ብሓደ ጊዘ ልዕሊ 14 ቦታ ተወቂዐ ፡ ሻዕብያ ብኢደይ ሒዙኒ ነይሩ ፡ 9ተ ታንኪ ብሓደ ግዜ ማሪክና 👉ተጋዳላይ ወዲ ሃፍቱ 0943301600

Ойын-сауық

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ብሓደ ጊዘ ልዕሊ 14 ቦታ ተወቂዐ ፡ ሻዕብያ ብኢደይ ሒዙኒ ነይሩ ፡ 9ተ ታንኪ ብሓደ ግዜ ማሪክና 👉ተጋዳላይ ወዲ ሃፍቱ 0943301600
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted

Пікірлер: 72

  • @Hareg675
    @Hareg6757 ай бұрын

    ጅግናናና እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ🎉🎉🎉 ኣበይ ሞ ይሰምዑ ህዝብና ቢሃንግን ጥምየትን ይበርስ ኣሎ😢 ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና🙏

  • @bettyboo7783
    @bettyboo77837 ай бұрын

    ናይቷም ጀጋኑ ጀግና ወዲ ሀላል ትግራይ እድመን ጤኢናን ይሀብካ

  • @user-lw8hw3fc7j
    @user-lw8hw3fc7j7 ай бұрын

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና ንበረልና🙏❤💛

  • @user-ky7ly2wo6o
    @user-ky7ly2wo6o7 ай бұрын

    ደሱ ጅግና ሓወይ መተዓቢተይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካልና ❤❤❤❤

  • @user-vf4tl9pf9u
    @user-vf4tl9pf9u7 ай бұрын

    ዋዉ ጀጋኑና ሰለም VIVI TDF ❤❤❤❤❤❤

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g7 ай бұрын

    Tdf ዓለም የኹም❤❤

  • @TsegazabAbereha-el3uc
    @TsegazabAbereha-el3uc7 ай бұрын

    Destushey wedi haftey enkae terefkalna wedney❤❤❤❤

  • @Rozatekeletekele
    @Rozatekeletekele2 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ጀጋና ወደሃፉቱ ወደ ረመፀ

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay98157 ай бұрын

    Enikae biselam metsaeka JEGNAWAY ❤❤💛💛🔥🔥🙏🙏🙏TEMSGENI 🙏

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el7 ай бұрын

    Gegna, anbesa ✊️✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪I hope those war stories get published for our future generations

  • @muzatesfu4220
    @muzatesfu42207 ай бұрын

    Wow wedi Haftiney ziggrm intervi . Egzabiher enqan atereffeka 💒🙏💊

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy7 ай бұрын

    አስይ አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወና ዕድመን ጥዓናን ያሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @danielasmelash9462
    @danielasmelash94627 ай бұрын

    ወዲ ሃፍቱ ጀግና ምስ ብፃትካ ምእንተ ህዝብን ህላወን ትግራይ ዝተወፈኽሞ ታሪኽ እናዘከሮ ክነብር እዩ። የቐንየልና❤

  • @yeshem
    @yeshem6 ай бұрын

    ናይ ምግበይ ሰራዊት ጅግና

  • @SolijaTesfay-sh1cv
    @SolijaTesfay-sh1cv7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ ጅንናና

  • @user-zh7lo7sf7m
    @user-zh7lo7sf7m4 ай бұрын

    ጅግና እንኳዕ ብሂይወት ተረፍኻ

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned99247 ай бұрын

    My heart is heavy to see you going through this killing each other two brothers. lots of love from USA

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned99247 ай бұрын

    Ajoka jigna wedy Tigrai❤❤❤

  • @bahlibiweldegebriall3339
    @bahlibiweldegebriall33397 ай бұрын

    ወፍሪ ኣዴታት ኣብቲ ናይ ኮረም ይጅምር፡ወፍሪ ጸሓይ በርቂ፡ ድማ ኣልዉሃ፡ ወልድያን ከባብታት

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie30407 ай бұрын

    Desta thanks

  • @angesommussie4342
    @angesommussie43425 ай бұрын

    Genanu akalom mss godelu mguhaf kalsi tgray blash mkanu terediani bhaki

  • @siyeyonatal8007
    @siyeyonatal80077 ай бұрын

    Dusu arkey jigna mekriena eka bro

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe62845 ай бұрын

    Thank you our hero!!!!

  • @mebrhitkahsay5406
    @mebrhitkahsay54067 ай бұрын

    ❤❤❤ሓወይ

  • @hmkl2789
    @hmkl27897 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @berihukahsay7143
    @berihukahsay71437 ай бұрын

    What Heroes ?

  • @fisgeb5225
    @fisgeb52257 ай бұрын

    ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ንሕበነልኩም

  • @ezbhamenn2050
    @ezbhamenn20507 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️🤙🤙🤙

  • @tgadosamri3947
    @tgadosamri39477 ай бұрын

    ❤️❤️❤️

  • @teklithadish8623
    @teklithadish86237 ай бұрын

    Egzabher enqae bselam melska wedi haftu arky

  • @melenadan1670
    @melenadan16707 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GjKj-cq8kx
    @GjKj-cq8kx7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @shelashela8827
    @shelashela88277 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @azmeratesfay6273
    @azmeratesfay62737 ай бұрын

    TDF 💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @sisaykidane1154
    @sisaykidane11546 ай бұрын

    Good job

  • @FhFh-zc5zz
    @FhFh-zc5zz7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Azebkiros-nv7cl
    @Azebkiros-nv7cl7 ай бұрын

    Tdf❤❤❤❤

  • @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
    @eyerusalemhaylemaryam-vg4rl7 ай бұрын

    ሓመድ ትብለዐኒ ኣሕዋተይ ልኣኹም ብቃላት ምግላጽ ከቢድ እዩ😢

  • @tirhaswelu
    @tirhaswelu7 ай бұрын

    TDF tdf tdf ❤❤❤❤

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr9457 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢🎉🎉

  • @ghidaydesta5870
    @ghidaydesta58707 ай бұрын

    ❤❤💛🙏🙏🙏

  • @SenaiKern-fb3se
    @SenaiKern-fb3se6 ай бұрын

    " ዶ " 😂😂😂

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam79927 ай бұрын

    ❤❤❤🎉

  • @eritreansiniper1672
    @eritreansiniper16724 ай бұрын

    Powwww tegaru hasot sinkon 😂

  • @IdApps-fn2cf
    @IdApps-fn2cf7 ай бұрын

    💖🌹💚💚❤❤🌷🌷

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie30407 ай бұрын

    እዚውን ካሊእ አሉላ አባነጋ

  • @user-jt2xd9dh1p
    @user-jt2xd9dh1p6 ай бұрын

    💊💊💊💊🌹💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @user-pi2nv5by3y
    @user-pi2nv5by3y7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪😂

  • @filimonmebrahtu2812
    @filimonmebrahtu28127 ай бұрын

    9 tanki 😅😅

  • @saimonberhe4379
    @saimonberhe43796 ай бұрын

    Wiigin hasotn😂

  • @mymotherland9108
    @mymotherland91087 ай бұрын

    JEGANU TIGRAY! BRAVE FIGHTERS! THE WHOLE WORLD WITNESSED YOUR ARE JEGANU❤💛❤💛❤💛❤💛👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo21747 ай бұрын

    👌👌👍❤💛✅💖💖💖💪❤💛❤💛

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati85526 ай бұрын

    ካብተን ኩለን ዝተዛረበን አጋጣሚ ከይበለ አብ መወደእታ ሕዝቢ ይመውት አሎ ናይ ትግራይ ትካል ዝበሃል ትእምት ሚልዮነር ስቕ ኢልካ ምርኣይ ትብል እያ ሓቂ ዝተረፈ ግን አጋጣሚ እንዳበለ ደምሲስናዮ ዝበሎ ሕዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራ ወዲኡ ካብ ኬንያን ሱዳንውን ደምሲሱ ይኸውን

  • @MomLove-nd9kf
    @MomLove-nd9kf6 ай бұрын

    Anabs tdf

  • @filimonmebrahtu2812
    @filimonmebrahtu28127 ай бұрын

    Hasotn srkn bahlna yu 😅

  • @johannesgigar1342

    @johannesgigar1342

    4 ай бұрын

    Ewe bahlikum, Shaebia!

  • @semerenegash3935

    @semerenegash3935

    Ай бұрын

    Oyyy tegaruu beka eza kelil zkorexet adi hang koyna terifa ​@@johannesgigar1342

  • @teweldemebrahtu9901
    @teweldemebrahtu99017 ай бұрын

    1April መዓልቲ ሐሶት

  • @saimonberhe4379
    @saimonberhe43796 ай бұрын

    Eway bogog😂😂😂😂😂9tanki

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe36717 ай бұрын

    ደስታ ሚድያ ብፈጣሪኻ መልሰለይ ክንደይ ግዜ ሓቲተቨካ ሕቶይ እዚ ኹሉ ኣብትግራይ ዝነበረ ኩሉ ነገራት ኮሎስ ኣበይ ኔርካ ደስቲኖዋይይይ

  • @user-wb8ry3cj6g
    @user-wb8ry3cj6g7 ай бұрын

    ኣታ በዛኻ ቆቦ ትዳሓዝላ ባንድራ ሕዞም ዝስዕስዑ ዝነበሩ tdf ዋላ ሓደ ኣቅርበልና እቲ ቭድዮ ኣብ ወዲ ራያ ይቱብ ጋዜጠኛ ካሕሳይ መሰለ እያ ዘላ

  • @dh4343
    @dh43437 ай бұрын

    ታንክታትን ክልእን ትማርኹን ብዙሓት ጅግንነት ዝፈጸኩም ከም ዘለኹም ትዛረቡ፡ብብዝሒ መናእሰያትን ቆልዑትን ብሓፈሽኡ ብብዝሒ ስቢል ህዝቢ'ውን ከም ዝሞተን ብጥምየትን መዕቆቢ ብምስኣንን ከም ዘለኹም ኢኹም ትዛረቡ፡ ድሕሪ ዝኹሉ ህልቂት ጀጋኑ እናበልኩም ትጽሕፉን ትዛረቡን ዘለኹምስ ኣብ ምንታይ እዩ ትጅግንነት ዝብሃል ዘሎ? ኣደታት ዝብላዕ ስኢነን ሓመድ እና ፋሓራ ሓመድ ተኸዲነንን ዓለም ርድኡና'ናበልካዶ ጅግና ነይረ/ሩ ዝብሃል ኣሎ እዩ?

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44Ай бұрын

    ዘየቃርጽ ናይሕሶት ዉርሻ ።

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o4 ай бұрын

    ሓሶት ምሽ ¹14ይትረፍ ተማርክናኹም ተኾይኑ አምበር ብትኣምር ኣይረከብኹምን ተምቤን ድኣ አንትኣይ ኣከደኩም ሰብ አናማረከን አና እ ንኣጥ ቓ ኹ ምብስ ታይ ድኣ ቴ ንቤን ወሰደኩም ብቕዓት ነይርኩም በዓል ን ሄር. ኣባይ. ስዩም. ኢትይ መስኪን ኣስመላሽ. ለክምኩሞም ተፌኩም ዘረባኻ ለማ በገበያ እዩ.

  • @barambaras5824
    @barambaras58247 ай бұрын

    ኣቱም ሰባት እንታይ ኢኩም ከተዛርቡና ደሊኹም ብሓሶት ጥራይ ክትነብሩ ኣበይ ኣላ ትግራይ

  • @user-po9hj4ip6f
    @user-po9hj4ip6f7 ай бұрын

    ሕልሚ ዶርሆ ዶ ክነገርኩም እወ ንገረና እወ ንገረናዶ ይባሀል እዩ እወ ይባሀል እወ ይባሀል ዶ ይባሀል እዩ እወ እወዶ ይባሀል እዩ ኮይኑ እዚ ነግድር 14ታንኪ ማሪኸ ወይጉድ 14 አእዱግ ማይ ጻዓና ከይትብል ሲ አድጊ ወሪዱካ ካብ ድሮን ትሀደም ዝነበርካስ

  • @saramm8772
    @saramm87727 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @ankeretube
    @ankeretube7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas257 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @titinba5028
    @titinba50287 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shelashela8827
    @shelashela88277 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-dn1ve3mx8g
    @user-dn1ve3mx8g7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

Келесі