No video

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 32 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 32

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 32 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 32
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika....
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.co...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 1 000

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424Ай бұрын

    በዓልቲ ቤተይ ነብሰ ፁር እያዋ ብስም መንፀግባ ላይክ ተዳሂኹሙኒ ሕለፉ 😂❤❤❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤❤

  • @deqiqehadush424

    @deqiqehadush424

    Ай бұрын

    @@tsegatsega238 ኣትዮ ፀጋዋ ኣብ ዘግነኽኒ ድዩ ሰብስክራይብ ግበረለይ ትብልኒ። ወሆይ ወሆይ ሰብስክራይብ ልገበርኩልኪ። ተደጊመያ ግን ክትነጥር እንድያ

  • @Hhd-ep8zf

    @Hhd-ep8zf

    Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @frehiwettesfay8337

    @frehiwettesfay8337

    Ай бұрын

    Amen❤️🙏💕

  • @user-my9se6if8m

    @user-my9se6if8m

    Ай бұрын

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ይምፃኣኣ ማዓረይ❤❤❤

  • @user-kg3do9pn3s
    @user-kg3do9pn3sАй бұрын

    ስደት ምርር እልኒ ላይክ ሃብኒ😌

  • @user-up2rp7wr1x

    @user-up2rp7wr1x

    Ай бұрын

    ኣጆና😢

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበራለይ አሕዋተይ❤

  • @user-jx3co3um8z

    @user-jx3co3um8z

    Ай бұрын

    ኣጆና🥰

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    Ай бұрын

    ኣጀኺ

  • @slama-sl8yl

    @slama-sl8yl

    Ай бұрын

    ኣጀና ሕቡይ❤

  • @feryamaryamlji
    @feryamaryamljiАй бұрын

    ኣድነቅቲ መንፀገባ ኣበይ ኣለኩም 👍👍 ላይክ ርገፁ❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @ggcf1371

    @ggcf1371

    Ай бұрын

    ኣለና❤

  • @user-md7lv1cm7w

    @user-md7lv1cm7w

    Ай бұрын

    ደምርኒ ጋል ሪመይ❤❤

  • @Teamt-nn4iq

    @Teamt-nn4iq

    Ай бұрын

    @@feryamaryamlji ነዓይውን ሳብስክራይብ🥰🥰

  • @feryamaryamlji

    @feryamaryamlji

    Ай бұрын

    ​@@Teamt-nn4iqገይረልኪ

  • @feryamaryamlji
    @feryamaryamljiАй бұрын

    መበል 11እንካዕ ናብ ክብረ በዓል ኣጋእዝቲ ኣለም ስላሴ ኣብፀሐና/ኩም በብዘለናዮ ይሓልውና ኣብ ስደት ዘለና ከዓ ስደትና ኣሕፂሮም ምስ ንፈትዎም ስድራናን ፈተውትናን የራክበና ኣሕዋተይ❤❤❤🌿🌿🌿👏👏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @feryamaryamlji

    @feryamaryamlji

    Ай бұрын

    ኣነስ ምድማር የፈልጥን ይቅርታ እምበር ናበይ እየ ክድምረኪ ምቅርተይ​@@user-pv8dd9nq3n

  • @user-hh3ib9hj4x

    @user-hh3ib9hj4x

    Ай бұрын

    ኣሜን

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    Ай бұрын

    ​@@user-pv8dd9nq3n ደምረኒ ኣነ ደምረኪ እኒኣኩዋ👏

  • @user-wk7jc6eg7h

    @user-wk7jc6eg7h

    Ай бұрын

    ኣሜን ፫

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3nАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ከምዚ ከማይ አሎዶ ላትፈረጀ ኮመንቲ ዳንብብ❤❤😂😂😂😂😂

  • @user-zd3pw9dv8lmara

    @user-zd3pw9dv8lmara

    Ай бұрын

    አለና ጋል ዓደይ ካሓሲት ተመርቃ ኣይሞተትን ድያ😂😂😂😂😂😂

  • @user-gk9rd1lq7d

    @user-gk9rd1lq7d

    Ай бұрын

    ኣነ ኣለኩ😂❤

  • @user-hu6vd9cf3e

    @user-hu6vd9cf3e

    Ай бұрын

    ዋላአነ😂

  • @feryamaryamlji

    @feryamaryamlji

    Ай бұрын

    😂😂😂😂😂​@@user-zd3pw9dv8lmara

  • @user-zx9ks7bs6m

    @user-zx9ks7bs6m

    Ай бұрын

    አነ😂😂😂

  • @eett1683
    @eett1683Ай бұрын

    ❤❤❤ ተጋሩ ፅሩያት ከም ማይ ንጎሆ ብብዘለናዮ ፈጣሪ ይሓልወና

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ❤❤❤

  • @user-kt9yk8ce6n

    @user-kt9yk8ce6n

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    Ай бұрын

    ኣሜን ንኩላትና🙏❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    አሜን አሜን ን ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረለይ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@user-kt9yk8ce6nሳፕሰክራይፕ እባ ግበረለይ

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6qАй бұрын

    የተዋህዶ ልጆች እንኳን ለቅዱስ ስላሴ በጤና በሰላም አደረሳቹ አደረሰን ሀገራችን ህዝባችን ሰላምን ይላክልን❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-hu4dw9nw1j

    @user-hu4dw9nw1j

    Ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-wu4vy5xk1j

    @user-wu4vy5xk1j

    Ай бұрын

    ኣሜን🙏♥️

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    Ай бұрын

    @@user-wu4vy5xk1j ደምረኒ ምቅረተይ ጀማሪት እየዋ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ ግበረለይ❤❤❤

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183Ай бұрын

    እንኳዔ ድሓን መፃኹም ተጋሩዋይ❤ እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል ኣጋእዝተ ስላሴ ዓለም ኣብፀሐና🙏💒❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    አሜን አሜን ደምረኒ ማሬ❤❤❤

  • @SLMAAaasss

    @SLMAAaasss

    Ай бұрын

    Amen amen amen❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s
    @user-uy4ek2zj3sАй бұрын

    ተጋሩዋኒ ጥንስቲ እየ ዋ ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ብስም ስላሴ🙏❤️🙏❤️❤️🌅🌅

  • @user-cn6ip2gp6d

    @user-cn6ip2gp6d

    Ай бұрын

    በቃ ጥንስቲ ሓራስ ናበልክን ኣሕሚምካና😂😂😂😂😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    Ай бұрын

    @@user-cn6ip2gp6d 🤣🤌🤣❤️

  • @user-yy4mb2sk4u

    @user-yy4mb2sk4u

    Ай бұрын

    ለማኒት ዲኺ ቖልዓ ከይተወለደ መለመኒ ጌርክዮ ህኮት ብሰላም ተጋላገሊ

  • @user-cn6ip2gp6d

    @user-cn6ip2gp6d

    Ай бұрын

    @@user-yy4mb2sk4u አረ ኣነ የለመንኩ

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadguАй бұрын

    ተጋሪዋይ እስከ ብዓልትና ንባዓልትና ሸር ላይክ ሳብስክራይብ ላገበርክም ነታባበዐየም መድነቅቲ ብረይ ፍተውቲ መፀግባ 200 ነብፀሐለም መድያ ናይ ብዓልትና ነዕቢ ብዚ ነሓግዝ ሪእና ኣንሕሐፍ ተጋሪዋይ ❤🥰ኣትሓስድ

  • @beliYouTube

    @beliYouTube

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግርለይ

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    Ай бұрын

    @@beliKZread ደምረኒ ክድምረኪ እየ

  • @beliYouTube

    @beliYouTube

    Ай бұрын

    @@Almi_Alm ማዓረይ ማዓዝ ከምዝኾነ ደምረኪ ንስኺ ቸክ ግበር ዳኣነ😋😂

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ ማዓረይ

  • @ksanet913

    @ksanet913

    Ай бұрын

    ደምራኒ ኣሕዋተይ❤

  • @Fili_brgidawi
    @Fili_brgidawiАй бұрын

    ናብ ደራሲ 1:መንጸግባ &ወልዳይ ኣክተር ኪኢሎሞ 👏👏👏። 2:መንጸግባ ናብቲ ገዛ ክትምለስ የብላን። 3:ብረይ ካብ ትምህርቲ እንዳ ተመለሰት ን መንጸግባ ክትረክባ ኣለዋ። ዝፈተዋ ሳብስክራይብ ገበሩ🎉🎉🎉

  • @user-li3qp2gg7g

    @user-li3qp2gg7g

    Ай бұрын

    @@Fili_brgidawi አረ ወልዳይ ናጋነኖ ሃህህህ ናብዘሐስ😳🤣🤣🤣🤣ብዝተረፈ😍😍😍😍❤️❤️❤️

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበራለይ❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@user-li3qp2gg7gደምርኒ ማዓረይ❤

  • @musayemane2268
    @musayemane2268Ай бұрын

    መፀግባ ክሓስብ ዝቀነየ ከም ኣነ ላይክ❤😊

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931Ай бұрын

    እዘን ስነ-ጥበባዊት ንመንፀገባ ዝሕደራአ አብ ተዋሶኦ መስሓግ ይሰርሓ እየን ከምዚ ባሓባር አብ ብረይ ምፅንባረን ድማ ደስ ይብል

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @dhydfhdu-me6xg

    @dhydfhdu-me6xg

    Ай бұрын

    ​@@RahelGebrehwet gerelki aleku zyaday

  • @dhydfhdu-me6xg

    @dhydfhdu-me6xg

    Ай бұрын

    Ab meshag tray aykenan zserha ab bzuh alewa

  • @eriking-tv
    @eriking-tvАй бұрын

    ትግራይ ሃገር ትብል subscribers geber qeltf❤🎉💛❤️

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 2:02

  • @eriking-tv

    @eriking-tv

    Ай бұрын

    @@tsegatsega238 gberley beli gerlki

  • @user-bt4ln8oi7e

    @user-bt4ln8oi7e

    Ай бұрын

    ፖለቲካ ኣይኮነን ፊልሚ ኢና ንከታተል ዘለና

  • @deqiqehadush424

    @deqiqehadush424

    Ай бұрын

    @@eriking-tv እወ ሃገርን ፈረቓን!

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@user-bt4ln8oi7eሳፕሰክራይፕ ስ❤❤❤

  • @TDF316
    @TDF316Ай бұрын

    ደሃይ ክሓሲት ዘለኩም እባ ገለ በሉኒ ብጭንቀት ስራሕ ኣብዩኒ ዋ❤😂😂😂

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ

  • @TDF316

    @TDF316

    Ай бұрын

    @@RahelGebrehwet ጌረልኪ እየ ሓቢብቲ💐💐💐

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    @@TDF316 የቀንየለይ ክበረተይ🙏🙏🙏

  • @BreFekr
    @BreFekrАй бұрын

    አይ መንፀግባ ሸኮር ባዕላ እየያ አድነቅቲ መንፀግባ እስኪ👍👍👍👍

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበርኒ ክብረተይ

  • @Ksanetgmikael-c9x
    @Ksanetgmikael-c9xАй бұрын

    ኣነስ ብዙሕ ድራማ ሪአ ከምዚኣ ዝመሰጠትንን ዘስሓቀትንን ግን ኣይረከብኩን

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7ilАй бұрын

    ክዳን ናይ መፅገባ ፅቡቅ ኣሎ ባህላዊ ምዚ ድራማ ዝኸይድ❤💙❤️💙❤️💙💞💙💞💙💞💙💞💙💙💞💙💞💙

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    Ай бұрын

    @@AaA-nq7il ደምረኒ ዝያዳይ

  • @AbcDxv
    @AbcDxvАй бұрын

    ግርማይ ዝብልዎ ስብኣይ ግን ማራ ደስ ይብለካ❤

  • @mghsw3508
    @mghsw3508Ай бұрын

    ወልዳይ ስሑት ታይ ዓይነት ገጠርዩ😊ገጠር ዝዓበየ ትሰርሖለካ ስራ ኣይገልፆይ😮

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @tekletewelde1296
    @tekletewelde1296Ай бұрын

    ሓደራኻ ንብረይ ብዝላዕለ ትምህርቲ ኣመሪቕካ ኣብ መፍትሕታት ታሕተዋይ መናባብሮ ሕብረተሰባ ከምተገልግል ግበር። ፊልም ዝያዳ መምሃሪ ካብ መዛናግዒ እንተኾነ ምስ ሽግር ሕብረተሰብና ኣብ ግምት ብምእታው ተመራጺ ኢዩ።

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ❤❤❤

  • @user-yy4mb2sk4u

    @user-yy4mb2sk4u

    Ай бұрын

    ብራቮ❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hiАй бұрын

    በስመአብ ድገማ መንፀገባ ሽኮር😂❤ ዳሃይ ካሓሲት ግን የድልየናሎ😂ወልዳይ ግን ኣኽፊኡ ሓቂ መሲሉ ተሰሚዑኒ ደቂ ገጠር ከሙዙይ ኣይንብልይ ወሪዱና ሕሰቡላ😂😢ይፈትወኩም እየ ብቡዙሕ ተጋሩዋይ ነተባብዐዮሚዶ ሕደጉ ስደት ኣብቂዑ መንእሰይ ትግራይ ኣብ ዓዱ ሰሪሑ ክበልዕ ልልሰርሕ ምትብባዕ ይልመደና ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @UjJh-yw9hi

    @UjJh-yw9hi

    Ай бұрын

    @@RahelGebrehwet ገይረልኪ

  • @user-lh6pt7ts1i

    @user-lh6pt7ts1i

    Ай бұрын

    ብሓቂ ደቂ ገጠር ከምዚ ኣይኾናን 😂

  • @selamlove3408
    @selamlove3408Ай бұрын

    አካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩይ ደመይ ስራሕ ኣምስየ ከዚ ይሪኣ ኣለኩ አንዳ ብረይ ማረይ ከምዚ ከማይ ስራሕ ኣምሲኩም ከዚ ትፍረጁ ዘለኩም ላይክ ዉቀጡኒ❤😢

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @user-mo9bp7qr3j
    @user-mo9bp7qr3jАй бұрын

    ኦድነቅቲ መፅገባ ❤❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 4:01

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdeyАй бұрын

    ዋውው መበል 64 ላይክ እንኳዕ ሰላም መፃኡኹም ተጋሩዋ ናይ ብረየ ቤተሰብ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ጀማሪት እየዎ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ur7xn3op9f
    @user-ur7xn3op9fАй бұрын

    አረ ወልዳይ ኣማሓይሽ ሃህ ኣይትበል 😂😂😂😂 ብዝተረፍ ካዓ ፅቡቃት❤❤❤❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @Abilovetube562

    @Abilovetube562

    Ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @user-cu4fr2ti7p

    @user-cu4fr2ti7p

    Ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @kbreabkbreab5994

    @kbreabkbreab5994

    Ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @user-kl1rc5ep8v

    @user-kl1rc5ep8v

    Ай бұрын

    🎉😂😂😂😂😂😂😂

  • @medhin8187
    @medhin8187Ай бұрын

    እእ ኣብዚ ደቂስኩም😂😂 ዲኹም ጸኒሕኹም ደቂ ብረይ❤❤ እንኳዕ ድሓን መፃአኹም ገዛ ብረይ❤ ፖሊስ ዘፍርሖ ከማይ ዶ ይህሊ 🙄 ሕማም መረሰዒቶ 😂😂😂 ዓዲ እንተለኹ ኔራትኒ ስደት ካብ ዝወፅእ ኣብኡ ቀርያ😂

  • @RomiSweet

    @RomiSweet

    Ай бұрын

    ስስክራይብ በለኒ ክመልስ እየ ኣነለ❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ህያበይ❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ​@@RomiSweetደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @KedanKedan-hq3zv

    @KedanKedan-hq3zv

    Ай бұрын

    ኣነ ነይረ ፖሊስ እንተ ሪአ ብጥቅኡ ኣይሐልፍን ብስሩ 😔🤗🤗

  • @RomiSweet

    @RomiSweet

    Ай бұрын

    @@user-pv8dd9nq3n እሺ ንስኪ እውን ደምርኒ🥰❤

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3ytАй бұрын

    መንፀገባ ሓቢብቲ😍❤💛☺☺ክፈትወኪ መዓት ድርሰትኪ ክምቸወኒ❤💛💋💋💋 ኩሎኩም እንዳብረይ ተዋሳእቲ ሓባይበይ💋💋💛❤☺☺☺

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @hzis6559
    @hzis6559Ай бұрын

    መንፀገባ እውይ ኣሕሊፈናለይ ግዲ እየን ያ😂😂

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @AffectionateLunarModule-yj2cl
    @AffectionateLunarModule-yj2clАй бұрын

    ዘን ሰበይቲ ግን ደስ ክብላኻ ይዓኽ ረሳዒት ኮይነን እምበር 😂😂😘

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5iАй бұрын

    ዋውው ዝፎትዋ ተዋሳኢት ኣምፂኩምዋ ማማ ❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 5:51 5:51

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9fАй бұрын

    መጅሙዕ ኣይተብዛሓዮ ገጠር ዝዓበየ ጋህታፍ ኣይተምስሎ😅

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele3572Ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓንመፃኹም ዳብርይ ዳራማ እወይ መፅገባ ሓፍተይ ናይ ማሓዛ ምስዋእቲ ደዩ ይመዚ ይግበረኪ አሎ ❤❤🎉

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @goitom19
    @goitom19Ай бұрын

    መመሊሳ ትምቅር ድራማ ብሉፅ ደራሲ ንፉዕ ዳይርክተር ብሓፈሻ ኻኣ ኩሎም ተዋሳእቲ ኮዋኽብቲ እዮም::

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ በሉለይ❤❤

  • @user-el1rx6zm6v
    @user-el1rx6zm6vАй бұрын

    በስማኣም ድገሚ ያ ሓቅኺ መንፀገባያ ፍቅር 😂😂😂

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏

  • @user-my9se6if8m
    @user-my9se6if8mАй бұрын

    መንፀግባይ ፀላኢኪ ይፀልምቶ ወለላይ😢❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vjАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤ ኣድነቅቲ ስየ ኣለኩምዶ ላይክ ርገፁኑ👍

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ🙏🙏🙏🙏

  • @abrahaghebrehiwet
    @abrahaghebrehiwetАй бұрын

    ብረይ መሰረታዊ ማሕበራዊ ናብራን ወግዕን ዓድታትና ተንጸባርቕ ብልጽቲ ትሕዝቶ ኮይና እየ ረኺበያ፡ ቀጻሊ ካኣ ይከታተላ፡ ቀጽልዎ፡ ምትንዃል ዘይኮነ ምትኽኻእ ምድግጋፍ እዩ ዘድሊ ፡ ኣብ ዘለኹሞ ባህልን ቋንቋን ክትዕቅቡ ከለኹም ንሕና ውን ረብሓ ኣለና ፡

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @user-sd8bw7jx7u
    @user-sd8bw7jx7uАй бұрын

    ተጋሩዋኒ ፍትዉ እየ ዘብለኹም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ሓፍተይ❤❤

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6hАй бұрын

    ዋው ዘን ሰበቲ ኣዝናኔናና ደስ ክብላ መንጸገባ ሓዊስካ ቀፅልሉ ተጋርዋይ😊❤

  • @hzis6559
    @hzis6559Ай бұрын

    ዓድና እምበር ናፊቅና ባእ😢😢

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤🎉🎉🎉

  • @fuvg8804

    @fuvg8804

    Ай бұрын

    Wala nhana ena nfkina agoki

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@fuvg8804ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ😘😘😘😘

  • @hiwihiwi6155
    @hiwihiwi6155Ай бұрын

    መበል 12 ኣብ ክንደይ ማዓልተይ ኣቱም ኣብዚ ኮፍ ኢልኩም ትሓድሩ ዝነበርኩም ሎሙስ ተታኪስኩም ግዲ😂😂❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-hu6vd9cf3e
    @user-hu6vd9cf3eАй бұрын

    አቱሙ ተቅደምለኹም ግን ተይትኸታተልክም ደኺም ተፅሑፉ ጨነቀናኳ አሕሉፉናባ😂😂😂

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 11:16

  • @AdisHonest12
    @AdisHonest12Ай бұрын

    ብስም ብረይ ላይክ በሉ ደቂ ሓላል መሬት🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @AdisHonest12

    @AdisHonest12

    Ай бұрын

    @@tsegatsega238 ገይረልኪ አለኩ ነዓይ እውን ግበርለይ ሓቢርና ንዕበ ደቂ ዓደይ😍😍😍😍

  • @NekaleNekalemnishow
    @NekaleNekalemnishowАй бұрын

    መበል 139 እየ ድሕሪት ስለ ዝወፃኩ ሽልማት የድልየኒ እዩ #ሳብስክራይፕ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ መዓረይ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ደምርኒ ክምልሰ እየ. ከብረተይ

  • @Mizan3091
    @Mizan3091Ай бұрын

    እንኻዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋርዋይ ፁርያት❤ደምርኒ እባ ❤🎉

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ፅጋበይ❤❤❤

  • @Mizan3091

    @Mizan3091

    Ай бұрын

    @@user-pv8dd9nq3n እሽኒ ናተይ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @e.t.777
    @e.t.777Ай бұрын

    ዋይ መንፀግባ ስሓቅ ቀቲላትኒ 😂😂😂😂😂

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🎉🎉🎉

  • @herilove7188
    @herilove7188Ай бұрын

    እንኮዕ ደሓን መፃኩም እንዳ ብረይ 🥰🥰🥰

  • @RomiSweet

    @RomiSweet

    Ай бұрын

    ስስክራይብ በሊኒ ማዓረይ🥰❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ​@RomiSweetደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @slamhslamh-vp3fn
    @slamhslamh-vp3fnАй бұрын

    ተጋሩዋይይይይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3nАй бұрын

    ታነሀዎ ይኡ ሓንቲ ሓንቲ ሳብስክራይብ ተገበርኹምለይ አሕዋት😢😢❤❤

  • @tesgeg6055

    @tesgeg6055

    Ай бұрын

  • @Sara-ok4pi

    @Sara-ok4pi

    Ай бұрын

    እሽ ምቅርተይ❤❤😊

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    @@tesgeg6055 ደምርኒ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ክደምረኪ ነይረ ግን ለማዓንቲ ተደማሪት እየ ፅባሕ ክደምረኪ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@Sara-ok4piደምርኒ

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931Ай бұрын

    ስድራ ብረይ ኩሎም ሰነ ጥበባውያን ባሓባር ምስራሕኹም አዝዩ ደስ ይብል ተጠናኺሩ ክቕፅል ዝግበኦ መሰረት ዕቤት ተዋሶኦ ብራኸ ትግራይ ይኸውን እዩ ባሓባር ምስራሕ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cfАй бұрын

    እንካዕ ብሰላም ፀፃአኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-hq9pw6up8b
    @user-hq9pw6up8bАй бұрын

    እንካዕ በሰላም መፃእኹሙ ❤❤❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ በልለይ

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jhАй бұрын

    ክንደይ መዓለቲ ክቀደም ለሚሰ❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    የኔ ውድ ደሙርኒ❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ በለለይ❤❤

  • @mebratitekle9606
    @mebratitekle9606Ай бұрын

    Enkae bselam metsakum tegaruway❤❤❤❤🎉🎉

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7jАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩ ፅሩያት ፍጥረት🙏❤💛

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @user-lw8hw3fc7j

    @user-lw8hw3fc7j

    Ай бұрын

    @@RahelGebrehwet ጌረልኪ ኣለኹ መዓረይ በርትዕልና

  • @RomiSweet
    @RomiSweetАй бұрын

    ተጋሩዋይ ቀድምኩምኒ ክፀበ ዉዕለስ 🥰🥰❤ ስስክራይብ እናብልኩምኒ ሕሉፊ ኣነ ክምልስ እየ❤🥰

  • @SalemFtsum-sz9kj
    @SalemFtsum-sz9kjАй бұрын

    ሰላማት ❤❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ውዴ❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @Siyeway
    @SiyewayАй бұрын

    ተጋሩዋይ ዝፈትወኩም ዝስሰዐልኩም ናተይ❤💛

  • @user-hf2jx6fr5o
    @user-hf2jx6fr5oАй бұрын

    Welday bejaka hahhh aytbel yekfalka alo dhar kemey geyrka ika ktrio way bztrefe xbukat desss bhakti 🎉🎉

  • @Abeba-e8x
    @Abeba-e8xАй бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ዳ ብረይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ውዴ❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigrayАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ተናፈቅቲ ደቂ ዓደይ ማዓረይ❤❤❤❤ ከመይ ኮንኮይና ትኮን መንፀገባዋኒ 😂😂 ❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ በልለይ❤❤❤

  • @HiwiGaltigray

    @HiwiGaltigray

    Ай бұрын

    @@RahelGebrehwet ገይረልኪ እየ ቀደም ትሒዘ ዋ ናተይ ግበርለይ ጓልነዋ🙄💖

  • @user-jq6ps9pi2g
    @user-jq6ps9pi2gАй бұрын

    እንካዓ ብስላም መጻእኩም ደቂ ሉኡል እግዚኣብሔር ኣምላኽ እንካዓ ኣብጸሕኩም ለባዓል ኣውዳኣምት ቅዱስ ሃዊርያት

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @eeee4739
    @eeee4739Ай бұрын

    ክክክክክ መረሲዒቶ ሕማም ዶ በላ አይመንፀገባይ ቀቲልክናና እኮ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @genigaljunta598
    @genigaljunta598Ай бұрын

    Well come brey ተናፈቅቲ❤💛

  • @RomiSweet

    @RomiSweet

    Ай бұрын

    ስስክራይብ ደምርኒ ዝያዳይ❤🎉

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935Ай бұрын

    ቡሩካት የስሕቁኩም አሲሕቁኩሙኒ መጠግባውን አስሒቃትኒ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤

  • @afgcg5271
    @afgcg5271Ай бұрын

    እንዳ ብረይ ተናፈቅቲ❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8yАй бұрын

    ተጋሩዋይ ጽሩያት እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ኣደነቅቲ መንጸገባ ኣለኩም ዶ ኣነስ ክፈትዋ🙏❤❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ

  • @rishansolomon9726
    @rishansolomon9726Ай бұрын

    ብረይ ግን ንዛ ጓል ሃገረሰብ ኢሉ ዝተደረፋ መሲላ ትስማዓኒ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይ ግበርለይ ዝያዳይ❤

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6piАй бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋኒ❤❤❤❤❤❤

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @astermarta4031
    @astermarta4031Ай бұрын

    Hatsru

  • @1-pj6jh
    @1-pj6jhАй бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ቀፅልሉ

  • @user-pb1db6cp2s
    @user-pb1db6cp2sАй бұрын

    ኣነስ ዛ ፊልም ድሕሪ ከተማ ምእታዉ ትሃሰኒ ኣላ😢

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @user-ht5nh8xi1f
    @user-ht5nh8xi1fАй бұрын

    🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷ተጋሩ ክበሩ ንበሩ ዓንብቡ

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ

  • @user-ss5ml4zo6o
    @user-ss5ml4zo6oАй бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jh1uk7je2m
    @user-jh1uk7je2m21 күн бұрын

    ቃፅልሉ ሽኮርት ❤❤❤🎉🙏🙏👑

  • @user-up2rp7wr1x
    @user-up2rp7wr1xАй бұрын

    ወልዳይ ግን የብዝሖሎ😂😂😂😂

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 8:39

  • @MedhinDesta-mt5vj

    @MedhinDesta-mt5vj

    Ай бұрын

    ብጣዕሚ ኣብዚሕዎ ሎምስ😏

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@MedhinDesta-mt5vjሳፕሰክራይፕ አባ

  • @user-cm6uq9et1g

    @user-cm6uq9et1g

    Ай бұрын

    ናይ ብሓቂ 😏😏😏😏😏😏😏

  • @rud9851
    @rud9851Ай бұрын

    ዋው ቃዶመይት ባዕለይ❤❤❤ 😂😂

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    Ай бұрын

    ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @HsgdgBdbdhh
    @HsgdgBdbdhhАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም❤❤❤

  • @alemfivetube
    @alemfivetubeАй бұрын

    ዋይይይ መንፀግባ ሽኮር ፀላኢኺ ኾለል ይበል ክመፅእ ዶ ኸካይደኪ?

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7gАй бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሓባይብ❤❤🎉🎉🎉

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 6:36

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ🙏🙏🙏

  • @user-kj5yp3fi1q
    @user-kj5yp3fi1qАй бұрын

    እንካዕ ናትና ካንክም ተጋርዋኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤

  • @maron278
    @maron278Ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ❤❤❤❤

  • @atsedehagos9484
    @atsedehagos9484Ай бұрын

    ጥዕምቲ፡ድራማ፡

  • @HfdGff-vq7tf
    @HfdGff-vq7tfАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ ምቁራት❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @Brey8984
    @Brey8984Ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ብረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 4:49

  • @trhastewelde7873
    @trhastewelde7873Ай бұрын

    ❤❤❤ መጸግባ ሽኮር ሕማም ምርሳዕ ❤❤❤ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይታሐላለፍ ዲዩ ❤❤❤ እታ ፍርሐ ቶግ ኣቢላታ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ

  • @user-qb9tx1mj6t
    @user-qb9tx1mj6tАй бұрын

    ኣይ መንፀግባ እረ ቶሎ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamawit6916
    @selamawit6916Ай бұрын

    ዳሃይ ካሓሲት ድኣ ዘይተሪኡና

  • @tsegatsega238

    @tsegatsega238

    Ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤ 18:40

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qcАй бұрын

    እንኻዕ ብስላም መፃኩም እንዶ ብረይ ❤❤❤❤❤❤❤ ሳብስክራይብ በሉኒ ሙቁራተይ❤❤❤

  • @Seniabrha
    @SeniabrhaАй бұрын

    Welcome 🎉❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Isjd-e7t
    @Isjd-e7tАй бұрын

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤

  • @user-cb8iz9oi3r
    @user-cb8iz9oi3rАй бұрын

    ወልዳይ ኣፍካ ዕፀዎ ንፋስ ይውዖ ኣሎ ነቲ ስንካ ዝሓወይ😂😂😂😂

  • @AbraeshGaresea

    @AbraeshGaresea

    Ай бұрын

    😂😂😂

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @Teamt-nn4iq
    @Teamt-nn4iqАй бұрын

    ተጋሩዋይ ብስም ገኣዝተ ኣለም ስላሴ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ደምርኒ ከደምርኪ እየ

  • @Teamt-nn4iq

    @Teamt-nn4iq

    Ай бұрын

    @@RahelGebrehwet እሺ ገይረልኪ ኣለኹ ግበርለይ🥰

  • @user-ci8ts4uy6m
    @user-ci8ts4uy6mАй бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃኩም መቅስናተይ ♥️♥️💛💛ግን ደቂቃ ይወስከልና 🤗

  • @Samira-ut3pb
    @Samira-ut3pb24 күн бұрын

    ተጋሩ ምቁረተይ 🎉🎉❤💊💊❤️✊🇻🇳✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊❤️💊💊😘

  • @user-wc8tq9qn8w
    @user-wc8tq9qn8wАй бұрын

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    Ай бұрын

    ደምረኒ ዝያዳይ👏

  • @AwAs-wd2bq

    @AwAs-wd2bq

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Almi_Alm

    @Almi_Alm

    Ай бұрын

    @@AwAs-wd2bq ደምረኒ ምቅረተይ

  • @HappyHarmonica-ls2lf

    @HappyHarmonica-ls2lf

    Ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ​@@HappyHarmonica-ls2lfደምርኒ ክብረተይ

  • @user-kt9yk8ce6n
    @user-kt9yk8ce6nАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teweldegirmay5649
    @teweldegirmay5649Ай бұрын

    ሕማም ምርሳዕ ሜይተ ስሓቅ መንጸግባ ቀጽልዮ ንፍዕቲ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @RahelGebrehwet

    @RahelGebrehwet

    Ай бұрын

    ሳፕሰክራይፕ እባ ግበረኒ ን🙏🙏🙏

  • @SassZsas-cl2hi
    @SassZsas-cl2hiАй бұрын

    እንኻዕ ብስላም መፃኩም ❤❤

Келесі