቆቫቫ

  • @GebrehiwetTeckle-nc7dh
    @GebrehiwetTeckle-nc7dh13 күн бұрын

    Aigame mis tre zikonu seb fekera sriq natukum endiyu

  • @gorginobere921
    @gorginobere92113 күн бұрын

    እምበይ እምበይ ካልእ ዋላ ሓንቲ ኣይተረዳኣንን? እንታይ ዓይነት ቆንቆ ኢዩ እዚ:: ዓጋመ ማለት ፍሉይ ደንቆሮ ናይ ዓለምና ፎእ በልዋም

  • @Yacob-bn1jw
    @Yacob-bn1jw9 күн бұрын

    BLAE ZEYBELEWOSS TSEBHULAY YBIL!? MEN EYU 1 N ERITRA WEKILKUM ELU...? 2 NTIGRAY WEKILKUM ELU...? 3 N BAHRI WEKILKUM ELU...? 4 ETHIOPIIA WEKILKUM ELU...? NKHITMEYAYTU AFKIDLKUM? KULUKHUM ABZA CLIP ZELEKHUM? MEJEMERIA DES ZIBIL ASMARINO ZEBHAL YEBLKUMNN:: BZTEREFFE? DENAKUR, HALAYAT, ANAJIL, SEDETAT, BUDATAT...ZEYERITRAWYAN KEMUWIN ZEY ETHIOPYAWYAN EKHUM::

  • @mohammedabubkere445
    @mohammedabubkere4457 күн бұрын

    كذابين من هم سبعه دول تقراي كنت اقليم أثيوبيا ذلحين كمان اقليم أثيوبيا ايش جبتم فايدة اكثر من واحد مليون شخص ماتوا منكم من دون فايدة

  • @YOhansarada
    @YOhansarada12 күн бұрын

    ኢሳያስ ሽፍታ ትግራዋይ ኢዩ ስለዚ ንሕና ክንግደሰሎም ዘለና ንቶም ፍንጫሕ መሰንገልና ሓራ ንምውፃእ ኢዩ።

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane924713 күн бұрын

    ኣንታ ቆማል ዓጋመ ባሕሪ እይምልከተካን አዩ ብጎቦ ዓይንኻ ራኣዮ ትማሊ 1.5 ሚልዮን ኣጥፊኢኩም ሕጂ ካኣ ንባሕሪ ትጥምቱ ኮይንኩም ዕጽፊ ሰብ ከይተጥፍኡ ተጠንቀቁ አርትራውነት ኹቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AbtomMahmut
    @AbtomMahmut13 күн бұрын

    ትግርኛ ኢካ ዘይጸርካ ምስ ኤረትራዊ ክትዛረብ ቖማል ሳሕሳሕ

  • @MsginaGGerens-hd1ci
    @MsginaGGerens-hd1ci14 күн бұрын

    Hasot haymanot weyanay malelitawyan😢 hakifitewu kisanet kitrekbu

  • @user-qg6uh7pd8q
    @user-qg6uh7pd8q13 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 gena. Gena. Bagame. Eu. Tfatkum. Deki. Welegeban. Kedatn. 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @yobel-lh2rj
    @yobel-lh2rj13 күн бұрын

    Mexehaf Kudus Teamenu Entekonekum Tegaru iseraelawian Bebahri Men Segirom Yebel Ab Mexehaf Kudus B Bahri Eritera U Zebel Nezi Zeyteamenulu Ente Konekum Kem Kedemkum Mexu Ketefeu Degim Texawarenet Tehti Zero U Akelena Wedina Ina Eritrawian

  • @user-qg6uh7pd8q
    @user-qg6uh7pd8q13 күн бұрын

    Shaebya. Jigna. Eu. Mshi. Ntegaru. Nalem. Fetfet. Yebla. Alo. Komalat. Ahwatka. Bbahri. Yemen. Nsueudya. K8kedu. Asa. Ybleom. Alo. Antu. Timkhtenatat. Rekibkuma. Alokum. 1.5. Wihdemukum. K8twseku. N3rkum

  • @user-nb2he2xw8v

    @user-nb2he2xw8v

    13 күн бұрын

    Aye barayu hgdef bahri dea nay abotatina endiye:: eritrawit zbehal hager yelen

  • @mitti9032

    @mitti9032

    12 күн бұрын

    ​@@user-nb2he2xw8vHelm Agame wahid komal kondaf

  • @GebrehiwetTeckle-nc7dh
    @GebrehiwetTeckle-nc7dh13 күн бұрын

    Mehari ainbesa hagerun meretun yehlifu zey hib tekawamay eyu

  • @zemuymeharizemuy3871
    @zemuymeharizemuy387114 күн бұрын

    Nejays

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane924713 күн бұрын

    ጅግና ኣሓሪ ኮሙኡ ገርካ ሉቦም ኣጥ ፋዕሎም ነዞም ቆማላት እጋመ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gorginobere921
    @gorginobere92113 күн бұрын

    ማሓሪን ኣፈወርቅን ሚክን ጀጋኑ ኢኹም ! በልዋም ነዞም ጋዕጋዓት ዓጋመ

  • @user-fh4in7bt5u

    @user-fh4in7bt5u

    12 күн бұрын

    መሀይም ባንዳ ትግራዋይ ገዛኢካ ከብዝነበረ አይትፈልጥን? ቆንዳፍ ዘርኢ አምሀራይ።

  • @gorginobere921

    @gorginobere921

    12 күн бұрын

    @@user-fh4in7bt5u ትግራዋይ ፍንፉን መዋእሉ ዝልምን ዝሰርቅ ዝሓሰረ ፍጥረት ናይ ዓለምና ምስ ኩሉ ስኒት ዘይብሉ ኩሉ ግዜ ኣብ ክባን ዕጽዋን ዝነብር ብድንቄርንኡ::

  • @almaz1448
    @almaz144814 күн бұрын

    ግዛዓ ምዛዓ እንዳ እንትን

  • @erina2932
    @erina293214 күн бұрын

    እዚ ማሓሪ ዝባሃል ዝሓሸ ተቛዋማይ

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yh13 күн бұрын

    ወዲ ኬሮስ ምጻእ ሞ ደሓን ሳንጣ ናይ ኣቦታትካ ሒዝካ ክትምለስ ኢካ ጉሓፍ ጉሓፍ

  • @erina2932
    @erina293214 күн бұрын

    ክክክክክክክክክ ሚኪ ዋናገዛ ትግራዋይ ስለ ዝኾነ ክክክክክክ ኣስሒቕካና

  • @erina2932
    @erina293214 күн бұрын

    ማለሊት ከዳሚት

  • @betisami336
    @betisami33614 күн бұрын

    ኣቱም ኮንዳፋት ረሳሃት።

  • @user-tj5nl5iq2e
    @user-tj5nl5iq2e13 күн бұрын

    ሙሽሙሻት ደቃሉ ...

  • @searegebrekidan
    @searegebrekidan13 күн бұрын

    ቆማል ዐጋመ ሕሙም ርእሲ ባሕሪ ክትብል ምጻእ ትንፋስካ ከነሕልፈካ ወዲ ኪሮስ እይትእመንዎ ፍርቒ ጎኑ ትግራዋይ እዩ

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yh13 күн бұрын

    ኪዲ ኣታ ምስ ትግራይ ትደናገጽ ዘለካ ኣፎሪቂ ዲካ ገለ ትብሃል መስከንከን ኣይትበል ናይ ኣቦታትካ ስረ ዕጠቆ ሙሽሙሽ ክትፈልጡ ተጋሩ ዋላ ኣብ ደገ ንሃሉ ገለ ትኩን ኤርትራ ሓፍ ኢልና ንዓድና ከም ንኣቱ ፍለጡ ብዛዕባ ክዕንቱኩም ዘይትዛረቡ ደቂ ይዑዳ ስቅ ተበልና ሲ በቃ ሚድያ ወጺኩም ሃፈርፈር ትብሉ ተጋሩ ሰብ ኮንኩም ሲ ን ኤርትራዊ ክትጻረፉ

Келесі