ብስንፍንኣ ን2ተ ዓመት ተኮርምያ ትነብዕ ዘላ ሓፍትና።

ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መደብና ብእትገብሩልና ምትብባዕ ብልቢ እናመስገና ከም ወትሩ ኣብ ጎንና ኩኑልና።
Hi Friends,
+ካብ ስርቂ ሓራ ንክትኮኑ App Download and try Pocket Sense to save your mobile from thieves. You can get it from Google Play at bit.ly/2o8hXjA
+ 1ይ Links play.google.com/store/apps/de...
+2ይ Links play.google.com/store/apps/de...
+ሓውና ኤርትራዊ ዝመሃዛ App
• ኤርትራዊ ኤሜሪካዊ ሓውና ዝመሓዛ ብ...
+ካብ ትግርኛ ናብ ዝደለናዮ ቋንቋ ቀይርና ንመሃር • ዘሕጉስ እዩ ካብ ትግርኛ ናብ ዝደለ...
+ ካብ ጀርመን ከይዳ ኣብ ስዊዝ ዝተበደለት
+ ዘየድሊ ኣጸያፊ video ብኸመይ ንዓጽዎ • ካብ ዓርካ ብዙሕ ሽግር ዝወረዳ ጽብ...
+ ዘየድሊ video ክትዓጽዎ ኣለኻ • Video
+ ብTik tok ግዳይ ዝኮነት ሓፍትና • ብሰንኪ Tiktok ግዳይ ዝኮነት ሓ...
+ 10 ብሉጻት ናይ kinemaster mod
• Video
+ ከመይ ገይርና ሰብ Record ንገብር • ከመይ ገይርና What...imo,me...
©Copyright by Ag Media Eri
ክትረክቡና (To Contact Us)👇
E-Mail✔️ angeghere1990@gmail.com
Facebook✔️ / agmedia.eri
#ኤG

Пікірлер: 150

  • @AGMediaEri
    @AGMediaEri4 жыл бұрын

    *ሳብስክራይብ ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለየና* kzread.info/dash/bejne/oJ2jkptqn8e-nJs.html

  • @pawelosripkefalie4397

    @pawelosripkefalie4397

    4 жыл бұрын

    give me Facebook

  • @senaysebey3166
    @senaysebey31664 жыл бұрын

    ጽቡቕ ትምህርቲ ዩ ቀጽልዎ ግን ትፈርሒ ነርኪ ክትዛረቢ ከለኪ ኣጆኪ ትብዕ በሊ ዓይኒ ሰብ ኣይትኽእልን ትኮኒ ግን ኣጆኪ👍👍👍 ።

  • @user-js5xv9zo7d
    @user-js5xv9zo7d4 жыл бұрын

    ሃብትን ገንዘብን ካብ ስድራቤትካ አዩ ዝውረስ። ለባም ሰበቲ ግን ካብ አግዝኣብሄር አያ ትርከብ።

  • @berberebb4218
    @berberebb42184 жыл бұрын

    ፈጣሪ ዝሃበና ረቂቕ ጥበብ ኣለና ሓደ ወዲ 3 ኣፍቀርቲ እንዳሓዘ ክትፈልጥኦ ዘይትኽእላ , , ,እቲኣ መሓዝኣ ጠላም ኢያ, , ጽቡቕ ትምህርቲ ኢዩ ንኽልቲኡ ጾታ ብማዕረ

  • @gelobtseigott7308
    @gelobtseigott73084 жыл бұрын

    ጽቡቅ ማዕዳ እዩ ግን ገንዘብ መኪና ገዛ ጽቡቕ ስራሓ ኣካዳድንኡ ካምቺኡ ጨጉሩ ዝብል ዘረባ ሓሲብክን ግደፍኦ ንኹልኽን ዝምልከት ኣይኮነን ኣብገለ ሰባት ስለ ዝረአ እዩ ሰብአይ ሰበይቲ ዘይፈሊ ኣታሓሕዛ እዩ ሓዳር ዘሙቖ ሓንቲ ሰበይትስ ሰብኣየይ ደገደገ ምውጻኣ ኣብዚሑ ኢላ ናብ ዝፈልጥ ከይዳ እንታይ ደሊኺ ኢሉ ይሓታ ሰብኣየይ ደገደገ ምውጻኣ ኣብዚሑ እሞ እንታይ ክህበኪ ካብ ስርሑ ገዝኡ ኮፍ ከምዝብል መድሃኒት ሃበኒ ኢላቶ እሞ ጭሕሚ ኣንበሳ ቅድም ኣምጺ ኢልዋ ጭሕሚ ኣንበሳ ዳኣ ከመይ ገረ ከምጽእ ዘይድፈር ፍርሓት ሓዛ እሞ ንሱ ካየምጻኺ ኣይከውንን እዩ ኢልዎ በለ ቆጸራ ግበረለይ ኢላቶ ሕራይ ኢሉ ቆጸራ ገርላ ሰበይቲ ንጽባሒቱ ስጋ ሒዛ ናብቲ ኣንበሳ ዘለዎ ከይዳ ፈጠጥ ኢሉ ምስራኣያ ሰንድያትሉ ከይዳ ንጽባሒቱ ቁርብ ቅርብ ኢላ ሂባቶ ንሱውን ፈጠጥ ኢሉ ምጥማት ገደፎ እቲ ዘድልዮ ስጋ ስለ ዝረኸበ ንጽባሒቱ ፊትንፊት ኣብ ኣፉ ክተኾልሶ ከላ ካብቲ ጭሕሙ ምንጭት ኣቢላ ወሲዳ ናብ ቆጸራኣ ከይዳ እንካበል ጭሕሚ ኣንበሳ ኣምጺአ በለቶ ወየ ሰብኣይ ሰንቢዱ ገሪምዎ እሞ ነቲ ዘይድፈር ኣንበሳ ብድፍረት ብስጋ ገርኪ ጠባዩ ሒዝኪ ኣብ ሰለስተ ማዓልቲ ጭሕሙ ክትወስዲ ዘይጸገመክስ ንስብኣይኪ ከመይ ገሩ ከም ጠባዪ ገርኪ ምሓዙ ይጽግመኪ ኮምኡ ገርኪ ሓዝዮ ንሰብኣይኪ ኢሉ ኣፋንዋ ንብለክን ይሕዋት ሓዳር ተኻባቢርካ እዪ እበር እንዳተጣራጠርካስ ጽቡቕ ኣይኮነን ዝጎደለ ይሕዋት መልኡለይ

  • @MS-to6mv

    @MS-to6mv

    4 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @user-st4us5kl4t

    @user-st4us5kl4t

    4 жыл бұрын

    Zgodele yelen muqurey xbuq aleka

  • @gelobtsiegottinsel5617

    @gelobtsiegottinsel5617

    3 жыл бұрын

    @@user-st4us5kl4t ምቅርቲ ዳኣ ንስኺ መዓረይ

  • @user-st4us5kl4t

    @user-st4us5kl4t

    3 жыл бұрын

    @@gelobtsiegottinsel5617 የቕንየለይ

  • @user-fg6mk3db1i
    @user-fg6mk3db1i4 жыл бұрын

    Verapo ዋዕሮ ላይክ ሃብለይ ንዛ ዋዕሮ ሕፍትና

  • @kibromteklemariam2021
    @kibromteklemariam20214 жыл бұрын

    My sis its awesome advice GBU

  • @robeltekle1596
    @robeltekle15964 жыл бұрын

    Dankeschön

  • @user-mi1tu9xf2u
    @user-mi1tu9xf2u4 жыл бұрын

    ፍቅሪ ዕድል እዩ 💔😭

  • @29241

    @29241

    4 жыл бұрын

    Nay bhaki 💔💔💔

  • @robelmehari2316
    @robelmehari23164 жыл бұрын

    Wawwww nfati eki shkorina gda ktzarebi keleki shwya confidents gberi kurub confie agudilki aleki

  • @fkreykahsay5641
    @fkreykahsay56414 жыл бұрын

    Very good information👍

  • @medaamare8573
    @medaamare85733 жыл бұрын

    Ya, bravo bravo haftey ezi alben yehder deknsto yehwatna miknyatu eti hasya ziwerd naben yrbzih sile zikne eye

  • @habtemariambahlbi627
    @habtemariambahlbi6274 жыл бұрын

    መብርሂት ሓፍተይ ጽብቅ ምዕዶ ቅጽልዮ ዝሓፍተይ ግን ቅርብ ፍርሒ ገርኪ ኣለኪ ትብዕ በሊ ኣጆኪ

  • @merinarufta5756
    @merinarufta57564 жыл бұрын

    Awald nay zebena fluiat ena ezgabher ayni lbonana ykfetelna eye zblekn bzkone kem adetatna knkewn ezgabher yhagzena 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tesfuamaniel6580
    @tesfuamaniel65804 жыл бұрын

    Xbuk tmrti haftna kexlyo

  • @jonasfitsum179
    @jonasfitsum1794 жыл бұрын

    Xbuk mjmar ygberelka my sister

  • @merhawizaid7784
    @merhawizaid77844 жыл бұрын

    ጽቡቅ ማዕዳ ዩ እወ መብሪህት ሽኮር ምጥርጣር ኣየድልን ሓቀኛ ፍቕሪ ኣብ ክሊተኻ ጥራይ ዩ።

  • @hidrayhans8993
    @hidrayhans89933 жыл бұрын

    Thanks 🙏 btami 😻❤️❤️❤️❤️❤️💓📞

  • @tv-gc1yx
    @tv-gc1yx4 жыл бұрын

    ጓል ንዘኽብራ በዓል ቃል ኪዳና ከብዱ ጠምዩ ህይወቱ ኣሕሊፉ ንዝህባ ኢያ ትቐትሎ፡፡ስለዚ ከምዚአን ኣዋልድ ፍርደን ክሳብ ዕለተ ሞተን ቅሳነት የብሉን፡፡ሰብኣያ ዝኸሓደት ጓል ቅሳነት የብላን፡፡ንስኺ ግን ለባም 100%

  • @user-vu9op7sh4q
    @user-vu9op7sh4q4 жыл бұрын

    ስላም ብጣሚ ደስ ዝብል

  • @simonkeletta8162
    @simonkeletta81624 жыл бұрын

    Xbuk mekeri habtena 💯💯💯💯💯🌹

  • @yohannestekle4552
    @yohannestekle45524 жыл бұрын

    ጽብቅቲ ምኽሪ

  • @weditkaboumodieley6291
    @weditkaboumodieley62914 жыл бұрын

    Wowwwwww btaemi xbuk medeb ag media eri quzufka dya eza mkrti

  • @kokobrezene6546
    @kokobrezene65464 жыл бұрын

    Yea don,t worry new love is like that

  • @behabolomsolomun1969
    @behabolomsolomun19694 жыл бұрын

    Wawww mebrihti haftey kexlyo

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane73574 жыл бұрын

    ጽፍፍቲ

  • @solomundebesay2684
    @solomundebesay26844 жыл бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ምኽሪ ፍቅሪ ጽብቅ እዩ ግን ህድእ ኢልካ ምትዕዝዛብ ኣገዳሲ እዩ ግዜ ወሲድካ ካብ ድሓር ኣብ ዘይ ተደለየ ሽግር ምውዳቅ

  • @abrahth5460

    @abrahth5460

    4 жыл бұрын

    Ya sxbki alka

  • @nkulugizeaalewo811
    @nkulugizeaalewo8114 жыл бұрын

    hakki ezas habtey kemzia tblya zeleki agatmatni ms kendi mehaza ynebr aleku 1 wedi welidna alena

  • @hazomprodactiontv8519
    @hazomprodactiontv85194 жыл бұрын

    መቡ ምቅርቲ ጽቡቕ ምዕዶ ዩ ቀጽልዮ።

  • @atakltiberaki9963
    @atakltiberaki99634 жыл бұрын

    👍👍👍👍👍 des zebl gulxnet u

  • @alexyemane8958
    @alexyemane89584 жыл бұрын

    Shuke

  • @lliveforyou4618
    @lliveforyou46184 жыл бұрын

    Anbesit 💋🎆😘😘

  • @hagostek2124
    @hagostek21244 жыл бұрын

    እዋእ ! ግበሩልና ተባሂልና ብዝገበርናዮ መጠን ፍቅርና ይልካዕ ? ኖ ኣይመስለንን ሕሰብላ ሽኮር ኣዲያ........

  • @meseretokbazghi7514
    @meseretokbazghi75144 жыл бұрын

    Welkom

  • @nkulugizeaalewo811
    @nkulugizeaalewo8114 жыл бұрын

    bkedamnet btami yemesgneki habtey kexlyo eki 💯meas emo tsemia konkn komuu ayrdeaknn eyu gele eske meadyen ente semeaki ember mekina zelato unbefristet passwort zelewo geza zelewo ember fkri zelewo ente tehatitkn gn aytsemiean ekn

  • @nabrabebeyinka6771
    @nabrabebeyinka67714 жыл бұрын

    Nice kexilo pleas

  • @fanusmuluegebreyesus754
    @fanusmuluegebreyesus7544 жыл бұрын

    Asey konjtey xbuk tmhrti kexlyo

  • @michelnegash628
    @michelnegash6284 жыл бұрын

    Yelam bret

  • @Ben-xw3sp
    @Ben-xw3sp4 жыл бұрын

    Eway kemzia dia agatimatni niera haramu kia mara dikn (exam) tebzhalna konkun kiem belo bejaka.

  • @raeimera9772
    @raeimera97723 жыл бұрын

    Xbuk mkri haftey nski kabten emunat ktkoni ymne haftey berte mkri lebamat eu ,💌💌💌💌💌💞💞💞💞💯💯💯💯💯💯

  • @degenkiflom9768
    @degenkiflom97684 жыл бұрын

    Ayxelaekwan hasaba Asmirela Aleku nayta kendi Arku

  • @golsemere5205
    @golsemere52054 жыл бұрын

    Eza Tebuke alki kegarmki ane 3 amet gari Segabi heji hader ayegebaren heji gn ka yahewat kona kegarmki kamze zaneta tibeliya zalki agetimatni

  • @mothermeanslove9260
    @mothermeanslove92604 жыл бұрын

    Bhaki dyu

  • @atamohamed9258

    @atamohamed9258

    4 жыл бұрын

    Nbaelken oumunat kuna abrebha aytmerkosa dknet chica eyu habti aytemna

  • @hyabholly6087
    @hyabholly60874 жыл бұрын

    እዚኣስ ካብ ፊልም ዝወጸት ዛንታ እያ ይፈልጣ እየ

  • @t.wedigerie
    @t.wedigerie4 жыл бұрын

    እምነት ካብ ነብስካ አዩ ዝጅምር ንነብስኪ ተኣምንያ እንተ ኮንኪ ማልተይ ሓሳብኪን ቃልክን ዘይልወጥ እንተ ኮይኑ ብርግጽ ጥርታረ ዝብሃል የለን። ካልኣይ ከኣ በላሕቲ ኢና ኢልኪ እዚኣ ግን ኣባክን የላን ማለተይ ኣብ ዘን ናይሎሚ ኣዋልድ ግን ኣብ ኣደተትክን ዝነበረ ብልሒ አዩ ። ኣባክን ዘሎ ብልሒ ግን ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ የብልክንን።

  • @Eripride2023
    @Eripride20234 жыл бұрын

    ፈጣሪ ዝሃበና ረቂቕ ጥበብን ብልሕን ኣለወን ደቀንስትዮ ። ኣዑዝቢላህ ሸይጣን ሚን ረጂም ሰኣሊ ለነ ቅድስቲ ኣደይ ኤፐ ። ጡብ ኣለና መስሓቢ ገዲፈንሲ ጥበብ እዋይ ጠበቕ ዝኾነ መዓልቲ ።

  • @tesfahanshabte1495
    @tesfahanshabte14954 жыл бұрын

    Wae ezia dea zeyhedegeta ezia dea hibata enber ajoki kexelyo

  • @rasmusern9974
    @rasmusern99744 жыл бұрын

    Fetineya ye ane si 😆😆👍🏼

  • @kenanseret5637
    @kenanseret56374 жыл бұрын

    ፍቕሪ ተፈጥራዊ ትዕድልቲ ኢዩ ምሃብ ምግባር ድማ ሕልናዊ ግዴታ ኢዩ እንዳፍቀረ ክህብ ዘይምድላይ ዘይኮነ ብናይ ክልትኣዊ ራኢ ተደሪኹ ባጀቱ ከኻዕብት ኢዩ ዝደሊ ወዲ ። ወዲ ወርቂ ኢዩ እኳ ዝበሃል። ዋ

  • @kelatitewelde3533
    @kelatitewelde35334 жыл бұрын

    ኣብ ኤመሪካ ንጓል ሓትንኣ ንዓርከይ መትንለይ ምስ በለታ ኣብ ፍቅሪ ወዲቃ ምስኡ ምስ ደቀሰት እታ ዝለኣከት ንጓል ሓትንኣ ስሚ ሂባ ቅትቀትላ ፈቲና ቆልዓ ፌንት ምስ ኮነት ተጣዒሳ ኣምፑላንስ ጸዊዓ ሕክምና ወሲዳ ከኣ ኣድሒናታ ብከምዚ ተቃሊዔን ንብለኩም ፈተና ሕማቅ እዩ ንሰብ ዘይምፍታን ዘይክሰግሮ ስለዝክእል።

  • @nmenalowoezgilowogoogle7725
    @nmenalowoezgilowogoogle77253 жыл бұрын

    Zikewn gda zeyti zarebi adey abay

  • @segenm950
    @segenm9504 жыл бұрын

    Kemzefqerena kengeber alena ???what intay maletki iyou behali diyou

  • @habtezgigebreysus2666
    @habtezgigebreysus26664 жыл бұрын

    Story of KZreadrs !_

  • @phlippasme379
    @phlippasme3794 жыл бұрын

    Fetena newri

  • @yyy-db6xw
    @yyy-db6xw4 жыл бұрын

    atin mekimakat enitay eyu gizie ayu nayabekin ay naydekin eropa mexikin eniber texeyqikin

  • @wedizeray4619
    @wedizeray46194 жыл бұрын

    Hkiyi eu dibihali habitey zata ay konin dibali ezi

  • @asefaselamawit2952
    @asefaselamawit29524 жыл бұрын

    እዋይ ከምዛ ሓፍትና ዘይሓሰበቶ ኣብ ፍቕሪ ወዲቓ ዶ በልኪ ከይሓሰበቶ ኣብ ጽልኢ ወዲቓ ዶስ ወላ ከይሓሰበቶ ኣብ ፍቕሪ ወዲቓ ኣነ ግን ዝገርመኒ እዚ ናይ ዓለማዊ ፍቕሪ ኢሎም ዝጽውዕዎ ጻዊዒት ስት ጽልኢ ዶ ፍቕሪ ግርም እዩ ዝብለኒ መጀመርያ ነገር ከይሓሰበቶ ከይሓሰብክዎ ዝባሃል ኣባሃህላ ኣነ ኣይኣምነሉን ሰብኣይ ተኾነ ህጻን ቖልዓ ብከሬመላ ዝቕሸሽ ኣይኮነን እታ ሰበይቲ ውን ህጻን ቖልዓ ኣይኮነትን ብከሬመላ ትቕሸሽ ከመይ ገራ ከይሓሰበቶ ክትብል ትኽእል ሰብኣይ ውን ከመይ ጌሩ ከይሓሰቦ ክገብር ይኽእል ግርም እዩ ዝብለካ ናይ ሰብ ነገር ከይ ሓሰበቶ ከይሓሰቦ ከም ባህሊ ዝዓበይሉ ስለዝኾነ እዮም እዞም ቓላት ዝጥቐምሎም እበር ከይሓሰብካ ከይኣተንተንካ ከይተመራመርካ ንዝኾነ ነገር ክትውስኖ ኣይትኽእልን ዘይከውን ነገር እዩ እዛ ከይሓሰቦ ከይሓሰበቶ እዛ ብሰካ እድዩ ብሰኩ እድዩ ብሰካቶም እድዩ እትባሃል ኣባሃህላ ከም ባህላዊ እዮም ዝጥቐሙላ ሕብረተሰብና ሓቐኛ ትምህርቲ ዝእመን ቓላት ግዳ ዘይትራረቢ ባእ ከመይ ዝበልኪ ኢኺ እሞ ሲ ወላ ይኹነልኪ እንታይ እዩ እሞ ንሱ ዝመስሎ ክሕዝ እከሎ ንሳ ውን ዝመስላ እኮ ኣይትስእንን እንድያው ንዓኣ ሲ ጾራ እዩ ዛራግፈላ ዞሎ ንሱ ዘይኮነ ከኣ እታ ማሓዛኣ እያ ጾራ ታቓልለላ ዘላ ስለዚ ንክልቲኦም መፍትሒ እዩ ኣብ ሓደ ገዛ ኮይንኻ ሰላምን ፍቕርን ዘይትለጋገስ እንተኾይንኻ ነናትካ መንገዲ ክትሕዝ ኣለካ ስለዚ ዝዋሓጥ ሓቐኛ መልእኽቲ ሒዝክልና ምጺ ኣብ ካልኣይኪ ቢዴኺ ኣብዚኣ ኣይሓለፍክን ንባዕልኺ ወዲኪ ኣለኺ ብሰለስተ ሰባት ራብዓይ ዝተጠነሰ ቖልዓ ክትዋረዘዪ ክትብሊ እዚኣ ውድሓንኪ ቻው ብሰላም ያራኽበና ኣብ መጻኢ ቢዶኺ

  • @alganeshtekleab869
    @alganeshtekleab8694 жыл бұрын

    Wahdi srah elekn zsheftey eythezley gna.

  • @manggo7353
    @manggo73534 жыл бұрын

    Bitami deszibil meada Gin akimikin mihtat kea Ab wulad ente betsihna bifilay

  • @frezghikidane7357
    @frezghikidane73574 жыл бұрын

    ብመሰጅፎ ኣብ ፍቅሪ ይእቶ ኮይኑ

  • @brhinefrem9273
    @brhinefrem92734 жыл бұрын

    Nafati

  • @grmay7179
    @grmay71794 жыл бұрын

    Btami xbku haftey natey xbku mekri eyu nozi kngebr ab lbuna yhadro jigna nay bahaki lebammm iki egzabher amlak Ehi n mihin knbhal bxegu yhagzena

  • @atakltiataklti3422
    @atakltiataklti34224 жыл бұрын

    ኣበሲተይ ናዪባሓቂ ፊቂሪ ኢኮ ወደቃ ኢዩ

  • @tekleabbrhane4765
    @tekleabbrhane47654 жыл бұрын

    thansk very Music Good jobb syster

  • @user-ty6bx8ge9p
    @user-ty6bx8ge9p4 жыл бұрын

    💔💔💔💔💔💔

  • @dave9428
    @dave94284 жыл бұрын

    እታ ንኣፍቃሪትካ ወይ ንኣፍቃሪካ ደይምፍታን ትብል ሓሳብ ደጊፈያ። እታ ረቃቅ ጥበብ ኣላትና ድደለናዮ ንእዝዞ ትብል ግን ኣይሰማምዓላን እየ ምስክር ፍቅሪ ኣይኮነትን። ነዞም ኣስቢሖም ድሓርዱ ድረሳዕክዮም ትመስሊ!

  • @siomasolomon3342
    @siomasolomon33424 жыл бұрын

    ዝሓተትክዮ እንተዘይ ጌሩልክስ እዚኣስ መምዘኒ ፍቕሪ እያ ኣውኣ ኣላትክን

  • @tesfitrusom5875
    @tesfitrusom58754 жыл бұрын

    Heray gebereti entay kitgebir ahlefa tehbo

  • @segenm950
    @segenm9504 жыл бұрын

    Azerareba amehayshi kensemaki malet iyou malet iyou

  • @hawistevengerrard4620
    @hawistevengerrard46204 жыл бұрын

    ኣነስ ኣብ ድኮነ ቻነል ሓድሽ ሰብ ተመፅዪ ድይርደኣኒ 2 ግዝየ ሰሚዐያ ዛ ፊድይ

  • @tb323

    @tb323

    4 жыл бұрын

    kkkkkkkkkk ድሕሪ ኣኼባ ዩ ዝርዳአካ ማለት ዩ እኮ

  • @senaittekeste5832
    @senaittekeste58324 жыл бұрын

    Balu seb kigage kelo halal eyu ,balikacka fetinka tigebiro zeywesti taesa eyu silezi kess elika mitiezizaeb stelot kea.

  • @wahzomuluezgi2656
    @wahzomuluezgi26564 жыл бұрын

    Xbuk zantay eyu, gn ni mhazia wesidatla zeykonetsi bala eya hibata, kemzi zbelkiyo balna dia reqiq hasabat keribna knmrimro ygbana enber ni mhazana /wey niarkina zebxih yeblnan

  • @michelnegash628
    @michelnegash6283 жыл бұрын

    Gohafe athasaseba

  • @aminamin5972
    @aminamin59724 жыл бұрын

    Kbrti habtna nsikatkn eten dekenstyo ke tueyat dkin wey kunat dikin mejemerya msnay ykrietu nsikatkin ekin nwedi tebaetay kihdetn tlmetn mihikno bflay ka nezam yehwatna ab israel zkmetu yehwatna nsatom yesgurukin nadahar deliyom nsikatkin ka ab eropa mis bexahakin telefonkin taxikin men eka aifeltekan eye elkin titelmom ezi kulu ashahat kefilom ezi kulu bhlna kitikoneni eya elom asgirom kinsom ente nsikatkin gin tenkolenyatat ekin lbkin airkebn eyu

  • @iamblackboyrambo9430

    @iamblackboyrambo9430

    4 жыл бұрын

    Nay behaqi ezom ab Israel zelewu tebedelom eyom

  • @simretkonjo9401

    @simretkonjo9401

    4 жыл бұрын

    Aynhsho aynhmko kulina hade Ena

  • @degenkiflom9768
    @degenkiflom97684 жыл бұрын

    Kemzey Afkra kia NSA felita

  • @estifanoskidaneghbrezghi9002
    @estifanoskidaneghbrezghi90024 жыл бұрын

    ብራቫ ጋለይ ጋል ኤረ

  • @gherimahalaley8409
    @gherimahalaley84094 жыл бұрын

    Fikiri edl eyu kulu kae kab amlak eyu

  • @yowhnsyowhans9888
    @yowhnsyowhans98884 жыл бұрын

    shekor lebamm

  • @hanibalgebar9535
    @hanibalgebar95354 жыл бұрын

    ኢታ ምሓዛኣ ግን ኣርዮስ ስዲ ያ ብሓቂ

  • @hadgutadeos9833
    @hadgutadeos98334 жыл бұрын

    Zehzin eyu

  • @geriegerie6718
    @geriegerie67183 жыл бұрын

    ንፍዕቲ

  • @tsegayzede4867
    @tsegayzede48674 жыл бұрын

    ንስኪ ውን ተጠንቅርቂ እዚ እዋን ሸተት የብለኪን ኣሎ

  • @michelnegash628
    @michelnegash6283 жыл бұрын

    Kedamaye nger seb ayghafen

  • @salamyosef804
    @salamyosef8044 жыл бұрын

    Bravo nifeti ati anes kemaki lebam do yirekib yikewen kkkkkk

  • @segenm950

    @segenm950

    4 жыл бұрын

    Lebam iyou lebam zerekebe

  • @michelnegash628
    @michelnegash6283 жыл бұрын

    Guhefwa axbhalen nsake zyetghufo

  • @fitsumteklay9319
    @fitsumteklay93194 жыл бұрын

    Niski ke dehan diki wela wesdenalki Diyen

  • @tb323

    @tb323

    4 жыл бұрын

    ክክክክክክክክ

  • @fiorisesu3699
    @fiorisesu36994 жыл бұрын

    ኣዚ ትረኻክስ ዘይስህበካ. ን 3 ዓመት ቆልዓ ጽውጽዋይ ትነግሪ ዘለኺ ይመስል

  • @user-sc1ed9sf5e
    @user-sc1ed9sf5e4 жыл бұрын

    Xenbok edky zaliky gn digam niy film eyo eziy

  • @kibromissac478
    @kibromissac4784 жыл бұрын

    Girls have problem . Methazien zbelkuwos meglebien zbhal mesela abotatna alo. Hiji kas baela kemzgelb gerato. So girl's, please learn from this history.

  • @user-cb2ed3tx1w
    @user-cb2ed3tx1wАй бұрын

    😅😅

  • @abrahamgrmay7496
    @abrahamgrmay74964 жыл бұрын

    እንተዘይቡሉ ከ

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea22824 жыл бұрын

    ንዓይ ሲ እንታይ ኢያ ትብል ዘላ ዋላ ዋላ አይሐዝኩዋን ?

  • @fa510

    @fa510

    4 жыл бұрын

    Haha beka

  • @thinktwice827

    @thinktwice827

    4 жыл бұрын

    Kkkkkk aysemaokwan maletka dyu bakal aykonetn eko msaka zela b video eya

  • @alganeshtekleab869

    @alganeshtekleab869

    4 жыл бұрын

    Wala ney gele knseme eina.

  • @johntsegai4577

    @johntsegai4577

    4 жыл бұрын

    Xbuq aleka

  • @dermashow

    @dermashow

    4 жыл бұрын

    Xewag zkone gizie endiu koynu kkkk❤️🤣🙏

  • @tadessetesfamichale2530
    @tadessetesfamichale25304 жыл бұрын

    Anti dhri adietatna daa entay hadarn nabran kgber nay lomi awalid daa awalid tehasibkin

  • @samuelzemuy2828
    @samuelzemuy28284 жыл бұрын

    Hatew ketow

  • @emteemte3985
    @emteemte39854 жыл бұрын

    kida tm bela sakt ekn nskn .xbuk gebera gohaff.

  • @hagosmagor1358
    @hagosmagor13584 жыл бұрын

    Nifiti xubuk tmhiriti buzuhat alewo komu zgebra

  • @user-st4us5kl4t
    @user-st4us5kl4t4 жыл бұрын

    Mqrti xbuq maada seb aynbedl

  • @alemalemay4169
    @alemalemay41694 жыл бұрын

    Xibuk habereta Abzi ka alo teksmi video kzread.info/dash/bejne/fKRnu9Srl6etf6Q.html

  • @segenm950
    @segenm9504 жыл бұрын

    Kkkk

  • @kuluhalfayeyu180
    @kuluhalfayeyu1804 жыл бұрын

    ኑሱ ኸ ስቅ ኢሉ ድዩ ኣፍቃርቲ ኮላቶ ዝፍቅር ዋላ ንሳ ዳኣ ትጋገ አንበር ኣብ እምነቱ ኣይጸነዐን ካብቲ ዝፈርሖቶ ኣይወጽአትን ስለዚ ንሳ ንኽታምኖ አላ ዝገብሮቶ አዩ ፥ እቲ ወዲ ግን ዘዋር ዓይኒ ከይኑ ጸኒሑ እታ ማሓዛኣ ከኣ ካሓዲት አያ ።

  • @AGMediaEri

    @AGMediaEri

    4 жыл бұрын

    ንስካ ጥራይ ኣስተውዒልካ ሰሚዕካያ መስለኒ እዚ video 100%።

  • @kuluhalfayeyu180

    @kuluhalfayeyu180

    4 жыл бұрын

    @@AGMediaEri ክልተ ግዜ ሰሚዐያ አየ ሓወይ አታ ታርኽ ብማሓዛኣ ገራ ፈትናቶ ክታኣምኖ አለ አያ ካኣ ከሙኡ ገራ ስለዚ ስለምንታይ ከምኡ ትገበሪ አሉ ካኣ ማሌት ሰለ ዘይኣመኖቶ ሸንዱሕዋ ንሱ ግን ነታ ማሓዛኣ ኣይፈለጣን ነሩ ብዳሓር አያ ነግራቱ ቅድሚ ምንጋራ አዩ ናብ ናይታ ምሓዛኣ ቆጸራ ከይዱ ስለዚ ፍቅሪ አንተሊዎ ንሱ ከ ስለምንታይ ምስ ካለእ ይላለ ኣፍቃሪት ኣላትኒ ዘይብላ

Келесі