🛑 ብባጃጁ መፂኦም ኣብ እዋን ቀረፃ
#tigrigna #eritrean #prank #eritrean #tiktokers #ethiopia #newprankvideo #eritrean #ethiopianprank #tigrignapranks #hardprank #funy #eritreanprank #comedy #newprankvideo #መዘንግዕካሜራ #habesha #tigray #mekelle #werki #ወርቂ #ባህላዊ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #yadaprank #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #prank #comedy #vloges
Пікірлер: 1 000
ቃሉ ብዩቱብ ኣብ ቀረባ እዋን ድራማታት ንምፅዓን ምድላዋቱ እናወገነ ስለ ዝርከብ ኹልና ሰብስክራይብ ብምግባር ንሓግዞ ደቂ ሪመይ🙏 👇👇 youtube.com/@kalu_nekifar?si=XglBIE_eqM7gXKR_
@selamhalefom8347
23 күн бұрын
ገይረ ኣለኩ ❤
@Hareg675
23 күн бұрын
ቀደም ገይረ ዝዳጋገም ተዝኸውን ዞም ናተይ ምደገምክዎ❤🙏
@Dolar1219
23 күн бұрын
ዋይይ ሕራረት ከምዚ ፕራንክ ከይድገም ሙሴ ሐውና እፍፍፍ ቃሉ ሽኮርርር😊 አንበሳ
@Dolar1219
23 күн бұрын
አይተመቸየናን ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ከይትደግሙ 😊 ደቅነዋ እፍፍፍ ከቢድ እዩ
@Tsegavlogs2
23 күн бұрын
ናኣይ እውን ጉብሩሉይ ደቂ ዓደይ
ኣታ እንታይ ገበረኩም ንቃሉ ስጦታ ይወሃቦ እትብሉ ላይክ ፀፊዕኩምኒ ሕለፉ😂😂❤❤
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
@user-pq4ze2nq7w
23 күн бұрын
ላይክ ገርና ኢና
@qjvjvvx8907
22 күн бұрын
ግድን😢😢
@user-lq6gf3mv1c
22 күн бұрын
ቅርሺ ካባኪ/ካ
@dhhgh6830
22 күн бұрын
@@user-lq6gf3mv1c ናይ ምንታይ ቅርሺ
ኣታ ታይ ገበርናኩም😀
@yyhhhhh1280
23 күн бұрын
ሰብኣይ❤❤ናይ ብሓቂ
@hannahanna8794
23 күн бұрын
ጀግና እካ ግን ተሕብን ብሓቂ
@BarchiTube5164
23 күн бұрын
ቃሉየ ዘይዳሃል ትግራዋይ ግን ኣሕዚኒካኒ ዳሓርስ ፅፊዒት በዚሕዎያ😢😂😂😂 ፈሊጦምስ ይበለፁካ ባች😂😂😂 ዝሮ ከምዚ ዓይነት ፕራንኪ ይቅረኩም ደቅኖዋ ሻኩር ለ የድቀካ እየ ይመቸኩም ❤
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏🙏
@Hareg675
23 күн бұрын
ቃሉየ ኣሕፍስ ኣባልካ ሕነኻ ፍደ ❤🙏
ኣታ ታይ ገበረኩም ባእ ስጦታ ሂብኩም😢 ካሓስወ ትብሉ👍ርገፁ❤
@seni-z1f
22 күн бұрын
ደምርኒ ሓፍተይ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ጩዋ ትግራዋይ ❤❤😢😢😢ጅግና ቆራፅ ❤❤❤ስጦታ ኩሉኩም ሃብዎ ከይታሓልፈኒ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏🙏
በይዛኹም ከምዚ ዓይነት ፀወታ ይቅረኹም ብጣዕሚ እዩ መጨነቂ😢
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ኣረ ብዘይ ሓይሊ ይኩን😢😢ቃልዋይ ጀግና ቃሉ ንሸኮር ብዝገርም ባራክ ገበሮ ልበይ ክዓገበለይ 😂😂 👍 ገጨዋኒ ደቂ መዳም
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
@user-uo3or8fz8b
22 күн бұрын
ሽኮር ድዩ ሽምካ😂😂😂😂@@musse_shakur
ብሓቂ ጅግና እዩ ቃሉ ንታ ጓል ብከመይ ክካላከለላ ከምዝበለ ሪአዮ ኣብ ጓል ብዙሕ ክብረት ኣለዎ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤ናዓይ እውን ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ ሻኩር እውን ሳብ ግበር
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
@bege8567
13 күн бұрын
@@musse_shakur❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
ኣነ ዝገረመኒ ሓደ ሰብ ምስ ቀተልኩም prank እየ ነይሩ ከይትብሉ እየ ዝፈርሕ 😭😭
ወይይ ቃሉየ መሕዘኒ😂 ጅግና ኢኻ ድምብርጥ ዘይብሎ❤🙏
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ጅግና ምስ ኩሎም ገጢሙ ስጠታ ሃቦ ይግቦኦ እዩ ብፍላይ ንባዕሉ እዳተወቀዐ ነታጓል ንኸይውዕዋ ገጢሙ እዩ ሓፍቱ እሕሊፉ ኣይህብ ናይ ባቂ ስጠታ ሃቦ ሻኩር ዓርከይ ናዓውቸ ውን ፕራንኪ ግቦሮ ብፍላይ ንኣማን❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
@seni-z1f
22 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@YowhanesKahsay
19 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Mdre Junta Hangi
ገና ለይሰመዕክዎ ኮሞንት ፀሒፈ ምክንያቱ መዋዒን በዚሑ ደቅ መዳም ቃልዋይ ገረውተይ ❤❤😂
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ዉይ ቃሉየ ካሕዘን ቅዲመኻ ዲአና😢
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
@muluokabuy5006
23 күн бұрын
ብጣዕሚ በር ዓቃል ዚሓወይ ንሶም ግን
@Justworkhard-iu4ry
22 күн бұрын
@tijiQueen እቲ ላዛኽሰ ምጥዓሙ "ቅድመኻ ድኣነ" ❤❤ ። ናይዘን ርህሩሃት ኣዴታትት ላዛ መሲሉ ተሰሚዑኒ ❤❤❤
ናይ ባሓቂ ቃሉ ጅግና እዩ ምስ ኩሎሞ ገጢምዎኦሞ ኮፎደንስ መሊኡ ናይ ባሓቂ ይመችኻ ቃልየኤ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
@SeareKidanegebru
17 күн бұрын
Like hibeka eye gn eti ኮፎደንስ yearyo gahtaf 😮.
ዋይ ዉቅዒት ክህሊ ኣይኖበሮን ምፍርራሕ ብቻ ተዝክዉን ፅቡቅ ነይሩ😮😊
@musse_shakur
23 күн бұрын
🥰🙏🙏
ቀዳመይቲ ባዕለይ ሰብሰክራይብ ጠወቅለይ ተጋሩዋይ ላይክወን አይተውሕድለይ ፕራንከ😅😅❤🎉🌷
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ጀግና ኢኻ ማዓረይ 🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
@SeareKidanegebru
17 күн бұрын
Ala nski ere teqedimki drbay ❤
ቃሉየ ጅግና ኢኻ ብስሩ🥰🔥 ግን ሸኩር ነብስካ የማሓሪ መሕረር😂😂
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
እዋይ ቃልዋይ ማዓርይ ንጓል አንስተቲ ዝልካ ክብሪ ገራሚ ስጦታ ይዋሃቦ❤❤❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ዋይ እዚ ኩሉ ሰብ ኮይንኩም ፕራንክ ንሃደሰብ ኣነስ ኣህዙኑኒ 😢😮😢😢ቃሉዋይ ግን እኮ ጀግና እዩ ኣንድ ለናቱ ሽለጠላቱ 'ዶ በሉ ጎሮባብትና❤❤❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏🙏
ሰብኣይ ተኾይንካ ን ኣማን ወይ ንኣዱ ልቃሕካ መልሰ ኣርኣየና ተለይኮይኑ ን ቃሉ ን ባህታ ፕራንክ ኣይትግበሮም ሰለ ንፍትዎም ኣይተዳናግፀልይ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@musse_shakur
22 күн бұрын
ኣብ ቀረባ እዋን ተፀበይ
ቃሉ ብጣዕም ጅግና እኻ❤❤❤❤❤❤❤❤ይመቸይኻ
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
እጭ😏 ኣታ እንታይ ገበርኹም😢 ጥዑይ ዘይትሰርሑ ቃልዋይ❤ኣጀኻ ዛሓወይ😊
ቃሉየይ ጅግና ይዓኺ ይመችኹም ተጋሩ❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ስብኣይ ኢኻ ብስሩ
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ብጣሚ መጨነቂ አይስአነን ህብና😢😢
ቃሉየ ማዓረይ ገለ ዓይነት ሓቦ ዩ ኣብዘ ጓል ዝነበረካ ኣራኣኢያ ሓልየት ደስ ክብል ወድኖ ብዝኾነ ስጦታ ሃብዎ💙👑
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ውይ በጣም አሰቃቂ ፕራንክ ነው በእውነት ይሄን አይነት ፕራንክ ወንጀልን ያስፋፋል የልጁን ትግስት ሳላደንቅ አላልፍም ልጅቷ ሴትናት ተዋት ስትል አሳዘንከኝ ለውደፊቱ እዲህ አይነት ነገር ቢገጥምህ እዴት እራስህንና ጓደኞችህን መከላከል እዳለብህ ማወቅ አለብህ 😅😅በሌላ ያበደ ፕራንክ እጠብቃችሀለን
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ደጋግመ ርእዮ ዘለዎ ክብሪ ንጓል👌😘😘😘😘😍😍😍
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ታኢና ንመሃር ካብዙይ ዉይ ቃሉ ግን ኽንድዙይ ወይ ተዝብኩሶም ወይ ከይድገም ኸምዙይ ዓይነት
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
የተመቸየና ብሱሩ ቃልዋይ ኸምዚ ኣይግበኦን ቃልየ ሓወይ ወዲ ትግራይ❤❤❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ግን ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ! ዓቢ ዋጋ ኢኻ ከፊልካ😊😊
@musse_shakur
8 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ ማዓረይ ሳሓቅ ለ ብክያትለ ታሓዋዊስኒይ እና ፍትይ እየ ዘብለኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ ቃባፅ ❤❤ገን😮😢 ሕማቅ ገርኩም
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቃልዋይ ክቡር ሰብ ናይ ብሓቂ ግን ተጨኒቀ ክሳብ ዝውዳኣ❤👌
@musse_shakur
17 күн бұрын
🙏🙏
ዋውው ናይ ብሓቂ ጅግና ወዲ ቃሉየ ብዞም ኩሎም መናእሰይ ተከቢቡስ ዘይፈረሐ❤
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
ውቅዒት በዚሑዎ ቃሉየ ጅግናና❤
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ታይ ክንምሃር ካብዝይ ዶሞሰ ምድፋሮም ብናማን ወቂዖሞ ጡዐይ ብራንክ ሒዝኩም ንዑ ቃሉዋይ❤ ቃባፅ ገን
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ ሓቢቢ ኣሕዚኑኒ ማርያምን ቻኩር ግን ፀሊአካ ብሓቂ 😣😣
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
አረ ትገደም ዛኣክሽን ካፍ ኣለዋ ትኣከብ ዝገነ ማዓልቲ ትጭንቅ ውዕለስ 😢ምሸት ኣስሕቅኩሙኒ ደሞ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ዓደይ❤ ቃሉ ግን ደቅስክሞ እይኩም ፅብቅ ገይርኩም😂😂😂😂
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ ኣሕዚኑኒ ማዓረይኣብዚሕኩሙሉ ደቂ ሪመይ 🥰🥰
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ጊን ሙሉእ ስብኣይ እዩ ሚኽኒያቱ ሚስ ጓል ኣይ ኮነን ከመ ዚ ዓይነት ሓዞመዞ ሓደ ክለክፍካ ኮ ከብድ እዩ ኣፍት እዋን ኣነ ቃሉ ኮይነ ተዚነብር ሚበሽቁ ቃሉ ገን ሓርፈ ትግራዋይ እዩ ሓድሽ ሳሚኤል ካብ ሲዑዲ ዓረብ ደቅ ዓደይ ይፍቲየኩም ይናፍቀኩም ቀፅሉሉ ይመችኩም
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ቃሉ ጅግና ቆራፅ ትግራዋይ ይመቸኪም❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ግን ብጣዕሚ አድንቀዮ ምክንያቱ ነታ ጓል አድሕንዋ እዩ በዝሐሞ እምበር ብዓቕሙ ግን ተኸራኽሩ. እዩ. ያብዘሐልና ከም ቃሉ🎉❤❤😅
@musse_shakur
14 күн бұрын
🙏🙏
ከምዙይ ዓይነይ ባረክ አየድልን ቃሉየይ ማዓረይ ❤
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ሓሪፍ እዩ ግን ውቅዒት በዚሕዎ እበር 😂😂😂ዊይ ከምዚይ ገይሮም እዮም ዘሳቅይኻ 😢 ንጋል ዘለዎ ክብሪ ዋውውው ከየድነክዎ ክሓልፍ የደልን ❤ ጅግና ኢኻ ቃሉዋይ ❤❤❤❤
@seni-z1f
22 күн бұрын
ደምርኒ ማዓረይ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ሕናካ ፈደ ቃልየ እና ብዝተረፈ ይመችኩም❤❤❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ዋይ ኣታ ታይ ገቀረክም 😢 ቃልዋይ ምንጪ ናይ ሰሓቀይ ❤❤❤❤
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉየ ቖራፅ ኢኻ ብሓቂ ግን ብሃምዝ ፕራንክ አይትግበሩ ደስ አይብልን❤️🇻🇳
@musse_shakur
19 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ኮይኑ እምበር ኣነ ኣይጻወሮን ግን ናይብሓቂ ዝድነቕ ሰብ እዩ ቃሉ በርትዕ ዝዓርከይ
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
@SemereAbrha1416
23 күн бұрын
@@musse_shakur ሻኩር ውን ንፉዕ ኢኻ ኣጆኹም
ዋይ ቃልዋይ ትግሩ ኣይኮንኩሙን ዲኩም ዶ በለ😢❤❤❤❤❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉየ ጅግና ብሓቂ ማሪያምን ግን ብጣዕሚ እየ ሓዘን ዋይይ ሓወይ ማአረይ ❤💖
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ከመዚ ዝበለ ብራካ ዶ እንዮ ኮይኒ 6ተ ሰብ ናሓዳ ዋይይ😂😂😂❤❤❤❤
@musse_shakur
12 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ🙏🙏
ቃሉ ኣቅኒኡኒ ከዓ ንባዕሉ ሓዲጉ ንዛ ሓፍትና ጋል እያ እኮ እናበለ ክከላከለላ የኩርዕ ብሓቂ እምበር እዚኣስ ናይ ብሓቂ ዉቅዒት ገይርኩምዋ ዋ ደቂ ኣደ ፕራንክ እባ ግበርዎ 😂😂❤️
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ክክክክክክ ቃሉ
ቃልየይ ብጣዕሚ እዩ አሕዚኑኒ እውነት ስጦታ ይግብኦ እዩ ቃሉ ንሙሴ ፕራንክ ይግበሮ ትብሉ ላይክ ሃቡኒ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ኣታ እታይ ገበረኩም ቃልየኤ ቀጥቂጥኩሞኦ ብጣዓሚ ኣሕዚኑኒዩ
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ይመችኻ ቃልዋይ ትግራዋይ የኾንኻይ ዲኻ ያ❤❤
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
qaly qalu mara sebay✊❤
Shakurrr😂🔥🔥
@musse_shakur
22 күн бұрын
nv kay brother 🙏
ፅብቃት እፍ ክፈትየኩም ማዓት❤❤❤
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
እዋይ ቃሉ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
ዉይ ማዓረይ እዉነት ኣሕዚንኒ 😢❤❤❤❤ ታይ ገድፍክምሉ ብፍላይ ንታ ጋል ክብል ❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
O my god 😂😂
ዋይ ቃሉ ግና ትግስተኛ እዩ እነ ትዝኳን ክሞት እንበር እምኒ እልዕለ ክፍንክቶም ነይረ 😂 መናደድ እዩ
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
ዋይ ቃሉዋይ ኣሕዙንኒ እውነት 😢😢
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
መፅሎኦ 😢ቃሉየይ ምስኪን
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ ማዓረይ🥰🥰🥰
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
are bezakum aytwakau kemzuy aynet brank ykre behaki❤
ሓፍቱ አሕሊፉ ዘይህብ ጅግና ትግራዋይ ቃሉዋይ❤
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
Deki adey temechikumna❤❤ deki adey
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂ዋይይቃለይ ማዓረይ
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ቀባፅ እዩ ናይ ብሓቂ
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቀፅለሉ ዛም ሓተይ❤❤❤❤
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ዋይ ቃሉ ሓወይ ጥራሕ ቀልዲ ላመሰለኒ ነይሩ እረ ይሞቸይካ ቆራፅ ትግራዋይ❤❤👍👍👌👌👌👌👌👌😘😘
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ😂🥰🥰🥰🥰
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
እዋይ ከምዙይ ፕራክ ይቅረ 😢 ቀልደልና ያ እናተደባደብካስ ቃልየ ጅግና እለካ ኣለኩ ብዓብይ ካሕሳ ካሓሶ❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉዋይ 🤣🤣
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
አየ ቃልዋይ
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉየ ጅግና ንባዕሉ ናዳፍእዋ ምንም ዘይመሰሎ ነዛ ጋል ይሓስብ ክቡር ሰብ የቀንየልና ዝሓወይ ክብር ሰብ ማዓረ ነብሱ የክብረካ🙏❤💛😍😢
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ጅግና ሓሞት ትግራዋይ ኣብ ቃሉ ሪአዮ✊ ግን ኸኣ ኣሕዚኑኒ😢
@musse_shakur
19 күн бұрын
🙏🙏
ኖኖ ከምዚ ዓይነት ጌጋ ዋ😢😢 ቃሉዋይለ ኣበ ጓል ዘለዎ ክበሪ ሪእናዮ
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
ውይ ቃሉየ ጎይታዋይ😢😂❤❤
@musse_shakur
16 күн бұрын
🙏🙏
😂😂😂ኣይ ፈሊጥኩምስ ዶ መበልካዮምይ ቃልዋይ😂😂😂😂😂😂 ሳሓቅ መይተ😂😂😂
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ወይ በጣም ነው የምወዳችሁ ግን በጣም ነው የተናደዶኩት እንዳዚ ባታረጉ ሀሪፍፍ ነበር
@musse_shakur
20 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኣሕጕስካኒ
@musse_shakur
4 күн бұрын
🙏🙏
ቃልዋይ ምስኪን 😢😢 ከምዝ ዓይነት ፕራንኪ ግደፍ ኣታ ውድ😂
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉየይ ታሓዲጎምሎካ ❤❤
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ክክክ
😢ቃሉዋይ ጀግና ኢካ ዝሓወይ ብከምዚ ኣይትቀልድ በጃካ ቻኩር
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ዋይይ😮😂😂
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏
ዊ ጎይታዋይ 😢
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ሃሃሃሃ😂😂😂
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
አረ ሻኩር ይመችካ ዋዋዋዋዋዋዋ ደስ ባሃሊ ግን ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ ቃሉ ሽኮሮ 😢😢😢🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
19 күн бұрын
🙏🙏
ድቅስቁስ ያ😂😂😂😂😂 ቃሉዋይ
@musse_shakur
19 күн бұрын
🙏🙏
ናይ ሓቅኮ ገይረምዎ ንኩለኩም ዘግ ኣቢሎምኩም😃ክንድዚ ዝኣክል እንተዘይከይድ ግን ፅቡቅ እዩ🙏
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
Kaluway btaemi eka ahzinkani gift hibkum kehaswo beyzakum🎉
@musse_shakur
19 күн бұрын
🙏🙏
አነ ዝገርመን ሰ ኣብ ዝኾነ video ስጦታ ሃብ ዝቡሉ ሰባት ኣብ ናዚ ጥራሕ ዘይኾነ ስ ኣብ ትግራይ ዘለው ኩሎም Perak እንተ ገይሮሙ ስ ስጦታ ሃብ ይቡሉ ልክንደይ ኢሎም እዩ ክህቡ ቡሱሩ ከ ናይ ዓድና ኢኮኖሚ ትፈልጥዎ ዶ ብዝኾነ በርቱዑ ግን ኣብ ዘይ ኾነ ኣካላትኹም ከይ ትውቁዑ መውቃዕቲ ዘለዎ ኣይ ትግበሩ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
21 күн бұрын
🙏🙏
ቃሉየይ ብሓቂ ጅግና እዩ ካብ ንነብሱ ነዛ ጓል እዩ ናተካላኸለ ነይሩ ለባመይ ግን ክምታ ዘናደድክምዋ ውህብቶ ሂብኩም ኣስሕቅዎ ብጣዕሚ ከቢድ ፕራንክ ኢኹም ገርክምዎ ግን ቃሉየ ትፍለ ኢኻ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@musse_shakur
22 күн бұрын
🙏🙏
ጅግና ኢዩ ቃሉ
@musse_shakur
23 күн бұрын
🙏🙏