ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 20 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 20

Музыка

ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 20 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 20
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika.com/video
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.com/u/0/106009089...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...

Пікірлер: 1 000

  • @yordigebr985
    @yordigebr9852 ай бұрын

    ኣድነቅቲ መንፀግባ እስኪ 👍❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @user-zm8ym2fr5j

    @user-zm8ym2fr5j

    2 ай бұрын

    👍

  • @Tigray12311

    @Tigray12311

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርሎይ ተጋርዋይ❤❤❤

  • @tigestimehari3262

    @tigestimehari3262

    2 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉❤❤

  • @user-sp8mb6tx9q

    @user-sp8mb6tx9q

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-wu4vy5xk1j
    @user-wu4vy5xk1j2 ай бұрын

    ኣድነቅቲ ብረይ እስኪ👍💜

  • @saraaw4396

    @saraaw4396

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ 🙏🙏🙏🙏

  • @user-iq1xu6hr1n

    @user-iq1xu6hr1n

    2 ай бұрын

    ❤❤

  • @MeriHaftikb
    @MeriHaftikb2 ай бұрын

    14ኣበነ ኣረጋዊ ፃዲቅ ይሓልውክም ይሓልወና ብዓድን በበረካን ዘለና ተጋሩዋኒ🎚❤️💛

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤

  • @user-iu3bh6ws4k

    @user-iu3bh6ws4k

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @mesijfgjvjcfzf6426

    @mesijfgjvjcfzf6426

    10 күн бұрын

    ኣሜን3👏👏👏

  • @tijichannal27
    @tijichannal272 ай бұрын

    እዛ ከምነት ተንብቡ ዘለኩም ቅዱስ ሩፋኤል❤ ካብ ክፍእ ይሰውርኩም ስደትና የሕፅረና ፈጣሪ ሓላለተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቁራተይ ብታ ትፈትውዋ ወላድትኩም ሰለ እትገብሩለይ የመስግነኩም💞💞💞☕️☕️☕️☕️💖💖💝💝💝😊

  • @user-pl7xt6jg4r

    @user-pl7xt6jg4r

    2 ай бұрын

    እሸ👍❤

  • @saraaw4396

    @saraaw4396

    2 ай бұрын

    ​@@user-pl7xt6jg4rሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ 🙏🙏🙏🙏

  • @mebrhitgermay9651

    @mebrhitgermay9651

    2 ай бұрын

    ገይረልኪ ዝያዳይ ላአይ እዉን ግበርለይ ማዓረይ🙏🙏🙏😍😍😍

  • @user-yt7mz9xh7t

    @user-yt7mz9xh7t

    2 ай бұрын

    እሺ ምቅርተይ

  • @mebrhitgermay9651

    @mebrhitgermay9651

    2 ай бұрын

    ​@@user-pl7xt6jg4rገረልኪ ላአኪ ዉን ዛሓፍተይ ደምርኒ🙏🙏🙏💓💓💓

  • @user-xn5rr1tn3w
    @user-xn5rr1tn3w2 ай бұрын

    እንዳ ብረይ ስድራና❤ ብረይ ንፍዕቲ ነዛ ሓንቲ ብረይ ከም ንርሳዓ ገይርክና ❤️😘

  • @YoditTesfu-gm3ix

    @YoditTesfu-gm3ix

    2 ай бұрын

    Bhaki kemzi atexebekun

  • @etcghvg424

    @etcghvg424

    2 ай бұрын

    እወ

  • @KahsaGebre
    @KahsaGebre2 ай бұрын

    ኣድነቅቲ ስየ ዝኮንኩም ኣለኩም ዶ ላይክ ርግፅኩሙኒ ሕለፉ ፍቃደኛታት ተኮይንኩምለ ሳብስክራብ ግበሩለይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ይሓልኩም ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    2 ай бұрын

    ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

  • @GmhlHpyu

    @GmhlHpyu

    2 ай бұрын

    ኣለና❤❤❤

  • @user-kt5os1yc2d
    @user-kt5os1yc2d2 ай бұрын

    መበል 20እየ 200ላይክ የድልየኒሎ

  • @selamSelam33-ll1bs

    @selamSelam33-ll1bs

    2 ай бұрын

    ክንሓስበሉ ዶሞ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @dgstu5765
    @dgstu57652 ай бұрын

    ልብረይ እማ ኣይትንብዕለይ ነቢዐ ምሳኣ ኣምላክ ኣቦይ ለ ማሓዛ ከም መንፀገባ ፈጠረለይ ❤❤

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    2 ай бұрын

    ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

  • @dgstu5765

    @dgstu5765

    2 ай бұрын

    @@hiwilove19 ገይረልኪ ❤️

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ቡሩኻት ዘርኢ😊❤ ኣድነቅቲ ብረይ ጸፊዕኹምኒ ሕለፉ👍😅

  • @YoditTesfu-gm3ix

    @YoditTesfu-gm3ix

    2 ай бұрын

    Hiji eko blike kem zharemuka khasbwo eyom lkkkkkkkkkkkk kabay jemirka kkkk

  • @user-pi7hj2ov5n

    @user-pi7hj2ov5n

    2 ай бұрын

    ኣይ ንፃፋዕይ መን በለ😂😂😂

  • @senaytgaltgray9316
    @senaytgaltgray93162 ай бұрын

    መንፀገባ ፅርቲ ከድንቃ ኣነስ❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ሳብስክራብ ጋልነይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @user-rs1rl5qj1l
    @user-rs1rl5qj1l2 ай бұрын

    ንፈለማ ግዜ ናይ ትግራይ ፊልም ኻብ part one ኣትሒዘ ይካታተል ኣለኹ ሰላም ግዲ ክወርሰና ዩ ለዘበን ጎረቤትና 😂

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @user-rk4jj3jf9x

    @user-rk4jj3jf9x

    2 ай бұрын

    Kkkk fkri hizka alo malet eyu bzkone xbuk😂😂

  • @SaraSara-zu2vl

    @SaraSara-zu2vl

    2 ай бұрын

    ንመን ኢሉዎ ማዓረይ😁❤

  • @sollomon2172

    @sollomon2172

    2 ай бұрын

    ወየ ዳኣምበር ካብንላዕሊ እኮ ዝቀራረብ የለን እንዳተፈናተትና እምበር

  • @user-pp8gy8mz4h

    @user-pp8gy8mz4h

    2 ай бұрын

    ሰላም ካ ይብዝሓዮ ለባመይ😅😅

  • @user-rn5hb1tt9s
    @user-rn5hb1tt9s2 ай бұрын

    ኣ ኣምላክ ኣበይ ካም መንፀገባ ዓርኪ ፍጠረለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DeedFsr

    @DeedFsr

    2 ай бұрын

    ንዒ ብ fb ከም መንፀገባ ክኾነኪ እየ ዋ 🙏❤️🤣

  • @user-bv4tb3mq3z

    @user-bv4tb3mq3z

    2 ай бұрын

    አሜን

  • @user-rn5hb1tt9s

    @user-rn5hb1tt9s

    2 ай бұрын

    @@DeedFsr እሺ ካብ ልቢ የመስግን

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @ErmiasGhebremichael

    @ErmiasGhebremichael

    2 ай бұрын

    Amen kkk

  • @user-rn7ut5yo7s
    @user-rn7ut5yo7s2 ай бұрын

    ኣድናቂት መን ፀገባ ከማኣ ዝበለት ማሓዛ ሃበኒ ፈጣሪ❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤🎉🎉🎉

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6q2 ай бұрын

    ደቂ ተዋህዶ እንኳን ለቅዱስ ሩፋኤል አደረሳቹ አደረሰን ሀገራችነን ኢትዮጵያ ስላም የውርድለን ❤❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @embetukonjo

    @embetukonjo

    2 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉🎉😂😂😂

  • @01tigray

    @01tigray

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን 🙏❤

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም፡ ብፍላይ ኣብ ቋንቋ ትግሪኛ ዓቢ ኣበርኩቶ ኢኩም ኣበርኪትኩም ምክንያቱ መብዛሕትኦም ቲክቶከራት ከማኡ ውን ፊልሚ ዝሰርሑ ሰባት ኣምሓሪኛ ደሓወሱ እዮም ዝዛረቡ ጽሩይ ትግሪኛ ኣይዛረቡን እዩም ስለዚ እቶም ናሽቱ ቆልዑ ከኣ ኣምሓሪኛ ዳሓወስካ ምዝራብ ልምዲ ይኮኖም ጥበብ ግን መንገዲ እዩ ዘትሕዘካ ነቶም ኻሎት ከማኩም የማስሎም፡ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልልኩም ስለቲ ጽቡቅ ስራሕኩም ነመስግነካ።

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq2 ай бұрын

    _ንስኽን ደፍተር ተንብባ ንሕና ገፅ ነንብብ መፀገባ ሽኮር ይዓኽ😹😹😘_

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    2 ай бұрын

    እወ ጋለይ😅😅

  • @user-mi5bj3zj2g

    @user-mi5bj3zj2g

    2 ай бұрын

    Yes

  • @yiitui5517

    @yiitui5517

    2 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @yohanneswabreha859
    @yohanneswabreha8592 ай бұрын

    ናይ መንፀገባ ፍቕሪ ንብረይ ዘለዋ ካብልክዕ ዝሓለፈ እዩ ። መንፀገባ ተኣማኒት ዓርኪ እያ ። ክትኩርይ ከላ ከም ነብሪ እያ ትውርወር ። ከሓሲት ምስ ስየ ዘለዋ ቅርበት ብውሕልነት ክፍታሕ ኣለዎ ።

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    2 ай бұрын

    ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

  • @user-bt4ln8oi7e
    @user-bt4ln8oi7e2 ай бұрын

    መን ፀገባ እምንቲ ዓርኪ❤❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ

  • @user-pe5zl4vg6i

    @user-pe5zl4vg6i

    2 ай бұрын

    ​@@user-qt6vc9wx9o ዋይ መሰለቸይት ኣብዝከድክዮ ደሙርኒ ናበልኪ ሰብ ኣይተፅምሚ😮😮

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    @@user-pe5zl4vg6i ኡሺ የቀንየለይ ማዓረይ

  • @rfduv1457
    @rfduv14572 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም መን ኣሎ ሃም ኣነ ፍቱው ዳብሎም ተጋሩዋይ ምዓረይ ስደትና ኣሕፅሩ ብሰላም ምስ ወለዲና ምስ ቤተሰብና ያራኽበና ኣሜን(3)😢👏🤲

  • @user-rv1jn5vt2d

    @user-rv1jn5vt2d

    2 ай бұрын

    Amen amen amen ❤❤❤

  • @Fili18
    @Fili182 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት ኣነ ብናይ ብረይ ፍቅሪ ይሕመስ ኣለኹ ገለ እንዶ ግበሩ ኣጋንይና ምስ ብረይ❤ 22:55

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns94432 ай бұрын

    ጽቡቅ ፊልም ትግራይ እዚኣ ሪኤ፡ ብፍላይ ሓወቦ ብረይ ዘራብሩክ እንተ ዝከውን፡ ዝበለጸት ፊልም ትግሪጛ ናይ'ዚ ዓመት እዚ ምኮነት።

  • @user-mi5bj3zj2g

    @user-mi5bj3zj2g

    2 ай бұрын

    Hakka

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርይ ማዓረይ

  • @BrktiHabesha
    @BrktiHabesha2 ай бұрын

    ትጭነቅ ዘለካ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ❤#ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ😊

  • @zttgy7054

    @zttgy7054

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @user-mi5bj3zj2g

    @user-mi5bj3zj2g

    2 ай бұрын

    Amen

  • @mebrhitgermay9651

    @mebrhitgermay9651

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ዛሓወይ ገይረልካ እና ላአይ እዉን ደምረኒ ዛሓወይ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @hdjf4

    @hdjf4

    2 ай бұрын

    ኣሜን ማዓረይ

  • @frtay-is4ho7sl5x
    @frtay-is4ho7sl5x2 ай бұрын

    መን ፀገባ ምቅርቲ ከም ገለ እያ ትዋሳእ❤❤❤ብልፅተይ

  • @ermiastsegay5235
    @ermiastsegay52352 ай бұрын

    ኣነ ዝሑግሰኒ ነገር ናይ ካሕስት ኣሳራርሓ ትዝታ ፍቅሪ ❤❤❤

  • @user-ik5mi2dp4z
    @user-ik5mi2dp4z2 ай бұрын

    ፍቕሪ ሑሱም 😢ሑንቃኣ ደሓን መጸኩም from 🇪🇷🙏

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    2 ай бұрын

    ትግርኛ ሞይታ😅😅

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ​@@Brihan-dl8pgሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    @@user-qt6vc9wx9o ፅባሕ ክምልሰልኪ ናዓይ ደምርኒ ከየልዕለኒ ምእንቲ

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    2 ай бұрын

    @@AbiAbiHadgu እሽ ገይረልኺ ኣለኹ

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi2 ай бұрын

    ኣድነቅቲ ሽላ እስኪ ላይክ ❤❤❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ጋልነይ ሳብስክራብ ❤🎉

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ😘

  • @user-nw8vk1dz2e
    @user-nw8vk1dz2e2 ай бұрын

    ኣደነቅቲ መንፀገባ እባ ለይኩኒ🎉

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-rv1jn5vt2d
    @user-rv1jn5vt2d2 ай бұрын

    ደሃይ ብረይ እባ ንገሩኒ ናበይ እያ ከይዳ❤

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg91832 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ተጋሩዋይ❤ ኣነስ ናይ ወልዳይ ፀርፊ ከስሐቀኒ 😂 ጊሐ😂😂

  • @user-iu2eh4dm7x
    @user-iu2eh4dm7x2 ай бұрын

    ቅዱስ ሩፋኤል ካብ ክፉእ ይሓልኹም❤❤❤❤

  • @tesfahiwotlijalem
    @tesfahiwotlijalem2 ай бұрын

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 tegaruwy niqdimit nabzia resaha ethiopia keyti milesu

  • @EradaErada-cs9jy
    @EradaErada-cs9jy2 ай бұрын

    ኦ ኣምላኬይ ከም መንፀገባ ዝበለት ዓርኪ ፍጣረለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamawitselomon3190
    @selamawitselomon31902 ай бұрын

    Xebuk Serah ❤🇪🇷🇪🇷

  • @tg-ty3cn
    @tg-ty3cn2 ай бұрын

    ኣንቢዐናኒ ብረይን መፀግባን 😢😢😢

  • @somoksa2031
    @somoksa20312 ай бұрын

    ድብረይ ዝፈቱ 👍👍💝💝💝💝

  • @zedigidey-qm8xu
    @zedigidey-qm8xu2 ай бұрын

    ፍትዋተይ ቀፅልሉ ኣድነቅቲ ብረይ❤👍

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj2 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤ ኣድነቅቲ ስየ👍

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu2 ай бұрын

    አየ መሕፀገባ. መቀረት. ዛ ራማ❤❤❤❤

  • @tekletekle8711
    @tekletekle87112 ай бұрын

    ሰየ ፀሊአካ ንመንፀገባ ወቂዕዋ😢

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-102 ай бұрын

    ኣይ ምፍልላይ ስደት ኣነለ ካብ 5-12 ክፍሊ ብሓባር እንመሃር ብጣዕሚ እምንቲ መሓዛይ ነይራ ካብ ገጠር መፂእና ከተማ ኢና ንነብር ነይርና ካብኡ ወዲ ዓዳ ካብ ብቆልዓኦም ዝፋቀሩ ነይሮም ኣነ ግን ቆልዓ መፅበዓ እየ ነይረ ሕፁየይ ብሓደ ክላስ ንመሃር ነይርና ሓደ መዓልትስ ሓንቲ ጓል ዓዳ ትሕወሰና ምሳና ምብላዕ ምስታይ ትጅምር ለካ ልዚ ቆልዓ ኣፍቂራቶ ምሸት ኣፋንየኒ ትብሎ ኣነ ይከታተላ ኣብ ክንዲ ዓርከይ ዓርከይ ብፍፁም ኣይትጥርጥሮን ኣነ ግን ጩቅ ኣይበለትንይ ቆልዓኣ ካብኡ ምስኣ ፍቅሪ ጀሚሩ ብተደጋጋሚ ካብ ዓራት ክወፁ ይረክቦም ብክይ የብል ክንድኣፋ ንዕኡ ይፀርፎ ንታ ጓል እውን ግብግብ ፈጢርና ንብኣስ ዓቅሊ ገይረ ኩነታት የሕልፎሞ ድሓር ትሰምዕ ይኩን ትብለኒ እሺ ካብኡ ግን ክልቲኦም ተመሪቆም ክልተ ቆልዓ ወሊዶም ፅቡቅ ሂወት ይነብርለው ዓቅሊ ይጠቅም እዩ ሓደሓደ ግዜለ❤❤😢😢😢

  • @kirosgebreyohannis4585

    @kirosgebreyohannis4585

    2 ай бұрын

    ናይ መንጸገባ ገጸ ባህሪ እሞ ንስኪ ኢኪ ኣማኪርክዮም

  • @Samriye10-10

    @Samriye10-10

    2 ай бұрын

    ​@@kirosgebreyohannis4585ናይ ብሓቂን ናይ መሓዛይን ገፀ ባህሪ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ሂወተይ ኣብዛ ድራማ ረኪበያ❤❤

  • @Samriye10-10

    @Samriye10-10

    2 ай бұрын

    ​@danat-Tube242እሺ ገይረልኪ❤❤❤❤

  • @azeb9433
    @azeb94332 ай бұрын

    ሁሌም በጉጉት የምጠብቀው ድራማ ነው ተወዳጆች ❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-el1rx6zm6v
    @user-el1rx6zm6v2 ай бұрын

    ማሓዛ ብረይ ክዳንኪ እባ ቀይርዮ 😂😂😂😂

  • @edentekleab6675

    @edentekleab6675

    2 ай бұрын

    😂😂

  • @Brihan-dl8pg

    @Brihan-dl8pg

    2 ай бұрын

    ናይ ከተማ እዩ😅😅

  • @user-rt7rq5no8e

    @user-rt7rq5no8e

    2 ай бұрын

    ናይ ከተማ ክዳን ኣይወፅእን😂😂😂

  • @user-hp8oz8td3k

    @user-hp8oz8td3k

    2 ай бұрын

    ኣታ ሕደጉዋይዶ

  • @Bereket-xg3xq
    @Bereket-xg3xq2 ай бұрын

    ብረይ ጽብቅቲ ፍሽኽ በሊ ፍሽኽታ ኢዩ ዘጸበቀሊኪ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ😘

  • @merrymim2583
    @merrymim25832 ай бұрын

    አንኳዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ብረይ ግን ንብረይ አይተኩርይለይ በጃኩም😢❤❤

  • @Brey8984
    @Brey89842 ай бұрын

    እንኻዕ ብሰላም መፃኩም እንዳ ብረይ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ከም መንፀገባ ማሓዛ ምርካብ ተዕድልቲ እዩ ❤💋💋💋

  • @HaveHaving
    @HaveHaving2 ай бұрын

    ኣብነ ኣረጋዊ ፃድቅ ይሓሉኹም ደቂ ትግራይ ሓላል እስከ ኣድነቅቲ ብረይ👍ፅፍዑለይ❤❤❤❤❤❤

  • @hzis6559
    @hzis65592 ай бұрын

    ኣነ ንብረይ ኣይተንብዑለይ ስየዋይ የፍቅረካ እየ ኣነውን❤

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ሳብስክራብ 😅 አነለ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @user-ei8ne9je1i
    @user-ei8ne9je1i2 ай бұрын

    ሓደራኻ ልብረይን ሰየን ከይቲፈላልዮም ትብፃሕ ንደራሲ😢😢😢

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ😘

  • @MiriMiri-fb8fx

    @MiriMiri-fb8fx

    2 ай бұрын

    😂😂❤

  • @jge7tye640
    @jge7tye6402 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ንፎትወኩም ግን ብረይ ኣሕዚናትኒ😢❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo1822 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤ ከም መንፀገባ ማሓዛ ይፍጠረልና ፍቁራተይ ንመፀገባ ፅፍዕቲ አይግባአን ነይሩ😢❤❤

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael21212 ай бұрын

    ስየኒ ኣይተጋገኻን ብረይ ድላያ ትሕሰብ ንስኻ ግን ከም ሰብ ጠሊቕካ ክተውጽኣ ግድን እዩ ፅቡቕ ገበርካ ኮፍ ኣቢልካ ኣረድኣያ ብረይ ብዙይ ከምዘይኸፍኣ ተስፋ እገብር

  • @LimatLuel
    @LimatLuel2 ай бұрын

    ናመጀመርታ ኮማትት ባዕለይ ኸዝ ሓልፉለየሰ😂❤

  • @saraaw4396

    @saraaw4396

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩካተይ 🙏🙏🙏🙏

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ማዓረይ❤❤

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7g2 ай бұрын

    ዞም ተናፈቅቲ ፍጥረት እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም❤❤🎉🎉

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ሳብስክራብ ማዓረይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @Tsriti660
    @Tsriti6602 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ጽሩያት ስየ ዘሐጎሰኩም ኣለኹምዶ👍😂😂

  • @selemawittadele3572
    @selemawittadele35722 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ብረይ ድራማ አይዘኹም ቀፅልሉ ብጣዓሚ ደስ ባህልት እያ ባህልና ጥዕም ❤❤💛💛🌾

  • @ZozoZozo-vj8mn
    @ZozoZozo-vj8mn2 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃኡኹም ትግራዋይ❤❤❤❤

  • @yadngelemaryamLeg-vo7xd
    @yadngelemaryamLeg-vo7xd2 ай бұрын

    እንኳን ብሰለም መጸእኹም ደቃ ትግራይ

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤

  • @rgbehargot9952
    @rgbehargot99522 ай бұрын

    እንኻዕ ብስላም መፃእኩም ተጋርዋይ ፍትውትውውውውው እየ ዝብልኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏

  • @user-uy1tl1cq7m
    @user-uy1tl1cq7m2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም❤ ሰየኒ ❤እ/ር ኣምላክ ፀጋኡ በርከቱ ያብዘሐልኻ ብጣዕሚ ደስስስስስስ ዝብል ዝማሬ ላሰማዕና ቃንና ኹሉኩም ትኻታተልቲ ብርይ ላኣተና ናባራታትዐዬም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gdd2917
    @gdd29172 ай бұрын

    መንፀገባ ቀላል በሊ ተኽሽክስ ምስየ ተባአሲ ብረይ ቀንኢ አካለቶይ ከምፀገባ እምንቲ ዓርኪ ለሚ የለን ናቀደም ❤❤❤❤

  • @albadralbadr3948
    @albadralbadr39482 ай бұрын

    ታይ ዓይነት ፍልሚ እያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😊

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu2 ай бұрын

    ❤❤❤እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤ ሰበ ሓዉና ከዓ. ሰለ ጥዑም መዝሙርካ ሰሙዕካ ዘይምነ. ኣጀካ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤

  • @medhin8187
    @medhin81872 ай бұрын

    እንኳዕ ድሓን መፃእኹም #ገዛና ብረይ❤😊 ስየኒ ሐዝለ ተረኺቡ😂

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @user-ld9mw7jf9l
    @user-ld9mw7jf9l2 ай бұрын

    እስኽን መጽሓፍ ተንብባ ንሕና ገጽ ነንብብ😜😂😂😂

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @user-rs8bd8un8y
    @user-rs8bd8un8y2 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ጽሩያት🙏❤❤👌❤👌

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat5162 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተናፈቅት❤ #እስክ ብእግረ መንገዲኹም #ሳብክራይብ ተማለኡን ኣሕዋት👏🥰

  • @mebrhitgermay9651

    @mebrhitgermay9651

    2 ай бұрын

    ገይረልኪ ዛሓፍተይ ላአይ እዉን ግበርለይ ፅሪተይ

  • @mebrhitgermay9651

    @mebrhitgermay9651

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    2 ай бұрын

    @@mebrhitgermay9651 እሽኒ ወለላይ🥰

  • @brhanwejerat516

    @brhanwejerat516

    2 ай бұрын

    @@user-qt6vc9wx9o እሽኒ ወለልአ🥰

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w2 ай бұрын

    ዝናዓቅካዮ የጥንስ😅 ብረይ ክልተ ግዜ ኣዛሪባትና ዘለዋ ትሕትና ኸ ወርቂ❤

  • @teki1130

    @teki1130

    2 ай бұрын

    ብረይ ሰንበት ሰንበት ድያ ሸር ትብሃል ❤❤❤

  • @BrhenBrhen-fw5uf
    @BrhenBrhen-fw5uf2 ай бұрын

    ኣድናቂት ብረየ❤❤❤❤❤❤

  • @Qimovichi
    @Qimovichi2 ай бұрын

    Kab Eritrea betami fetnay dermkum bejkum bezay bletka gerlenacnibkulatna kehash hewat ❤

  • @user-xq7ii3qg6r
    @user-xq7ii3qg6r2 ай бұрын

    ግን ንምንታይ እዩ ኹሉ ግዜ ኣብቶም ብደምቢ ዝፋቐሩ ሰባትሲ ኹሉ ግዜ ፈተናታት ዘለዎ 😢

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤

  • @user-gf9yx1vg3v
    @user-gf9yx1vg3v2 ай бұрын

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ደስ በሃሊ እዩ ንእሽተይ ኣብ ካሜራ ኣነፅርዎ❤❤

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi2 ай бұрын

    እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩ ዋኒ ❤❤❤❤❤

  • @almazgiday9935
    @almazgiday99352 ай бұрын

    እካዕ ብሰላም መፀኩም ብረይ አተኮርይለይ አየ ፍቅሪ ዕውር ኩላ ሰብ በዚአ ዝሐለፈት እያ ብፍቅሪ ማለተይ እየ

  • @user-jb7zp5ib1d
    @user-jb7zp5ib1d2 ай бұрын

    ተጋሩዋይ ንፍዓት❤❤❤❤ቀፅልሉ

  • @hiwilove19

    @hiwilove19

    2 ай бұрын

    ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf39292 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣር እንዳ ብረይ ፅርያት❤❤

  • @NetsanetMolla-ql3mz
    @NetsanetMolla-ql3mz2 ай бұрын

    ከሓሲት ዓይነይ ❤❤❤

  • @SsEe-zw1vc
    @SsEe-zw1vc2 ай бұрын

    መበል14ባዕለይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @zamzammoshtasfa9089
    @zamzammoshtasfa90892 ай бұрын

    ናይ ሓቂ ትመስል ድራማ❤😊

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ❤❤ ዓይነይ

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @ssee8345
    @ssee83452 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕና መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት እስኪ ንመንፀገባ ዝፈቱ ❤👌

  • @UmArsulove
    @UmArsulove2 ай бұрын

    እንኳዕ ዳሕን መፃኩም ተጋሩዋይ ኣይ ፍቅሪ ኣይትብኪያ ማ ሲየኒ😂 መፀገባዋይ ሽኮር ደስ ትብልካ❤😂

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr2 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍 kedam nay Aga mshet ttzrghwa bzuh seb merayelkum mknyatu kalot flmi sle zriyu Ab senbet

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ😘

  • @user-jl5fw3jy5e
    @user-jl5fw3jy5e2 ай бұрын

    ከም መንፀገባ ማሓዛይ ይንበርካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @user-dw5wn9dw8w
    @user-dw5wn9dw8w2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብስም ብረይ ለይክ

  • @zufanabraha2824
    @zufanabraha28242 ай бұрын

    እንካዕ ብዳሓን መፃኩም እንዳ ብረይ ፍትዋት ❤❤❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @user-me4uq7oc6b
    @user-me4uq7oc6b2 ай бұрын

    እንኮዕ ዳሓን መፃኩም አቱም ተናፈቅቲ❤❤❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ😘

  • @user-me4uq7oc6b

    @user-me4uq7oc6b

    2 ай бұрын

    @@user-qt6vc9wx9o ገረልካ/ኪ እየ ካብ ቀደም

  • @user-pv8dd9nq3n
    @user-pv8dd9nq3n2 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳብረይ ተናፈቅቲ ንፉዓት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @user-hy5jn2eb2b
    @user-hy5jn2eb2b2 ай бұрын

    Thank you እንዳ ብረይ። ዝወፆ ❤❤❤❤❤❤ የብሉን።

  • @user-wt5gh5ub2l
    @user-wt5gh5ub2l2 ай бұрын

    ብረይ ፊልሚ ብልፅቲ❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @amelworkdesta4601
    @amelworkdesta46012 ай бұрын

    አድናቂት ካሓሲት ፍቅሪ ከምአ መስዋዕትነት ይጥይቅ ካሀሲት ሀሳብ ልብኺ ያስምረልኺ❤

  • @dubkhfffkkxhu9048

    @dubkhfffkkxhu9048

    2 ай бұрын

    አብ ፍቅሪ መቀስ እናኮነትስ መስዋእቲ ትብልዮ ገራምት

  • @MiriMiri-fb8fx

    @MiriMiri-fb8fx

    2 ай бұрын

    ኣብ ሞጎ ፍቑራት እዳኣተወትስ ኣይስመረላ ዳኣ😂😂😂

  • @waskan9628

    @waskan9628

    2 ай бұрын

    እዝይስ ድራማዋ ብሓቂ ተዝኳንውን ካማአ አብ ርእሲኪ ትዋዓል ውዲ ኩን ጎል ብዘየገድስ

  • @amelworkdesta4601

    @amelworkdesta4601

    2 ай бұрын

    አብሞጎ አይአተወትን ጠንጢና ምህሮይ ኢላ መሪጻ ኸይዳ አላ ካሀሲት ግን አብአዲ ጥቃ ስየ ምስቤተሰቡ ትከናኸን አላ ፍቅሪ ምክንኻን ትኩረት ምሀብ ንትፈትዎ ሰብ መስዋእትነት ምኽፋል እዩ

  • @user-sd8bw7jx7u
    @user-sd8bw7jx7u2 ай бұрын

    ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hiwettsegay1616

    @hiwettsegay1616

    2 ай бұрын

    ደምርኒ ወለላይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @user-kv6xd3vr4t
    @user-kv6xd3vr4t2 ай бұрын

    ኣይይ መንፀገባ ኣገናዕ ብሰሩ ከምዚኣ ዝበለት ዓርኪ ቆንጆ😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js2 ай бұрын

    ደቂ ዓደይ ማዓረይ ፁሩያት ሰላምኹም ይብዘሐለይ እስከ🙏❤️💛🎉🎉🎉🥀🥀

  • @user-el5dm3lf8x
    @user-el5dm3lf8x2 ай бұрын

    My love tegaru wayyy

  • @sisayzegeye3878
    @sisayzegeye38782 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ ኣቱም ተናፈቅቲ ሽኮራት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-uy4ek2zj3s

    @user-uy4ek2zj3s

    2 ай бұрын

    ደምሩኒ ኽብራተይ❤❤❤❤

  • @temesgentemesgen839
    @temesgentemesgen8392 ай бұрын

    ጽቡቅ እዩ ብጣዕሚ ብረይ እውን ናዛ ሓንቲ ብረይ ጽቡቅ ገይራ ተኪኣታ መንጸገባ ንምሓዛ ምክልካል ብጣዕሚ አብዚሓቶቶ

  • @keleabtsehaye4480
    @keleabtsehaye44802 ай бұрын

    💚💖💙 መርዓት ማለት ከም ከሓስት ጠባሪት መክበሪት 🌹👍👍👍ቁንጂና ኩለን ቆናጁ

  • @HsevBegd
    @HsevBegd2 ай бұрын

    ❤❤❤እንኳዕ ብድሓን መፃእኹም ♥💥🔥🌍💖💜💝

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤

  • @HsevBegd

    @HsevBegd

    2 ай бұрын

    @@user-qt6vc9wx9o እዘን ዝያዳየ 🙄♥💚❤💥

  • @abyabby9886
    @abyabby98862 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ተጋሩዋኒ ከም ድየ ዝፈትወኩም❤💜

  • @AbiAbiHadgu

    @AbiAbiHadgu

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ❤

  • @user-qt6vc9wx9o

    @user-qt6vc9wx9o

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ😘

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu2 ай бұрын

    ኦ ኣምላከይ ከም መንፀገባ መሓዛ. ፍጠርለይ

  • @Judi197
    @Judi1972 ай бұрын

    መንጸግባ ግን ፍልይቲ እያ ምቅርቲ ክትነፍዕ 💙💙

Келесі