ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 25 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 25

Музыка

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 25 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 25
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 935

  • @Lessons_learned_Motivations
    @Lessons_learned_Motivations21 күн бұрын

    , መንጸግባ መቅሰን 😂😂 ትፎትዉ like

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    21 күн бұрын

    ❤❤❤

  • @user-rf5ye4it9o

    @user-rf5ye4it9o

    19 күн бұрын

    ❤❤❤❤

  • @brye.goldesae
    @brye.goldesae21 күн бұрын

    ብረይ ወለላ እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ሪመይ ✍️🌿ናጋኮ ⓳አብሰራው መልአክ ቅዱስ ገብርኤል እዩ ካብ ዘይትሓሰብ ሓደጋ ወፂእካ ካብ ምትራፍ ይሓልወና 🤲

  • @user-qp5co1ru3p

    @user-qp5co1ru3p

    21 күн бұрын

    Amen

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @nkulugizealewo9803

    @nkulugizealewo9803

    21 күн бұрын

    ኣሜን

  • @user-fm4ii9sd9h

    @user-fm4ii9sd9h

    21 күн бұрын

    “ኣብሰራው”…..? ኣቱም ሰባት እዛ ትግሓርኛ ዘረባ እንዶ ግደፉ። ቧች.....! ኣብሳሪ/ነጋሪ ዜና ተበልኩም እንታይ ትኾኑ.....?????!

  • @user-gk9rd1lq7d

    @user-gk9rd1lq7d

    21 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤👏

  • @herutigraweyti5269
    @herutigraweyti526921 күн бұрын

    ያ ተጋሩ ንመንፀግባ like ሃቡለይ ቧች😊❤

  • @ggcf1371
    @ggcf137121 күн бұрын

    ተመስገን ሎሚ መበል ሻብዓይ ላይክ ገጨውኒ😂❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ልእልትዋ❤

  • @user-wu4vy5xk1j
    @user-wu4vy5xk1j21 күн бұрын

    ኣድነቅቲ ብረይ እስኪ🙌💛❤️

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ፅጋበይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @Laila-pe6gb
    @Laila-pe6gb21 күн бұрын

    እንካዕ ናብ ድሮ ቅድስ ገብርኤል ወርሓዊ በዓል ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ

  • @user-uw5qx1jj3e

    @user-uw5qx1jj3e

    21 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን🙏❤

  • @Laila-pe6gb

    @Laila-pe6gb

    21 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ክብራተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤❤

  • @AbebaUae-if6be

    @AbebaUae-if6be

    21 күн бұрын

    🙏🙏🙏

  • @MEDHANIT127
    @MEDHANIT12721 күн бұрын

    መን ፀገባ ፍቅር😂😂😂😂 ከማኪ ዘበለ እሙን ማሓዛ ይፍጠረልና😅😅😅😅

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ❤❤ክብረተይ

  • @salib3757

    @salib3757

    21 күн бұрын

    ኣሜን (3) ዝያዳይ😘

  • @user-dg4jb2yb3j

    @user-dg4jb2yb3j

    19 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-dg4jb2yb3j

    @user-dg4jb2yb3j

    19 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-mv5oz1ct9e

    @user-mv5oz1ct9e

    17 күн бұрын

    amen

  • @tigestimehari3262
    @tigestimehari326221 күн бұрын

    ኣድነቅቲ መንጸግባ ኣለኹም ,ዶ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @enzeshgebrekidan4317

    @enzeshgebrekidan4317

    21 күн бұрын

    አለና እሙንቲ መሓዛ❤❤❤❤❤❤

  • @user-dj3xj5eh7d
    @user-dj3xj5eh7d21 күн бұрын

    ድምቅቲ ኣዛ ድራማ መንፀገባ እያ ትብሉ😍

  • @user-rj6zh1sx5d
    @user-rj6zh1sx5d21 күн бұрын

    እንካዕ ዳሕና መፃእኩም ቤተስብ❤ኣብ ዝሃለኩም ሃልኩም ቅድስ ገብርኤል ይሓልውኩም /ና❤ ጸፈዕኩምኒ ሕለፉ ይፈትየኩም እየዋ😂👍👈

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593121 күн бұрын

    ብረይ ጠባይ ዘለዋ ስነ-ጥበባዊት

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593121 күн бұрын

    ትግራይ ብተዋሶኦ ተበርኹዋ ስለ ዘለኹም ነመስግነኩም ተጋሩ ሰብ ጥበብ

  • @helengaltigray

    @helengaltigray

    20 күн бұрын

    ሳብክራይበ ግበረለይ ማዓረይ❤

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q21 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ አአብዘለክሙ ልክልኩም ናይ ብረይ ድራማ ተኻታተልቲ እንኳዕ ልቅዱሰ ገብርኤል ወራሓዊ ክብረ ባዓል ብሰላም አብፀሐኩም ናይ አብሳሪ ቅዱስ ገብርኤል መልአክ ጸሎትን አማላድነትን አይፈለየና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-zd3pw9dv8lmara

    @user-zd3pw9dv8lmara

    21 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏😘😘😘

  • @qahv5965

    @qahv5965

    21 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @user-ov1sg8yf7h

    @user-ov1sg8yf7h

    21 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-vj9ld4ni2v

    @user-vj9ld4ni2v

    21 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @SftsHsgs-rx9ko

    @SftsHsgs-rx9ko

    21 күн бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @MmMm-fh9hp
    @MmMm-fh9hp21 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤❤️🥰🥰 ቅዱስ ገብርኤል ሓሳብ ልብና የስምረልና የስምረልኩም ደቂ ዓደይ 🙏❤🥰

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    አሜን ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤❤

  • @MmMm-fh9hp

    @MmMm-fh9hp

    20 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 እሺኒ ገይረልኪ አለኩ ዝያዳይ ❤

  • @Raya.16646
    @Raya.1664621 күн бұрын

    ንብርይ ዝፎቱው ላይክ ግበሩ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3n21 күн бұрын

    አድነቅቲ ብረይን መንፀገባን ላይክ❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ደቂ ምድራዊ ገነት ሳብስክራብ በሉለይ ❤

  • @user-pv8dd9nq3n

    @user-pv8dd9nq3n

    15 күн бұрын

    ንስኪለ ግበርለይ ገይረልኪ አለው ህያበይ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    15 күн бұрын

    @@user-pv8dd9nq3n እሽኒ ❤

  • @LiduKidane

    @LiduKidane

    2 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg918321 күн бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ተጋሩዋኒ❤ ኣብሳሪው ቅዱስ ገብርኤል ፅቡቅ ነገር የበስረልና❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤❤

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha738721 күн бұрын

    ኣነ ፊልም ብጣሚ እየ ዝስተማቅር ኣብ ድያሎም ፥ዳርክትን፥ ተዋሳእቲ ብጣሚ እየ ዝግደስ።እዛ ፊልም ካብ ግዜ ናብ ግዜ እዳፈትክዎ መጺኤ ንደራስን ዳርግተርን፥ተዋሳእትን ድማ ብጣሚ የመስግን።ኣብ ትግራይ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣይተጸበኩን ምክንያቱ መብዛሕቲኦም ተጋሩ ኣብቲ ናይ ኣምሓሪኛ እዲስትሪ ፊልም ክሰርሑ ስለ ጽመርጹ ስለ ከምኡ ስለ ዝኮነ ድማ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ትግራይ ብትግርኛ ፊልም ክስራሕ ኣይጸንሐን።እዛ ፊልም ግን ኣብ ትግራይ ዓቅሚ ናይ ጥበብ ከም ዘሎ እተረድእ ስራሕ እያ።ተስፋ ይገብር ደራሳይ እዛ ፊልም እዚኣ ምስ ወደአ ብካሊእ ኣንግል ስራሕ ክመጸና።

  • @brhaneye9521

    @brhaneye9521

    21 күн бұрын

    መልሲ ትብል እውንኮ ኣላቶ እያ ወልዳይ ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ እዩ ደራሲ ከዓ 🙏👌

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤❤

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    21 күн бұрын

    ያያ❤❤❤

  • @user-wt5gh5ub2l

    @user-wt5gh5ub2l

    21 күн бұрын

    ካብዚኣ ለመልሲ ትብል ብሉፅ ሓሳባት ዘለዎ ድራማ ኣላ ሲሳይ (ሲስኮ ) ጎበዝ ደራሲ እዩ❤

  • @eritreanentertmenthabesha7387

    @eritreanentertmenthabesha7387

    21 күн бұрын

    @@user-wt5gh5ub2l ሲሳይ ዘይኮነስ ሽሻይ እዩ ዝበሃል ሲሳይ ማለት ብርግጽ ምስ ሽሻይ ትርጉሙ ሓደ እዩ መስለኒ ግን ሲሳይ በምሓሪኛ እዩ ሽሻይ ድማ ብትግርኛ ትርጉሙ ድማ ሓጎስ ማለት እዩ

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it21 күн бұрын

    ፈላመይቲ ባዕለይ😂 ኣድነቅቲ ብረይ ጸፊዕኹምኒ ሕለፉ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @MhretTades
    @MhretTades21 күн бұрын

    እንካዕ 19 ብስራታዊ ቁድስ ገብሪኤል ኣብፀሐኩም መበል 39 ኮሞት ❤ሳብስክራይ ኢልኩምኒ ሕለፉ ሓባይብ ❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @LiliGebremedhin
    @LiliGebremedhin21 күн бұрын

    እንካዕ ደሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ናይ ብረይን ወልዳይን ፍቅርስ ሙሉእ ዘይብሉ 😂😂ካሓሲት ሓሳድ ፅረ ፍቅሪ ሕርር በሊ እምበይ ንስየስ ይትረክብዮን😂😢

  • @BreFekr
    @BreFekr21 күн бұрын

    ካመይ አልኩም ተጋሩዋይ ሓላልት ❤❤ አድነቅቲ መነፀግባ እስኪ ግጨውኒ👍👍👍

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ መልስለይ ክብረተይ❤

  • @BreFekr

    @BreFekr

    21 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 መሪሓባ🙏🙏

  • @BreFekr

    @BreFekr

    18 күн бұрын

    አረ ብ2ተ ሳስክራይብ ገይረልክ እየ ንስኪ ታሓባበርኒ​@@hiwettsegay1616

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v21 күн бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃኹም ተጋሩዋይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤ቀዳመይ እየ ላይክ ግጨው😂

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta1721 күн бұрын

    ብረይ ብስመይ ልተሰርሐት ድራማ እያ ሞ ብስመይ ላይክ ሃቡኒ ተጋሩዋይ ❤❤😅😅

  • @Teamt-nn4iq
    @Teamt-nn4iq21 күн бұрын

    እንቃዕ ንዓመታዊ በዓለ ቅዱስ ገብሪአል ኣብጸሐኩም ዓመቱ እዩ ገዛና ንዑ ንኣናንያ ኣዛርያ ምሳኤል ዘድሐነ ከምኡ እውን ንኹሎም ብስራት ሒዝሎም ከምዝኸደ ነዓናውን ጥዑም ብስራት የስመዓና እሱራት ከዓ ይፍትሑ ኣለዉ ሞ ተመስገን ኣምላክ ኣሕዋተይ ይፈትወኩም እየ❤እና ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓዲ🌹

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593121 күн бұрын

    ራሓሲት ፍቕራ ንምስማር እምበር ብናይ ብረይ ምምሃር ሓልያ አይኮነትን ኩሉ ነኒ ረብሕኡ እዩ ዓለም ማለት

  • @user-xx8iv1cy5e

    @user-xx8iv1cy5e

    21 күн бұрын

    ብሓቂ 😂😂😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @user-sy8hs2zj9y
    @user-sy8hs2zj9y21 күн бұрын

    ቅዱስ ገብርኤል ይሓወና ይሓልውኹም ተጋሩዋይ😘💛❤

  • @user-oq4kh5yx5t

    @user-oq4kh5yx5t

    21 күн бұрын

    ኣሜን❤

  • @user-bc9qm4xl6q
    @user-bc9qm4xl6q21 күн бұрын

    ዝፍተወኩም ተዋሳእቲ ብረይ ተጋሩዋይ ቀዳመይቲ ባዓለይ 🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @dgxt1908
    @dgxt190821 күн бұрын

    እፍፍፍ እዛ ካሓስት ቅጭ ተምጸልኻ😢 ድራማ ምኹን ንዝንግዕ አለኹ ሓደ ሓደ ግዜ

  • @rahealraheal1881

    @rahealraheal1881

    21 күн бұрын

    ታይ ገይራ እሞ እሳለኮ ኣፍቂራ እያ እኒኣ😂

  • @dgxt1908

    @dgxt1908

    20 күн бұрын

    @@rahealraheal1881 😔ታይኸ ዘይገበረት ጓለይ 🤣🤣

  • @medhin8187
    @medhin818721 күн бұрын

    ጥዒና ይሃበልና ❤ መፃእኹም ምቁራተይ❤ ላይክ LIKE ትለምኑ ግን ዕረፉ 🤪 እንዳብረይ ግን ተገደደ ናብ 38 ደቃይቅ ከይትበፅሕ ኳ ዲኹም ምሒልኩም 😊 ኣይ ወልዳይ 😂ሓንሻዕ ሓንሻዕ 😅

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e21 күн бұрын

    ቲቲ ጅግና ተጋዳሊት ፍትውውው ዘብለኪ ብልፅተይ❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤

  • @user-bd9mj4eq6g
    @user-bd9mj4eq6g21 күн бұрын

    ኣይ ካሓስት ወሸጠኪ ካልእ ደገኪ ካልእ ኣደናቂት መንፀገባ እየ ❤🎉

  • @Seniabrha
    @Seniabrha21 күн бұрын

    ተቀዲመ ዋ ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደሞ ቅዱስ ገብርኤል ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ክቡራተይ🎉❤🙏

  • @Selugaltigray

    @Selugaltigray

    21 күн бұрын

    ደምርኒ ወለላይ😍

  • @rozaoppo828

    @rozaoppo828

    21 күн бұрын

    ገረክን ኣለዂ😂❤

  • @Merimeri-1619

    @Merimeri-1619

    21 күн бұрын

    ደምርኒ ማረይ❤

  • @Merimeri-1619

    @Merimeri-1619

    21 күн бұрын

    ​@@rozaoppo828ደምርኒ❤

  • @Seniabrha

    @Seniabrha

    21 күн бұрын

    ​@@rozaoppo828ኢለኪ ወለላይ🎉❤

  • @eeee4739
    @eeee473921 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ቅድስ ገብርኤል ይሓሊኩም🙏🙏🙏

  • @user-ro5yw7pl9m
    @user-ro5yw7pl9m21 күн бұрын

    ቃደማይቲ ላይክ ግጨዩኒ ሳብስክራይብ👈 ኣይትረስዑኒ❤

  • @kallmikael4519
    @kallmikael451921 күн бұрын

    ከም መን ፀገባ ማሓዛ ግን አበይ ትርከብ🥰

  • @user-sh6pi1zr4l

    @user-sh6pi1zr4l

    21 күн бұрын

    ናተይ ኣለትን ኣምላኬ ይመስገን🙏 መቢየይ ናተይ ኩሉ ነገረይ❤

  • @kallmikael4519

    @kallmikael4519

    20 күн бұрын

    ታዓዲልኪ ይመላአልክን🥰

  • @user-sh6pi1zr4l

    @user-sh6pi1zr4l

    20 күн бұрын

    @@kallmikael4519 ኣሜን ወለላይ🙏

  • @user-bu6ud2ge2b
    @user-bu6ud2ge2b21 күн бұрын

    በልያ መንፀገባ ድራማ ምካኑ ንርሰዖልና😂😂😂😂😂😂

  • @lchirusom9612
    @lchirusom961221 күн бұрын

    ከሓሲት ፍቅሪ ዕድልዪ ዕልኣይገበርክን ካሓሲት ሕስድና ግደፊ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ ግበርለይ❤ መክሰበይ

  • @fdhfhf
    @fdhfhf21 күн бұрын

    መንፀግባ ዓይነይ ኣዘኪርክኒ እባ ሓደ ወድ ክላስና ነሩ ናይ ኮፍ መባህልቱ ካብ ሽማ ጀሚሩ ኩሉ ገልቢጥዎ😂😂😂

  • @LkjDes

    @LkjDes

    21 күн бұрын

    🤣🤣🤣

  • @cgdjjefhyddf7252

    @cgdjjefhyddf7252

    21 күн бұрын

    ውይይይ ሞይተ 😂😂😂😂

  • @ngstikiros4530

    @ngstikiros4530

    21 күн бұрын

    😂😂😂😂🤣🤣🤣

  • @MulerTigraweti

    @MulerTigraweti

    21 күн бұрын

    ወይ ውርደት😂😂😂

  • @WeynoaberhaHagos-xe2dw

    @WeynoaberhaHagos-xe2dw

    21 күн бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @Seniabrha
    @Seniabrha21 күн бұрын

    ብሃንቀውታ ትፅበዩዋ ዛድራማ ሳብስክራይብ ግጨዩኒ🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @almazgiday9935
    @almazgiday993521 күн бұрын

    አካዕ ብሰላም መፀኩም መፀግባ ቃልኪዳን ዘለዋ ማሐዛ ከም መፀግባ ይፍጠረልና ።

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs21 күн бұрын

    ከሓሲት ግን ኣይተሕርርኒ😢 ኣብመንጎ ፍቁራት ኣይትእተዉ😮 ተትረክበኪ ከም መንፀግባ ክገብረኪየዋ😢😮😅

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @user-yd8kh8gm2q

    @user-yd8kh8gm2q

    19 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😅😅😅😅

  • @TsritGoytom-ro8nm
    @TsritGoytom-ro8nm21 күн бұрын

    ኣድነቅቲ ብረይ ለይኹ👍

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-1021 күн бұрын

    እንኳን ደሓን መፃእኩም ክቡራተይ❤❤❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y21 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ነዛ ጽሑፍ ተንቡቡ ዘለኩም ቁዱስ ገብርኤል ጥዑም ብስራት የስምዕኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም🙏❤❤❤💘💘💘

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    አሜን ክብረተይ ሳብስክራብ መልስለይ❤

  • @user-rs8bd8un8y

    @user-rs8bd8un8y

    21 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 ገይረልኪ ኣለኩ ጓልነዋ🙏❤

  • @ffdffd5751

    @ffdffd5751

    21 күн бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-kc7lz3mw2v
    @user-kc7lz3mw2v21 күн бұрын

    ዋው ቀዳመይቲ ባዓለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SamiNigr
    @SamiNigr20 күн бұрын

    ንመጀርያ ግዜ ጥዑም ድራማ ብቋንቋ ትግርኛ ዝስራሕ ዘሎ ድራማ እይ ሞ ቀፅሉሉ የመስግን

  • @user-sf2qd6cg9i
    @user-sf2qd6cg9i21 күн бұрын

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ደቅ ትግራይ ዓደይ❤❤❤መበል 102😂

  • @user-sf2qd6cg9i

    @user-sf2qd6cg9i

    21 күн бұрын

    እሽኒ ገይረልኪ ኣለኹ ምዓረይ❤

  • @user-ci9ot2cv7w
    @user-ci9ot2cv7w21 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ❤❤ኣድነቅቲ ብረይ 👍እስቲ ግጨዉኒ ❤

  • @user-my9se6if8m
    @user-my9se6if8m21 күн бұрын

    ብረይ ከተማ ትከድ የብላን ትብሉ👍❤

  • @danaityonas-rs1lc
    @danaityonas-rs1lc21 күн бұрын

    አትዮ ልካሓሲት አላህይ አብልያ ብጨጉራ ሒዝኪ መቀስ ፍቅሪ❤❤❤❤❤❤

  • @galtsadikjgna7787
    @galtsadikjgna778721 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ብረይ ምንጪ ሓጎሰይ♥️💋😍

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤

  • @Raya.16646
    @Raya.1664621 күн бұрын

    ቀደመይት ባዕለይ ላይክ 🎉🎉❤❤❤❤

  • @dgxt1908
    @dgxt190821 күн бұрын

    ዋይ ካሓስት እዚኣስ ቅንኢ እያ😂ሓዉ አቦኣ ክወስዳ ንበረይ ወያ ካሓስት ትሓጉሳማ ለለ ሓዝና

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz21 күн бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋራዋይ

  • @user-qx7jg8me7s
    @user-qx7jg8me7s21 күн бұрын

    መንፀገባ ይሞቺኪ.😂😂😂😂😂 እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤

  • @mmmm-gd1ls
    @mmmm-gd1ls21 күн бұрын

    አቤት ክፍትወኩም ደቂ ዓደይ በርትዑ አጀኩም❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ ግጨይኒ ማዓረይ❤

  • @genet3442
    @genet344221 күн бұрын

    ኣሰይ ኪሓሲት ጠልቃዕ 😂 ሰየዋይ ጀግና ወልዳይ ፍቅሪ ዝይርዶኦ ፋራ እካ ባይዘወይ❤😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤

  • @genet3442

    @genet3442

    21 күн бұрын

    ገይረ መዓረይ

  • @HyB_kebede

    @HyB_kebede

    21 күн бұрын

    ሳሕ😂😂😂ወልዳይ ፋራ

  • @user-kq3dk6mf5w
    @user-kq3dk6mf5w21 күн бұрын

    ካሕሲት ግደፊ ኣተናዳድኒ ኣብ መንጎ ፍቁራት ናኣተኪ😊

  • @AdGg-jd3kp
    @AdGg-jd3kp21 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ዓባይቲ🎉❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @mezmurmariyam-ys7dd
    @mezmurmariyam-ys7dd21 күн бұрын

    ኣሰይ ሙቅራት ✝️✝️✝️✝️🌹🥰🥰ፅሩያት

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ፅብቅታ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f21 күн бұрын

    ወልዳይ ገራርያም ምኽርኻ ቅጭ የምፅእ😅😅 😊😊❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    😂😂ሳብስክራብ ግበርለይ ዓይነይ❤

  • @user-yx5vw1xb6b

    @user-yx5vw1xb6b

    20 күн бұрын

    😂😂

  • @user-zs1rr4bo6c
    @user-zs1rr4bo6c21 күн бұрын

    እንዃዓ ብሰላም መጺኹም ተጋሩዋይ ዶሞ ኦንኻዓ ኣብጸሐኹም ናብ ብስራታዊ ሊቀ መላኣክት ቅዱስ ገብሪኤል ዘይሓሰበናዮ ብስራት የስመዐና❤

  • @Hareg675
    @Hareg67521 күн бұрын

    እንቋዕ ሰላም መፃእኹምም ኣሕዋትት ኣብዚ ዘለኹም ግን ኩላትኹም ንቅዱስ ገብሪኤል ኣብፀሐኹም ትብሉ ኣለኹም ግን ዓመታዊ ባዓል ኣቡነ ኣብየ እዝጊ እዩ ዞም ኣሕዋተይ ምስ ይቅርታ🙏

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu21 күн бұрын

    ኣሰይ. መንፀገባ ጀግና. ፅሪትይ❤❤❤❤በልያ❤❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi21 күн бұрын

    ወልዳይ ምክርኻ ከፅልእ ኩፉእ መሸከል ጨካን😢ካሓሲት መምሰሊት ዘይናትካ ኣይናትካን ሕደጊ ኣብ መንጎ ፍቁራት ኣይትእተዊ ሓሳድ 😢መንፀገባ ፅቡቅ ገበረትኪ።ስየን ብረይን ኣይፋላለይዩን ❤ሕርር በሊ እምበይ ኣነሞ ይፀውለኹ ኣብ ቅድመይ ከይትፀንሕኒ ካሓሲት😂😂😂ግን ይፈትወኩም እየ ንኹለኹም ተጋሩዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤❤❤

  • @merigaltewahdo1460

    @merigaltewahdo1460

    21 күн бұрын

    ዋይ😂 ትፀርፊ ይፅናሕ ድራማ እኮ እዩ😅

  • @UjJh-yw9hi

    @UjJh-yw9hi

    21 күн бұрын

    @@merigaltewahdo1460 ኣሕሪራትኒ ኮእያ ኾይና እምበይ ድራማ ምዃኑስ ይፈልጥለኹ ኣብ መወዳእታኮ እኒአኪ ንኹለኹም ይፈትወኩም እየ ኢለዮም እኒአኹ ማዓረይ

  • @GgafaGgafafaj-cb2kv
    @GgafaGgafafaj-cb2kv21 күн бұрын

    ዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋው ቃደምይቲ ባዕለይይይይይይ ት ግ ራ ይ ኩሕለ እንቃዕ ብሰላም መፃኩም ብሊስ ሕፆይት ዩቱብ ዝብ ቻናል ሳብስክራይብ ገበሩለይይይይ

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ጋልነይ ሳብስክራብ በሉለይ 👏❤

  • @GgafaGgafafaj-cb2kv

    @GgafaGgafafaj-cb2kv

    21 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 እሺ

  • @GgafaGgafafaj-cb2kv

    @GgafaGgafafaj-cb2kv

    21 күн бұрын

    ገይረልኪ

  • @lchirusom9612
    @lchirusom961221 күн бұрын

    መጸግባ እንቃዕ አልቡ ሰፈርኪ መጸግባ ሽኮር

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ዓለምይ❤

  • @EluGalhagereseb
    @EluGalhagereseb21 күн бұрын

    እንኳዕ ናብ ብስራታዊ ሊቀ መላእኽቲ ቅዱስ ገብሪኤል ኣቦና ብሰላም ኣብፀሐኩም❤🙏 ተጋሩዋኒ ጀማሪት እየዋ ሳብስክራይፕ ግበሩለይ ብስም ተከታተልቲ ብረይ❤

  • @user-vi9nt9xw1x
    @user-vi9nt9xw1x21 күн бұрын

    ኣይይይይ መንፀገባ ን ኸሓስት ክትቀትላ ኢያ 😂😅

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @salmasalma-en2ef
    @salmasalma-en2ef21 күн бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኽሙ ተጋርዋይ❤❤❤

  • @rfduv1457
    @rfduv145721 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም♥️ ኣደነቅት መንፀገባ👍

  • @user-kw7li3it1k
    @user-kw7li3it1k21 күн бұрын

    ኣንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    አሜን ህያበይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile21 күн бұрын

    ብረይ ወለላ ❤❤❤❤ ከሓሲት ግን ክትሪኢኒ ኢኪ😅😅😅

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @user-lu1og3oi2l
    @user-lu1og3oi2l21 күн бұрын

    ካሕሲት መሕረር ንሰኪ ኢኪ መሕረቂት ዓለም የኮነትይ😂

  • @SaraSara-ro8do
    @SaraSara-ro8do21 күн бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ❤🎉😊

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @Geni2424
    @Geni242421 күн бұрын

    ለመንቲ Like ከመይ ቀኒከም 😂😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @user-kl1rc5ep8v

    @user-kl1rc5ep8v

    21 күн бұрын

    ክክክክ ሓቅኪ ታይ እዩ ባ ጥቅሙ😂

  • @Geni2424

    @Geni2424

    21 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 ገረልኪ ❤️

  • @user-yd8kh8gm2q

    @user-yd8kh8gm2q

    19 күн бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @somoksa2031
    @somoksa203121 күн бұрын

    እንኳዕ ዳሕናመፃእኹም ❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤🎉

  • @user-jq6ps9pi2g
    @user-jq6ps9pi2g19 күн бұрын

    እንካዓ ብስላም መጻእኩም ፍቅራተይ ክም,መጽገባ ፅርቲ ማሓዛ የለይ ሴየ ሓወይ ፍቅር ምስ ብር ክብድ እዩ ክም ናተይ ፍተና,፡ይመስል ፍቅር መርር እዩ ኣጀካ ጽናዕ ኣነ ፅልእያ ዘለኩ ካሕሳ ትባሃል ጋል😢

  • @user-ro5yw7pl9m
    @user-ro5yw7pl9m21 күн бұрын

    ካሕሲት ኣቲ ለክባጥ ቦግ በሊ😂😂🙉

  • @goodboyhabasi1287

    @goodboyhabasi1287

    21 күн бұрын

    😂😂😂

  • @asczxc6381

    @asczxc6381

    21 күн бұрын

    😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብራተይ❤❤❤

  • @user-ss7sp3uw4l

    @user-ss7sp3uw4l

    21 күн бұрын

    😂😂😂

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj21 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ዓይነይ❤

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay593121 күн бұрын

    ሕነ ሕነ ቀራናት ንጓዕማማት እዩ ዝባሃል ንቐራናት አይኮነን አስተኻኽልዮ እቲ ምስላ መን ፀገባን ደራስን

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤🎉🎉

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e21 күн бұрын

    ክበልዕዋያ ዝበሉ ኣባጉንባሕ ሲ ዛግራ ዛግራ ይብሉዋ ኣሽኳይዶ ተረሓሒቕካስ ሓደ ዓዲ ኮይንኳስ ኣይበለትን ካሓሲት መሕረር😂😂 ቀፅልዎ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤❤

  • @user-kt9yk8ce6n
    @user-kt9yk8ce6n21 күн бұрын

    ❤❤❤ቅደምት ቡዓለይ❤❤❤❤❤❤

  • @rutahailemaryam9273
    @rutahailemaryam927321 күн бұрын

    ናይ ትግራይ ፊልም እዚኣ ዝፈትዋን ብልጽትን ተሰሪሓ 👌👌👌👌🌿🌿🌿🌿😍😍😍😍😍😍 ቀጽልዎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌✌

  • @Atsbiii

    @Atsbiii

    18 күн бұрын

    ኢምበይ ከ

  • @user-bs5py2ws1z
    @user-bs5py2ws1z21 күн бұрын

    እንክዓ ብሰላም መፃእኹም❤😍

  • @MeelatAa
    @MeelatAa21 күн бұрын

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ሪመይ እንካዕ ናዓመታዊ መላከ ቅዱስ ገብርኤል ኣብፀሐኩም 👏❤️💛💐💐

  • @user-ri7hn7qr1c
    @user-ri7hn7qr1c21 күн бұрын

    ❤❤❤ እንኳዓ ዳሕና መፃኹሙ❤❤❤❤❤❤❤

  • @adaada3320
    @adaada332021 күн бұрын

    መበል 7🎉🎉🎉

  • @user-vq6qf8ds9m
    @user-vq6qf8ds9m21 күн бұрын

    ወልካም ፅቡቃተይ እንካዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ❤❤

  • @bege8567
    @bege856721 күн бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኡኹሙ ተጋሩየ ፁሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @user-kl1rc5ep8v
    @user-kl1rc5ep8v21 күн бұрын

    ሕማቅ ዕርክነት ንፅቡቅ ልማድ የጥፍኦ ይበልና መፅሓፍ ቅዱስና ❤ወልዳይ ሕማቅ ምክሪ ትሞክሮ ኣለኻ😂

  • @BenyasGoitom-ey4lg
    @BenyasGoitom-ey4lg21 күн бұрын

    እንቋዕ በሰላም መፃእኹም።

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @GeniYouTubeChanel
    @GeniYouTubeChanel21 күн бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ❤🎉ክብረተይ❤

  • @GeniYouTubeChanel

    @GeniYouTubeChanel

    21 күн бұрын

    @@hiwettsegay1616 ኢለኪ ወለላይ ንስከለ ግበርለይ 🥰🥰🥰

  • @GuDh-dw5fc
    @GuDh-dw5fc21 күн бұрын

    እንካዓ ብሰላም መፀአኽሙና❤❤❤❤

  • @selamawitselomon3190
    @selamawitselomon319021 күн бұрын

    Aseyyy xebukat 🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷❤️

  • @senaytabadi-kf5tx
    @senaytabadi-kf5tx21 күн бұрын

    ሓደ ግዘ እሞ ሕዝኪ ድቆስያ ልካሓስት ድራማ ምኮኑ ይዝግዕ አለኩ😂😂😂😂

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    21 күн бұрын

    ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ ስወድሽ❤

  • @temsgne7752
    @temsgne775221 күн бұрын

    እዛ ካሓሲት ሲ ምላጥ ደርሆ ትመሰል😁😁😁😁🤣

  • @hlftikahsu1678

    @hlftikahsu1678

    21 күн бұрын

    😂😂😂

  • @BrhanchannelBrhanChannel

    @BrhanchannelBrhanChannel

    20 күн бұрын

    😂😂😂😂

  • @Atsbiii

    @Atsbiii

    18 күн бұрын

    በለው 😁😁😁

  • @user-kb9xh3nq7e
    @user-kb9xh3nq7e15 күн бұрын

    መን ፀገባ መቅስነይ ከማኪ ዘበለ እሙን ማሓዛ ይፍጠረልና❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-ni2ck4gn3f
    @user-ni2ck4gn3f21 күн бұрын

    ከመይ ብሃንቀዉታ ዝፅበዮምስ ይህሉዶ🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍

Келесі