ግብሪ ዘይብላ እምነት ምዉቲ እያ፡ ሓባራዊ ዘተ ምስ ዝተፈላለዩ ኣገልግልቲ

Ойын-сауық

ሰላምታና ብምቕዳም፡ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ኰይንኩም መደብና ትከታተሉ ክቡራት ሰማዕትና፡ "ሕጂስ ምስ እግዚኣብሄር ደኣ ንተዓረቕ" ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ማእዘር ስማይ ዝመሓላለፍ ዘሎ ኣገልግሎት ቲቪ ሰላምና ንኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም ዘለኹም ተከታተልቲ ኣብ ዩቱይብ እነቕርበልኩም ኢዩ።

Пікірлер

    Келесі