ብስም ስድራ ኣደይ ኢየ ዝጽዋዕ

ብስም ስድራ ኣደይ ኢየ ዝጽዋዕ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
- FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
- FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
- FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
- INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
- TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
- TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com/@josiassdenden...
#YonasFamily#YonasFather#Eritrean

Пікірлер: 150

  • @JosiasDenden
    @JosiasDenden Жыл бұрын

    Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    Жыл бұрын

    Shim Ade and picture Ade Daybilu Miliu Habereta Nikrekib Kemiu Mihashe Emesileniy miknyatu mehazuta Yifelta Yikona

  • @teklemariamnegash798

    @teklemariamnegash798

    Жыл бұрын

    Pp

  • @JONYTV-nl6en

    @JONYTV-nl6en

    Жыл бұрын

    Josi hawena xubq medeb eka teqreb nayta ade seli ente zqerb kendey hagazi meskone ab betkrstyan aymstesanen wey wen mhazuta zefelta qerbta mhabera neren.

  • @Luliymoss

    @Luliymoss

    Жыл бұрын

    Hiiiii Jossy selam do ana ab serayea areza tebhal adey betaseb alo 1989 zeweledo ab adiss Abeba behadega mekena kemzemota etey kola kab Eritrean kemzeweta adeau kea behewat kemzyela nesatom wean segab hjey kemzay reakebewo 2018 hawebeu segab hjey ayrekebnayoun eluney neru menalbat

  • @SS-ck9xp

    @SS-ck9xp

    Жыл бұрын

    @@Luliymoss Egzabihar Yigberelu

  • @ghenetghebremicael7226
    @ghenetghebremicael7226 Жыл бұрын

    ሩሑስ ኢኻ ብሩኻት ስድራ የዕብዮምካ ኣይተስተማስል 🙏ስድራ ኣቦኻ ክርከቡ ውን ሰናይ ይምነየልካ 🙏

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl Жыл бұрын

    ዮኒ ክጽልየልካ እየ ብሓይሊ አምላኸ ድማ ጥዑም ክንሰምዕ ኢና አብ መጻኢ አጆኻ ❤️🇪🇷

  • @eritreatibarekx4013

    @eritreatibarekx4013

    Жыл бұрын

    ወዲ ኤረይ ንዐይ ድማ ጸልየለይ፣ ኣምላኽ ውሉዱ ክገብረኒን ጸሎተይ ክምልስን፣ ሐደራ ጸልየለይ።

  • @smartcityfool
    @smartcityfool Жыл бұрын

    ሽምን ስእሊ ናይ ኣዲኡ እንተዝርከብ ኣብ አአ ዝነበሩ ሰባት ንምሕታት ምሐገዘ ነሩ። ማሐዙት ጎሮበት ታሪክ ዝፈልጡ ይርከቡ ይኾኑ። እቲ ወላዲ ዝሞተ ኣይመስለንን።

  • @taz3739
    @taz3739 Жыл бұрын

    ናይ አዲኡ ሓበሬታ ስእሊ ብዝግባእ ከተቅርቡ ይግባእ ዝፈልጥዎ ሰብ ምስ አቡኡ ርክብ ከለዋ ዝፈልጡ ሰባት ክትሓርስ ከላ ዝፈልጡ ክህልው ስለ ዝኽእሉ መዘከሪ መብርሂ ምኾነ ቡሩኻት እንዳ አባሓጎኻ ስድራኻ እዮም ዝወደይ ቅር አይበልካ

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 Жыл бұрын

    ሓወይ ናተይ ሙሉእ ሓቢራታ ግን ኣይ ኾነን እንተ ውሓደስ ሽም ናይ ኣዲኡ ክሕብር ነይርወ

  • @rab7844
    @rab7844 Жыл бұрын

    እዚ ትገብሮ ዘለኻ ጽቡቅ ስራሕ ከየመስገንኩኻ አይሐልፍን፦ ቅድሚ እቲ ዘይፈልጦ ናይ አቡኡ ምሕታትካ ናይ አዲኡ ምሉእ ሽም ድሕሪ ባይትአ ዝፈልጦ እንተትሐቶ ከምኡ ውን ስእላ አበይ ኔራ ተጠኒሱ ኸሎ አፍቲ ዝነበረቶ ዝፈልጥዋ ክህልዉ ይኽእሉ እቲ ሽም አቦን ዐዱን ንቤተሰባ ክትምልሰሎም ስለዘለዋ ሹዑ አብ ሐሳባ ዝመጻላ ክኸዉን ይኽእል እዩ ስለዚ ናዐአ ዝፈልጡ ምሥርከቡ እቲ ናይ አቦ ሕቶ ተስፋ ናይ መልሲ ይህሉ ኢለ ሐስብ

  • @user-xu5jl6yq8m

    @user-xu5jl6yq8m

    Жыл бұрын

    ብርግጽ ናታ ስም ሰሚዑ አንተ ጸዎዔ

  • @mhret1683

    @mhret1683

    Жыл бұрын

    ትክክል

  • @kesetehabte1955

    @kesetehabte1955

    Жыл бұрын

    ትኽክል

  • @eriabi6857
    @eriabi6857 Жыл бұрын

    Mlua habereta ayhabkumn 1,shim ade 2,sali ade 3,adisabeba abey hospital tewelidka 4,abey bota tikmet nera adisabeba 5,antay tserh nera 6,hadega mekina abey bota moytu aboka 7,abkindey amete mhret moytu

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын

    ሰላም ጆሲ ዮናስ ሓውና ኣጆኻ ኤርትራዊት ኣደ ማዕረ ይሕዋታ ስለ መሰላ ዘረጋገጸት ታሪኽ ኣዴኻ ሰሚዑ አንተቀረበ መርሓ ተዘይኮነ ግን ብስም ኣዴኻ ኮሪዕካ ንበር

  • @blackaboymen3265
    @blackaboymen3265 Жыл бұрын

    ኣቡኡ ኣበየናይ ዓመተምህረት ብመኪና ተሃሪሙ ከምዝሞተ (ንሓበሬታ ሓጋዚ ምኾነ )

  • @habtomzeru6830
    @habtomzeru6830 Жыл бұрын

    ኣምላክ የራክብካ

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 Жыл бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ኢታ ጽልማ ከይደያ ኣይፈልጥን ኢየ፣ ግን ነደይ እንዳዲኣ ስለዝኾነ ብመጠኑ ንእሽተይ ምኾና ኢየ ዝሰምዕ። ኣብ ዐድና ድማ ኣብ ጽልማ ዝዐዶም ወዶም ብማኪና ሐዳጋ ዝሞተ ኣብዚ ናይዚ ወዲ ዕድመ ከባቢ ኢልካስ ምተረኸበ ኢለ ይሐስብ፡፡

  • @byanuteg8736

    @byanuteg8736

    Жыл бұрын

    Yeah, that’s my opinion, so could you explain clear. It’s absolutely good idea.

  • @tesfalemhailemichael3364

    @tesfalemhailemichael3364

    Жыл бұрын

    Tsilima zibehal hade adi aykonen bozhat aditat eyen

  • @rahawatesfaslasie9291

    @rahawatesfaslasie9291

    Жыл бұрын

    Nay Bahaki Xbuk Hasabn 90% Win Owit Hasab Thx 🙏🏼🇪🇷🌷

  • @eritreatibarekx4013

    @eritreatibarekx4013

    Жыл бұрын

    @@tesfalemhailemichael3364 ወዲ ኤረይ ኣነ ኢቲ ጽልማ ኣይፈልጦን ኢየ፣ ኣደይ ክትብል ኢየ ሰሚዔ፣ ከምዝመስለኒ ኢምኒጸሊም ዝብሃል ኢዩ ዐዲ ኣዲአ። ወዲ ኤረይ ኢንዳ ኣቡአ ነደይ ነቦይ ኢንዳ ኣዲኡ ዐዲ ሐደ ኢዩ፣ ተራኢምኒ ኢዩ ሽሙ። ተራኢምኒኸ ጽልማ ዲዩ።

  • @tesfalemhailemichael3364

    @tesfalemhailemichael3364

    Жыл бұрын

    @@eritreatibarekx4013 ewe teraemni tsilma eyu

  • @dagmawitabraham3574
    @dagmawitabraham3574 Жыл бұрын

    ሓወይ ናተይ ፡ ዕድለኛ ኢኻ ምስ ዓባይካን ኣባሓጎኻን ምዕባይካ ፡ ይቕሬታ ምሉእ ሓቤሬታ ኣይኮነን ፡ ምሉእ ስማ ስእላ እንተዝወእ ግድን ኢዮ ሰብ ክፈልጣ ዝያዳ ሓቤሬታ ክርከብ ምተኻእለ፡ ከምኡ ውን እቲ ኣቦ መቱ ድዮ ኣሎ ዲዮ ንጹር ሓቢሬታ ክርክብ ምስተኻለ ዝብል ርዲኢት ኣለኒ, ፡ ብሂወቱ ውን ክህሉ ይኽእል ይኸውን 🙏🙏🙏

  • @belisimatony3229
    @belisimatony3229 Жыл бұрын

    Hello, Yonas I wish you the best of luck in finding your dad's family 🙏 It is a great program keep it up!

  • @mletefesehazion1147
    @mletefesehazion1147 Жыл бұрын

    Qexlo zhewey amlak yhegzka nay lebamat & kumnegr zelewa KZread ♡♡♡♡

  • @user-pd6xr7hj9l
    @user-pd6xr7hj9l Жыл бұрын

    ኣጆኻ ዮናስ ወደይ እግዝኣብሄር የስምረልካ

  • @meley1952.
    @meley1952. Жыл бұрын

    Please again part two for more information i hope Yonas

  • @mannyseretse
    @mannyseretse Жыл бұрын

    ዮሰያ ቁርብ ክትሓትት ከለካ ኣግፍሕ ኣብሎ? ድሕረ ባይታ ዝዓበይሉ ገዛውቲ? ማሓዙት ኣዲኡ ኣብ ኣስመራ፡ እዲስ ኣበባ ትነብረሉ ዝነበርት ቦታ፡ ንማንታይ ኣዲስ ኣበባ ከይዳ እዲኡ ። ምስ ኣክበሮት ሪኢቶይ ኢዩ። ኣብት ጊዜ እቲ ቡዙሓት መንእሰያት ን እዲስ ኣበባ ን process ይመጹ ነይሮም ውላዳ ጥንሲ ዘጋጠምን ቡዙሓት ኢየን። ሰልዚ ነይቲ ጊዜ መንእሰያት ዘነበሩ ክፈልጡዋ ይካሉ ኢዮም

  • @peacetoallofus7428

    @peacetoallofus7428

    Жыл бұрын

    Xbuk zereba

  • @mysonteame2734
    @mysonteame2734 Жыл бұрын

    I pray 🙏 for him to get the answers he's looking for soon 🙏.

  • @freweinimeried5177
    @freweinimeried5177 Жыл бұрын

    ኣቐዲመ ስለቲ ኩሉ ትገብሮ ንጥፈታት የመስግነካ Josias ብሩኽ ኣብዛ ናይ ዮናስ ኣቀራርባኻ ግን ኣየዕገብካንን ንኣብነት ናይ ኣደ ዮናስ ሽማን ስእላን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረቶ ከባብን ቀረብታን መሓዙታ እንተትሕብር ሓጋዚ ምኾነ ይብል

  • @tedrosnegash8950
    @tedrosnegash8950 Жыл бұрын

    ስላም ሓወይ ናተይ ምናልባ ብወገነይ ዝብሉ ጽልማ ብዙሕ ክኸውን አይክአል ብደረጃ ዕድሚኡ ተራኢዩ አብ አዲስ አበባ ብሓደጋ ማኪና ዝሞተ ተባሂሉ ክፍለጥ ይካአል ኢዩ ሽግር ዘለዎ አይኮነን አይትጨነቅ ጥራይ ናብ አምላክ ግደፎ

  • @laylaelyas8063
    @laylaelyas8063 Жыл бұрын

    እዋይ ደራር ዓይኒ ክጸብቅ ክአ ጸቡቀይ

  • @lulaabraham3686
    @lulaabraham3686 Жыл бұрын

    JOSIAS ,MULUE SHEM NAY ADIUN SELAN TEZZRGEH KEA SUBUK NERU EBL ANE,

  • @berbere4478
    @berbere4478 Жыл бұрын

    ናይ ኣቦኻ ወለዶ ክትረክብ ጽቡቕ ዕድል ንምነየልካ ። ሎሚ ዝሰማዕኩዋ ናይ ሓንቲ ኤርትራዊት ኣብ ፈረንሳ ትነብር ኣዲኣን ኣቡኣን ዘይፍለጡ ኣብ ጨርሒ መድያ ኣሎሎ ሸው ኣላትኩም ብጣዕሚ ተደንግጽ

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up5 ай бұрын

    ስእሊ ናይ አዲኡ ክዝርግሖ ኔርዎ አብ ኢ/ጵያ ከላ ዝፈልጥዋ ሰብ ሐበሬታ ክርከብ ምስተኻእለ አምላኽ ይሐግዝካ ሐወይ ❤

  • @rahwabekitesaw5394
    @rahwabekitesaw5394 Жыл бұрын

    Josi edmen tinan yhabka yonas kea ajoka fetari alo

  • @yoditfkrieuhiwetey3333

    @yoditfkrieuhiwetey3333

    Жыл бұрын

    Buzh nxur aykonen abey kemzabye buzh godelo alo bzkone amlak ms sdru yrakbo ezi hawna

  • @daud4299
    @daud4299 Жыл бұрын

    ጆሲ ድምጺ ናይ ከልቢ ረብሻ ጌሩልና

  • @alexsolomon8508

    @alexsolomon8508

    Жыл бұрын

    aye hubush akilekum menen ketblu ni kelb emo enty kegebro eyu ked deks keblo

  • @yasminali1715
    @yasminali1715 Жыл бұрын

    God is great 👍

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 Жыл бұрын

    ብመጀመርታ ንዚ መደብ ዘቅረባካ ሓውና ኣምላክ ይባርካ ንዮናስ ሓውና ድማ ሓሳብ ልቡ የስምረሉ ብምቅጻል ናይ ኣድኡ ምሉእ ኣድራሻ እንተዝህብ ቁሩብ ኣብቲ ዕድመ ናታ ዘለዉ ኣቦታትን መሓዝታን ክፈልጥኦ ይክእላ እየን እቲ ምስጢር ምናልባት ውን ዝኮነ ዓመጽ ኣጋጢምዋ ክከውን ይክእል እዩ ኣብ ጥንቀት ናይ ወዳ ብስም ኣብኡ ገዲፋ ብስም ወላዲኣ ምጽሓፋ ስለምንታይ ኣብ ዓለም ኮላ ብስም ኣቡኣ ክጽሓፍ ገራ ስለዚ ኣይሞተን ኣሎ ኣጆካ ኣቦካ ኣለኩ ክብለካ እዩ ዓቅሊ ጥራይ ዝሓወይ

  • @mebrakrussom6194
    @mebrakrussom6194 Жыл бұрын

    Selem josias hawey selam naka ykun anesi kem ritoy sali nay weladitun shiman shim aboan geru tezazrghosi zfelta nadiu ab adis abeba teterekeba kab kisto zbhal iya welidato zibla teterekba zbil hasab aleni

  • @zetamful
    @zetamful Жыл бұрын

    Try to know his father name( grondfather). I know people in Selema but you cant asked them wirh out his father name. Or more information about your mother.

  • @SHo-le2hr
    @SHo-le2hr Жыл бұрын

    ዮናስ ሓወይ ንኣምላኽ ዝሳኣኖ ነገር የለን ሓደ ማዓልቲ ክትረኽቦም ኢኻ ወለድኻ ጥራሕ ንኣምላኽ ፈታሒ ኩሉ ሽግራትና ምኻኑ እመን ኣጆኻ ልክዕ ከምዚ ናትካ ዛንታ ኣባና ነሩ ድሕሪ ብዙሕ ሃልክን ግን ቅን ግን ብጋዜጣ ረኺብናዮም ቶም ስድራ ስለዚ ሓደ ማዓልቲ ሽግርካ ክፍታሕ እዩ።

  • @tekleshishayabraham4696
    @tekleshishayabraham4696 Жыл бұрын

    እዚ ናተይ ዝማሳሰል ታሪክ እዩ

  • @user-pd6xr7hj9l

    @user-pd6xr7hj9l

    Жыл бұрын

    ኣጆኻ ዝወደይ ብመዓልቱ ኩሉ ክኸዉን እዩ ሓሳብ ልብኹም የስምረልኩም ፈጣሪ

  • @jumayusuf9089
    @jumayusuf9089 Жыл бұрын

    Ajoka hawey marey rebe mesaka yukun eshallah mesaboka wey habwebotatka keterakeb nexeleyelka 🙏🙏🙏

  • @gebrittewelde5183
    @gebrittewelde5183 Жыл бұрын

    እቲ ዝመተሉ ብሓደጋ እቲ ሓደጋ ከ ኣበይ ቦታዩ ኣጋጢሙዎ

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 Жыл бұрын

    ወዲ ኤረይ ብሰላምን ብፍቕርን ዐቢኻ ኣለኻ፣ ነገር ኣይጽታሕትር፣ ብዘለካ ት ሐጎስ፣ ፍለጦ ኣይትፍለጦ ሂወት ሐጻር ኢያ፣ ኣይትገደሰሉ።ተባረኽ

  • @meley1952.

    @meley1952.

    Жыл бұрын

    ከመይ ማለት ነገር ምጽሕታር?

  • @habtomsweden1807
    @habtomsweden1807 Жыл бұрын

    እዋይ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ብሓይሊ ኣምላኽ የቃንዓልካ እሞ ግን ጽልማስ ዳሓን እዩ ኣዝዩ ገፍሕ እዩ ኢልካ ዝጋንርን ኣይኮነን እሞ ንነፍሲ ወከፍ ምምሕዳር ናይቲ ዓዲ ኣወይ ኣብ ቤትርኽርስትያን እንዳ ኣደይ ማርያም እሞ ነቶም መምሃራን ሕተቶም ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓዲ ኣኼባ ኢሎም ይመጹ እዮም ኣብ 2 ሰሙን ኣወይ ኣወርሒ ስለዚ በዚ ጌርካ ኣይትስእኖምን ኢኻ እዚ ሓወይ ኣጆኻ።

  • @debiegebre2683
    @debiegebre2683 Жыл бұрын

    Good lake Yonas

  • @testesfa7461
    @testesfa7461 Жыл бұрын

    Tsegay zbhal abti teweledkalu ametat bmekina. Zmote elkum fetshu

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 Жыл бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @fekareulbey7233
    @fekareulbey7233 Жыл бұрын

    selam josi xlma ab zoba dobub tray aykonen! ab gash barka wun alo slezi abey mkanu xlma abrhalna belo.

  • @tsigewynitesfay7855
    @tsigewynitesfay7855 Жыл бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @tzehaighebrat3020
    @tzehaighebrat3020 Жыл бұрын

    ኣበይ ቦታ ኣስመራ ዓቢካ

  • @weinetekestetekeste124
    @weinetekestetekeste124 Жыл бұрын

    Shim Adiu nay Yonas men tibahal

  • @elk5824
    @elk5824 Жыл бұрын

    ዝኸበርካ ዮናስ ሓወይ ኣጆኻ እግዚአቢሔር ምሳኻ ዩ እንቓዕ ቡሩኻት ስድራቤት ኣለውኻ ሓንቲ ግን ናይ ኣዴኻ ስእሊ ሽም ክትገብረሉ ኣለካ ወይ ብሂወት ከሎ ጠሊሙዋ ይኸውን ስለ ዘይፍለጥ ናታ ስእሊ ሓጋዚ ምኾነ ምናልባት ነኣዴኻን ኣቦኻ ዝፈልጡ ይህልዉ ፡ ናትካ ግዜ ነዊሕ ኣይኮነን ማለት ድሕሪ ናጽነት ስለ ዝኾነ ፈትን ብስእላ እግዚአቢሔር ይሓግዝካ።

  • @mami4135
    @mami4135 Жыл бұрын

    ፈጣሪ ከም ላሕምን ምራክን የራክብኩም

  • @divoramedia

    @divoramedia

    Жыл бұрын

    ሳብስክራይብ ገረልኪ ኣሎኹ ንስኺ ውን ግበርለይ

  • @user-pd6xr7hj9l

    @user-pd6xr7hj9l

    Жыл бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @hiyabtesfzgi5863

    @hiyabtesfzgi5863

    Жыл бұрын

    Naybhaqi

  • @user-oz1he2ej5x
    @user-oz1he2ej5x5 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @berhanemekonnen5250
    @berhanemekonnen5250 Жыл бұрын

    He need to give the name of his mother + in addis which area she was living. Tks

  • @byanuteg8736
    @byanuteg8736 Жыл бұрын

    I would say when was the accident happened & where was this place taken is the main point to question him, they may remember someone by this happened, then I would be easier to find out his parents or family members.

  • @burgburger2462
    @burgburger2462 Жыл бұрын

    Ajoka yoni hawey amlak yihagiz

  • @lettenegusengeda2234
    @lettenegusengeda2234 Жыл бұрын

    What is his mother 's name ?

  • @biniamtewelde5846
    @biniamtewelde5846 Жыл бұрын

    Yonas ajoka aboka ktrekb eika Mulue adreshan smn nay adeka selnsher entetgrbro nmrkabu hagazi mkone

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea Жыл бұрын

    ሓበሬታ ዊሒዱ ስእሊ ናይ ኣዲኡ እንተትውስኸሉ ንዓኣ ዝፈልጣኣ ወይ ማሓዙታ ምተረኸባ እብል ብዓቢኡ ኣምላኽ ይሓግዝካ🙏

  • @zerezghifessehaye2798
    @zerezghifessehaye2798 Жыл бұрын

    ሰላም ጆሲ ነዚ ሓውና ኣምላኽ ይሓግዞ፡ሓቤሪታ ምሉእ ምእንቲ ክኸውን ግን በቲ ግዜ መሓዙ መሳርሕታ ከምኡ ውን ንኣብኡ ዝፈልጡ መበገሲ ሓበሬታ ምእንቲ ኽኾኖም፡ምሉእ ስም ኣዲኡ፡ስእሊ እንተለዎ ካኣ ዝበለጸ፡ዝተወልደሉ ቦታ(ትቕመጠሉገዛውቲ)፡ከምኡ ውን መበቆል ዓዲ ናይ ኣዲኡ፡ትሰርሓሉ ዘበርት ቦታን ገዛውትን ካልእ ትወሰኽቲ ክሕግዙኒ ይኽእሉ እዮም ዝበሎም እንተ ዝነግር ሓጋዚ ኮይኑ የስመዓኒ

  • @cumba3551
    @cumba3551 Жыл бұрын

    AMHARY IYU ZIKHEWIN ABUU. ASEKIFUWA IYU AMHARAY MIBAL.

  • @ldaachannel6101
    @ldaachannel6101 Жыл бұрын

    ሰላም ጆሲ ኣብ መደብካ ዘለኒ ኣድናቆት ወሰን የብሉን የናስ ሓውና ተስፋ ይገብር ኽትዕወት ነቶም ኩሉ ዝሳኣኑ ሪኢኻ ተመስገን ኢልካ ከተካብዶ የብልካን ከም ግምተይ ኣደኻ ክትገድፈካ ከላ ብሓቂ ሞት እንተ ዝነብር ስም ኣበኡ ዓዱ ኮታ ንስድራኣ ኩሉ ምነገረቶም ነይራ ይብል ብገለ ኣቀይምዋ ወላ ኮይኑ ማለት ወላ ውን ይህሉ በሃላይ ኢየ ብዝኾነ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ ኢዩ ክትገብሮ ዝግባኣካ ገርካ ኣለኻ ጽቡቅ የስማዓና የኒ ሓወይ።

  • @mengstabasmelash2021
    @mengstabasmelash2021 Жыл бұрын

    አቅራቢ መደብ መጀመርያ ሙሉእ ሽሙ ክሳብ ሰለስተ ወለዶ ናይ አቦ ናይ አደ ድሐር መበቆል ዓዲ ድሪኡ ዝቅመጠሉ ቦታ አቀራርባካ ብከምዚ ተበገስ ሐደራ ንነገራት አይቡሱል አይጥረ አይግበሮ

  • @yafetronaldo3610
    @yafetronaldo3610 Жыл бұрын

    Ajoka hawey 😢

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m Жыл бұрын

    ፈሪሓ ኣላ ምስኪነይቲ ምናልባት ብዓል ሓዳር ኔሩ ይኽወን ኣጆኻ

  • @user-pd6xr7hj9l

    @user-pd6xr7hj9l

    Жыл бұрын

    ኣይይይይይ ጓል ትረኽቦ ናይ ብሓቂ ፈርሓ ትኾዉን እግዝኣብሄር ከኣ ዕድመ የሕጽሩላ መሽክነይቲ

  • @yonasgede7258
    @yonasgede7258 Жыл бұрын

    Yonas has to provide the following:- 1- he should provide his father and his grandfather's names. 2- place of his mather lived in Addis abeba. 3- Tesgai his father where he was working. If he do this the Eritreans whom they lived in Ethiopia were very close and tied and know each ather specialy in marriage ceremony, funeral and community gathering. So please if he do this any Eritrean could cooperate to find him out. Hope this would be a solution to the matter. Yonas MCR UK

  • @sabatecle978

    @sabatecle978

    Жыл бұрын

    He doesn't know his Dad's second name except his first name. Like yr descriptions it would have been very easy. What would be good inaddition if he tells his Mom's name and attached her picture may be helpful. By looking only his feature some one can identify or else recognize him. If he ever resembles his Dad!

  • @yemaneabkfletsion8140
    @yemaneabkfletsion8140 Жыл бұрын

    Selam Josias Denden ab srak xbuqi edka teqirb qexali Kea eye zikatatelka hiji Kea hantiy hasab alatni abza Nay yonas Weladi ab xilima eliwo xbuqi gin abeyn Massin kem zimete mekina tegebtilu sile zisemaku eye hiji Abey masin mekina tegemtelelu

  • @tesfom161
    @tesfom161 Жыл бұрын

    Where was the accident is not mentioned and adress or mebokol adi of his mother is not mentioned, if you can make another detailed interview it may help ,or yonas can contact the bigger utubers like FANUS, MESTYAT BTNA ,EMBASSY MEDIA ,ERITREAN MEDIA NETWORK ETC. GOD BLESS YOU ALL

  • @shishayzeru6547
    @shishayzeru6547 Жыл бұрын

    Josif dman admen tanan ymneyelika xubuq tgeburo zeleka dmam bi,amlak rkebo zjawey

  • @tzehaietadesse6217
    @tzehaietadesse6217 Жыл бұрын

    ስእሊ ናይ አዱኡ ናይቲ ግዜ እንተ ዝወጸእ ሐጋዚ ምኾነ, ምናልባት የዕሩክ አቡኡ ክፈልጥዋ ይክእሉ ይኮኑ!!!

  • @mineykiflegiorgis6591
    @mineykiflegiorgis6591 Жыл бұрын

    አበይ ተጠሚቁ አዲኡ አበይ ኤርያ ኑራንአዶ ማሐዙታ?

  • @user-pd6xr7hj9l

    @user-pd6xr7hj9l

    Жыл бұрын

    ብኸመይ ክፈልጥዎን መሓዙታ ብሰንኪ ርሕቀት ቦታ ቡዙሕ ርክብ ኣይነበራን ምስ ስድርኣ እኮ ኢሉ ዮናስ

  • @rosannatesfagiorgis3853
    @rosannatesfagiorgis3853 Жыл бұрын

    Yonas adiyu, aregash arayia tibehal, kebabi tedros adebabay mis abeyiti yehuwuata tinebir nera, kurub kurub tarik aleni, ghin iti zibelese ni sidrabet aregash yemesghin, kemu wun ni hafta almaz, kem wulada gera meare South Africa wesida abizi bota zebisihato, zimesleni ni sidrabet bi nisur geru keyihatit sikifta yimelseni, agioka Yonas kulu kisemirelka iyu

  • @anghesomghebreweldi7589
    @anghesomghebreweldi7589 Жыл бұрын

    1992 ab Adis ababa zneberu neta Ade wey Abo zfelt ayseann eyu.

  • @mohammdali9169
    @mohammdali9169 Жыл бұрын

    ናይዚ ከምዚ ጸገም ጠንቂ እንታይ ኢዩ ብከመይ ክፍታሕ ይክእል ትብሉ

  • @debiegebre2683
    @debiegebre2683 Жыл бұрын

    Tomas good lake

  • @mahammedromodan9404
    @mahammedromodan9404 Жыл бұрын

    Rebi yahagizo Kamzimesleni mahazot ade u kideli alowo amfet kirekib yikil zibil hasab aleni

  • @selomun8039
    @selomun8039 Жыл бұрын

    amlk meska yekun

  • @titihabtemichael2716
    @titihabtemichael2716 Жыл бұрын

    Sm adieu Dea rediekumo dikum?

  • @belayneshambaye3438
    @belayneshambaye3438 Жыл бұрын

    Slam jesi heweye bekemeye kerekbeka ane weni delayete sidera eye

  • @peacetoallofus7428

    @peacetoallofus7428

    Жыл бұрын

    B email xhaflu wey bezi address zxhfo zelo kendi gn Facebook alewo rkebyo agoki zhaftey

  • @nafeyasser889

    @nafeyasser889

    2 ай бұрын

    Istugaram natu alekiy abe lik natu

  • @dejentsegay3273
    @dejentsegay3273 Жыл бұрын

    ጆሲ ሓወይ ግን ኣብኣ ኸለኻ ሽም ኣዲኡን ሽም ኣቡኣን ክትሓቶ ነርካ ኒ ዮናስ ኸኣ ቀልጢፉ ኣብኡ ክረክብ ክንጽልየሉ ኢና

  • @lamlamrouasom3990
    @lamlamrouasom3990 Жыл бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏✋✋✋💋💋🌷🌷🌷

  • @shewitteklesenbet5969
    @shewitteklesenbet5969 Жыл бұрын

    Ajoka hawey nmn elwo fetari ktrekubo eka amlak yhagzka

  • @genetkebede278
    @genetkebede278 Жыл бұрын

    Ajoka zi haweytesfa aytqrex tesfaka egzabher eyu

  • @genetkebede278
    @genetkebede278 Жыл бұрын

    Xilma malet kem beal adi geda halhale dbareba adi gered adi bezhanis doqxnia emni xelim adi nokio takita teraemni geza lamza wezetrfe

  • @mahdisabri706
    @mahdisabri706 Жыл бұрын

    ኩቡር ሓው ጹቡቅ ሥራሕ ቀጽሎ እንዳበልኩ ብምቅጻል እታ መፍትሒት ትከውን ኢለ ዝግምታ አብ አአበባ ትነብረሉን ትሠርሓሉን ቦታታትን ዝነበራ ኮንታክትን ተጠቂሙ ገለ ፍንጭታት ክረክብ ምኻአለ ኮይኑ ግን ብወገን እንዳአባሓጉኡ ገለ ዘይበርሄ ነገር አለዎ ብዛዕባ (መንነት አቡኡ) ምናልባት ኢትዮጵያዊ ከይከውን ምክንያቱ እቲ ሽም አቦሓጉኡ ክሰየመሉ ዝተደልዬ ንምንታይ??? ምስ ፁቡቅ ምንዬተይ ንኹላትኩም።

  • @brhaneokubay6481
    @brhaneokubay6481 Жыл бұрын

    Ajoka hawey natey abzhaxere mealt xbuq yesmka

  • @yordanoskidane4658
    @yordanoskidane4658 Жыл бұрын

    ዝከበርካ ዮናስ ሓዉና እዝጋቢሀር ሓሳብካ ልብካ የስምረልካ እንተ ኪእልካ ኣደካ ማለት ካበይ ቦታ ኣታባብያይኣ ክሳብ ናይ ስደት ጉዞኣ እንተ ትጥቅስ ሰናይ ይመስሎኒ። መክንያቱ ኩሉ ግዝየ ኣብ ስደት ሰብ ከከም ኣታዓባኡ ማለት ብገዛዉቲ ፡ብዓዲ፡ ከባቢ ስለ ክንራከብ ንፈቱ ኣብቲ ግዜ ማለት [ተሳዓታት)ኣዲስ ኣበባ ነቦሩ ክንፍትስሽ መሓገዘና ንምባል ኢየ ።

  • @rahelnegede2703
    @rahelnegede2703 Жыл бұрын

    Ajoka hewey teterekebe xibuk kem fikad amilak tezey koynu sidra adeka dew ybelulika

  • @hanabrhane7956
    @hanabrhane7956 Жыл бұрын

    Ajoka yenas edmen tenan yhab ember kulu hade eyu enkuwae famili halewuka mknyatu buzuhat ms zone seb zabeyu alewu eska gn zehbnu abahago Abaya akotatka muekul ika slezi dmbrts kbleka yeblun katakana zkefe alo

  • @elsaberhane1370
    @elsaberhane1370 Жыл бұрын

    Ajoka ezi hawey bimegemeria burukat sidrayom yaebiomuka hi ji kea Sala technology Alem hanti koinatlu ab zela Shimin awragiun silezeleka nikirikeb kelil koinuyu zisimiani ajoqa . Amlak yihagizka biabiyu kea burukat weledi alewuka

  • @noahtesfay8476
    @noahtesfay8476 Жыл бұрын

    Shem adeka n ger and zeteweldkalu bota ametemhret, nxur gibero mehazut adeka wey neboka zefeltwo kinegruka yekelu eyom.

  • @abrahamabay4056
    @abrahamabay4056 Жыл бұрын

    ABOHA HAGOCHA ABAIKA KAB AKOTATIK

  • @godislove2166
    @godislove2166 Жыл бұрын

    Ajoka hawey amilak senay eyu ,kab kulu kea enkua kab kulom sidrakha ayseanka , ziterefe dima amilak yeqanialka

  • @mimige8483
    @mimige8483 Жыл бұрын

    Ajoka egzabeher kredaka eue krekb eue

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q Жыл бұрын

    ህዝብና ናይ ምልላይ ክእለት ኣለዎ። ኣብ ከባቢ ጽልማ እንተኾይኑ እንተኺኢሉ ስእሉን ምስቲ ዘለዎ ሓበሬታ ኣሰንዩ ኣብ ከተማ ድባርዋ እንተዝዝርግሖ ሓጋዚ ምኾነ።

  • @arefaineghebremariam5902
    @arefaineghebremariam5902 Жыл бұрын

    ሰእሊ ኸ ናይ ጸጋይ ኣለዎም ዶ

  • @ERIMAS962
    @ERIMAS962 Жыл бұрын

    Aye josi ezi wedi seli nay adiu yemxeayo ezi wedi etopyawi eu ele kedemdem abey adu eu ezi xebti yeblun? Etopya entenera seli nata amxeayo belo

  • @sabatecle978
    @sabatecle978 Жыл бұрын

    Sheme adu mene eyu?

  • @lemlemgolgejertnehstay212
    @lemlemgolgejertnehstay212 Жыл бұрын

    Adeka abey emo ala

  • @teklittewolde4067
    @teklittewolde4067 Жыл бұрын

    sem adiu men mkona zey habere sorry

  • @woldutekie2505
    @woldutekie2505 Жыл бұрын

    abey techemikka nedeaka deki kebabia zfelcbwa khlwu sle zkelu ab addis abeba dnte techmikka krakeb tekelo alo

  • @meramkchanel957
    @meramkchanel957 Жыл бұрын

    Des zebl medeb denden hawuna kexlo

  • @asmeromtewelde9421
    @asmeromtewelde9421 Жыл бұрын

    ጽልማ ጥርኑፋት ዓዲ እየን ፡ጸገም የብሉን።ሽምን ዝሰርሓሉን ዝሞተሉን ግዜ ሕዝካ ጥራይ ኪድ ጸገም የብሉን ክትረኽቦም እኻ ።ተገዲስካ ተበገስ ጽልማ ጥርኑፋት ዓዲ እየን ።ርሕቀት ውን የብሉን።

  • @muniranwar8239
    @muniranwar8239 Жыл бұрын

    Ata hanti part qdem zazma dhriau kala tgebar azi hasot ayu

  • @helentesfaldet5309

    @helentesfaldet5309

    Жыл бұрын

    Entay malet eyu hasot

  • @ta-sy6up

    @ta-sy6up

    5 ай бұрын

    አይነጸረን ሕቶ

  • @jossygebramical831
    @jossygebramical831 Жыл бұрын

    ታይዮም ኮሎም ዞም ተምጾም ጽልማ ጥራይ ዝብሉ መታለልቲ ደቂንስትዮ ድዮም ጽልማ

  • @lemlemgolgejertnehstay212
    @lemlemgolgejertnehstay212 Жыл бұрын

    Hatenu aku endfwlet adu

Келесі