"ብፃየይ" ተጋ ፀጋይ ኣብራሃ (ጎሞራ) Tsgay Abraha New Tigrgna Music (official Video 2022)

Ойын-сауық

Suzan_Multimedia_KZread_Channel _Like_Share-Subscribe
© Copyright: Suzan Multimedia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Follow Us
Facebook - / suzan.meltimedia
Telegram - t.me/suzfilms
#Wedding #Tigrigna #Eritrean

Пікірлер: 228

  • @user-nj4kc5oi9t
    @user-nj4kc5oi9t2 ай бұрын

    ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣነስ ኣይከኣልኩን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ኣሕዋትና ሂወቶም ዝከፈሉምእንተ ዓዶም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ErmiyasGmichael

    @ErmiyasGmichael

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤😊😊❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤😊😊😊😊

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ጀጋኑዋይ እመቤታችን ሕቁፍ ድግፍ ኣቢላ ትሓሊኩም ዓወት ንዓኩም💛❤💛❤✊✊✊✊✊ ውድቀት ንፋሽሽታውያን🇪🇹🇪🇷🙃🙃🙃

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d Жыл бұрын

    ልብካ ዝትንክፍ ብፃይነት. !!!ክብሪን ንስራዊት ትግራይ ክብሪን ሞጎስን ንስውአትና 😭❤💛🙏

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын

    ጅጋኑና ክብርን ምጎስን ንስማእታትና ❤💛🙏🙏😭

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ ኪናት ተዘይሃስየኪ ልዕሊ ማንም ኔርኪ ኣጆኪ ከዓ ጀጋኑ ደቅቅኪ ኣለውኪ😭❤💛❤💛❤❤✊✊✊✊✊

  • @2-xu7zn
    @2-xu7zn7 ай бұрын

    ሕድሪ ሰማእታትና ኣይነዕብርን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-vd3md4wm6d
    @user-vd3md4wm6d Жыл бұрын

    ጀጋኑ ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ብዓወት ተመለሱ💛❤🙏

  • @lmlmlmlm6138
    @lmlmlmlm6138 Жыл бұрын

    ጅጋኑና❤️❤️💛💛❤️❤️💛💛

  • @tenafakit9136
    @tenafakit9136 Жыл бұрын

    jeganu ክብሪ መጎስን ንዓኹም 💜

  • @user-nl4kk2zg4y
    @user-nl4kk2zg4y Жыл бұрын

    ኣይይይ ዓደይ ሰላምኪ የስመዐና😢😢😥 ሓይሊ ቅዱስ ምካኤል ምስካትኩም ይኩን ጎተተይ😢😢

  • @mmoee9973
    @mmoee9973 Жыл бұрын

    አጀና ትግረይ ትሰዓር

  • @afeweriktareke4660
    @afeweriktareke4660 Жыл бұрын

    Tsgay arekey libeka teble derfi zarekey marey ember btsety

  • @user-io4bw1wp8l
    @user-io4bw1wp8l Жыл бұрын

    ሂወትኩም ሂብኩም ሂወት ዝሃብኩምና ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣያታተይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰዋእትና ልብካ ትሰብር ብንብዓት ወዲአያ😢😢😢😢😢😢😓😓😓😓💔💔💔💔💊💊 ኣጆኩም ኣሕዋተይ😢💔💊

  • @user-no9cu5ed3v
    @user-no9cu5ed3v Жыл бұрын

    አይይይ ዓደይ ልአኺዶ ዝኹሉ ጭካነ ትግራይ ዓደይ😭🙏🙏🤲አምላክየ ሆይምሕረት ላአኸልና 🤲🤲🙏😭😭

  • @tsigekahsay4478
    @tsigekahsay4478 Жыл бұрын

    ጀጋኑ አሕዋተይ ክብርን መጎስን ልሰማእታትና

  • @Abiabi-gw9xz
    @Abiabi-gw9xz Жыл бұрын

    ጅግና ወዲ ህዝቢ

  • @user-oc2qe2mv6u
    @user-oc2qe2mv6u Жыл бұрын

    ህልዋትን ስዋእትናን ክብርን ሞጎስን ይሃብኩም ጀጋኑና 🙏ብዙሓት ጥዕማትን ደርፊ ሰሚዐ እየሞ ከምዛ ደርፊ ዚኣ ከብደይ ዝበለዐትኒ የላን ያ💔

  • @oromayjambo1256
    @oromayjambo1256 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና,አምላኽ ብርክኹም አፅኒዑ ብሰላምን ብዓወትን ይምለስኩም።አጆኻ ሓውና ቀፅለሉ ክብር ሓውና

  • @elssaelssa2954
    @elssaelssa29549 ай бұрын

    ክብሪን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት😭😭😭😭😭😭

  • @AhmedAli-yb7vb
    @AhmedAli-yb7vb Жыл бұрын

    ኣይይይይ ሐመድ ትብላዓኒ ደቂ ነይ ንዓና ክትብሉ ክንደይ ዕሸላት ቀርክም እህህህህ ዮኣክለክም ይበለና ፍጣሪ 😭😭😭 ትግራይ ትስዕር ብደቃ💪💪💊💊💘

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын

    አምላክ ፁላሉ የንብረሉኩም ህዝበይ

  • @filaxo8820
    @filaxo8820 Жыл бұрын

    Good luck bitsayey 👑❤❤❤

  • @derbaaleen1954
    @derbaaleen1954 Жыл бұрын

    አጀኹጀጋኑ💊💊💊🙏🙏🙏

  • @AAa-bf5oo
    @AAa-bf5oo Жыл бұрын

    Jeganu💛❤💛❤💪💪💪🐅🐅🐅

  • @masho2392
    @masho2392 Жыл бұрын

    ክብርን ሞገስን ንስውኣትና 😥መእንተ ህዝብኩም መእንተ ዓድኩም ዘይትትካእ ሂወትኩም ትከፍሉ ዘለኩም ኩላትኩም ዓብይ ክብርን ምስጋናን ይግበኣኩም ብፃየይ💔😥😥😥😥

  • @user-ts2no1ff8r
    @user-ts2no1ff8r Жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 🙏

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish29409 ай бұрын

    Ftary waga xaerikumen mesewaetikumen zgodoluui tikeuuu Slamen Kisaneten ni Hizbi TIGRAY niminayalikume kab ftewetkiium ERITRAWEYAN 🙏🦋🦋🦋

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    5 ай бұрын

    የቀኔልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    13 күн бұрын

    ብጣዕሚ ካብ ልበይ ከመስግነኪ የቀኔለይ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ኮንኪ ፅቡቅና ስለዝተመነኪ ዛሓፍተይ

  • @Saratigray
    @Saratigray Жыл бұрын

    ሂወትኹም ሂብኹም ሂወት ዝሃብኩምና ጅጋኑና ክብሪ ንዓኹም ናይ ዘልአለም ብርሃን💛💓🙏💔💔

  • @SaSa-sr6tp

    @SaSa-sr6tp

    Жыл бұрын

    🧡🧡🧡💋💋💋👍👍👍👍🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤔

  • @funnybaby6848
    @funnybaby6848 Жыл бұрын

    Ajona khalf eyu🙏♥️💛🙏♥️💛🙏♥️💛

  • @tdf7101
    @tdf7101 Жыл бұрын

    atm like gebr wyyy✊✊❤💛🙏

  • @muluokabuy3775
    @muluokabuy3775 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰምኣታትና🙏✊✊✊

  • @khanvai1509
    @khanvai1509 Жыл бұрын

    ጅጋኑና ክብርን ምጎሰን ንሰማእታትና 💛❤️💛❤️🥰

  • @azuyemane3635
    @azuyemane3635 Жыл бұрын

    ዓደይ

  • @negstisolomon
    @negstisolomon9 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ስማእታትና 💔😭😭😭😭ብርዕካ ይሰስን ዝሓወይ አብ ውሽጥካ ዝኣቱው ደርፊ እዩ👍👍👍

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    6 ай бұрын

    ክብረት ያሃበለይ የቀኔለይ

  • @user-ur1sh6kl8r
    @user-ur1sh6kl8r Жыл бұрын

    እዊይ ፅናዓት እዊይ ጂግንነት 💪💪💪💪💪💪

  • @tadeylove1179
    @tadeylove1179 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ጀጋኑ እሕሕሕ 😭😭😭😭እዛ ደሪፊይ ክስመዕ ከለኩ ኩሉ ግዜ 😭😭😭😭ማአዝ እዩ ሰላም ክክውን ግን 🙆🙆😢😢😢

  • @charbelkaram6072
    @charbelkaram6072 Жыл бұрын

    Amlak yketelkum hzbey ❤❤💪💪🙏🙏🙏

  • @nawanawa6775
    @nawanawa6775 Жыл бұрын

    ዋይ ኣይካኣልኩን💔💔💔💔ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ናቱም ቃልሲ ዝሓንሸሸ እግዚኣብሔር ናይ ኢዱ ይሃቦም

  • @almazfsha6660
    @almazfsha6660 Жыл бұрын

    ህዝብይ 💔😔🙏🥲🥲🥲🥲🥲 Amlak msakum yekun 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @user-hh3uo4cp2y
    @user-hh3uo4cp2y11 ай бұрын

    ክብርን መጎስን ንስውኣትና 😥💔ምእንተ ህዝብኩም ምእንተ ዓድኩም መተካእታ ዘይብላ ሂወትኩም ዘከፈልኩም ዓብዪ ክብርን ምስጋናን ንዓኩም ሰላኩም ንነብርለና💔😥💔🖤😭🤲

  • @ferwiniberhane3342
    @ferwiniberhane33429 ай бұрын

    ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና

  • @yonasmisgna7170
    @yonasmisgna7170 Жыл бұрын

    ኣታ ካብዛ ትግራይ ዝወፃኩላ ዕለትስ ረግመ ኣይ ውድኣን💔. ኮምዙይ ዓይነት ደርፊ ክሰምዕ ከለኩ ከምዚ ከማይ ዶ ሕርር ትብሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ.💔✊TDF✊💛❤

  • @slaamslaam7629
    @slaamslaam7629 Жыл бұрын

    ዋውው ፀግሸይ ዝሓወይ መታዓብተይ ዝገርም ሰራሕ ብሉፀይ💊💊😥😥😥⛱⛱

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    6 ай бұрын

    የቀኔለይ ክብረት ያሃበለይ

  • @user-pw1jt6mr5g
    @user-pw1jt6mr5g Жыл бұрын

    ልቢ ዝትንክፍ 😢ክብሪ ንጀጋኑና ❤✊

  • @samisami-st6pq
    @samisami-st6pq Жыл бұрын

    ቅያ ዝስረሖሞ ፈጣሪ ምሳኪም ይኪን ጀጋኑና ከመዝከማይ ብንባዓት ዝሰመዓስ ይህልዶ 😭💔💔💔

  • @user-yn6lp2wv4j
    @user-yn6lp2wv4j9 ай бұрын

    ቅድመኹም ይስጣሓኒ ደቂዓደይ ማዓረይ

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 Жыл бұрын

    ትግራይ ሂወትኹም ሂብኹም ሂወት ዝሃብኩምና ጅጋኑና ክብሪ ንዓኹም ናይ ዘልአለም ብርሃን 💞💞💞💊💊💊

  • @user-no9cu5ed3v
    @user-no9cu5ed3v Жыл бұрын

    ልቢካ ትትንክፈ አየዓደይ ክሳማዓስ ኢና ክንሰምዕ አታአምላክ ምሕረት አውርደልና ትግራይ ትስዕር🥰🙏🥰🙏🙏🙏ብሓይሊ አምላክን ብሓይሊ TDF🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🤲🤲

  • @user-ro3lv3dk3j
    @user-ro3lv3dk3j Жыл бұрын

    ጀጋኑና ብሰላም ናብ ልምዓት ዓድኹም ይመልስኹም ክቡራትና TDF ብሓዊ ዝተፈተንኹም ወርቂና ኢኹም♡♡♡

  • @kuwajabahta292
    @kuwajabahta292 Жыл бұрын

    ትግራይ ዓደይ እዚ ኩሉ ንዓኺ እዩ፡ክብርን ሞጎሰን ንሰወኣትና፡ሓይልን ፅንዓትን ንጀጋኑ TDF፡ክቡር ሓወይ ክዓ ብሉፅ ሰራሕ ።

  • @user-yx6fh4zc3p
    @user-yx6fh4zc3p Жыл бұрын

    ብንባዓት ወዲኤያ ብፃይነት ልብካ ትትክፍ💔😭መሊሱ ካኣ ይሕርነካ ትግራወይቲ ብሙኳነይ ኩርዕቲ እየ ባኣኩም ዞም ኣሕዋተይ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏 ክንዕወት ኢና ፅናዓት ንዘይተርፍ ዓወት ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና✊❤❤❤

  • @user-yv2eg5yh3d
    @user-yv2eg5yh3d Жыл бұрын

    TDF ጅጋኑና 🙏🙏🙏🙏🙏❤💛

  • @user-uy2sy5we9q
    @user-uy2sy5we9q5 ай бұрын

    ❤❤❤😢😢😢btotoy enkrei edey bumukratey tesfa ay kertn😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-pv6dm2fs2r
    @user-pv6dm2fs2r Жыл бұрын

    ዓደይ ሰለኪ እዩ ዓሕ😭😭

  • @letushgebremariam6547
    @letushgebremariam6547 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋአትና እንኮ ሂወትኩም ኸፊልኩም ሂወት ዘሃብኩምና

  • @temesgenaemlak5371
    @temesgenaemlak5371 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ ምሳኩም ይኩን ጅጋኑና💊💊❤️

  • @legeandry1396
    @legeandry1396 Жыл бұрын

    Jeganu tigray

  • @user-oi2bs1bt9q
    @user-oi2bs1bt9q Жыл бұрын

    TDFይ ከብርን ሞጎስን ንዓኹም💛❤✊💔😓

  • @milihagos2115
    @milihagos2115 Жыл бұрын

    ሂወትኩም ከፊልኩም ሂወት ህዝብኩም ንእተሕለዉ ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም 🙏🙏 ኣይካኣለን ልበይ 💔💔💔 ፈጣሪ ምሳኩም የኩን ጀጋኑና 🙏 ብሓቂ ንብፃየነት ዝገልፅ ደርፉ እዩ እሞ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ ❤💛❤💛

  • @letewerkighawerya6658
    @letewerkighawerya6658 Жыл бұрын

    አይ ህዝበይ ኣጀና ከሓልፍ ኢዪ ዘይሓልፍ የለን💪💪💪😭😭😭

  • @mimihouse8527
    @mimihouse8527 Жыл бұрын

    ክብርን ምጎሰን ንጀጋኑ ሰዋአትና ሂውቶም ካፈሎም ሂወት ዝሃቡና 😭😭😭😭

  • @Merry1912
    @Merry191210 ай бұрын

    Tdf ጅግና ተቃላሳ💊💊

  • @AAa-fx8tw
    @AAa-fx8tw Жыл бұрын

    እፍፍፍፍፍ ብዓወት ተመለሱ የሕዋተይ ከምዛ ልበይ ዝሰበረትኒ የላን 💔💔💔💔💔 ኣይከኣልከን ኣነስ ኣምላከይ ሰላምን ዶ ልኣከልናይ ዋይ መሪርና ኮ ሀዝስ 😭😭😭😭😭

  • @user-xg5bz9qz3f
    @user-xg5bz9qz3f8 ай бұрын

    😢💊💊💊💊💊💊😢ጅጋኑና 😭😭😭😭ክብርን ምጎስን ናዓኹም ንዓኹም ስማኣታት ትግራይ ዓድይ 😭💊💊😢ጽንዓት ይሃብና ልብኻ ዝብልዐ ድረፊ 😭😭🙏

  • @mklsjudurgd368
    @mklsjudurgd368 Жыл бұрын

    ጅግና ወዲ ትግራይ መታካኣታ ስውእ ተጋዳላይ ብርሃነ ጋኖ

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    13 күн бұрын

    የቀኔለይ ክብረት ያሃበለይ

  • @ddsd2475
    @ddsd2475 Жыл бұрын

    TDF ጀጋኑና

  • @aasjejzsjj4264
    @aasjejzsjj4264 Жыл бұрын

    ጀጋኑና ናዓኩም ሒዝና ንኮርዕ

  • @GhGh-oz4tf
    @GhGh-oz4tf Жыл бұрын

    ጀጋኑና💪💪💪🇻🇳💔

  • @user-it4jz2et9h
    @user-it4jz2et9h6 ай бұрын

    amlak Edmen Tana Yabkum Fetari❤❤❤❤❤❤

  • @eyeru6014
    @eyeru6014 Жыл бұрын

    Bselam temelesu ezom yehwatey egziabher msakum ykun

  • @gxhhdh8847
    @gxhhdh8847 Жыл бұрын

    TDFy ደመይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏💊💊💪💪💉💉💖💖💖💛💛💛💔😥

  • @aexum1597
    @aexum1597 Жыл бұрын

    Kibren mogesn negeganu semaetatna 💔💪💪💪❤💛❤

  • @nyn8465
    @nyn8465 Жыл бұрын

    💊💊💊❤️❤️💊ጅጋኑና❤❤❤🥰❤️❤️💊❤️😍❤❤

  • @Medhingrefiel
    @Medhingrefiel8 ай бұрын

    ድያና ገረፊኤል

  • @user-qy8fb2th6t
    @user-qy8fb2th6t Жыл бұрын

    ጀጋኑና ፈጣር ምሳኩም ይኩን ብዓወት ተመለሱ ምስ ብፆትኩም 💊💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @iguuey5124
    @iguuey51248 ай бұрын

    ጀጋኑ 😢😢😢😢

  • @tgray-py6pl
    @tgray-py6pl Жыл бұрын

    አናነባዓኹ ዝራኣኹዋን ዝሰማዓኹዋን ሙዚቃ💔😥ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎሰን ናዓኹ ንጀጋኑና ሂወትኩም ሂብኩም ሂወት ትህቡና ዘለኹም😥

  • @MebratgrmayMebri-nd3mj
    @MebratgrmayMebri-nd3mj Жыл бұрын

    ፀጉሸይ ማዓረይ ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑና

  • @betibetihishe5536
    @betibetihishe5536 Жыл бұрын

    ጀጋኑና❤💛😍😍😌😢🙏🙏🙏

  • @rozaadwa5126
    @rozaadwa5126 Жыл бұрын

    ክብርን ሞግስን ንጀጋኑና

  • @dadadadadada9100
    @dadadadadada9100 Жыл бұрын

    ጀጋኑና ቃላት የብለይን ንዓኹም ዝገልፅ በቃ።

  • @meharishishay1708
    @meharishishay1708 Жыл бұрын

    እታ ዘይቲዲገመ ሂወትኩም ዘወፈኩም ክብሪ ነዓካትኩም ጀጋኑ 💔💔🙏🙏

  • @Kebi-kq2du3zu6d
    @Kebi-kq2du3zu6d Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና✊✊✊

  • @abrahamberihu2534
    @abrahamberihu2534 Жыл бұрын

    Tdfይ ጀጋኑና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን 💊💊💊 💗💗💗 💝💝💝💝💝💪💪💪💪💪

  • @alexsgrmay1898
    @alexsgrmay1898 Жыл бұрын

    ክብርን መጎስን ንስዋኣትና

  • @user-jo8vl4ue8q
    @user-jo8vl4ue8q Жыл бұрын

    አምላክ ምሳኩም ይኩን😢🙏🙏💞

  • @dengleyrufutalbey958
    @dengleyrufutalbey958 Жыл бұрын

    💔💔😭😭 ኣይ ኣምላክ ኣቦይ ይኮነኩም በለና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓወት ይምለስኩም ኣሕዋተይ

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 Жыл бұрын

    ልበይ ዝተንከፈትኒ ዘፈን💔😥😥 እመብርሃን ባዓወት ትመልስኩም ኣሕዋተይ🙏🙏

  • @gxhhdh8847
    @gxhhdh8847 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና💔💔💔😥😥😥😥

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын

    አደይን ዓደይን ነባዓ ምካአሉ ሱኢኖዮ ከይነ አብ ስደት💔💔💔💔

  • @hadasnguse1529
    @hadasnguse1529 Жыл бұрын

    ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ሰማእታትና 💊💪💪ልብኻ ዝትንክፍ ብጻይነት

  • @tgraytgray8925
    @tgraytgray8925 Жыл бұрын

    ዓሕሕ😥😥😥😥 ኣይከኣልኩን። እዞም ርኹሳት ክንዲ ዘዕቆብናዮም ክንዲ ዘምህርናዮም ነዚ ፈዲዮምና ዘይሃስስ በሰላ ኣጆና ንሓርን ዋጋ ክነኽፍሎም ኢና

  • @rozaadwa5126
    @rozaadwa5126 Жыл бұрын

    7 months ago ሂወትኩም ከፊልኩም ሂወት ህዝብኩም ንእተሕለዉ ጀጋኑና ክብሪ ንዓኩም 🙏🙏 ኣይካኣለን ልበይ 💔💔💔 ፈጣሪ ምሳኩም የኩን ጀጋኑና 🙏 ብሓቂ ንብፃየነት ዝገልፅ ደርፉ እዩ እሞ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ ❤💛❤💛

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    6 ай бұрын

    ክብረት ያሃበለይ ሙክርኹም ኣይፈለየኒ

  • @ytbarekyepanayo6469
    @ytbarekyepanayo6469 Жыл бұрын

    ፀግሽ ሓውና ከዓ ኣጆኻ ቀፅለሉ ብጣዕሚ! ደስስስስ ዝብል ዝድነቕ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕኻ ብኣኹም ከዓ ንኮርዕ

  • @TsegayAbraha-qk1kl

    @TsegayAbraha-qk1kl

    11 ай бұрын

    የቀኔለይ ክብሪ ያሃበለይ ምክሩክም ኣይፈለየኒ

  • @TsegayAbraha-qk1kl

    @TsegayAbraha-qk1kl

    11 ай бұрын

    የቀኔለይ ክብረት ያሃበለይ

  • @user-uh5eb8hv1c

    @user-uh5eb8hv1c

    7 ай бұрын

    ❤❤❤🎉🎉

  • @tsegayabrha3499

    @tsegayabrha3499

    6 ай бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ክብረት ያሃበለይ

  • @hdhhd6525
    @hdhhd6525 Жыл бұрын

    ኡፍፍፍፍ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን🙏🙏🙏❤❤❤🥰🥰🥰

  • @WagayeWondim
    @WagayeWondim Жыл бұрын

    🙏❤️🙏💛🙏💛🙏❤️🙏💛🙏💪💪💪

  • @mazahmazah4343
    @mazahmazah4343 Жыл бұрын

    ትግራይ ንቅድሚት ትግራይ ትስዕር 🔥✊❤️

  • @gdhdhgdgd905
    @gdhdhgdgd905 Жыл бұрын

    💊💊💊💊💛💛💛💪💪💪💪

  • @aessag2999
    @aessag2999 Жыл бұрын

    ጀጋኑ💔💔✊✊✊

  • @fretagebre9486
    @fretagebre9486 Жыл бұрын

    😭😭✊️✊️✊️✊️❤️👈

Келесі