"በርጌድ ንሓመዱ ኣብ ቤተ ክርስትያን ክኣቱ ኣለዎ'ዶ" 2ይ ክፋል

"በርጌድ ንሓመዱ ኣብ ቤተ ክርስትያን ክኣቱ ኣለዎ'ዶ" 2ይ ክፋል

Пікірлер: 91

  • @zzantay3619
    @zzantay361910 ай бұрын

    አቦና አቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዜብሔ ር ካባኩም ቡዙሕ ሐቅነት ስለ አንምሃር ደው በሉልና አምላኽ ጸጉኡ ይብዝሐልኩ 🙏🙏🙏

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe113210 ай бұрын

    የቀንየልና አቦና ኩሉግዜ ሐቅን ፍትሕን ምስ ገለጽኩም ኢኩም መመሊሱ ጸጉኡ የብዛሐልኩም :ዘስተውዕል አእሙሮ ይዓድለና :ነናቶም አቀሚጦም ሐለይቲ ሃይማኖትናን ቤተክርስትያናትናን ንኽመስሉ ቅልቅል ውጥም ኢሎም ይቃልዑ እዮም ዘሎዎ :አጆካ ጆን ሐውና ድሕሪ እቅሬት ካልእ የለን ተባዕ ሐውና 💙💙💙

  • @letinak4559
    @letinak455910 ай бұрын

    ኣምላኽ ሓቂ ኢዩ ይቀንየልና ኣባ 🙏🙏

  • @medahabte2704
    @medahabte270410 ай бұрын

    ኣቦቀሺ, ማርቆስ እግዛብሄር ይባርኽኩም,ሳላኹም ቡዝሕ ተማሂርና, እምበር ናይዞም ነዉሪ ዘይፍውልጡ ነዉራማትስ, መስደመም እዩ ክትሰምዖ!

  • @timnitzemariam4493
    @timnitzemariam449310 ай бұрын

    Amen amen amen Abona Egzeabher xegeu yebzahlikum hakena abo ekum emo Emebrihan msakum tukun

  • @MussieMosse-rx4zd
    @MussieMosse-rx4zd10 ай бұрын

    ስለ ሓድነትን ፍቅርን ሕዝብናን ስለ እቲ ውጹዕን ወገና ንጸሊ

  • @gaimdesta1419
    @gaimdesta141910 ай бұрын

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣቦይ ቅሺ ቃለ ህይወት የስመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @mikieleteklebrhan2765
    @mikieleteklebrhan276510 ай бұрын

    የቀንየልና ኣቦና እንቋዕ ከኣ ብሰላም መጻኩም

  • @bisheleibrahim8493
    @bisheleibrahim849310 ай бұрын

    ኣቦይ ቀሽ ዝላዓለ ክብር ኣለኒ ኣብ ልዕልኩም።ምክንያቱ ንፍትሕ ስልትቀዱሙ።

  • @YGdud-is4gu
    @YGdud-is4gu4 ай бұрын

    ኣቦና ኣይትሓዙሎም ጹሉላት እዮም ኩሩስቶስ ውን ምሰዲኡ እዩ ዓብዩ ብስግኡ ማለተየ ግን እቅረታ ፍልጠት የብለይን ጌጋ ጽሒፈ እንተኮይነ 💙🌿💙🌿💙🌿💙

  • @berhemeharena8512
    @berhemeharena85124 ай бұрын

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmialna kburat abotatna bitami tsbuk zereba hilinaka zitinkif kalsika zeberabir semiena Egziabher edmen tienan yhabkum ❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @alganeshberaki5938
    @alganeshberaki593810 ай бұрын

    Kale hiwet yesmalna Abona. Xegu yebzahalkum.💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @eritreatigray4214
    @eritreatigray421410 ай бұрын

    ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ እኳ የሎን : በስመኣብ

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham376310 ай бұрын

    Welcome Abona Good job God blesse you !!❤🎉

  • @MussieMosse-rx4zd
    @MussieMosse-rx4zd10 ай бұрын

    ብጣዕሚ የቐንየልና እቲ ንጹር ናይ ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ቤተ ክርስትያን መራሕቲ በሃልቲ

  • @fusfv877
    @fusfv87710 ай бұрын

    ኣሜን ኣየ ልቦና ኣባ ቀሺ 😢😢😢❤❤❤❤

  • @haneber7369
    @haneber736910 ай бұрын

    💒🙏💒 ኣምላክ ምሳኩም ይኩን❕💒🙏💒

  • @fusfv877
    @fusfv87710 ай бұрын

    ብሓቂ ተባዕ ኣቦ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏❤❤😭❤🎉🎉🎉🎉

  • @messeltsige7040
    @messeltsige704010 ай бұрын

    እስካ ተዳሎ ንህና ከኣ ርእስና ኣድንና ኽንህበካ ኢና፡ ንእምነት ክሳብ መወዳታ ደው ክንብል ኢና

  • @tigrinya_nationalgeographi5708

    @tigrinya_nationalgeographi5708

    10 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @haileabraha7015
    @haileabraha701510 ай бұрын

    ጸጋኡን በረኸቱን የብዝሓልኩም ድምጺ ሓቂ ፡ ሓበን ቤተክርስትያን ዝኾንኩም ክቡር ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ !!

  • @testaxbahasgedom598
    @testaxbahasgedom59810 ай бұрын

    Kale hiwet yesmealna

  • @luhciatekle2142
    @luhciatekle214210 ай бұрын

    I 👍 specifically my church is going wrong way he is right. Thanks abona .

  • @user-ft1xf9st2c
    @user-ft1xf9st2c10 ай бұрын

    ናይ ዚ ኩሉ እንደሞ ይረክበኦ ኣለዋ ደቀን የዕቤን ከይላካ ኣብ ብክያት ዝውዕላ ዘለዋ መርግርም እዩ መጽሓፍ ሩኩስ ዝባሃል የለን ግን ህዝብና ካሳብ ማዓስ እዩ ዓሽዩ ክነብር ኦ ጎይታ ሰራዊት ኢየሱስ ዓይነ ልቦናና ክፈት።💔🙏🙏🙏

  • @user-ft1xf9st2c
    @user-ft1xf9st2c10 ай бұрын

    ኣቦና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም ንስኩም ትነግሩ ኣለኩ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ።

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie958310 ай бұрын

    🎉🎉🎉 እንቋዕ ድምጽኹም ሰማዕና ኣቦና ጽቡቕ ትሕዝቶ❤

  • @mumm-yg2nd
    @mumm-yg2nd10 ай бұрын

    ቃል ሂወት የስመዓልና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @wedikeshi4558
    @wedikeshi455810 ай бұрын

    ግርም መደብ ኣቦና እግዛብሄር ዓስብኹምብይሃብኩም❤

  • @fusfv877
    @fusfv87710 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኩቡር ኣቦና ኣሜን ኣቦ ሓቂ ከማኹም ይብዙሑ ኣሜን 😢😢😢❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🤲🤲🤲😭👏👏👏

  • @letinak4559
    @letinak455910 ай бұрын

    ኣባ ዘበኔ ኣገልግሎትኩም ዝተባረኸ ይኹን

  • @fusfv877
    @fusfv87710 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏👏

  • @liverpoolanfield130
    @liverpoolanfield13010 ай бұрын

    Edmen tenan yehabkum kubur abona 🌿💙💙🌿💙💙🌿💙🌿🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿🌿💙🌿🌿💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙Brged nhamedu💪💪💪

  • @hopeyohanes
    @hopeyohanes10 ай бұрын

    goyat Nay agolguletkum zemen ybark abona

  • @helentum
    @helentum10 ай бұрын

    Joni ዝበለ እኮ ደይ ናይ ክእለት ዘረባጉድለት አዩ እምበር ነቶም አብ አምነት ዝተሓብኡ መለቱዩ።እምበር ቅኑዕ እዩ።

  • @medhanegoitom
    @medhanegoitom10 ай бұрын

    God bless you Kesis

  • @letinak4559
    @letinak455910 ай бұрын

    ኣብኦም ብህግደፍ ስለዝተመንጠሉ 😭😭

  • @helentum
    @helentum10 ай бұрын

    Aboy qeshey tebareku

  • @YGdud-is4gu
    @YGdud-is4gu4 ай бұрын

    ኣቦና ክብሪ ይሃብኩም ፈጣሪ 🐬🐬🐬🙏🌏🌏🌏

  • @Fekarkun
    @Fekarkun10 ай бұрын

    ኣቤት እግዚኦ መሓረና ጎይታ ኣንታ ጸንሕና ሲ ገለ ክንሰምዕ ኢና ኣቦና ንበሩልና ፈጣሪ ይሓልኹም 🤲🏼😢

  • @gebrehagos7981
    @gebrehagos798110 ай бұрын

    Amyen kalehewet yesmalna abona EgzAbyher zebenkum yebark amyen

  • @mypresidentwufuy4219
    @mypresidentwufuy421910 ай бұрын

    Enqae dehan mexakum kubur abona 🌿💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙🌿💙💙🌿🌿🌿🌿💙💙💙💙💙💙🌿💙💙🌿💙💙💙💙💙💙

  • @adhinnomabenob6878
    @adhinnomabenob687810 ай бұрын

    Wawwww Xubuq Megelexi kemakum ybzuhulna

  • @fishzeweldi8739
    @fishzeweldi873910 ай бұрын

    Good job

  • @hayelomhadish9793
    @hayelomhadish979310 ай бұрын

    Well come back ኣቦይ ቀሺ ሓወይ 💙💙💙

  • @samuelberih
    @samuelberih10 ай бұрын

    ኣቦና ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ❤

  • @user-ow8cb9gi2u
    @user-ow8cb9gi2u6 ай бұрын

    ማቴዎስ 7 (Matthew) 1-2፤ ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ። 3፤ ኣብ ዓይንኻ ዘሎ ጕንዲ ዘይፈለጥካስ፡ ንምንታይከ ኣብ ዓይኒ ሓውካ፡ ዘሎ በሰር እትርኢ፧ 4፤ ወይስ ከመይ ጌርካ ንሓውካ ካብ ዓይንኻ በሰር ከውጽኣልካስ ሕደገኒ፡ ትብሎ፡ እንሆ፡ ጕንዲ ኣብ ዓይንኻ አሎ። 5፤ ኣታ ግብዝ፡ ቅድም ካብ ዓይንኻ ጕንዲ ኣውጽእ። ሽዑ ኻብ ዓይኒ ሓውካ በሰር ንምውጻእ ኣጸቢቕካ ትርኢ።

  • @meseretsolomun654
    @meseretsolomun65410 ай бұрын

    ዘይተማሃር ኴኳ ዲኻ ፖሎቲካ ትሰብኽ ኣቱም ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ትብሉ ዘለኹም እንታይ ሰሚዕኩም ኣሜን ትብሉ

  • @semerearaya7302
    @semerearaya730210 ай бұрын

    ኣብ ሓቂ ጥራይ ንጽናዕ

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha497810 ай бұрын

    ካል ኩቡር አኩም ተስሚኡ ዘለኩም ናይ በሃኪ ደስ አሉና መለይ ኣብ ጎኒኩም ገርኩም ኣምላክ ይባርኩም

  • @teshomeyemane5213
    @teshomeyemane521310 ай бұрын

    Jone kinig krem zelewo yrem u zeyrem srat dea chegiruna alo enber

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu75054 ай бұрын

    ኣነ ኣድኒቀ ዘይ ጸግቦም ብሉጽ ኣቦ።

  • @elsabeyene4548
    @elsabeyene454810 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @user-ht8gg9sy4w
    @user-ht8gg9sy4w10 ай бұрын

    Eway abona, amlak keyntefe , neakum sedidulna , bmennetomn bemnetomn Bolte afu belih sef!

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane327510 ай бұрын

    Amen amen amen kal hewait yesmalna 🙏🏽egzabeher amlak mes kulatna yekun aboy keshi✝️💒✝️🤲🙏🏽

  • @tesfamariammesfun2341
    @tesfamariammesfun234110 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @zemehretweldemariamandehai6697
    @zemehretweldemariamandehai669710 ай бұрын

    You are bloody-hell preast I have ever seen. ❤️🇪🇷🇪🇹🙏.

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi856610 ай бұрын

    Azyu zehzn u nay behaqi

  • @bejahizbi2763
    @bejahizbi276310 ай бұрын

    ቀሺ ህግደፍ እንተመኸረኒ ፣ ዓውል ዓውል ይመጻኒ። ህግደፋውያን ሰብ ነጸላ ፣ ስርሖም ኮይኑ ቅንጸላ።

  • @tesfomiyob382
    @tesfomiyob38210 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi856610 ай бұрын

    Yekenyelna aboy keshi Marcos

  • @amantesfama6702
    @amantesfama670210 ай бұрын

    እዞም ኣብ በተክርስትያን ተሓቢኦም ካህናት ድያቆናት መዛሙራን ክማሓዉ ኢዩ ዘለዎም ጆን ከኣ ኣይ ተጋገየን ጽቡቅ ኣሎ

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    10 ай бұрын

    እግዛብሔር ልቦና ይሃብኩም ።።።።አብ ምደሪ አብ ሰማይ መቅጻእቲ አለኩ ።።መጽሐፍ ቅዱስ ይንደድ ቀሺ ይቀትል ።ህዝቢ ከምድሌቱ ክከዉን የብሉን ትብሉ ።።ብሽም ፍትሒ ዝተአባኩም ዲክታተራት

  • @siemtekie77

    @siemtekie77

    10 ай бұрын

    ⁠ Maltikm teray texbey 💙💪🏾

  • @meseretsolomun654

    @meseretsolomun654

    10 ай бұрын

    ርእሲ ኣለካ ዶ መሕሰቢ ሕሰበሉ እስከ ደጊም ካ

  • @nigistikidane7066
    @nigistikidane706610 ай бұрын

    Amen 🙏 🙏 🙏

  • @helentum
    @helentum10 ай бұрын

    ጆን ኽነቃጽሎም ዝበለ እኮ ነዞምከምዚ ዝበሉ እዮም።

  • @lemlemkahsay8956
    @lemlemkahsay895610 ай бұрын

    Abona keshi Markos edmen tiena yhabom 🙏🏽

  • @ghilaykifle8990
    @ghilaykifle899010 ай бұрын

    Nska gahi tbl tkwen ember ata fesfas keshi mergem nska kemakan eikum selam tkeleuna zelkum feger

  • @tibletsabraham1078
    @tibletsabraham107810 ай бұрын

    Edimen tinani yhabikum abona

  • @semrtfesah9809
    @semrtfesah980910 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @Slasie
    @Slasie10 ай бұрын

    ቐሺ ማሪቆስ እዚ ትህቦ ዘለካ ትምህርቲ ጌጋ ኢዩ? ምክንያቱ ነዚ ምስኪን መንእሰይ ናብ ምንፍቕና ክትአትውዎ ምፍታን ኢዩ። እዚ መንእሰይ እዚ ተወጺዑ ኢዩ እሞ እንዳበልካ ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ ናብ ምንፍቕና ንምእታው ዝግበር ዘሎ ጎስጓስ ኢዩ። እዚ መንእሰይ እዚ ኣብ እምነቱ ኮይኑ ኢዩ። ንስርዓት ውልቀ መላኺ ዝቃለስ ዘሎ እዚ ሽፋን ገርካ መንእሰያትና ተወጺዖም ኢዮም እሞ እንዳበልካ ንዑ ናባና ናብ ምንፍቕና ኢኻ ትብል ዘለኻ። ንሽካ ንባዕልኻ ካብ ምንፍቕናኻ ተመለስ ኣየ ናይ ሴሜን ኣሜሪካ ካብ ሃይማነታዊ ትምህርቲ ጌጋታትኩም ክትእረሙ ይግባእ። ስእሊ ስላሴ ኣየልን ትብሉ። ቅድስት ድንግል ማርያን ጥንጥ ትኣብሶ ኣለዋ ትብሉ። ስጋ ሓሰማ ሓጥያት ኣይኮነን ትብሉ። እዚ ካብ ባሕሪ ብጭልፋ ኢዩ። እዚ ኩሉ ምንፍቕነት ትምህርቲ ሃይማነታዊ እንዳማሃርኩም ይቕሬታ ከይሓተትኩም ዕርቂ ዝጸልእ ሰጣን ጥራሕ ኢዩ ትብሉ። ንሱ ግን ኣይኮነን ትሓቂ ምሉእ ዕርቂ ክከውን ኣምላኽ ውን ክቕበሎ ካብ ምንፍቕናዊ ትምህርቲ ክትምለሱ ይግባእ። ሕጂ ድማ ነዚ መንእሰይ ሽፋን ገርካ ስዓበና ኢኹም ትብልዎ ዘለኹም እዚ ናይ ሎሚ መንእሰይ ድማ ኣብ እምነትና ጽኑዓት ክንከውን ይግባእ ንቅኑዕ ቅኑዕ ንጌጋ ድማ ጌጋ ክንብል ይግባእ። የቐንየለይ።

  • @ghenetyemane8468
    @ghenetyemane846810 ай бұрын

    ክቡር ኣቦና አንቃአ ብድሃን መጻአኩም ኣብ ጎኒ ውጻኣት ምካንኩም ኣቢ ጽን ኣት ይክውን ኣሎ ጸለትኩም ኣይጋደፈና

  • @selemawitzemenfes3096
    @selemawitzemenfes309610 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordag9538
    @yordag953810 ай бұрын

    Behaki xebuk abona🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @MichaelBerhane-ps7zd
    @MichaelBerhane-ps7zd2 ай бұрын

    Kab tgebro zelekha gega temehar betiekrstyan aytfelali...nhadnet srah...ereeebeqa leytn mealtn ab youtube...hiwetka amearari

  • @meseretsolomun654
    @meseretsolomun65410 ай бұрын

    እዛ ዩቲብ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወላሓንቲ የብላን

  • @shamram6200
    @shamram620010 ай бұрын

    Yekenyelna abona keshi marikos.

  • @siemdaniel6532
    @siemdaniel653210 ай бұрын

    Abay..kesh..marey.eta.kelashn..namalsh..weyane..abay. tekila..eya..hamshte. met..akarywem

  • @user-ug7cy4em6u
    @user-ug7cy4em6u10 ай бұрын

    Aboy Keshi marqos ezi qeshi zenebe keshi aykonen keshi entezey belkayo yhaysh

  • @keshimarkosdebas9872

    @keshimarkosdebas9872

    10 ай бұрын

    ሓወይ ናተይ ስለ ክህነቶም ሕቶ ክነብር የብሉን

  • @mountmount9819
    @mountmount981910 ай бұрын

    እዋይ ኣበየነይቲ ጉድጋድ ኢካ ክትኣቱ ኣታ ሩኩስ ቀሺ

  • @HagosHalhal
    @HagosHalhal4 ай бұрын

    ቀሺ ዓጋ መ ጀልጃል

  • @user-ft1xf9st2c
    @user-ft1xf9st2c10 ай бұрын

    እዛ ክቅተሉ ኣለዎም ክውሸቡ ክእሰሩስ ሕጂ ነዞም ንጆን ዝከስዎ ዘለዉ ብዚኣ ገይርኩም ርትዕዎም

  • @tu-ummahari6817
    @tu-ummahari68179 ай бұрын

    ኮነረል ያቆብ

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy6 ай бұрын

    ጉሓፍ ወዲጽሉል ንስኻክትጠፍ ኣልኻ ንስኻ ግውና ስዲ ወዲስብይቲ ንፋጥ

  • @selam904
    @selam9044 ай бұрын

    ብዛዕባ አምላኽካ ዘይትገብር ፒሎቲካ ትግራይ መሲሉካ ተራ ሰብ ኢኻ ድላይካ ተዛረብ

  • @tekludesbele9819
    @tekludesbele981910 ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @isabellalemlem1488
    @isabellalemlem14889 ай бұрын

    Azyu zehzn u nay behaqi