ብድሕሪ ጄ/ል ዮሃንስ ገብረመስቀል ዝፍልፍል ዘሎ ሓደገኛ ሴራ
Ойын-сауық
Uncovering a Potentially Dangerous Conspiracy Involving Lt. General Yohannes Gebremeskel
Please consider supporting Tigrai Press through Zelle at 480-729-0588
Twitter Page: / tigrai_press
Facebook page: / presstigrai
Facebook Profile: / bisrat11
#DavidShinn #SecBlinken #PresBiden #MikeHammer #KarineJean_Pierre #Ethiopianews #Eritreanews #SeifuOnEBS #Tigraitv #BBC #VOA #EAL #JawarMohammed #KushMedia #OMN #CNN #Somalinews #Somaliland #AsmaraEritrea #IsayasAfewerki #TheHeritageFoundation #GetachewReda #DebretsiyonGebremichael #Biden #GeneralWorede #GeneralTsadkan #AwrambaTimes #DawitKebede #DerartuTulu #LidetuAyalew #EthiopianAthleticsFederation #EphraimIsaac #DiasporaAgainstChildHunger #InternationalCommissionofHumanRightsExperts #TigrayanChurch #EOTC #OromiaChurch #TPLF #TigrayGovernment #IntremAdminstrationofTigray #TDF #DawitWeldegiorgis #Awrambatimes #Asmara #ENDF #TDF #SudanWar #StateDept #WaElaTigray #TigrayGlobalProtest #AmharaProtest #FestivalTigray2023 #Ashenda2023
#Amhara #EthiopianParliament #Weyane #ZeresenayAlemseged #EmperorHaileselassie #MengistuHaileMariam #MelesZenawi #HaileMariamDesalegn
Пікірлер: 98
መሬት ላራሹ ኮ ብደርጊ እዩ ተኣውጁ ...🤔ደርጊ መሳፍንቲ ሒዞምዎ ዝነበሩ መሬት ንዘየብሉ ሂቡ እዩ። ገዛውቲ ወሪሱ ናብ መንግስቲ አእትዩ ንዓቕሚ ዘየብሉ ብንእሽተይ ገንዘብ ተኻርዩ ክነብር ገይሩ እዩ። በታ ሰዓት ንሳ አነ ምስክር እየ ..
አንታ ጅግና እማን ትግራዋይ መሐበኒ በሎ ዳኣ ብሐቂ በትሪ ብጣዕሚ የመስግን
Wow!, Bisrat Amare thank you!
ንመጀመርያ ግዜ ሓቂ ዝተዛረበ ጀነራል ወያነ፡ ጀነራል የውሃንስ መንጋግ እዩ፡፡ኣነ ንነፍሰይ እየ ተጋዲለ ኢሉ።እቶም ካልኦት ጀነራላት ግና ንህዝቢ ትግራይ ተቃሊስና እናበሉ፡ንስዉኣቶምን ስድራስዉኣት ንብዓቶም ከይደረዙ ፡ኣብ ምስራቕን ምዝማትን ኣትዮም፡ሎሚ ከምኦም ዝህብትም የለን፡፡ስለዚ የጀነራል የውሃንስ እቶም ኩሎም ዝገብርዎ ንሱ ጥራይ ኣሚንሉ፡፡
@tedesberhane2836
7 ай бұрын
ኣታ ዲቃላ ጣልያን ባንዳ እዩ ከማካ
ህዝቢ ትግራይ እንታይ ረቢሑ ፥ ብጀካ ሓሳረ -መከራ ኣዩ ኢሉ ። ካልእ ዘበሎ የለን ። ሓቁ'ዩ ድማ ።
Yohannes Gebremskel he is a hero l know him very well he is a diehard fighter he is right all along Jhon keep going well forget all the past behind you You are the true
ዬሐንስ እምበርከ ትግራዋይ ድዩ
ኩሉኩም ሓሰውቲ። መንእሰይ ትግራይ አወዲእኩሞም። ጸኒቱ መንእሰይ ትግራይ። ሓሶት ባህሊ ኮይኑ።
❤
ካባካ ብላዕሊ ሓሳዊ የለን
ኣይተ ብስራት ኣማረ ንስኻ ባዕልኻ ፖለቲካዊ መርገፂኻ መልክዕ ተትሐዝካዮ ፅቡቕ እዩ :በዙሕ ጊዜ ጫፍ ዝረገፁ ሓሳባት ኢኻ አትዛረብ
ጀነራል ዮሃንስ ሓቁ ንስኹም ተጠቒምኩም እምበር ህዝቢ ትግራይ እንታይ ረኺቡ ።
ህዝብኮ የናገር እዩ እናተደበቀ እዩ
ብቐደሙ ጀነራላት ምስ በዝሑኹም እዩ እዩ'ቲ ጽገም ተፈጢሩ፡ ፡ እሞ ከኣ ተሞክሮን ኣፍልጦ ፖለቲካን ዘይፈልጡ፡ (ተራ ቋንቋ ሓረስታይ ዝዛረቡ)
ነቲ ሓቀኛ ምስክርነትካ የቀኔልና ኣይተ ብስራት
God bless you guys
Thank you Tegadelay Ayte Bisrat and you Bisrat at Tigrai Press.
ህዝቢ ትግራይ እጢፉኡስ ክነበር ማለት ድዩ
ዶ
የቀንል ብዙህ ሚሂሩምና
Bisrat feger hifer iske hifer. Halay gezif kebdi kurub aytlibmn gelie
የአማራጠላት ቅርብ ቀን ይጠፋሉ ለዘልዓለም
Great Analysis TEGADALAY
GREY AREA is very controversial and debatable. Reality is that most if not all revolutionaries join revolutions because they couldn't find a grey area in their lives. As an Eritrean I have seen this in most youths who joined the Eritrean fronts. As a student in Europe I had close and dear Tigrean friends who graduated in different fields. This was in late 80's and all of them left Europe to join Weyane through Sudan. When I look back at their situation then, I say they joined because they couldn't find a grey AREA or zone because there was no future in them going back to Ethiopia or in Europe or North America. They didn't see themselves living in North America, though they could have easily gone to America or Canada. Grey area is NOT only physical. It's psychological, cultural, traditional, and spiritual issues. Here, I totally agree with General Yohannes in what he truthfully said, " I joined the revolution for my own reasons and NOT for the people of Tigray." What he said is true for every revolution and revolutionaries. A revolutionary joins a liberation front for his personal ego and to fight his or her own demons. Why did the Ethiopian president, the president of Eritrea and Weyane carried out a stupid and senseless war? Do they care about their people? The answer is " NO ". NOBODY CARES ABOUT THE PEOPLE. IT'S A TOTAL MADNESS.
ወድ ኣቦይ ኣማረ ንየውሃንስ መንጋግ ብደምቢ ኢኻ ገሊፅካዮ:: ዕድመ ይሃብካ:: ባንዳ ኩልሻዕ ኣሎ እዩ:: ባንዳ ድማ ኣማራፂ ሲኢኑ ዘይኮነ ዝብንድድስ ምርጭኡ እዩ ዝወስድ:: ፈትዩን ደልዩን እዩ ዝኽሕድን ዝብንድድን:: ኣፍቅሮተ ንዋይ ኩምኡ እዩ ዝገብር!!! ተስፋ ይገብር ብኣካል ከም ዝረኽበካ ድማ !!!
@lomiayneyberhe8136
7 ай бұрын
ባንዳ ዝበሃል ብኢድ ካልእ ተሓርዩ (ተመሰሪቱ) ንረብሓ ካልእ ህዝቢ ወይ ሃገር ዝሰርሕ ከሓዲ ሃገሩ ማለት እዩ ። ህወሓት ብሻዕብያ ተመሰሪታ ክሳብ ነፃ ሃገር ትገብሮም ተሓሽኪራ ዝነበረት ውድብ ባንዳታት እያ ።
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ተጋዳላይ ብሰራት❤️❤️❤️💪💪💪
@letegabriel2721
10 ай бұрын
Agree
Jeneral yowhans eti haqena seb koynu rekibeyo Gele kabti zbelo eti kunat tgraway ymerho ayneberen elu slezi benxaru ekada eti qendi tgraway mkanu rekibeyo
Bsrat jasus u mknyatu yowhans sebay kem ertrawi haile wldetnsae u haqi tenasihu nska gn hasawi eka dey demka ktblex tdeli nska eka yowhans gn entewehade nay hasot hzbi gray aybelen
ተጋሩ stuck ጌርኩም። እዚ ናይ ወያነ ርዕዮተዓለም ከይደርበኹም ሐዲሽ ነገር ክትርእዕዩ አይትኽእሉን። እዚ ትገብሩዎ ዘለኹም ምይይጥ ሚዲያ ጽቡቕ ኔሩ። ግና በቲ ናይ ወያነ framework of thinking ትበጹሑዎ የብልኩምን። ሕዝቢ ኢትዮጵያ ጸላኢኹም አይኮነን። ስርዓት ግና ዘረባ የብሉን። ሓዲሽ አታሓሳስባ ሒዝኩም ተመለሱ።
ነሐወሐተ ኸቀፈ ዘፈረሕ አሀዘበ አበጀነረለ የዋሀነሰ ሰኒ ረኸብ ነሐዋሐተ መረመሩ
💪💪💪💪💖💖💖💖🙏🙏🙏
Are beti zehalefe himak gfetat abAlem teraeyu zeyifelit gife besihu nezuy kikalakelu hizbom kedhinu niziteseweu nay kulatna beteseb nezikonu sidranan nitigrayin sinatyehabbena netom merahtinserawtinhizbinkea kibretin megosin yehabom Are nay lomi gedede abwishti hizbi nwidibin zeateweshigr neadina hadegan miflilayin keyisakae hizbi kinekhaluyigibae
TIGRAY Prevails
ክልትየኹም ብስራት የቅንየልና፡
Sera isn't tigringa
@Timmy-x9h
10 ай бұрын
Is it Geez? I remember our ancestors saying Sera Mera.
እዛ ናይ መንጋግ ጉጅለ አብ ትግራይ መሓውር አለዋ ፣ብሑቡእ ተጎጂሉ ይንቀሳቐስን ግዚያዊ መንግሲቲ ክዳኸምን ስራሕ ከይሰርሕን ሰኒጉ ሒዙ አጋጣሚ ይፅበ ዘሎ (መብዝሓትኦም ደቂ ሓደ ቁሸት) ። ልዑል ጥንቃቐ የድሊ። ከም መንገግ ኣብ መብጎ መሪሕነት ህዋሓት ከምኡውን ኣብ መንጎ ላዕለዎት ወታደራዊ መሪሕነት ዝነበረ ጎንፅን ንሕንሕን ተበሊፆም ሃፍቲ ዝኣከቡ ይርከብዎም። አብይ አሕመድ'ውን ነዘን ጎንፂ ተበሊፁ ናብ ስልጣን ወፂኡ ከምዝጭፍጭፈና ዘሎ ክርሳዕ የብሉን። ደጊመ ልዑል ጥንቃቐ ክውሰድ ይላበው።
Ab media gn sera wit shaebya ewe atyu elu zmeskere general eyu neyru!!!
ብስራት ኣማረ ዘይንስካስ ከምኡ መርገጺ ዘይብልካ ሓሳዊ ኢካ:ወያነ ብተፈጥርኡ ሓሳዊ ውድብ ስለ ዝኮነ ሓሶትን ምስልባጥን ባህልኩም እዩ ጆን ከኣ ንዕኡ እዩ ደጊሙ:ዘሕዝን እቲ ድካ ህዝቢ እዩ:ኩልኩም ሰረቅቲ ቀተልቲ :ባዕልኩም ዝወላዕኩሞ ኩናት ህዝቡኩም የህሊቅኩም ሕጂ ጆነሳይድ ዶ ጅንዕፍሪት ኣይትበሉ ኣብ ትግራይ ዘርኢ ምጽናት ኣይነበረን የለን :ወያነ ዝወልዖ ኩናት ተካይዱ ወያነ ኣብ መወዳእታ ተሳዒሩ ኢዱ ሂቡ:ክትሓቱ ዘለኩም ንምንታይ ዕላማ ዘይብሉ ኩናት በሉ:ዓባይ ትግራይ ዘይኮነትስ ንእሽቶይ ትግራይ ውን ኣይረከብኩምን::
Bisrat amara ketali seb, Jemica nab shabia kigadel eyu n bereka metsyu slezi aytihasu n hiwahat elu kab america aymetsen
The truth is you all are living a comfortable life and the mather of heroes who sacrificed for their people are living a horrible life, that is the reality we are seeing. Why do we deny the truth, that is the truth happening in Tigray everyone is selfish living for his ego, fame, and respect.
@wediofla3230
10 ай бұрын
What is your proof that "all" Tigrayans are selfish?? Making such a blanket statement shows how delusional you are.
ሰላማት ክብር ሓወይ
ዮሃንስ መንጋግ ንህዝቢ ትግራይ ንጹር መልሲ ሂቡ፣ #ኣየለልየካን_ኣይፈልጠካን፣ ንኸብደይ ንኸርሰይ'የ ተጋዲለ'ልዎ፣ #የሕዝን😢😢😢😢
የቐንየልና ጎይታና። ኣይትሳኣን።
Confusion
I have no words for this Kriminal general
ኣብ ቀረባ ጊዜ ዝፈለጥኩኳ ናይ ትግራይ ሚድያ እካ ግን ንብስራት ኣማረ ብዛዕባ ጀጋኑ ፀረ ፅንተት ንህላወ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ትስእየ ትግራይን ክትገልፅ ንብስራት ካብተቅርብ ካለኦት ተጋደልቲ እተትመርፅ ፁቡቅ ኔይሩ እብል።
ብስራት እሎምኻ ጀግና ከማኻ ዝበሉ ጀጋኑ የድሊይዋ
እታ ለየውሃንስ ለቅረበት ብሕጊ ክትእስር እኔዋ ልበልዓቶ እኔዋ
ጀነራል ዮውሃንስ ሓቂ ዩ ተዛሪቡ ኣይኮነን ንሰብ ኢሎም ሂወቶም ክከፍሉስ ለሚንካዮም እኳ 100 ኣይህቡኳን ኩላ ነንፃሕላ እያ ። ብኸማኩም ዝበለ ከብዳም ሓሳዊ ሰራቂ ዩ ህዝቢ ተበዲሉ
አብ ናይ ህወሐት ፖለቲካ አብ ምስላፍ ግዜ መጀመርያ ትቃለስ ንባዕልኻ እዩ መጀመርያ ናይ ባዕልኻ ረብሐ ክተረጋግፅ ኢኻ ትጋደል ብኻላይ ደረጃ ድማ ንናይ ህዝብኻ ረብሐ ንምርግፅ እኻ ትጋደል ዝብል አተሐሳስባ ነይሩ ንህዝቢ ትግራይማንም ሰብ ወኪሉ ዝጋደለሉ ሰብ የለን ምክንያቱም ህዝበ ተግራይ ንናይ ባዕሉ ረብሐ ዝተቓለሰ ህዝቢ እዩ
የውሃንስ ሓቂ ዩ ተዛሪቡ ።ንህዝቢ ኢና ተጋዲልና እንዳበልኩ ህዝቢ ትበልዑ ዳኣ ጨነቀና እምበር ።
ተጋዳላይ ብስራት አማረ ፅቡቕ ጌሩ ገሊፅዎ እዩ:; ቀይሕ ራዕዲ ዝተጀመረ 1970 እዩ መንጋግ ዮሃንስ ገብረመስቀል ሓሳዊ እዩ::
እዚ ናትካ ኽፍኣት ድኣ የርእየና አሎ እምበር ታይ እዩ ክተሕልፎ ዝደለኻ ጭብጢ ?ብዛዕባ ሰብ ሰብ እንትትዛረብ ናትካ ኽፍኣት እዩ ዘርእየና እምበር በቲ ናትኩም ደነዝ ባዕልባዕልኹም ምእንተስልጣንን ጥቅምኹምን እትላተሙ ደነዛት ኢኹም ግን ንዓና ተሪፍኩም። ንስኻ እዉን ንነብስኻ ኢኻ ተጋዲልካ ሓሻዊ እዚ ዓይነት መደንዘዚ ታይ እዩ ?ሰብ ንዕላምኡን እዩ ዝቃለስ ነይሩ ። መሬት ዝተመቐለ ድማ ወዲ ዓቀይታይ ዝነበረ ወዲ መስፍን እዩ ።
It is rumored that during the ethio. Ertrea badme war he was detained for unauthorized meeting with an eritrean general.
ናይ ስብ ኮሜንት ልሐውና ብስራት አማረ ተቱልና
የውሃንስ መንጋግ ን ተጋሩ ካብ እዞም አዛብእ ሸየጥቲ መርድእ ሓራ ከውጽእ ዓቅሙ ዘበርከተ እዩ እንተ እቲ ዘረፊ ሓራዲ ግን ኩሉክን ሓደ ኢክን ናይ ደደቢት ደደባት ። ብፍላይ አብስራት አማረ
@user-tr3iw1qx5y
10 ай бұрын
ሸዕብያ አራዊት እዩ
@tehabenhizbey2778
9 ай бұрын
@@user-tr3iw1qx5y መልኣኽ ኮይኑ ሐልዩኩም። ምስ ተንከፍኩሞ ግን ኣራዊት ኮይኑ ኣጓይዩኩም። ጽቡቕ ገበረ።
ንወያነ ዘይተቃለሰ ደሊኻ ንመሰሉ ተቃሊሱ
ኵልኹም ደገፍቲን ተቓወምቲን ህወሓት ተጨፍሊቅኩም ክንዲ ጀነራል ዮሃንስ ኣይትመፁን ።
ጀነራል የውሃንስ ጉድኩም ስለዘውጸእኩም ሕጂ ጻዕጻዕ ኣቢሉኩም እትዛረብዎ ዝእምነኩም ትግራዋይ የለንዩ። እዚኩሉ መንእሰይ ትግራዋይ ብእስገዳድ ኣሰሊፍኩም ኣብዉግእ ኣጥፊእኩሞ፡ እዚዩ ድማ ኣብ ፍርዲ ዘውረደኩም።፡ ግን መንዩሞ ክኸሰኩም ሕጂውን ንትግራይ ትመርሑ ዘለኹም ንስኻትኩም።
የቀንየልና ብስራት ሓየሎም ካብ ዝበሎ ብኣካል ነጆን ክገልፆ ካብ ዝሰማዕኾዎ ፈራሕን ክብራምን እዮ ይገልፆ ነይሮ
ሰላም! የቀንየልና ብስራት። ንበር!
እምበር መንጋግ ከምዚ ዓይነት ከዳዕ ከብዳም ትግራዋይ ኣይራኣኹን
😊
Unfortunately I am sending more sinister and deceitful things from this man Bisrat. Time will tell. That does not absolve the sins of this Yohannes who participated in the Tigray genocide
ብስራት አማረ እንኳዕ ዕድመ ሂቡኳ ፀናኻ ንምእታ ናይ መንጋግ ሕሶት ክተቃልዕ እቲ ኻለእ አፅኒሕና ኮታስ ምሳኻ ዝዋዓለ እንተቃለዐካ ንሰመዓይ ደስዩ ዝብል መንጋግ ንህዝቢ ትግራይ ካፈቲ ዘከፈሎመሰዋእቲ ዘይንአስ ዩ አሕዚኑናን አሒሙመናን ምኽንያቱም ናይቶም ዝረስሑጫፍ ረስሐት ዩ መሕሚ ዩ
ስቅ በል ሌባ ሓቂ ስለ ዝተዛረብ ፈሪሕኩም ኣብ ምክፋእ ኣይ ተጋሩ ንዓኩም ሲ ኣብ ዝፈልሐ ውዑይ ማይ ምእታውኩም ኔሩ
መንጋግ ኮ መጨረሻ ሃፋቱን ንብረቱን ውክልና ሂቡ ዩ ሃዲሙ ኔይሩ ፍርሑ አፍታቲሑ ተመሊሱ ዩ አዝኹሉ ዝነግረና ዘሎ ግን ናብዚ ስዲ አታዓባቢየኡ ውን መግለጽ ጽቡቕ መኾነ 55:53
I believe, Abiy knows yohannes is a dead fish & he used him to speak his plan to Tigray people, wearing Yohannes's jacket. So, I wish you would consider Yohannes as a media and interpret it from PP's plan & analyze it from Tigray's point of view.
ሰብ ዝብሎ ተጋዳላይ ብስራት ኢልዎ እዩ:: ንብዓት ትግራወይቲ ከርየና እዪ ምቅናይ ጥራሕ ::
ሃሳዊ ኣምሓአኣይ፡ ነገሩ ክእውዳእ ትግራይ ክትዕዋት አያ። ኝስኻ ሓቦትግራዋይ የብልካን መታላሊ ድቓላ ኣምሃራይ፡
ብዝኾነ ተጋዳላይ ብስራት; መድህን በላሕ ጋዜጠኛ ስለ ዝኾነት: ከም ህዝቢ ከምኣ ዝበለ የድልየና እዩ:ገለ ጎዶሎታት እንተሃሊዩዋ ውን ኣሪምና ስራሓ ክትቕፅል ምግባር ዝሓይሽ ይመስለና::ኣብ ሶሻል ሚዲያ ቁርብ ጫውጫው ኢሉ ኣደናጊፅዋ ከይኸውን::
፦ብስራት አማረ ንዮሃንስ መጋግ ፅቡቅ ገይርኻ ኢኻ ገሊፅኻዮ። ዮሃንስ መጋግ ፈራሕን ደላይ ስልጣንን እዩ።ርግፀኛ ኾይነ ዝዛረበሉ እዩ።
ንኸብዱ ዝሓደረ ከዳዕ ዮሃንስ ገብረመስቀል መንጋግ ሕሊና ዘይብሉ ቀጣፊ ክጋደል ከሎ ንውልቀረብሕኡ ዝተጋደለ ከምዝኾነ ክሕሱ ጀሚሩ:: መንጋግ ከምሽሙ በላዒ ሰብ ጠላም ሓሳዊ እዩ::
Tigray must split from evil 😈 Ethiopia 🇪🇹
@user-ff2vd6fq2u
10 ай бұрын
NO TIGRAY MUST SPLIT IN TO TWO THOSE WHO LOVE THEIR NEGHBORS AND WANT TO LIVE PEACEFULLY AND THOSE WHO WANTED WAR FOLLOWERS OF JUNTA WHO WANT WAR BUT HIDE WHEN IT COMES TO REALLITY
ኣየ ህወሓት ሓሽከር ሻዕቢያ ። መጨረሻ ፋሕ ጭንግራሕ በልኩም ::
Thanks Tegadalay Bisrat Amare to reavil Gen.Yohannes G.Meskel the merciless slave of Abiy cooperated to kill his people!
ባንዳ ሸያጢ ዓዱ ካበይከ መፀ ዘባል
ከዳዕ ማፍያ የማናይ ኢድ መለስ ዜናውን ሳሞራ ዮኑስን የውሃንስ ገ / መሰቀል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈጣጥ ክሕደት እንትፍፅም ፈጣጥ ክሕደት መለስ ዜናዊን ሳሞራ ዮኑስ እዩ ግልፂ ዝገበረልና ዮውሃንስ ኣብ ትግራይ ስልጣን ክሕዝ ዝፅበ እንተሃልዩ ከሓዲ ከብዳም ጥራሕ ዘይኮነሰ ዕቡድ እዩ ማለት እዩ ። ። ። ።
ዮውሃንስ ክሪኦ ከለኩ ንስልጣን ዝዓወረ ደሞተራ ውሻዩ ኣታ ጋዜጠኛ እያ ትገድድ እዚ ሞቂሕ ምበር ማይ ክረፎን ኣመድለዮን
ክሳድ ክቁረፅ ኣለዎ አብ አደባባይ ትግራይ ካብ ሓደ ጀነራል ዘይፅበ ዘራባ እዩ ተዛሬቡ ታራ ተጋዳላይ ከምዚ አይዛረብን እዙይስ ጀነራል ትሓዝን ኣይምጥኖን ኮነሬል ዋላ ብምንታይ ተመዚኑ እዩ እዚ ኩሉ መኣርግ ኣሽኪሞሞ
ብስራት ናይ ሻዕብያ ምትሕባባር ምስ ብልፅግና ልጀነራል ዮሐንስ ርእይቱ እንታይ ነይሩ ግለፅዎ አጋልፅዎ
actually you don't even have a right to judge and you haven't been on the ground as well. above all your ideas are pointless or hatch poche.
who are u to blame and who is going to believe u after all ....Frankly speaking u sided , u did not telling us a single strength about him, he was in higher position?...ur propoganda has same sort of exaggerations,,,, saying this , i did not forget his devil act and must be accounted
This man is Kenisha Christea Endaba Tsahma against the Zion/Harnetawean, Let him go to pente chostal he does not deserve Agazian
ሀቀኛ ኢኻ ብስራት የዉሀንስ ቀጣፊ