ልዝብ መንእሰያት ኣባላት በርጌድ ንሓመዱን ካልኡን #zena #eritreatiktok #eritreanmovie#eritreanguayla #bergnhamedu
Join this channel to get access to perks:
kzread.info/dron/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQ.htmljoin
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat
Пікірлер: 94
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተስፋ ዝህብን መሰረታዊ ጸገማትና ዝፍቲሽ ናይ መንእሰያትና ህንካን ሃባን ኣጆኹም ቀጽልዎ ::መሮን ኣንበሳ ኸኣ ኣጆኻ ቀጽሎ::
ይበል ዝርርብ ደስ ዝብል መደብ ንፉዓት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Meron aytiwarezeyelu ni wedi xegay he is speching right 👍 Hager ayteshetetini, Eritrean's Gov yehilfu ayhabena elika right Sidet bailka eka mexikayo meron
ኣነ፡ትግራዋይ፨እየ፡ ትግራይ፡ ትዕወት፡ ዝብሉ፡ ጸረ፡ለውጥን ጸረ፡ ሕዝቢን ሰላምን
ሜሮን መደብካ ጽቡቅ እንድዩ ግን ኣብ ገሊኡ ላግጺ እንዳ ኣብዛሕካ ትርር በል ኣቅሪበ እየ ብዝኮነ ቀጽሎ መንእሰይ ሓሳቡ ክገልጽ ኣለዎ
❤❤❤❤❤ ታዓወቱ ተስፋ ዘለዎም ተዛተቲ መናእሰይ ብራዎ ሜሮነይ ታዓውት ምስ ቁዱሳት የሕዋትካ። ጽልእን ቅርሕንትን ጸለመን ሓሶትን ፎ ፎ ፎ ኢልኩም ብምክብባር ምዝታይኩም ዓወት ኢዩ ፥ በዘይ ፍቅሪ ኩሉ ኮንቱ ኢዩሞ ፍቅርኩም ይቀጽል ጸልማት ክቅንጠጥ ብርሃን ክነግስ
Simon's ideas are brilliant..
Meron what a shamefull boy😢 ምስ ወዲ ጸጋይ ክትዛረብ ከለካ ስለምንታይ ኣገባብ ጌርካ ዘይትምልስ ብጣዕሚ ሓፊረልካ ኣባካ ዘለኒ ኣረዳድኣ ዳግመ ግምት ከም ዘድልዮ ነጊርካኒ ኣለካ ❤ ነዚ ቆልዓ ዓብለል ዝባሃል ደረጃን ኣተሓሳስባን ስነ ስርዓትን ዘይብሉ ከምኡ ኮንካ ሜሮን
ሜሪተይ ስሕው ኢሉዩ ወዲ ጸጋይ
Meri hawey xbuq myyt eyu gin qdmeka sebat yzrghwo alewu tdungi aleka
Ema...wowe
Neziom ktseme tesfa tgebr kemzi entezkewn do mhashe ❤❤❤❤
ሜሮን ሕቶካ ጽቡቕ የለን ቆልዐዊ አይትግበሮ
እቲ ሳይሞን ድሓሸ አተሓሳስባ አለዎ‼️ ህዝባዊ ግንባር መራሕቱ ምሁራትዬም ኔሮም እምበር ከም ደምበ ዒንኪሊል እምኒ ዝደራበዩ ኣይነበሩን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾
Btaemi yehezn. Bfrhi tewahitom meniseyat
For sure one day Eritrea will adhere to a document.
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher agekum abawet yerakbena amyen
Meron xeyqi etay yzareb alo eti wdi xegay sgogo gizye ybelalka alo
Thanks
Akilikum diyu kitbekyu kitnebru getsekum tirhak. Kekindigele tikonu sikelkum teakibkum ketemariru tirah. Nimintay ekum ke tehabiekum zeytigebruwo bekeyti weyalat
ዋላ መረን ኣብ ዝኣ መአረምታ ግበር ብርገድ ንሓመዱ ከእርሞም ዘለዎ በሎም
Although I'm skeptical of BG, Walta, and such groups the fact that they are ready to discuss, unlike PFDJ is very nice to watch. MORE DISCUSSIONS AMONG THE YOUNG IS NEEDED, NOT VIOLENCE.
@amanuelh-ss2kr
6 ай бұрын
Berged n Hamedu believes in violence
Nay bahaki des zbel eu kemzie gerkum mzrirabkum, meri tgebro zeleka btami znad eu nice
Anta meron hawey geliom ms tuuyat aykonuun men eyu ab eritrea zelo
Nice one
Sistem nay xeadu kisab hiji ziridae menesey tesaenu bizeyka menesey Eritrea kulom Afrikawuyan terediewom
Anbesa anbesa
wayyy baryas bariya da wedi xega hamli
@lion4as520
6 ай бұрын
We are EPLF Higdef Shaibiya isayas Aforki philosophy we are Eritrean's Baria proud Eritrean's you TDF means Burger ni kebdu kondafati Agame medaa wireduu office tekefitilkum alo Mekele sioul city go-ahead Fk
Professorat
ካድረ፡ዓንደብርሃን፡ይመስል።
Medaa wireduu lewtii Liwtii aytibeliu wigini wahidiii
Meron donkoro dr Gideon Abay 'tigray tisier ' kibil delikayo
Neze heto ketmelso akmeka aikonen
meri arkey mergexikaa mergexyey iyu gn qurub kabzitat wxie ilka bzaeba hadar fqri mahberawi gudayat ske hases belena seb yeselchwo alo kemzitat
Emo Hadimna enber eta!!
Anbesa
ሀለውለው😂😂😂😂
I'm telling you serhikum sidrakum hagizu tekilkum temaharu you looks very young ages what a westing time isn't it
Meron donkoro Kab debt nexa zikonet hager future tsbuk eyu
N tigiray hizika endokarditt tisiesie zeleka
Wedi Tzegai,I’m so proud of you. Well Said,bro!!
Eska gedifika dika misiesae
Kkkkkkk eway ane Wedi xegay jigna ybel agelalxa kkkkkkkkkkkkk kemzi eyom tom degefti
N hagerka nitkeyid Festival mikad entay rikib alewo?????
Zezey terodos hawka antay tgebro
Adnqeka
ናይ ሓሳብ ምክብባር ኢሂን ሚሂን ምብህሃል ደጋጊምካ ትዛረበሉ ቃላትካ ኢዩ ሜሪ አንተኾነ ወዲ ጸጋይ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ሒዙ ምስ መጸ ካባኻ ጀሚርካ ናይ ኩላትኩም ምንቅስቓስ ኣካላት ናይ ገጽ ምጥውዋይ ሕቶታታ ምስ ቀልዲ ሓዋዊስካ ምቕራብ ጽቡቕ ኣይኮነን ምጽዉዋር ሓሳባት ወሲድካ ደምዳማይ ዘይሙኻን ነቲ ዘይዋሓጠልካ ዘረባ ሰሚዕካ ብስልጡን መንገዲ ምትአንጋድ ወዘተ ኣብ ልዕሊ ልብኹም ኣብ ምይይጥኩም ኣዘውትርዎ።መጻኢት ኤርትራ ብሰብ ዘይኮነት ብኣተሓሳስባ ኢያ ትምራሕ ኣታሓሳስባ ጥራይ ኣማዕብሉ ተዘይኮነ ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ ኢዩ ክኸውን።
ወዲ፡ጸጋይ፡ፍቱሕ፡ስረ።
Seihikum bilu guys don't West your time Abii Sideti konka lewtii yelonii You are living on if , ente ente blblba Medaa wireduu Kondafati you are TDF regime burger ni kebdom Wifuy tigraway Agamee
Anabis !!! Kabza conversation ezia andiomo hanti hizbawit maebel nebegis Merron kem wshtey same same same eye zhasib kemti tzarebo Any ways bella mililis harayf despline ybel !!!
Dictator blablabla Tibili aleka Derbayi emni House blbla Gifufii
ደንበ ዕንኪልል ናይ ኣዉራጃ ትግታይ ትግርኒ ናይ ሃይማኖት ስለ ዝኮነ ኢዩ ዝይዕወት
ጽልኢ፡ትግራይ፡መጥፍኢኹም፡ክኸውንዩ።
🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️💪💪💪
ክላ ዝጥፈ ነንእሱ ኔው በልዎ ልመጭ
Meri! He is useless, just kick him out of your show
Kulatkum nefeat, kemzi geyrna neredada bjakum, bzuhat menseyat kisebekum eyu
Ni degefti hgdef dem zenbiom B 0 Kea sioiruwom wufuy iu . MERI Kea ab hanti kalom yretom sile zekberom gin zey harku wey kem nay wufuy dem zeynebu
Ezi wedi Tsegaye i think humum eyu
@lion4as520
6 ай бұрын
You mad he is perfect speaking for speachiless bullishit
@garykifle8817
6 ай бұрын
@@lion4as520 what he says perfect speech 100%Fithie alo elu ni seb meserah kelomo elu ezi eko nenhedhdu zegacho zereba eyu
Hatela!
Briged n hamedu b tegaru ena ziblu WUFUY AND YOSIEF eyu zimirah. Nay Eritrea aykonen
@user-jz7wl4wy8h
6 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@user-pn7sj1hp6w
6 ай бұрын
በየታትና እወ ንምራሕ ኣከለ ጉዛይ ንብሃል ኣይተርኩቡናን ኢኹም መንስቲ ኮይንና
@alganeshkelati9124
6 ай бұрын
@@user-pn7sj1hp6w kkkkkkk akele guzay Eritrawyan eyom niska tewelje deqi arb'a eka
@alganeshkelati9124
6 ай бұрын
@@user-pn7sj1hp6w kabakas tezarebe elka dika agame beja akele xitih bel. Akele jeganu Eritrawyan ena
@user-pn7sj1hp6w
6 ай бұрын
@@alganeshkelati9124 ከልቢ ነቃጽ ማህጸን ተረፍ ዓረን ናጀርያን
Meri ezi ableli bitte nicht mehr
ህዝቢ ሰራየ 100% ህዝቢ ትግርኛ ተጋሩ ኢና ነዚ እትፍንፍን ኤርትራ ናይ ሜሮን ሓድጊ መግዛእቲ ኤርትራውነት እትዕቅብ ኤርትራ ክክክክ ናይ ኮምሽታቶ ኣዝማሪኖ ሜሮን ኢጣልያኖ ኤርትራውነት እትዕቅብ ኤርትራ ብህዝቢ ትግርኛ ተቀባልነት የብሉን ሃገር ብዕላማ ኢያ ትስራሓ
Napoléon king france eyu africa gexu kea aykeden zearkey king léopard nay beljum eyu melhas tenkef diu zbhal 😉
ከም ሓቢ ጭው ተለወጡ ድሃብ ብ ጭው ክትልውጥዎ ደሊኩም
ሓቂ ብራዊ ጽቡቅ ኣለካ ጽልኢ ኢዮም ዘንግሱ ደንበ ዕንይንይ ❤❤❤
ኣታ ህዝቢ ትግርኛ ኣንታ ህዝቢ ኦርቶደክስ ስለምንታይ ኢዮም ከም ብዓል ሜሮን ወዲ ባሪስታ ኣብ ኣፍካ ክሸኑልካ ኤርትራዊ መንነት ክዕዱሉኻ ክክክክ ንሜሮን ወዲ ባሪስታ ኣኽሱም ጽዮን ድዩ ዘሕብነካ ኣብ ኣስመራ ዘሎ ታቦት ዘይብሉ ካቴድራለ ሓድጊ ጽዓዲ ኢልካ ንሜሮን ካቴድራለ እዩ ዘሕብኖ ዘኹርዖ ክክክክክክ ፖለቲካ ሜሮን ኤርትራውነት ክሰርሕ ክክክክ ከም ምሓመድ እስልምና ዝሰርሐ ከም እየሱስ ክርስትና ዝሰርሐ ክክክክ ሜሮን ድማ መንነት ትግርኛ ባህሊ ህዝቢ ትግርኛ ስምዒት ትግርኛ ታሪኽ ህዝቢ ትግርኛ ዛንታ ህዝቢ ትግርኛ ሜሮን ድምስስ ስ ስ ኣቢሉ ኤርትራዊ ዝብሃል መንነት ክሰርሕ ክክክክክ ህዝቢ ትግርኛ ኩሉ ኣብ ኣፍና ክሸነልና ኣወል ስዒድ ስደተኛ ኤርትራውነት ክህብ ክኸልእ ኣብ ኣፍ ህዝቢ ኦርቶደክስ እዮም ዝሸኑልና ዘለው ብሄር ትግርኛ ህዝቢ ኦርቶደክስ ጸኒትና ንብለኩም ኣለና
እዋይ እዚ ኣማን ዝበሃል መንእሰይ ሲ ኩሉ ነገራቱ ጽቡቅን ቡሱልን ከሎ እታ (ተረዲኡካ) ድዩ ኢሉ ክደጋግማስ ማራ ትርብሽ ዶንቆሮ ኢኻ ዝብለካ ኮይኑ ይስምዓካ በጃኻ ኔው በላ ኣዕርያ እንተዘይ ኮይኑ ተስፋ ናይ ኤርትራ ኢኹም።
Meron don't be stupid
@amanuelh-ss2kr
6 ай бұрын
why are you keep asking to wedi tsegai he is proud of eritrean
ክላ፡ለቅማጽ፡ፈሊጥናካ።
ለዉጢ ማለት, ምዝርራብ ከምዚ ናይሕጂ, ሐሳብ ምልዉዋጥ, ለዉጢ እዩ. I high lighted, ሳሚ ዝበሎ ይሳማማዕ እየ. Anyway. Keep it up. ከም ወዲ ጸጋይ እንድዮም ብዝሕ ኢሎምና ኤማ, ( ተረዲእካኒ ) my tip for you is dont plame others, exercise ur mind i mean read book for supper change. Change it will come on is on way. አጆኩም ደለይቲ ፍትሒ ! ስለ ዝሐመቅኩም አይኮንኩምን ዘይታዐወትኩም እንታይ ድአ , እቲ ክፋእ ክስዕረኩም እግዛብሄር አይአተዎን. አብ ሐሳብኩም ኩሉ ጊዜ እግዛብሄር አእትዉዎ. ብዘይ ፍቃዱ ዝከዉን ነገር ስለዘየለ.
ተንታይ ኮይኑ ሽኡ ካምባል ኣነ አንታይኮነለኹ ህጂ ዘትብል ካብ ንብርገድ ንሃመዱ ኣይኮኑን ምባል ከምዚከማ ዝመሰሉ ኢዮም ቅስልሲ ዝጎቱ ሳላኻትኩም ኢሳያስ ይነብራሎ ኣወት ንኣኻ ውን ትምልጀትያ ከምሰፍኢ ግምጥል ግንጥል አንዳበልካ ኣብሃደ አላማደው ዘይትብል ዘርጊ ኢኻ
Guys get education then talk ….you are not qualified to talk
ረሳሓት ዘረባ ትብሎ ዘለኻ ንብርጌድ ንሓመደ ድዩ ? ናይ ለውጢ መንኮርኩር ኣይኮነን ዝበልካዮ ናይ ባዕልኻ ኢጎይዝም ስነሓሳብ ስለዘይብሉዲዩ ? እንተኾይኑ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ሓቅነት ዘይብሉ ናይ ተረኛታት ስሱዕ ስነሓሳብ ኢየ ዝብሎ። ተዛራቢንበር ሰማዒ ወለዶ ዘይብላ ሃገር ! ስለምንታይ ኩሉ ናይ ባዕሉ ሓድሽ ፍልስፍና ክተክል ይፍትን ? ብተረኛታት ሓድሽ ምንቅስቃስ ብምትካል ጥራይ ዕድመና ክንውድእ ክንነብር ? መሓሩናባ ! ሕጅኸ እዛናትኩም ተረኛ ምንቅስቓስ ስማ መን ክንብላ ኢና ? ዕቁብ ናይ በዓል መን ኢልና ክንስይማ ! እዛ ሓዳስ ተረኛ ተቐባሊት ዕቁብ ውድብኩም መን ክንብላ ? ወገሐ ጸበሐ ብሓድሽቲ ምህዞን ሓሳባት ሰኪሕና። ኣብ ልዕሊ ሓሳብ ሓድሽ ሓሳብ ስቓይ ህዝቢ ቁስሊ ህዝቢ ስለምንታይ ትጓድኡ ? መስጣን መርገምን ዝህዝቢ ዝሰደኩም ከይመስለኩም ክፋረደኩም ኢዩ ! ኢጎነት ንዮ በልዎ ንሓፋሽ ህዝብኹም ተገዝኡ ! ምስኡ ስመሩ ! ኣብ ትሕቲ ጽላሉ ኮንኩም ንህግደፍ ተሟጎቱ ! ጌጋታት እንተሃሊዩ ድንቁርናን ትዕቢትን ኣወጊድኩም ርሒቕካ ብምኹርባብ ዘይኮነስ ብልዙብ ምስ ኣሕዋትካ ዘቲኻ ፍትሓዮንበር ፍንጭራዕ ኢልካ ኣይትፈትሖን ኢኻ ! ኣቤት ወራጃ ዘረባ ! ተኻኢሉለይ ! ከብዲ እንተመሊኡስ ርእሲ ባዶ ኢዩ ዝኸውን ዝብልዎ ከምዚ ኢዩ ! ዕንክሊሎ 'ዶ ዘራጊቶ ክንብለኩም ቀረብና ኢልና ሳምንታት ምስተረፈና ብተረኛ ዕቁብተኛታት ዘራጊቶ ሕንፍሽፍሽ ኣቲና መዓትና ዓመታት ይውስኽ ! ዘይብተኽ ዘይስበር ናይ ዘንተእለት ናይ ውሉፋት መደርቲ መርገም ወለዶ ዘለዋ ሃገር ። ብዘረባ ዝሰልጠኑ ብፍልጠትን ምስትውዓልን ዝደንቆሩ ወለዶ ኣፍኩም ሓዙልና! ኣይትወራዘዩ ! ኣብ ዓዲ ተኾርምዩ ዞሎ መስጥኡን መርገሙን ከይፋረደኩም ! ዓሮቕሮቕ ኣይትበሉ። ይኣኽለኩም። ሜሮን መርገጽካባ ፍለ ! ብርእይቶይ ልዕሊ ኩሎም ዓብሎሎም ኢለ ክንእደካ ከምዘይቀነኹ ከምሽንቲ ገመል ሞኒካ ህግደፋዊት ንድሕሪት ትኸይድ ኣለኻ ! ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ዓሰርተ ንድሕሪት ብልሒ ዘረባኻ ከምቲ ዝበልካዮ ብግምባርካ ዘይኮነስ ውሽጢ ሓንጎልካ ይስይብን ይበርሕን ኣሎሞ በጃኻ ከምዞም ቆልዑ ዓይነት ነቦታቶም ንስኻ ትም በል ኣነቅድሜኻ ክዛረብ ዝብሉ ካብ ዓራቶም ከይተስኡ ርእሶም ዝምሽጡ ሕንፍሽፍሽ ኣዕናዊ ስነሓሳብ ክዛረቡ እንዳዓደምካ ንመሰተኦም መንእሰያት ወለዶ ኣይተናውጽ። ዓሌታዊ ናዚስት ናይ ፉህረር ፕሮፖጋንዳ ክዝርግሑ ኣይትፍቀዶሎም። ንረጋጋእ ! ዝኹሉ ህውከትን ተርባጽን ናይምንቲ ምንታይ ኢዩ ? ልብኹም ከይትኮስ ሓሳብኩም ብምስትዋዓልን ብልዝብን ይኹን ብፍላይ ሜሮን ተድልየና ኢኻ ! ብዙሒና ንጽበ ክንከስርካ ኣይንደልን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ጸጋታት ኣለካ ህድእ ኢልካ ተዛረብ። ትዕግስቲ
Please get education read a book you guys have emotional issues
ሓሰውታ፡ለውጢ፡ዝደሊ፡ከማኹም፡ኣይኮነን።