"ብንብዓት ዝዓወራ ኣዒንተይ - ብብፆት ጓለይ በሪሀን!"

Ойын-сауық

ቅድሚ ሕዚ ኣባል ጉጅለ ፅንዓት ዝኾነ ተጋዳላይ ፋኑኤል ኣብ ፕሎት ሚድያ ቀሪቡ ብንብዓት ብዝተሰነየ ዘደንቕ ዛንታ ተጋድልኡ እንትዝንቱ #ሚዘር ምስ ዝተብሃለት ሓንቲ ዋዕሮ ጥቡቕ ሕውነታዊ ርክብ ከምዝነበሮ ነገሩና ነይሩ። ከም አገላልፅኡ እንተኾይኑ ዋዕሮ ሚዘር እትሓልየሉ፣ እትንከባኸቦ፣ ኣዝዩ ዝፈትዋን ዝቐርባን ፍልይቲ ሰቡ ነይራ። ቅድሚ ሓንቲ ዓይኑ ምውቃዓ "ዓይንኻ ዓሚትካ ናተፃወትካ ሓሊመ" ዝበለቶ ራእይ ዝመስል ወግዓ ድማ ብጣዕሚ መግረሚ ነይሩ። ደሓረይ ምስተወቐዐ 'ውን ተሸኪማ ዘውፀአቶ ሚዘር ከምዝኾነትን መስዋእታ ምስ ሰምዐ ኣዝዩ ልቡ ከምተሰበረን ነጊሩና ነይሩ። ብድሕሪ 'ዚ ተጋዳላይ ፋኑኤል ሕድሪ ብፂቱ ንኸፈፅም ስድራ ስውእቲ ሚዘር ንኸተኣላልሽ ኣይደቀሰን፤ ትምኒቱ ሰሚርሉ ድማ ንወላዲታ ረኺቡወን ናብ ፕሎት ሚድያ ሒዝወን መፂኡ ኣሎ። ንምዃኑ ከመይ ኣቢሉ ረኺብወን? ስውእቲ ሚዘር ከ ብወላዲታ ከመይ ትግለፅ? ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ተኸታተሉ።

Пікірлер: 542

  • @meareguredae5501
    @meareguredae55012 ай бұрын

    እዘን ወላዲት ቅድሚ ሽድሽተ ዓመት ኣብ ሓደ ግቢ ተካሪና ንነብር ነይርና ዓዲሽምድሑን ሓደ ወደን ካብ ፎቕ ጸዲፉ ሞይቱ ሓንቲ ጓለን ባር ትሰርሕ ሚዘር ጓለን ተሰዊኣ ሰብኣየን ከዓ ጥዕና የብሉን ብጣዕሚ ደማ ጽግምቲ እየን ነዚአን ምሕጋዝ ካብ ጽድቂ ንላዕሊ እዩ

  • @Channel-qe9mn

    @Channel-qe9mn

    2 ай бұрын

    አይይይይይ😢😢😢

  • @KirosAndom-jh6qn

    @KirosAndom-jh6qn

    2 ай бұрын

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    😢😢😢😢

  • @zaebakulu8553

    @zaebakulu8553

    Ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ke4yh7no8m
    @user-ke4yh7no8m2 ай бұрын

    ሕድሪ ዘይጠልም ጅግና መንእሰይ በአል ሕልና ልብካ ሩፍ ይበል ዝሐሰብካዮ ካአ ኩሉ ይኩነልካ አጆካ ።

  • @user-gl9rt8pe2v
    @user-gl9rt8pe2v2 ай бұрын

    ኣጆኻ ፋኒኤል ሓወይ ኣለና ኣብ ጎንኻ 🙏😭ብጣዕሚ ጅግና ኢኻ እኮ ዕድመ ይሃብካ ኣለና ኢና ኣብ ጎንኹም 🙏

  • @kidusasmelash5829
    @kidusasmelash58292 ай бұрын

    ተጋዳላይ ፋኑኤል ፀጋ ኣምላኽ ይብዘሐልካ ጅግና ድርብ ዕላማ ኢኻ ስልኪ ናይ ፋኑኤል ፀሓፉለይ ስልኪ እቲ እሙን ብፃይ

  • @Plotmedia.

    @Plotmedia.

    2 ай бұрын

    0967747950 ፋኑኤል ሃይሉ

  • @user-vr1bt9wr6f
    @user-vr1bt9wr6f2 ай бұрын

    ኣደዋኒ ሓላለይ ታይደኣ ፅንዕ በሊ ከይተስተማስሊ ጀጋኑ ተጋደልትና በበይ ቃልየ ከመስግነኩም 😢❤

  • @RshanGrmay

    @RshanGrmay

    2 ай бұрын

    ኣደዋይ ፅነዓት የሃብኪ 😭ናዚ ሓወይ ታርክ ወይ ምሳይ ነዬሩ ዝብል ቃል ክም ሰማዓኩ ዳርጋ ከም ዘይ ተሰወእ ምረኣክዎ ግን ምንም ደሃይ ከይ ገበሪካ ምስዋእካ ሓወይ ናታይ😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay77122 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብክን ክብርቲ ወላዲትና ፋኒዋይ ፁኑዕ 😥ንዓካ ለ የፅንዕካ ወገነይ 🙏እምነት ግን ተዓዲልካ ኩሉ ከማካ ተትኮነልና 🙏

  • @user-pu5iy4uo9l
    @user-pu5iy4uo9l2 ай бұрын

    ኣቱም ፅቡቅ ትገብሩ ኩፉእ ኣይትርከቡ👏እንተ መንግስቲ ትግራይ ግን ኣሕዋትና ንምንታይ ተሰዊኦም ኢልና ሎሚ ኢና ሓዘን ንጅምር ኣለና እዚኦም ከዚ ሓንቲ ዓይኖም ሲኢኖም ግቡኦምይ ልዕሊ ግቡኦምይ ልፈፀሙ ተጋደልቲ ስድራ ስውኣት ክሕግዙ ብጣዕሚ እዩ ልገርም ደቁ ሲኢኑ ልብላዕ ክስእን መርገም እዩ ስድራ ስውኣት ልተጋደልቲ ሓላፍነት ሂብካ ምንባር ግን ኩርካሕ እዩ ልኣና🖤😭

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ❤

  • @merahawitgaltigray
    @merahawitgaltigray2 ай бұрын

    ዞም ደቂነይ ከ ከምዚ ገሮም ንመን እዮም ታዛርቦም ዝኮኑ እፍ😭😭ዕድልኛ እዩ ዝረክቦ ቁርፅካ ምፍላጥ ፅናዓት ይሃብክን ወላድትና ለ🤲😢 ዝሓወይ ለ ኣብ ቃልካ ምፅናዓካ እግዚአብሔር ይክፈልካ ውዕለትካ🙏💙

  • @Rshanmebrahtom

    @Rshanmebrahtom

    2 ай бұрын

    ኣጆኪ ሓፍተይ ቃሎም ሕድሮም ምስ ሕድሕድና ዝተረፍና እዩ ዘሎ ፅንኢ 😭

  • @user-ev5hk1wl2h
    @user-ev5hk1wl2h2 ай бұрын

    ፋኒየይ ጎይታዋይ አንኳዕ ትገናኹም ብሓቅ ጀግና ይኻ ❤😢😢😢

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @STAMA123
    @STAMA1232 ай бұрын

    ብናማን ጀጋኑ ጉጅለ ፅንዓት እግዚአብሄር ይሓልኹም አደዋይ ፅንዓት ይሀብኪ

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti2 ай бұрын

    ኣዶዋኒ ጽንዓት ይሃብኪ🙏😭😭

  • @freykahsay8738
    @freykahsay87382 ай бұрын

    ኣደዋኒ ሓላለይ ታይደኣ ፅንዕ በሊ ከይተስተማስሊ ጅጋኑ ተጋደልትና በበይ ቃልየ ከመስግነኩም

  • @jojololo9407
    @jojololo94072 ай бұрын

    ፍኒየይ ጅግና አግዚአብሔር አምላክ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ ሐዉና ❤❤❤❤❤

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu54932 ай бұрын

    ፋኒየይ ጅግና እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሐውና❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ሕቡናት ብአካቱም ጀጋኑና ንወላዲትና ድማ ሙሉእ ምሕረት የውርደለን 🙏🙏🙏

  • @user-zp3ts9ji1v
    @user-zp3ts9ji1v2 ай бұрын

    ፋኒዋይ ሓወይ ቃላት ሓፂሩኒ ናዓኻ ዝከውን ወለላይ❤❤❤❤ኣደዋኒ ኣዶ ጅግና ፅንዓት ይሃብኪ💔😭

  • @haftumenberu9667
    @haftumenberu96672 ай бұрын

    ኣደይ ፅንኣት የሓብክን መድሓንአለም ምሳክን ይኩን 😭😭😭😭😭😭

  • @MaaanjJopnj-pg2bu

    @MaaanjJopnj-pg2bu

    2 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን😢

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i2 ай бұрын

    ኣቤት ጀጋኑና ግን ቃል ኣይገልፆኩምን ብኹሉ እግዚአብሔር ዝዓደለኩም ሰብ ሕድሪ💖😪

  • @kikigalgerea2015
    @kikigalgerea20152 ай бұрын

    ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪም ከመይ ዝበሉ ጥዕይ ስብ እዩ

  • @user-qm8oy9mn5r
    @user-qm8oy9mn5r2 ай бұрын

    ፋኒየ ሓወይ ማርያምን እቲ ዘዉፅኦም ቃላት ኡፍፍፍ ልበይ ተሰይረ 😢😢😢😢

  • @tsegatsega7776
    @tsegatsega77762 ай бұрын

    ዝሓወይ በዓል ቃል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💔🙏🙏

  • @user-gq2gl2xf6v
    @user-gq2gl2xf6v2 ай бұрын

    ትዕድልናስ ምሕማቁ ብክያት ሓዘን ጭንቀት ኮይንዎ🥲 ኣዶ ትግራይ 🥲😢

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤

  • @hgf6568
    @hgf65682 ай бұрын

    ፋኑኤል ጀግና ሕድሪ ቢፃትኪ አይዕበርካን አታ የዋህ አብ ጎንካ እና

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta172 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኽን ማማ ንዋዕሮና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንእስተይ 😢😢😢 ፋኒ ለባም ሓወይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ❤❤🙏

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @user-lg1ij5zo6d
    @user-lg1ij5zo6d2 ай бұрын

    ኣደ ትግራይ ፅንዓት ይሃብክን😢😢😢

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw2 ай бұрын

    ፋኒየይ ጎይታዋይ ንዓካ ዝገልፅ ቃለት የብለይ😥ተጋሩዋይ ኩለኩም ኢደይ ኢድና ኢልና ንሓግዘን ብብዘለና በጃኩም👏😥

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓ❤❤

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i2 ай бұрын

    ኣድራሽአን እንዶ ሕደጉልና ኣነለ ከም ጓለን እኳ ተዘይ ኮንኩ ኩሉ ግዜ ኣጆኽን ክብለን ኣድራሻ ፀሓፈልና ክቡር ሓወይ❤💕

  • @-segleletmedia7146

    @-segleletmedia7146

    2 ай бұрын

    ኣብ መወዳእታ ኣለኪ ሓፍተዋ።

  • @user-vw8ue6vb9i

    @user-vw8ue6vb9i

    2 ай бұрын

    @@-segleletmedia7146 እሺ ዝሓወይ😍

  • @user-so6xc4gr3l
    @user-so6xc4gr3l2 ай бұрын

    ኣሕ ኣዶዋይ 💔😭ህዝበይ ፀላኢካ ይንባዓ ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ያሃብኪ💔😭😭😭

  • @user-xu5gj3vv6s
    @user-xu5gj3vv6s2 ай бұрын

    ጀሚረ ክውድኦ ኣይክኣልኩን እዚ ቪድዮ ኣሕ ምስኪን ህዝበይ ዘይ ናይ ኢድካ ረኪብካ😢😢

  • @dasddawe3256
    @dasddawe32562 ай бұрын

    ኩሉ ከምዚ ተዝኮን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፋኒኤል ፁኑዕ ኣብ ቃሉ ፅንዓት ይሃብክን ወላዲትና 😢😢

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u2 ай бұрын

    ኣይ ፍቅሪ ብፃይት ኣነስ ኽፍትወኩም ኩላትኩም ተጋደልቲ ❤

  • @titisabawit3510
    @titisabawit35102 ай бұрын

    ኣጆኽን🙏😢 ፋኒኤል ሓውና ናይ ብሓቂ ጅግና ናይ ብሓቂ እሙን😘

  • @user-hp8wl2kt4d
    @user-hp8wl2kt4d2 ай бұрын

    ቃል ብፅትካ ተየዐበርካ ጀግና ዝሓወይ ❤ ኣንሕናለ ኣለና ኣብ ጎንካ ❤️❤️

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j2 ай бұрын

    ማማየ ፅንዓት ይሃብክን🙏💔😢ፋኒኤል ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ብሓፈሻ ጉጅለ ፅንዓት እግዝኣብሄር ኣምላክ ዓስበ ድኻምኩም ይኽፈልኩም🙏❤💛

  • @user-bx2zl8hu8u
    @user-bx2zl8hu8u2 ай бұрын

    ቃል በተግባራ ዝባሃል ከማዚ እዩ❤

  • @dgvh7060
    @dgvh70602 ай бұрын

    ልዕሊ ቃላት ኢኩም ጀጋኑ ጉጅለ ፅንዓት ማማዋይ እግዚኣቢሔር አምላክ መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ❤🙏

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u2 ай бұрын

    😢😢😢አጆኪን ኣድይ ፅንዓት ያሃብከን😢😢

  • @selamtigray3173
    @selamtigray31732 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብክን ኣደዋይ 😢😢 ጅግና ተጋዳላይ ፋኒአል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @tesgeg6055
    @tesgeg60552 ай бұрын

    ሹሻይ ወርሰ ብጣዕሚ እየ ለክብረካን ዘድነቀካን ዝሓውይ

  • @EhamAs-ep9co
    @EhamAs-ep9co2 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ይባረካ ፋኒኤል ሓወይ ንኣዳና እዉን ፅንዓት ይሃበክን ቃል ብትግባራ ዝገበር ከመካ ኣይረኣኩን ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ሃፍቶምይ ከ ንምን ተዛሪቡ ይከዉንን😂😂

  • @tijitiji4532
    @tijitiji45322 ай бұрын

    ኣደዋይ ኣጆኪ😭 ፋኒዋይ ኣይካኣልኹን 😭😭😭😭

  • @user-mc2jm1bl8i
    @user-mc2jm1bl8i2 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ብዓድን ብደገን ጀጋኑ ኣዶዋይ ፅንዓት ይሃብኽን😢

  • @TdcgGdsc
    @TdcgGdsc2 ай бұрын

    ፋኑየይ ጅግና እግዛኣቢሂር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤ብፃይ

  • @AtsedKiros
    @AtsedKiros2 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-vh4ov2mx9j
    @user-vh4ov2mx9j2 ай бұрын

    ክብርን ሞጎሰን ንጀጋኑና❤❤❤❤😢😢😢

  • @tubeaseytube7780
    @tubeaseytube77802 ай бұрын

    ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን ፡ በይዛኹም ዓቕሚ ዘለኩም ሓግዝወን please

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @Ngsti518
    @Ngsti5182 ай бұрын

    ኣባኪ ኣደዊተይ ፀላኢኪ ይንባዕ❤እመ ብርሃነይ ተፀናንዕክን🙏👏ፋኒዋይ ማዓረይ ጅግናዋይ ኣይካኣልኩን ኡፍፍ ህዝበይ ዘይናኢድካ ረኪብካ😢

  • @user-qd2xq1ky6y
    @user-qd2xq1ky6y2 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helenkiros2008

    @helenkiros2008

    2 ай бұрын

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-ek8xs6yg9c
    @user-ek8xs6yg9c2 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ጀግና ክብሮ ሰብ መዓሮ ነብሱ ይክብር ጎይታዋይ❤❤❤❤❤❤🙏

  • @ffbh9535
    @ffbh95352 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶዋይ ክብሪን ሞጎስን ምእንተና እሎም ከም ሽምዓ መክኮም ሽምዓ ዘብሩሁልና ጀጋኑና😢😢😢😢😢😢😢😢ጀጋኑ ብምንታይ ቃላት እሞ ክገልፀኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @ffbh9535

    @ffbh9535

    Ай бұрын

    @@AbushEtanbetL-veme እሺ ክብረተይ

  • @user-gl9rt8pe2v
    @user-gl9rt8pe2v2 ай бұрын

    ማማ ውን ኣይትብከያ ምሉእ ምህረት የውርደልክን 👏🙏ኣለናልክን ኢና ኣብ ጎንክን 🙏

  • @user-ep7pk2uq9d
    @user-ep7pk2uq9d2 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢😢😢 አደ ትግራይ ሽሕ ዓመት ትንበር❤❤❤❤

  • @sawsanaraya
    @sawsanaraya2 ай бұрын

    ሲሳይ ወረስ እድመን ጥኢናን ይሀብካ ኩሉ ስራህካስ ብጣእሚ ዝምስገን ንወላዲታ ድማ ጽንአት ይሀባ ፋኑኤል ድማ ዝተባረከ ወላዲ ዘእበዮ ቃል ካብ ወለድና ኢና እንወርሶ መእበይካ ይባረክ አጆካ ህልምካ ክሳካእ እዩ

  • @sndug3394
    @sndug33942 ай бұрын

    ኣደዋይ ሓላለ ፅንዓት ይሃብኺ 😢

  • @user-vw8ue6vb9i
    @user-vw8ue6vb9i2 ай бұрын

    ኣደዋይ ማሙቐይ😢ከኣልዮ እምበይ

  • @user-sm5zw7xx6s
    @user-sm5zw7xx6s2 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብክን ወላዲት 🙏😢😢😢

  • @Samsunga03s-il1jo
    @Samsunga03s-il1joАй бұрын

    Edmen tenan yhabka jigna hawey

  • @hhdggxgdhd9088
    @hhdggxgdhd90882 ай бұрын

    ፋንኤል ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-km3yl8ho5l
    @user-km3yl8ho5l2 ай бұрын

    ጅግና ሓወና እንኳዕ ብሂወት ኣዳዋይ😢❤❤❤

  • @user-fh3pt9wc5m
    @user-fh3pt9wc5mАй бұрын

    ኣደዋይ ፀላኢክን ይንባዕ ኣይዞክን ንጅግና ሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ንኣክን እውን ፅንዓት ይሃብክን እግዚኣብሄር ኣምላክ 😰ፋኒኤለይ ፅኑዕ ኣብ ቃሉ ብሓቂ ንኣካ ዝገልፅ ቃላት ስኢነ ዝሓወይ ፅኑዕ ኣብ ቃሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ 💕❤️💕

  • @arddgtyhu
    @arddgtyhu2 ай бұрын

    ፍናኒየ ጅግና እኻ ብሓቂ❤ ኣደዋን 😢🙏

  • @bahtaleake5969

    @bahtaleake5969

    2 ай бұрын

    Egziabher Amlak yexenanye kab ka Egziabher Amlak yfewusen

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy2 ай бұрын

    አዶ ትግራይ ዝረክብክዮ ፅናዓት ያሃብክን ማማየ ፍኒዋይ ዕድመን ጥዓናን ያሃብካ ፈጣሪ 😭😭💔💔💔💔

  • @Samsunga535G-we2pr
    @Samsunga535G-we2pr2 ай бұрын

    ኣደዋይ ፀላኢኺ ይቀንዞ😢 ጉጅለ ፅንዓትን ማሓዛኣን ስብ ቃልኪዳን❤

  • @HayetTesfay
    @HayetTesfay2 ай бұрын

    ፋኒኤል ሓወይ ጅግና ክብሪ ይሃብካ ብፃይነት ማለት ከምዚ እዩ እና ሙሉእ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብካ🙏

  • @user-po6hw9ws1k
    @user-po6hw9ws1k2 ай бұрын

    እህ ኣደዊተይ💔🥺✊ ዛሓወይ ጅግና💜💓🙏

  • @user-yr4bj6hr6v
    @user-yr4bj6hr6v2 ай бұрын

    ኣይ ግዜ ብድልካና እካ 😢😢😢😢😢😢ኣሕዋትና ወዲእካልና ክሪኦ ኣይካኣልኩን 😢😢😢😢😢😢

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg2 ай бұрын

    ዝሓወይ ቀዓለ ቃል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤🙏🙏🙏 😭😭😭

  • @YoDaha
    @YoDaha2 ай бұрын

    ኣደይ ፅንዓት ይፍጠረልክን ብሓቂ ጉሩብ ፅንዓት ኢኩም እግዚአብሔር የፅንዕኩም ሰብ ሕልና ኢኩም ተባረኩ አሐዋተይ

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p2 ай бұрын

    እፍ ኣደዋይ ኣጀክን ፅንዓት ይሃብክን ፈጣሪ 🙏😥😥😥😥

  • @user-xs8el1ot9q
    @user-xs8el1ot9q2 ай бұрын

    ኣደዋይ ኣጀክን ፅንዓት ይሃብክን ፈጣሪ🙏😢😢😢😢

  • @user-bq7mz3vf4m
    @user-bq7mz3vf4m2 ай бұрын

    ሰላም ደቂ ዓደይ አደዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም 🙏🕊 ፋኒዋይ ጀግና ቃላት ንዓካ ዝገልፅ የለን 🙏❤️❤️❤️💘💘💘

  • @JjJj-qh2wd
    @JjJj-qh2wd2 ай бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤😢😢😢

  • @hankhan-bo7wm
    @hankhan-bo7wm2 ай бұрын

    አፍፍፍ ኣዶዋኒ ፅንዓት ይሃብክን 😭💔ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአያ 😭🖤

  • @akberettsegay7712

    @akberettsegay7712

    2 ай бұрын

    ኣጆና እስከ😭😭😭😭

  • @user-cu9by6cy3x
    @user-cu9by6cy3xАй бұрын

    ኣደዋይ ማዓረይ ኣባይኪ ፅንዓት ይሃብኪ ኡፍፍ😢ጅግና ዝሓወይ ሕድሩ ዘይጠልም ኣጆኻ😢

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit60352 ай бұрын

    ውይ ፋኒየ መዓረይ ኣብሸይ ክትብል ከለካ ደስ ክትብል ከጥዕመልካ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti2 ай бұрын

    *_ኣዶ ትግራይ ቦቅባቅ ንሰብ ትሓሊ ኣይ ምውዳእ ሲኢነያ ብንብዓት😢😢_*

  • @user-gv8wf9hg7j

    @user-gv8wf9hg7j

    2 ай бұрын

    አጀካ ዛሐወይ❤❤😢😢ኣደዊይ😢ኣምላክ ኣብ ገንክን ይክን😢❤

  • @user-kd1rb5gp5p
    @user-kd1rb5gp5p2 ай бұрын

    ፋኒዋይ መርኣያ ወጣት ልዕሊ ቃል ኢኻ ወድነይ ❤❤❤❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta4542 ай бұрын

    ነገራት አይትደጋግም ዝሓወይ😢ዕድለኛ ኢክን ማማየ😢💙ብዙሓት አለው ዝሪኦም ዝሰአኑ ሥድራ ስዋአት ንኹሎም ስውአትና መስዋእቲ ቅዱሳን ይግበረሎም😢😢💙

  • @user-yb2ic8vw5i
    @user-yb2ic8vw5i2 ай бұрын

    ❤❤❤❤ayzoka zahwye ab gunka ena ada marey ewen ykalo bekyat meberta eyu zidele😢😢

  • @Tigray122
    @Tigray122Ай бұрын

    እንታይ ኣጋጣምሚ እዩ እዚ እህህ 💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭ኣጆኹም እስከ ክብሪ ንዓኹም ይኩን ❤️💛🌿🌿🌿🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻ርሑስ ብዓል ትንሳኤ ይኩነልኩም ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @saramatusala3008
    @saramatusala3008Ай бұрын

    ኣጆካ። ወሪቅይ። ንዳ። ስወቲ። ካኣ። አግዛብህረ። ምስኮም። ይኮን።

  • @shamsahmed-oi4nl
    @shamsahmed-oi4nl2 ай бұрын

    ረቢይ ምሳኩም ይኩን አሕዋተይ መዓረይ ጨነቀና እኮ ፈጣሪ ያሓግዘና አዶ ትግራይ ፅንዓት ያሀብኪ ❤❤❤💛💛💛🙏🙏🙏

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pzАй бұрын

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ወድነይ ከ ንመን ቃልካ ሂብካ ትኮን ውይ ኣታ ስቃይ እዩ ማርያምን ኣንታኣነስ ናበይ እየ ዝፀድፎ ውይ ውይ ስደቶና ከይኣክለናስ ቃንዛ ሓንቲ መዓልቲ ድምፁ ከይሰማዕክዎ ዋይ ኣነ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢

  • @user-ly7sh6lt2h
    @user-ly7sh6lt2h2 ай бұрын

    😢ኣደዋኒ እፍፍፍ ቅድመካ እዙ ሓወይ ቡሩክ😢😢😢 ቃላት ኣይገልፀካን❤❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet2 ай бұрын

    ፍናኒጅግግናእኻብሓቂኣደንን🙏😢😢

  • @genetkidane5813
    @genetkidane58132 ай бұрын

    Adeway💔💔💔 mearey tselaekn yinbae, tsnat yhabkn🙏🙏🙏

  • @user-dj2cn7vz1k
    @user-dj2cn7vz1k2 ай бұрын

    ወድነይ ከ መን እዩ ቃልካ ዝነገረኒ ልበይ እኮ የቅረፀይ ትመፅእ እይኮ ልመሰለኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @AbushEtanbetL-veme

    @AbushEtanbetL-veme

    Ай бұрын

    ደምርኒ ምዓረ❤❤

  • @user-lx6wh4hg2r
    @user-lx6wh4hg2r2 ай бұрын

    ጀግና ሓዉና ቃል ብተግባር ❤❤❤

  • @yeshimebetbtniniu6942
    @yeshimebetbtniniu69422 ай бұрын

    ፋንኤል ሓውና ጅግና ሕድሩ ወይጠልም

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553Ай бұрын

    ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ዓሕህ ግን ንህዝብኻን ሃገርካን ምስዋእ ትዕድልቲ እዩ ኣጆኽን ኣዴና ኣለና ኣብጎድንኽን❤❤❤😢😢😢

  • @AkzAli
    @AkzAli2 ай бұрын

    ክውድኦ ኣይክልኩን ኣጆኺ ኣደዋይ እዝ ሓወይ እግዚኣብሔር ያኽ በርካ

  • @hhdggxgdhd9088
    @hhdggxgdhd90882 ай бұрын

    ኣደዋይ ኣይዞኪ ፅንዓት ይሃብኪ

  • @AbushEtanbetL-veme
    @AbushEtanbetL-vemeАй бұрын

    ፅንዓት ይሃብክን ክብርቲ ወላዲት ❤ ክቡር ሓውና ለ ፅንዓት ይሃብካዝሓወይ ብዓል ንፁህ ሕልና 😢❤ ንዛ ጅግና ሓፍትና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና ምስ ኩሎም ብፆታ😢❤

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray22482 ай бұрын

    ማዓረይ 💔❤

  • @abrhamaregawi7599
    @abrhamaregawi75992 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ሕድሪ ዘይጠልሙ ኡሙናት

  • @FhRy-tz7mu
    @FhRy-tz7mu2 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @MerhawitFsaha
    @MerhawitFsaha2 ай бұрын

    ኣሕ ኣደታትና ብንብዓት የዒንተን ቆርቁሩ😭😭💔

  • @user-fj4ne5qi7k
    @user-fj4ne5qi7k2 ай бұрын

    ጽንዐት ይሀብኪ ብዝሐለፈ ይእከለና እዚ ኩናት እዚ ንኩልና እዩ ሀሲዩና🙏

  • @KibreKidusanGebreMariam-tn2og
    @KibreKidusanGebreMariam-tn2ogАй бұрын

    ጎይታ ጽንዓት ፣ ጎይታ ፍቅሪ ፣ ጎይታ ሓልዮት ጽኑዕ ባዕል መልትከል ኢኻሞ ነዓኻ ነዓኹም ንምግላጽ ብጣዕሚ ቃላት ይሐጽረኒ ! ንኹሎም ስድራ ስውአት ቅድሚ ኹሉ ከምዚ ጅግና ተጋደላይ መንእሰይ ዘርአዮ ልባዊ ዝኾነ ናይ ሐደራ ፍቅሪ ኽንልግሰሎም ይግባእ ። ፍቅርን ሐልዮትን እንተልዩ ውሑድ ብዙሕ ኾይኑ ንኹል ይአክል ። ፈጣሪ አብ ፍቅሪ ዘለዎ ኩሉ ስለ ዝርከብን ዘይፍለን ።

  • @efghtyuu1175
    @efghtyuu11752 ай бұрын

    ፡ፅንዓት ይሃብክን አደዋይ😢😢

  • @azzxs2930
    @azzxs29302 ай бұрын

    ሓወይ ናተይ ቃል ዓብይ እዩ ተባረክ ቃልካ ኣኽብርካ❤❤

Келесі