🔥 ነብሳ ክተጥፍእ ፈቲና ክሳዱ ቁረጽዎ ይብል ኣሎ

Комедия

Пікірлер: 142

  • @WedebBeletsom-ul4rh
    @WedebBeletsom-ul4rh3 ай бұрын

    ኣነ ሲ ክፈትወኩም ማዓት አየ ብፍላይ ኣስሓቃ ሰበይትካ ክትስሕቅ ከላ ብጣዕሚ ኪፍ ኣለዋ ኣምላክ ሓድርኩም ይባርከልኩም ዓይኒ ሓሳድ ይድፈነልኩም ጹቡቃት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamkahsay7199

    @selamkahsay7199

    3 ай бұрын

    Wela ane mequrate ❤❤❤🎉🎉

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99353 ай бұрын

    አዱ ብሌን ንሳ እያ ተመን ስዲ እቲ ሕማም ሒዝዋ ዘሎ እካ አይፈረሕትን እግዚአብሔር ይፍረዳ ስዲ እያ የዓሪዩ የፍዝዝኪ ስዲ ትግራዋይ ከምዚ ዝበልክዮ አይኮነን አቲ ዝዲ ጌታ ይፍረድኪ

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6b3 ай бұрын

    እዛ ኣዱ ብሌን ዝብልዋ ሰብ ሂወት የብላን ነዚ ኣሌክስ ማኖ ኣትሒዛቶ እዚ ቆልዓ ብክልተ ወገን ይጥቃዕ ኣሎ ብተጋሩን ብኤርትራን ኣዱ ሕማቅ ኣለኪ ድሃብ ፋቲንጋን ዳኒኤልን እውን ተጠንቀቁ

  • @babibabi4721
    @babibabi47213 ай бұрын

    Agame mukanom aytresu bzaba Eritreawyan Aymlketekumnyu

  • @senay6334
    @senay63343 ай бұрын

    የሕዋት ንሱ ምዃኑ ተረጋጊጹዩ ኦን ላይን ምዝርጎሖም ብጠለብ ወለዲ ኢዩ ቅድሚሕጂ ባዕሊጎም ምስተፈትሑ ንኻልኣይ ግዜዝባዕለጉ ስለዝተረኽቡ መምሃሪዮም ዘርጊሖሞ

  • @rahsi-ze3ol
    @rahsi-ze3ol3 ай бұрын

    ዳኒ&ቤሪ ኩሉ ጊዜ ናይ ጀረመን ንሕመ እንታዩ እቲ ሚስጢር ሓዙኒ ጎረቤታችን ፡ኣብ ጀርመን ኣልኮላዊ መስተ ሕሱር ዪ ፡2ይ 2015 ክሳብ 2017ኢሪትራውያን ብብዝሒ ስደተኛታት ዝተቐበለት ሃገር ጀርመን ያ ሕሰቦ በቲ ጊዜቲ ኢትዮጵያ ሱዳን ካልኦት ኣፍሪቃውያን የሕዋትና ብስም ኤርትራ ተኣቐቢሎምና እመስገን ፈጣሪ እቲ ቀንዲ ሚስጢር ግን 75%ትሕቲ 25 ዕድመ ኢና ኔርና በዚ መኽንያያት ከኣ ሎኒ ጎቢዝና ኣብዚ ሕጂ ጊዚየ ኣብ ዉዑይ ዕድመ ስለ ንርከብ ኣብ ቲቶክ ፌስቡክ ወዘተ ማሕበራዊ ሜድያ ንነጥፍ እምበር ሂወት ጀርነን ሕማቕ ስለ ዝኾነ ኣይኮነን።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 ай бұрын

    ንዓና ክተስሕቑ ተሰኪፍኩም ስኩፍት ፍጥረት አንሕና እውን ላክ ክንገብር ኢድና ቐጢኑ

  • @shishayzemichaelhaile1699
    @shishayzemichaelhaile16993 ай бұрын

    ኣነስ ዝግሀርመኒ ነዛ ኣዱ ብሊና መታለሊት ወልፊ ገንዝብ ዘአብዳ ምካንስ ዘይፈልጣ😢

  • @algamichael8910
    @algamichael89103 ай бұрын

    Adu leba iya alex shigr rekib daniy

  • @musyeBerhane-tc9pe
    @musyeBerhane-tc9pe3 ай бұрын

    Guys, he was not filming by police. Rather, he was recorded by the local people who were chasing him before the police were called and arrived.

  • @fretafsehaye1363
    @fretafsehaye13633 ай бұрын

    Dani and beri sikorat kemaku lebamat yebzahalna edmen tenan yehabkum mukuratey❤❤❤❤ kifetwekum anes ❤❤❤❤❤

  • @hayathassen542
    @hayathassen5423 ай бұрын

    Hi Salam salm xbukaty maraaaaa kafe alakum amlak yehalkum ❤❤❤

  • @semhartesheme9705
    @semhartesheme97053 ай бұрын

    Zemachey aynhasadka ydfenelka. Kedem se sebeyti ya thami nera lomi ka sebay nab sebeyti tekeyru

  • @fitsumgirmay7750
    @fitsumgirmay77503 ай бұрын

    Wowww xebakt nty mar eyu zeftwkam ❤️❤️❤️💯

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8oАй бұрын

    ጸዓዱ ኣዋለድ ክኾና ኣለወን ብ ፍሪካካውያን እምበር ንናቶም ሲ እይምገብሩን

  • @awetashtecle7988
    @awetashtecle79883 ай бұрын

    ኾሎም ዘይረብሑ አብደ መብዲ አምላኽ ጸሊኡሉ እቲ አረጊት ሰብአይ ኽንዲ ሙቁራቡ ንስኻትኹም ኸአ ኸምዚኦም ዝአመሰሉ ሰባትን ኸምኡ ዝዛረቡን እንተ ዘየቅረብኹም ይምረጽ ሐደራኹም 🙏

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst13 ай бұрын

    አቲ ሰማይን ምደሪን ዝፈጠረ አምላክ። ካብዞም ከሚዚኦም ዝመሰሉ። አጥፈአልና። ሎምስ ካአ ምስቲ ጀግን። ንስካ ክስደካ ትቆረ አብዚ ዕደሚኡ ጽይቅሉ

  • @GdghdhJfhfhh-oo6ny
    @GdghdhJfhfhh-oo6ny3 ай бұрын

    Ajokum bertu kulu geza eya zekatyatlkum des teyblu❤❤❤❤❤

  • @rutahagos1514
    @rutahagos15142 ай бұрын

    🎉God bless you ❤🙏🏻 keep going ✌️

  • @mihretabyobio3671
    @mihretabyobio36713 ай бұрын

    Bi hizbi Tgray zikeledo film ekum asmiekumna. Asteweelu

  • @SamuelBrhane-xe9mr
    @SamuelBrhane-xe9mr3 ай бұрын

    Mejmerta Ezuze selamtay Neakum Abe Srakum Awet Asalto yemneylkum betami Des Teblu sebat Nay mas meda koynkum Rekibeku Dani Hawey Feqrkum Ka yemlalkum selam Teray eyu Temnitkum Emo Eti weladku Ne Africa Selam Zemrha kekowen yekele U (I hope ).

  • @hiwotokubyesus2040
    @hiwotokubyesus20403 ай бұрын

    mkurat dess ketblu gn mateb zyblki da ❤

  • @SamiTsegay-ol6yx
    @SamiTsegay-ol6yx3 ай бұрын

    Fetari msakum ykun ❤❤❤

  • @nebiatmehari9838
    @nebiatmehari98383 ай бұрын

    Yonas esapa nay Ethiopia 🇪🇹 znabera neska kesadka ketkentab eka neska haseka sab katketl kaleka nesom gn beja hagerom waga zkafelu eyom mesta hezbe Eritrea 🇪🇷 gahaneb ketatew eka

  • @rutaestifanos3359
    @rutaestifanos33593 ай бұрын

    Bsjakum bzkewn bzeykewn aytshaqu aselchawi koyni❤

  • @gechemeche6258
    @gechemeche62583 ай бұрын

    ቤሪ ጠፍናቅ ማራ ኢኺ ሽኮር ዳኒ ሓሪፍ ብዘይ ኣቀናናእ ❤❤❤❤

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase10973 ай бұрын

    Ezgyo meharena krstos nbel yehwatey

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay14133 ай бұрын

    ገና ኣድሓነት መስጣ ህዝቢ ኣሎ ገና ዕንክሊልል ክትብሊ ኢኪ ደቅኪ ደኣ ትልክሚ ኣለኪ እምበር እዚ ትግርዋይ ከኣ ኣብቲ ናትኪ ኮለልል የእቲክዮ መስጣ እዚ ክልተ ህዝብታት ከ

  • @yoditmichael9012
    @yoditmichael90123 ай бұрын

    Anes kfetwekum welfi aleni msakum haftkum 🇪🇷 mshknay kola Adu hasawit foooo 😢

  • @filifigo7589
    @filifigo75893 ай бұрын

    Adka adka u gn kemzi Europe zhasbwo African knhasb ygbeana u

  • @sonhaykoun6378
    @sonhaykoun63782 ай бұрын

    በጃካ ዳኒ ሓወይ ኣሕዋተይ ኣድጊ ስለዝጠፈኣኒ ተሓባብራና😢

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay14133 ай бұрын

    ኣታ እዚ ሰባይ ሲኦል ምእታወይ ኣይትርፈንን ዩ ኢሉ ድዩ ትም ኢሉ ሰብ ዘኽፍእ እቲ ሰልጣንያ ከኣ ወደይ ምስኪናይ ሕጂ ኮ ይቃወም ኣሎ ማለት ዩ

  • @abrahamtekle4944
    @abrahamtekle49443 ай бұрын

    አብነታውያን መጻምዲ ነቲ ንመስሓቅ እተቅርቡልና ቪድዮ እና ተቃጸጽኩምና ግን ቅረታ አለና ቁዱስ ቅንኢ God bles you

  • @Kingazmarino
    @Kingazmarino3 ай бұрын

    Hi tegaru bezaba Fiona ke da gele I teblun dikum please gedifuna tegaru

  • @user-tg3nw2xo9t
    @user-tg3nw2xo9t3 ай бұрын

    Adehanet tebhal manem zeamena yelen

  • @abdunasser6228
    @abdunasser62283 ай бұрын

    Tigraway dea gal 2 amet mejmriom zeykonu Husurat eziom chnwty 2 amet turuf tigray

  • @judithabraham3175
    @judithabraham31753 ай бұрын

    Farà. Kume nagre daytezarbu.mahfare

  • @zewdishiko
    @zewdishiko3 ай бұрын

    Nezom klte qole nay nerves eye 👁 damage kemxeelom eiyou.

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab22323 ай бұрын

    ዝሕፍር ንጓል 12 ዓመት ዝገደደ ኣብ ትግራይ ንጓል 2 ዓመት ኣብ ፍርዲ ትግራይ ን14 ዓመት ተፈሪዱ ዘሕዝን'ዩ

  • @fetahabdelalim6059
    @fetahabdelalim60593 ай бұрын

    እንኳዕ ካብቲ ክንድገለ ዝኮነ earphones ናብ ንእዝነኲም ዘየጸግም ኣብቃዓኲም 😊❤

  • @Abrahamwedikeshi
    @Abrahamwedikeshi3 ай бұрын

    Dani and bieri anes n Baba yonas melhasu entetqorxwo mhashe n mntay eyu Nay seb hmaq zmne zelo terebshena Eko bezi sebay ezi ewaee

  • @filifigo7589
    @filifigo75893 ай бұрын

    Tom koleu zxafafu gn i feel bad nebeluwo kemzi serekti video nmksab elom zftnwo u zrebhlu yeblomn keman

  • @tiblezbella5693

    @tiblezbella5693

    3 ай бұрын

    Naytom koleu zxafafu nay behaki ahzinatni abkeyatni 💔 kedmiom yestahani! Eti texafeu zebl zenebere nay behaki chekanyu report kegber tezkel xubuk neru

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina20853 ай бұрын

    ኣብ ኢሮፓ ኣይ ፍቀደን እዩ ክትቀርጾ ክሳብ ገበኖኛ ሙኾኑ ተራጋግጽ በዚ ዝቅመጠሉ ክርእዩ ኾለኩ

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube233 ай бұрын

    ሰላም ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ሰላምኹም ይብዘሐለይ ❤እስኪ ደምርኹምኒ ሕለፉ ኣሕዋተይ ኣይክፈለንባ ንቲሓጋገዝ ሓብርና ንዕበ❤🙏

  • @beridani

    @beridani

    3 ай бұрын

    😍😍

  • @user-il7ei6ul8n
    @user-il7ei6ul8n2 ай бұрын

    muqurat qexalwo 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @kubromwedikeshi2862
    @kubromwedikeshi28623 ай бұрын

    ሰላም ናይ ወትሩ ተኻታተሊኹሙ እየ""ደስ ኢኹሙ ትብሉ ናይ ባሓቂ ❤❤❤ ኣብ ዛ ንህዚቢትግራይ ተቃናጽብን ተናኣእስን መዋእሉ ኣብ ምንእኣስ ህዝቢ ትግራይ ዘሕልፎ ዝነበረን ዞሎን ባርያ ህደፍ ምቕራብኩሙ ሓዚነ ደሮሆስ በሙዑት ዉላዳ ትጻወት ኮይኑ ነገሩ!!!

  • @zewdugalwembrttgray9281

    @zewdugalwembrttgray9281

    3 ай бұрын

    ደገፍቲ ህግደፍ እዩም እኮ እንታይ እዚ ቀሊል ፅንተት ደብረ ኣባይ አክሱም ውቅሮ ካልኦት ዝተፈፀመ ክዳን ሻዕብያ ገይሮም ተጋሩ እዩም ፈፂሞምዎ ምስ ዝበሉ ህግደፍ ክኸውን ይክእል እዩ ዝበሉ ህግደፋውያን እዮም ደሞ ተጋሩ ኢና ናበሉ ሰብ የታልሉ ኣዶ ትግራይ ዝረከበቶ ገዞኦም ይእተ እዞም ረሳሓት ጨካናት አቅቲሎም ሃዲሞም አዲስ አበባ ስ መፅዮም ይኮኑ ሸቀጥቲ 😡

  • @beridani

    @beridani

    3 ай бұрын

    ኣስተዉዕሉ ኩሉ ፖለቲከኛ ስዲ እዩ ኢና ዝበልና ፈሊና ዝወቀስናዮ ኣካል የለን። ተገዲስኩም ንትህቡና ሓሳባት ግን ኣዚና ነመስግን። 😍

  • @zewdugalwembrttgray9281

    @zewdugalwembrttgray9281

    3 ай бұрын

    @@beridani አዶ ትግራይ ካብ ሕቅፎኣ መንጂጦም 3 ደቃ ዝቀተሉላ ብደዐ እናተናገሩ ቅተሉኒ ምስ ደቀይ ክትብሎም ንስክማ ተሳቂኪ ሙቲ ዝበልዋስ ቀተልተይ አይፈልጥን ድያ ኢሎትኩም ንስኩም ንህግደፍ ካብ ጨፍጫፍ ህዝብና ነፃ ክትገብሩ ተጋሩ ነይሮም ዝበልኩም አቱም አትማን 3 ደቃ እንተቃቲሉ መን እዩ ንበረካ ከውፅእ ድሕረ ሞት ህይወት አሎ ድዩ ረሳሓት መርዛማት መካናይዝድ አብ ኣዕጂቡ አክሱም ዝጨፍጨፍ ውቅሮ ደብረ አባይ ዛላምበሳ ማርያም ደንገለት ሰቀጣ አጎላዕ ዓዲ ግራት ሸራሮ አድያቦ ሰድራ ሙሉ ቀቲሎም ገዛ ዘዐፀወ ኤርትራውያን ዝነበሩ እካ አይሓደገን ሕቡእ መካናይዝድ ነይርዎም ተጋሩ ማለትኩም ድዩ ኢትየጰያን ንኤርትራን ኣትየን ዝቀተለኦ የለን እናበልኩም ምኩንኩም ጠፊኡና እዛ ዝበልክማ ቨድዮ እኮ ሒዘያ አላ ድማ መረዝኩምን ክፍኣትኩምን እናነዛሕኩም ብደምን ንብዓት አዴታትና ክትበልዑ ሰለ ኩሉ ውሸጥኩም ህግደፍ ከም ዝኮንኩምን ተገዚእኩም ብጥቅሚ ዋላ ብስለላ ነይርኩም ክፃረ ዘለዎ እዩ

  • @user-nb7gs1su6c
    @user-nb7gs1su6c3 ай бұрын

    Adu hassawit eya

  • @user-wt8yh6yc6c
    @user-wt8yh6yc6c2 ай бұрын

    Anase efetewkum nar gn meatab zay bulukum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😍😍😍😍

  • @user-ju2yo2yg7c
    @user-ju2yo2yg7c3 ай бұрын

    The Habesha guy he even confessed in the video that he sent pictures to the young girl, even in Canada. If they catch you doing some thing, they will put your name in the news and sometimes picture especially if you are over the age of legal.

  • @solomonguish7775
    @solomonguish77753 ай бұрын

    ሰቤትካ አዳምፃ

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer91383 ай бұрын

    ጀርመን እወ ጀርመን ኣይኮነን ሰብ፡ ድሙ'ኳ ትእመን

  • @user-ph3ty5nd4x
    @user-ph3ty5nd4x3 ай бұрын

    Etay gn bnay erey traha tserhu

  • @Tostartisabigchallenge

    @Tostartisabigchallenge

    2 ай бұрын

    Abtigray dea entay alo? Mewailom Eritrea bi nay eritrawyanin. Dehar misehalefelom kea ykihdu.

  • @user-in2ew7qu6z
    @user-in2ew7qu6z2 ай бұрын

    Child securty ab Europe ብጣዕሚ ጽኑዕ ኢዩ ፡ ስለዚ 100% ርግጸኛታት ከይኮኑ ክሕዝዎ ኣይክእሉን ኢዮም and መሰል ውን የብሎምን ስለምንታይ ዋላ ንዕኦም ዳሓር የሕትቶምዩ፡ ስለዚ እዚ ወዲ 100% ውዒልዎ ኢዩ፡ ክእሰርዩ፡ ድሕሪኡ ናብ ወላዲት ሃገሩ። ከምኡዩ ሕጎም ንሓንቲ p***y ክትብል ሂወትካ ዘጸልምት ሓደገኛ ውሳነ።

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o3 ай бұрын

    Qeltifu ab bet megbi y ykeyed.

  • @davhailmichael1061
    @davhailmichael10613 ай бұрын

    I love your program both of you but before your concussion search first what is happening and the police they didn’t recording , the 2 people they recording they have they Owen program protecting children from abusing . the guy he’s chatting with them the last 7 month they’re acting as 13 year’s girl with him and then exposing him.

  • @user-nl3db2jy9r
    @user-nl3db2jy9r3 ай бұрын

    des kitblu 🎉🎉🎉

  • @andreascarlsson895
    @andreascarlsson8953 ай бұрын

    Zemach jigna eyu kone elka nisine tibeb ertrea mixilam Dew yibel.

  • @user-qb6ve1ws7q
    @user-qb6ve1ws7q3 ай бұрын

    Aytegannwo ka

  • @rezanasfaha3145
    @rezanasfaha31453 ай бұрын

    ኣዱ ብሌና ካብ ንዓና ንኤርትራውያን ንዓኹም ትቀርበኩም በዲኣ ትግራወይቲ ብኣቦኣ ከኣ ጦርሰራዊት ናይ ደርጊ ዝነበረ ኮይኑ ኣብ ከረን ዝዓበየት ሰብኣይ ኣዲኣ ቢለናይ እዩ። ከም ዛ ሰብ ንጥቕማ ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር ሕፍር ዘይትብል ሰብ የለን፣ ስለዚ ኤርትራዊት ኣይኮነትን

  • @negasiberhane1483
    @negasiberhane14833 ай бұрын

    🌾🌾💐💐 👍

  • @samitihabte34
    @samitihabte343 ай бұрын

    እቶም ሪከርድ ዝገብሩ ዝነበሩ ፖሊስ ኣይኮነኡን እቶም ዝሓዝዎ ኢዮም ናብ ፖሊስ ደዊሎም ክሳብ ዝመጹ ኢዮም ሪከርድ ዝገብርዎ ኔሮም ክከታተልዎ ጸኒሆም ሒዞሞ።

  • @senayt202
    @senayt2023 ай бұрын

    ❤❤❤❤yene marrrrr

  • @betalchanel8301
    @betalchanel830115 күн бұрын

    Anes bteami yfetweku💞🫶🫶🫶🫶

  • @kibromgoitom4044
    @kibromgoitom40443 ай бұрын

    Ztemerana emo abey hasibnalu😅👀👁️😂😂😂😂😂 sebeytka aytehrka😊😅😂🎉

  • @user-oc1zo7wy9d
    @user-oc1zo7wy9d3 ай бұрын

    Wellcame ❤❤❤

  • @SamiTsegay-ol6yx
    @SamiTsegay-ol6yx3 ай бұрын

  • @foto4954
    @foto49543 ай бұрын

    እዚ ባባ የናስ ግን እንተ ሰሓቅናዮ ኣብዚሕዎ ዶ ሓቀይ ክፉእ መሰል ህበይ ዝኮነ ሰብኣይ

  • @user-jb4tt8pi1u
    @user-jb4tt8pi1u3 ай бұрын

    ኣቱም ኣነስ ክፈትወኩም❤❤

  • @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no
    @CAMBRIDGETRUCKING-qt1no3 ай бұрын

    ማሰ ዝበለ ፍሉጥ ኮመድያን እዩ።

  • @user-ny9nj7ie2e
    @user-ny9nj7ie2e3 ай бұрын

    Ftwtw yebulekum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RahwaTeame-of9fb
    @RahwaTeame-of9fb3 ай бұрын

    💞

  • @HawaMohamed-mb2dq
    @HawaMohamed-mb2dq3 ай бұрын

    🎉እዚአረጊትሽይጣንንርእስካይግበረልካሩጉምሐደእግርአብጉድጎድሐደእግርካአብመሬትሕፍር

  • @efremetegaye1363
    @efremetegaye13633 ай бұрын

    Et program eletgbrlou3

  • @user-sf8fb1rd6s
    @user-sf8fb1rd6s3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuluGeta-dg1ud
    @MuluGeta-dg1ud3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @HdgHx-vt3nk
    @HdgHx-vt3nk3 ай бұрын

    ወይክክክክክ😢😢

  • @user-uq6wq5nn8g
    @user-uq6wq5nn8g3 ай бұрын

    ሕቶ ንዳንን ንቤሪን ሃይማኖትኩም እንታይ እዩ ማለት ቁርፀይ ንገሩኒ

  • @eyorustewolde4155
    @eyorustewolde41553 ай бұрын

    Aregit bialika kutqurets eika kem zemash dia abedeka kitrekbo lemas aregit eder kufue

  • @user-ww8yn9cd4h
    @user-ww8yn9cd4h3 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-dd5kp8mg5h
    @user-dd5kp8mg5h3 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @michaelghebrehiwet5477
    @michaelghebrehiwet54773 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @Hani-jy6cg
    @Hani-jy6cg3 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏾

  • @meteraentertaiment1614
    @meteraentertaiment16143 ай бұрын

    ኣብዛ ናይ ENGLAND, ጋል 12 ዓመት ገለ ጽዩፍ ስእልታት ትመላለስ ኔርካ ዝበሉዎ ብዘይ ዝኾነ መረጋገጺ ክሕዝሖ ኣይክሉዎን.

  • @user-yq3ip6rn4d
    @user-yq3ip6rn4d3 ай бұрын

    busy gerkumuna. Ko❤😂❤😂❤😂❤

  • @beriyewedierey8797
    @beriyewedierey87973 ай бұрын

    ክቡር ኣውለኛ እዩ ሕማቕ ከትጻረፉ ክብሪ ዘኽብር ናይ ኣቦታቱ እዩ ዳኒ ሓወይይይ❤

  • @wediteages9391

    @wediteages9391

    3 ай бұрын

    ወዲ ደርሰነይ ዓደይ 7 ዓንሰባ ጻዕዳ እዩ ኣውሎ በል ጥራይ በለለይ ሰዶ ሰዶ ክብለሉ እየ

  • @filifigo7589
    @filifigo75893 ай бұрын

    Love u guys

  • @beridani

    @beridani

    3 ай бұрын

    😍😍😍😍

  • @teberihtwolde9593
    @teberihtwolde95933 ай бұрын

    Adu.agame.dealeba.

  • @user-gg3er6tj4v
    @user-gg3er6tj4v3 ай бұрын

    2 sebeyti 😂

  • @user-vr3kf6eh6y
    @user-vr3kf6eh6y3 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @wedihager8384
    @wedihager83843 ай бұрын

    Guoy Killay

  • @firubiniam1099
    @firubiniam10993 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-dc1jz3mh9s
    @user-dc1jz3mh9s3 ай бұрын

    ኣቤት ናይ ሎሚ ግጥሚ ፅፅፅፅፅፅፅፅ ሳሳሳሳሳሳሳሳ

  • @Scoffy12
    @Scoffy123 ай бұрын

    Suspects but jump!😂

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy19972 ай бұрын

    ዳኒ እዛ ሰበይትኻስ እንዳ ጸበቐት ጸቢቓ ከይሕድገካ ተጠንቀቅ 😂😂😂 ከይትዕንቀፉ ቀስ ኢልኩም ኪዱ ኬፍ ኣሎዎ😂😂😂😂😂

  • @user-dc1jz3mh9s
    @user-dc1jz3mh9s3 ай бұрын

    ህፕ ሃፕ ማሰ🎉🎉🎉🎉

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs3 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe36713 ай бұрын

    ከም ትዉንጅሎ ክጅምር ከሎ ፈሊጥና ኔርና ንሕና ከም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ግደፍ ኢልዮ ግን ብፍጹም ኣይሰምዓናንን ኣሌክስ ። ንሸይጣን ከይፈለጥናዮ ሸይጣንዩ ኢልና ንፈርሖን ንጸርፎን ኔርና = ሸይጣን ግን እዚኣያ ሸይጣን ያ ዝተረግመት ።ዳኒኤል ድኣ ክንደይ ዕዳ ዝኸፈለላ ዩ ።

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie78692 ай бұрын

    🌷🌷🌷🌷🌷🌷🥰

  • @RahwaTurner
    @RahwaTurner2 ай бұрын

    Eti wedi ascha tegrway eta gule lebame adika eiu adika 😂

  • @ExcitedAlpineSkiing-tf2rk
    @ExcitedAlpineSkiing-tf2rk3 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️

Келесі