ብደለይቲ ፍትሒ ተወለድቲ ዓዲ እምባረኽን ነድወን ኣካለጉዛይ ንተመዛበልቲ ህዝቢ ጉሎመኸዳንን ኢሮብን ዝተገበረ ሓገዝ

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia

Пікірлер: 38

  • @God-db9vp
    @God-db9vp Жыл бұрын

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን፡ ዝሃብኩም ከኣ ኣምላኽ ይባርኽኩም መምህር ሙሉ ውን ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ።

  • @user-kd7lt2cu5r
    @user-kd7lt2cu5r Жыл бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፅእካ መምህር ሙሉ ኩቡር ሓዉና ብሓቃ እትገብሮ ዘለካ ሰናይ ስርሕ እግዚእብሔር ኣምላካ ዓስብካ ይክፈልካ አቱም ንዚ ሰናይ ስራሕ ዝሰራሕኩም ድም እግዚእብሔር ኣምላካ ብዝወፀ ይተከአልኩም ዘም አሕወተይ

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r Жыл бұрын

    እግዚአብሔር አምላክ የክብርኹም ብዘለኹምዎ እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም አሜን/፫/

  • @user-oy6pl7cn3z
    @user-oy6pl7cn3z Жыл бұрын

    መምህር ሙሉዬ ኣቦ ዉፅዓት እንካዕ ብሰላም መፃእካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዝወፀ ይተክልኣኩም ክቡራተይ ኣሕዋተይ 😍😘🌺😍😘

  • @lovetigray7773
    @lovetigray7773 Жыл бұрын

    እግዛኣቢሔር ኣምላክ የክብርኩም ብልወፀ ይተክአልኩም ክቡራት የሕዋት ስቃይና ስቃይኩም ገይርኩም ዝተቀበልክሞ ፈጣሪ ፈረ ፃዕርኩም ይክፈልኩም😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 Жыл бұрын

    ኣከለይ መን ከማኹም💖 ጭዋታት ህዝቢ ኢኹም።

  • @user-ds4pv9by5r
    @user-ds4pv9by5r Жыл бұрын

    ብዝወጸ ይተከአልኹም💖

  • @user-tk6do9du6f
    @user-tk6do9du6f Жыл бұрын

    ፈጣሪ መተክኣቱ ይፊጠረሎም እንጀሮኦም ይዕብዮ

  • @salmedageme7806
    @salmedageme7806 Жыл бұрын

    ሀይ ሰላም ህዝቢ ትግራይ ማሪያም ትሃሉኩም ትግራይ ትሰዕር ብከመይ ክረክበካ ሙሉ ሓወይ

  • @RakiHailu89
    @RakiHailu89 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ይሃብኩም ዝሃብኩም ናኣካ እውን ኣምላክ ይባርካ መምህር ሙሉ ሓውና ንህዝብና ካብዙ መከራን ፀበባን ኣውፅኡ ብሰላም የራክበና 🙏❤️💛❤

  • @user-kj9jo5oj3e
    @user-kj9jo5oj3e Жыл бұрын

    ብዝወፀ ይተካኣልኩሙ ኣሕዋተይ ❤️🙏🙏🙏

  • @selam801
    @selam801 Жыл бұрын

    እግዚአብሔር ብዝወጸ ይተኸአልኹም ሰብ ሕልና የሕዋትና

  • @askalearegawi9403
    @askalearegawi9403 Жыл бұрын

    እግዚአብሄር ኣምላክ ምሰካ ይክን

  • @eseyamnuel
    @eseyamnuel Жыл бұрын

    ኣታ ዞም ዓድናስ ለባማት ደለይቲ ሕውነትን ደለይቲ ሰላምን ፍቕርን ገንዘብኩም ይባርኽ ፈጣሪ ህዝቢ ትግራይ ድማ ናብ ናይ ቀደም ሰላምኩም ተመሊሱ ሂወትኩም ትመርሕሉ ግዜ የምጸአልኩም ፈጣሪ ። ሕፍረትን ስዕረትን ንወረርትን ዓመጽትን ።

  • @wehazitjoseph9648
    @wehazitjoseph9648 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ruftalbey8635
    @ruftalbey8635 Жыл бұрын

    ኣንታ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ እዚ ኣይኮነን ኔሩ ኢድካ፡ ኮይኑ ግን እዞም ደርጋውያን ገፋዕቲ እሰያስን መሽረፈትን፡ ዘለዎም ሓይሊ ኣካቲቶም፡ ንሞትን ንምፍንቃልን ፈሪዶሙኻ ግን ኣጆኻ ክሓልፍ'ዩ ብሓይሊ እግዚኣብሄርን ብመስዋእቲ ደቅኻን። ሰላምን ቅሳነትን የውርደልና ኣሜን። ካብ ኤርትራዊ ሓውኹም ወዲ ጨዓሎ ሃዳድም ኣከለ ጉዛይ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ።

  • @user-jf3ri3nn8s

    @user-jf3ri3nn8s

    Жыл бұрын

    ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓወይ ካብ ልቢ ነመስግነኩም ኣምላኽ ይተከኣልኩም ዉዕለታኩም ረዚኑ እሞ ካብ ኣምላኽ ርከቡዎ 👏

  • @Sillysanriofan

    @Sillysanriofan

    3 ай бұрын

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Rahel248
    @Rahel248 Жыл бұрын

    Memhery you are amazing ❤️ 🙏 ❤️

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s Жыл бұрын

    ኣምላኽ ይተከኣልኹም ሰብ ሕልና ክብሪ ይሃበልና ፈጣሪ 👏

  • @brhanegebru6711
    @brhanegebru6711 Жыл бұрын

    Tnx eritrawyan selamna ymeles ahtey

  • @user-fh6wj8ln3c
    @user-fh6wj8ln3c Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @slamahsalamah8859
    @slamahsalamah8859 Жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ሰላም

  • @filmon3579
    @filmon3579 Жыл бұрын

    Ajokum ab konekum alena hzeb Tigray::👌🌹🌹🇪🇷👌

  • @Sesen2000
    @Sesen2000 Жыл бұрын

    Eway ezom welday smey zbele abo aboy ymeslu, kidmekum dfi tebleni weledey halaleyy. Tselaekum ytme.selam tray ykun ember slimatna sheytna kinhgzo ena nhzbi tgray hawna

  • @askalearegawi9403
    @askalearegawi9403 Жыл бұрын

    ኣቶም ዝሓገዝክም እግዚአብሄር ኣምላክ ብወፀአ ይተክአልክም

  • @tibletsabraham1078
    @tibletsabraham1078 Жыл бұрын

    Ajokumi fetari misakum eu

  • @tttfff4025
    @tttfff4025 Жыл бұрын

    edmi nakum Anetum zahabekum

  • @Abbay_special_recipe
    @Abbay_special_recipe Жыл бұрын

    This will give heart attack to papa dictator Esayas Afwerki……good luck 🍀 Eritreans and tigrians, Enough is Enough

  • @teklenara9386
    @teklenara9386 Жыл бұрын

    ኩቡር መምህሪ ኢዚ ሐገዝ ዝሰደዱ ተጋሩ ኣብ ኤረትራ ደቂ ኣርባዓ ኮይኖም ተጋሩ ኢዮም በሎም ኤርትራውያን ኣይትበሎም መኤረምታ ግበረሉ ምምህር ሙሉ ብቲገብሮ ንዲካታት ምሕጋዝ ከየመስገንኩካን ክሐልፍ ኣይደሊን ኤርትራዊያን ውን ንባዕልና ብዙሕ ጸገማት ኣሎና ኢንበር ንጎራባብትና ዘይሐገዝና ንመን ክንሕግዝ ሕጅ ግን ስለ ዘይሐገዝና ብሽምና ኣይትሸቅጡ በሎም ተጋሩ ኢኩም ምስ የሕዋትና ኤርትራዊያን ኣይተባኡሱና በልዎም። ኣብስደት ኮይኖም ኤርትራዊያን ኢና ኢናበሉ ብዙሕ ገበናት ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ይፍጽሙ ኣለዉ። ኢዚ ዲማ ክትፈልጥዎ ኣለኩም ተጋሩ። ኣኮሎጉዛይ ኢንዳበልኩም ህዝቢ ኤርትራ ክትፈላልዩ ኣይትጽዓሩ ተጋሩ ኢዮም የሕዋትና ተቀመጢ ደቂ ኣርባዓ ኣብ ኤርትራ በሎም። ንሰላም ትዕድሙ ኢንተኮንኩም ሐቂ ተዛረቡ ንብለኩም።

  • @baherikebxewa1687
    @baherikebxewa1687 Жыл бұрын

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤣🤣🤣🤣😜

  • @baherikebxewa1687
    @baherikebxewa1687 Жыл бұрын

    Mulu hasawe gezeka texby 😀😀

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet1511 Жыл бұрын

    አዬ ተጋሩ ልበ ንፁህ ፈጣሪ ምሳኩም ይኹን ነገረ ግን ደለይቲ ፍትሂ ኢልኩም ፈሊይኹም አመስግኑ ቀተልቲኹም ኤርትራን ሰራዊት ስለዝኾኑ አትረስኡ ረሳኧቲ ኮይይና ኢና እንጉዳይ ዘለና ተጋሩ

  • @barcoteabenet1511
    @barcoteabenet1511 Жыл бұрын

    ገንዘቡ በመላካቹህ እናንተ ኤርትራ ነን ያላቹህ እናመሰግናለን ነገር ግን አውሬ አውራሪስ ሌባ የሆነውን የሻዕቢያ ዘመኛና ወታደራችሁን ምከሩት እኛ ለወላጆቻችን ሰላም ከሆነ ለመርዳት ዝግጁ ነን የማንንም እርዳታ አንፈልግም ።

  • @baherikebxewa1687
    @baherikebxewa1687 Жыл бұрын

    Kkkk🗡️🗡️🗡️🗡️🗡️🐕🐕🐕🐕

  • @abiteklab4718

    @abiteklab4718

    Жыл бұрын

    Ata nay behaki sidi armen eka bulug

Келесі