🛑ኣየየየይይይ...ሰምሃል ጓል ዘርኣብሩኽ መርድእ ሓዋ ተነጊራ ||ሓደጋ መኪና ናብ ቀብሪ እንዳኸዱ

Ойын-сауық

#tigray #ethiopia #rip #recommended
🛑ኣየየየይይይ...ሰምሃል ጓል ዘርኣብሩኽ መርድእ ሓዋ ተነጊራ ||ሓደጋ መኪና ናብ ቀብሪ እንዳኸዱ
ፅንዓት ንስድራ ስውኣትን መላእ ህዝቢ ትግራይን !!!
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!

Пікірлер: 1 200

  • @angeup
    @angeup9 ай бұрын

    ኣጆና ብዙሕ ኣይንሕዘን ጥንክር ንበል ደቂ ዓደይ ኣምላኽ ባዕሉ የፅንዐና ።

  • @wxzlli

    @wxzlli

    9 ай бұрын

    ትኽኽል ሓወይ ናተይ አምላኽ የፅናኣኻ 💔💔💔🙏🙏🙏

  • @bcffybcccxc9054

    @bcffybcccxc9054

    9 ай бұрын

    ኣሜን ሓወይ ናተይ ኣጀካ ንስካ እዉን ኣምላክ ይሓገዘና🙏😢

  • @sarasenda2161

    @sarasenda2161

    9 ай бұрын

    ትክክል ዝሓወይ አጀና ተጋሩዋ ንሰንስና ንፃናናዕ ❤️🙏

  • @user-id6zw3vc5e

    @user-id6zw3vc5e

    9 ай бұрын

    ትክክል ዝሓወይ ኣጆና ንፅናዕ በኪና ኣይንመልሶምን😢😢😢😢😢😢😢

  • @rahmasuleman740

    @rahmasuleman740

    9 ай бұрын

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @user-ou6kh5oj4q
    @user-ou6kh5oj4q9 ай бұрын

    ጽንዓትን ይሃበን አዴታት ትግራይ አነ ከም ሐንቲ ኤርትራዊት 😭 መሪር ሐዘን እንዳ ተሰማዓኒ ደበሳ እዮብ ይደብስኩም 🙏🏽😭

  • @tirhasabraham7869
    @tirhasabraham78699 ай бұрын

    ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ጸንአት ይሃብኩም ፈጣሪ ንስውአት መንግስተሰማይየዋርሶም

  • @kirosmengstu6082
    @kirosmengstu60829 ай бұрын

    ሓው ህዝቢ ትግራይ ኣንበሳ ጽንዓት ይሃብካ ንስውኣት የሕዋትና መንግስተ ሰማይት የዋርሶም። ኣጆካ ጽናዕ ህዝበይ ህዝበይ ህዝበይ ብመስዋእቶም ኢካ ድሕንካ ካብ ተሓሲብካ ዝነበረ ካብ ገጽ ምድሪ ምጥፋእ ኢዩ ኣጆካ ከኣሎ።

  • @tsion3643
    @tsion36439 ай бұрын

    ክብርን ሞገስን ነቶም ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ 🙏🙏🙏 ጽንንዐት ንህዝቢ ትግራይ እዚ ሐዘንኩም ሐዘንና አዩ ኩሉ ግዜ አብጎንኹም ኢና አደ ትግራይ አደይ መዐረይ አቦ ትግራይ ውን አቦይ እግዚአብሂር ምሉእ ሰላምን ቅሳነትን ከውርደልኩም ከአ ምንዮተይ እዩ ሐፍትኹም ኤርትራዊት ❤❤❤ 🇪🇷

  • @wxzlli
    @wxzlli9 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላዕ ህዝቢ ትግራይ ዘላለማዊ ኽብርን ሞገስን ምንቲ ህዝቦዎ ዝተሰዉኡ ሰማዕታትና ነብሶም ብሰላም ትዕረፍ 💔💔💔💔💔😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @rahwag.6888
    @rahwag.68889 ай бұрын

    ፅንዓት ይሀበና አጆና ከይድገም ከይርሳዕ ኤርትራዊያን ጎረቤትና እምበር የሕዋትና አይኮኑን እቶም ሰብአዊነት ዝስመኦም ዘፀናንኡና ነመስግኖም እቶም ናይና ፅንተት ዝምነዩ ድማ ንባእሎም ይግበረሎም እቲ ትምኒቶም። ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

  • @user-ih9eb7pn9v
    @user-ih9eb7pn9v9 ай бұрын

    ኣዝዩ ዘሕዝን ንኹሎም ግዳይ ናይዚ ኲናት ዝኾኑ መንእሰያት ትግራይ ጌታ ይቀበሎም ነዴታት ትግራይ ድማ ጽንዓት ይሃብ። ንመራሕቲ ህወሓት ድማ ልቢ ይሃቦም ከምዚ ዓይነት ጌጋ ከይድገም። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @angeup

    @angeup

    9 ай бұрын

    ♥️♥️♥️🙏🙏🙏

  • @user-dq1xr6gn7k
    @user-dq1xr6gn7k9 ай бұрын

    ካቢድ እዩ ኣብ ሰደት ኮይካ መርድእ ቤተሰብካ መሓዛኻ ወዲ ዓድኻ ዓው ኢልካ ዘይብከዮ ሰደት ዓዲ ጓና ንውሽጥና ናበኸና ሓሪርና😭😭😭😭

  • @nigstytigray8663
    @nigstytigray86639 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ ዋይ ግዜ ተወረርና ኮ ኣሕዋተና ምስ ናፍቆተና ኣሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤

  • @fyoritekileab9850
    @fyoritekileab98509 ай бұрын

    ጽንንዓት የሃብኩም ትግራይ መዓረይ በሓቂ እዚኣሄር ኣምላክ ኣብያማን ኢዶም ይቀበሎም ፍትዋተይ

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.219 ай бұрын

    ዝትሰውኡና ንኢሶምና ድዮም ብመኪና ሓደጋ ሕዝብና ዝመውት ዘሎ 😭💔 ተጋሩ ኣሕዋተይ ደርፊ ጠጠው ኣቢልና ናብ ኣምላክ ንማሕለል

  • @titiberihu

    @titiberihu

    9 ай бұрын

    እሞ ሰማዒዶ ስኢናይ ታኢና ንገብሮ፡ብሙዚቃ ትግራይ ብርክቲ መሕደሪ አጋንንቲ ገይርናይ፡ንፋስ አእቲናላ ንኡሳን ወለዶ ብናትና ሓጥያት አደታትና ይበክለዋ😢

  • @feventesfay3310
    @feventesfay33109 ай бұрын

    ኣምላክ ኣቦይ ኣክለኩም እባ በለና እዋይ በስመኣብ በብመዓልቱ ከምዘይተፈጠረ እዚ ህዝብስ ብሓደ መዓልቲ ክጠፍእ ጽንዓት ይሃብኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ኣካእሎ ይሃብኩም 🙏😭😭💔💔💔😢😢😢

  • @tsigehadush7472
    @tsigehadush74729 ай бұрын

    አጆና እስኪ ጽንዕ ንበል ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃበና😢😢😢

  • @mhretabijgi6538
    @mhretabijgi65389 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ጽንዓት ይህብኩም ህዝቢ ትግራይ

  • @sratasrata5383
    @sratasrata53839 ай бұрын

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፅንዓት ይሃብ ንመላእ ስድራ ስውኣትን መላእ ህዝቢ ትግራይን ነብስኹም ብሰላም ትዕረፍ ስውኣትና🙏🙏🙏💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @kdsankds2141
    @kdsankds21419 ай бұрын

    😢😢😢😢😢😢ክብርን ሞጎሰን ንጀኑ ስዋኣትና መላእ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃበና

  • @TmTm-fx5sb
    @TmTm-fx5sb9 ай бұрын

    ኣጆና እስቲ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ይሃብኩም /ና😢😢😢

  • @musemamilove4519
    @musemamilove45199 ай бұрын

    እውይይይ😢😢😢😢ካብታ ዝፈርሓታ ዘይወፀት ሰምሃል ምዓረይ ኣጆኺ /ኣጆና ኹልና ፅንዓት ይሃበና መላእ ህዝብ ትግራይ መፀናነዒ መንፈስ ቅዱስ ይስደደልና ስደት ዘለና ብፍላይ ስዑዲ ዓረብ ዘለና ተቃፅልና ውሽጢና ተቃፅልና ግን ኣጆና 😢😢😢

  • @sratasrata5383
    @sratasrata53839 ай бұрын

    ኣምላክ ፅንዓት የውርደልና ዋይ ኣነ ህዝበይ ዘይ እድካ ረክብካ ኢ/ያ ንብዓት ወላድ ትግራይ ይፋረድኪ ደም ዕሸላት ይፋረድኺ ካልእ ታይ ክንብል 😭😭😭😭😭😭

  • @hanaesirag3932
    @hanaesirag39329 ай бұрын

    I'm Eritrean and I don't want a mother to cry cos of her child's death so everyone please stay strong😭😭

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos93749 ай бұрын

    😢😢😢😢 tsnat yhabkum tegaru yehwatna.kab 🇪🇷 Eritreawi hawkum.😢😢😢

  • @angeup

    @angeup

    9 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏

  • @nebyathagos71
    @nebyathagos719 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ደበስ ኣቦና እዮብ ይደብስኩም መድሃኒኣለም

  • @user-iw7ru7qr3c
    @user-iw7ru7qr3c8 ай бұрын

    ዓሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣደ ትግራይ ዶ አዚ ምረከበት ዳሓን ኣጆኩም ጽንዓት ያሃብኩም ሃዝቢ ትግራይ ኣምላኽ ኤርትራን ትግራይን ሓደ ባሃሊ ከለና በዚ መንግስቲ ዓድና ሲኢናስ ጎሮቤትና ክንስእን ኣማላኽ እቲ ዝሓይሽ ይፍረደና 😢😢😢😢😢

  • @hhhgvg4542
    @hhhgvg45429 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላ ህዝቢ ትግራይ ሰምሃለይ ኣጀኪ😢😢😢😢 ንጀጋኑ ሰማእታት አብ ገነት የንብሮም

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom55609 ай бұрын

    ድሕሪ ደጊም ኢትዮጵያ ናይ ትግራይ አይ ክነትን ደጊም ይአክል አጆካ ትግረዋይ ጽንዓት ይሃብካ

  • @hadasmeles7808
    @hadasmeles78089 ай бұрын

    ሰምሃረይ ምስ መላእ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብካ

  • @user-es7bi4df5v
    @user-es7bi4df5v9 ай бұрын

    ፅንዓትን ሓይልን ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓሬብ ሃገር ዘለና ግን ሕርርር ኢልካ ስቅ😭

  • @tesfayguesh5098
    @tesfayguesh50989 ай бұрын

    ጽናዓትን ሓይልን ንህዝብና ንዛሓለፉ ኣብ ተነጽፈ ዕረፍት ኣብ ተርሓወ ገነት ይቀበሎም ኣምላክ

  • @mohammadalsharrab7377
    @mohammadalsharrab73779 ай бұрын

    አጀካ ዘሓወይ በረትዓ🙏🙏🙏ፈጣሪ በቃ ይበለና ማዓረይ

  • @weyniissac2053
    @weyniissac20539 ай бұрын

    ንዝመቱ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንመላእ ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኹም ህዝቢ ትግራይ ኣይኢድኹምን ኢዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምጽንናዑ ይልኣኸልኹም 😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @embebaaregawi2637
    @embebaaregawi26379 ай бұрын

    ዋይይይይይይ😂😂😂😂😂😂 ህዝቢ ትግራይ እዋይይይ ኣደታትት ልብክን ሓሪሩ በቃ ቃላት የለን ነዚ ሓዘን ዝግልጽ ጽንዓት ይሃብኩም ኣምላክ የክእልኩም ንዝተሰዉኡ መንግስተ ሰማይ የውርሶም 😢😢😢❤ ነቶም ሕማቅ ትጽሕፉ ምሕረት የውርደልኩም ንስኩም ኢኩም ትብክዩ ብዕሽነትኩም😢

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm9 ай бұрын

    ኡፍፍፍፎ ፅንዓት ይሃበና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣሕሕሕሕሕ ኣደይን ዓደይን ተግንዮ😭😭😭😭🖤🖤😭😭😭😭💔💔💔 አሜን አሜን አሜን ክቡር ሓወይ ፅንዓት ይሃበና መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ንጀጋኑ ስውኣትና😭💔🙏🙏🙏

  • @ndgsr2892
    @ndgsr28929 ай бұрын

    *_በበይሞ ነተንፍሶ💔🖤 ንመላእ ህዝብና መፀናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልኣከልና ንስውኣት ኣሕዋትናን ወገናትናን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም💔💔🖤🖤💔😭😭😭😭😭_*

  • @amazehailu1453
    @amazehailu14539 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንስውአትና

  • @zenapzeenap-6716
    @zenapzeenap-67169 ай бұрын

    ኣይይይይይይ ዋይ መሕረረ ድኾነ ግዜ እስት ፅናዓት ያሃብኻ ህዝበይ ህፃውንት ስዋአትና ብሰላም ዕረፉ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mommommommom9907
    @mommommommom99079 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዚቢ ትግራይ ኣደዋይ ኣካእሎ ይሃብኪ ዓደይ 😭😭😭💔

  • @joeythelifewithspirit
    @joeythelifewithspirit9 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብኩም ተጋሩ ኤርትራውያን ን ሳላሳ ዓመት ካብዚ ናትኩም ዝመርር ኢና ኣሕሊፍና ሕጂ ግን ይኣክል ክብለና ናብ ኣምላኽ ንለምን

  • @amlakiesmani3149
    @amlakiesmani31499 ай бұрын

    ትክክል ነው በተለይ እነዚህ ጂጂ ፣ ሎዛ እንዲሁም የኤርትራ ተቃዋሚነን የሚሉ እነ ሰልጠነ የመሳሰሉ ገንዘብ ለመሰብሰብ ሲሉ ለ ትግራይ እናት ለዚህ ሁሉ ያደረሱዋት ተጠያቂዎች ናቸው እናቶች ጽንዓት ይስጣቹ 😢

  • @YacobHaile-nm4sj

    @YacobHaile-nm4sj

    9 ай бұрын

    God'S JUDGMENT (INCLUDING ME AND U) IS SOON! ALL!!!!!THOSE KZreadRS...? I WISH I HAVE A POWER, AND I KNOW WHAT...!

  • @adfa6826
    @adfa68269 ай бұрын

    ፅንዓት ንህዝብ ትግራይ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውአትና

  • @user-mw8wz2qh1u
    @user-mw8wz2qh1u9 ай бұрын

    ክብርን ምጎስን ንደጋኑ ሰማእታት 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hhb98ndndn58
    @hhb98ndndn589 ай бұрын

    እዋይ ደቀይ ማዓረይ ጽንዓትይሀብኩም ሙሉእ ህዝበ ትግራይ አዴታት ማዓረይ ሕማቕ ረኺብክን

  • @user-gi1ly3uv1l
    @user-gi1ly3uv1l9 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ፅንዓትይሃብ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 💔💔💔😭😭😭

  • @gjhj5555
    @gjhj55559 ай бұрын

    ሰምሃለይ ፅንዓት ይሃብኪ ብል ፈራሕክያ ዶ ጠሊምኪ መስዋእታ ሓውኪ ክብሪ እዩ ኣይትንብዕሉ 😭 ኣይትንባዕ ዝሓወይ ኣጀኻ እዘም ኣብ ኮሜንት ዝፅሕፍልካ ኣይት ሕሰቦም ባዓል ሕሊና ሰለ ዝኾንካ ናይ ሰብ ሕሊና ጥራሕ ረአ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስዋአትና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይና ኣጀና ተጋሩዋይ👏💔🖤

  • @user-bz4op7xq7q
    @user-bz4op7xq7q9 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ዛሓወይ😢😢

  • @Tirukelemkassu
    @Tirukelemkassu9 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዝብና ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay14139 ай бұрын

    ኣጆካ ሕማቅ ዝገበረ ንነብሱ ዩ ጽቡቅ ዝገበረ ንነብሱ ዩ ንኩሉ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብ ኣብ ዞባና ሰላም ይንገስ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ ደጊመ ንሙልእ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብ ንስውእት ከኣ ንእስነቶም ርእዩ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎም ፈጣሪ am from eritrea

  • @angeup

    @angeup

    9 ай бұрын

    🙏🙏🙏♥️♥️

  • @yordiyordi5466
    @yordiyordi54669 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏 ህዝቢ ትግራይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @MeriMeri-pg1qo
    @MeriMeri-pg1qo9 ай бұрын

    እዋይ ሓሪርና ዶ😭😭😭😭😭😭🖤🖤💔💔💔💔ፅንዓት ይሃብና ንኩላተና እንግብሮ ኮ ጭነቅና ኣሕሕሕሕሕሕ🖤🖤😭😭😭😭😭😭

  • @GeremdhinKalayu-pq2en
    @GeremdhinKalayu-pq2en9 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @user-ni9xd1mv2e
    @user-ni9xd1mv2e8 ай бұрын

    ዓው ኢለ ተዝበኪ ነይረስ ምነፈሰለይ ዶከን ኣሕሕሕሕ ደቅነይ ኣበይ ኮን ተሪፍኩም ድፍእ ተብለኒ ዋ ኣሕሕሕሕⒼ😭Ⓕ😭ደቅነዋይ ሓረርኩ ዶ😭😭😭😭

  • @samirabh8469
    @samirabh84699 ай бұрын

    እግዚአብሔር ፅንዓት ንመላእ ህዝብ ትግራይ ይሃበልና

  • @rahelassefa-xb2hi
    @rahelassefa-xb2hi9 ай бұрын

    አጆካ ዘሐወይ እግዚአብሔር መፅናናት ይሐብኩም ፍርድ ናይ እግዚአብሔር አሎ

  • @user-dn5tl8kk9g
    @user-dn5tl8kk9g9 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢

  • @user-kp3fb6fy8l
    @user-kp3fb6fy8l9 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣህ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc34299 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ ኣዶ ትግራይ ኣሕ 😭😭😭😭😭❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-ji8xe4kp9j
    @user-ji8xe4kp9j9 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ መድሃኒኣለም የፅንዐኻ ህዝበይ😢😢😢😢😢😢😭😭😭

  • @user-jt5cc3ye2j
    @user-jt5cc3ye2j9 ай бұрын

    ሰምሃለይ ኣጆኪ ንታሪክን ብጅግንነት እዩ ተሰዊኡ እሞ ህያዋት እዮም እሞ ከይትበክዪ ምቅርተተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንኩልኩም ስድራ ስውኣትን

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs9 ай бұрын

    መን ከ አሎ ዘይተረደአ ዘይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ 😢😭😭😭 አምላክ ንኩላትና ትግራዋይ መፀናንዒ መንፈስ ይላአከልና እንበር አብዚ ሐዚ ካብ ገዛ 1=2=3=4=5=6 ኩሉ በፂሕዎ እዩ ግን😢😢😢😢

  • @meryemm2193
    @meryemm21939 ай бұрын

    ኣሕሕሕሕሕ ህዝበይ ፅንዓት ይሃብካ ትግራይ ዓደይ ፅንዓት ይሃብኪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-ep4ev7dr4b
    @user-ep4ev7dr4b9 ай бұрын

    ኣጆና ዝሓወይ ፅንዓት ይሃብካ ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ኣዶትግራይ ክብርን ሞጎሰን ን ሰማኣታትና😢😢😢

  • @vvvvzryg1991
    @vvvvzryg19919 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq9 ай бұрын

    _እዋይ ስምሃለይ ካብ ዝፈርሐታ ዘይወፀት ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😭😭😭😭💔💔💔_

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer55409 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ንህዝብና😢😢😢😢😢😢😢

  • @DjF-vs5bt

    @DjF-vs5bt

    9 ай бұрын

    ትናዓት ይሓበኩም ንማላኤ ሐዝበ ተገራይ ኣጆኻ ዝሓዋይ ክጥሎ ንፍአ ኣኮሎ ገዛይ ኤርት,,,,,,

  • @DjF-vs5bt

    @DjF-vs5bt

    9 ай бұрын

    😭😭😭

  • @adak3185
    @adak31859 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @binyam1578
    @binyam15789 ай бұрын

    🕊😭😭😭እዋይ ሰምሃል ጋለይ ካብ ዝፈራሕክዮ አይወጻክን ግንሙሉእ መንእሰይ ትግራይ እዩ እሞ ጽንዓት ይሃብኩም 🕊🧸👏👏💔😭😭😭

  • @TsritiTsriti
    @TsritiTsriti9 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ጽናዓት ይሃበና 😭💔

  • @senaitmehari6504

    @senaitmehari6504

    9 ай бұрын

    Xinat yehabukum zihaweyy

  • @user-cv4jb7ti6b
    @user-cv4jb7ti6b9 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ቤተሰብ ኣዶ ትግራይ ኣሕ😭💔😭💔😭💔😭💔😭💔

  • @user-pf7ru3yg7x
    @user-pf7ru3yg7x8 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ

  • @merimeri8011
    @merimeri80119 ай бұрын

    ኣጆካ ፅናዓት ይሃብካ ያሃበና🙏 እና ኣይትገደሰሎም ልዞም ደናቁሩ🙏 ንሳቶም እዉን ፅባሓ ንጎሆ ጋሓ ክብሉ እዮም😢

  • @rroshan6975
    @rroshan69759 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላእ ህዝብና 😢😢😢😢😢

  • @edentekeste5934

    @edentekeste5934

    9 ай бұрын

    Tsnat Yhabka tsnaat nihzbi Thray

  • @UmArsulove
    @UmArsulove9 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ፅንዓት ንህዝና😭😭💔

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare19069 ай бұрын

    Alem zesdememe jgninet ftsimom zhalefu jeganu semaitat tigray ay motun beja hzbom zhalefu anaber wetru kzkeru eyom ❤❤❤❤❤

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q9 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ 😢😢😢😢

  • @user-en6ro8nz9f
    @user-en6ro8nz9f9 ай бұрын

    እቶም ድሃዮም ዘጥፍኡ ኩሎም መስዋእቶም ተነጊሩና😢😢😢😢

  • @user-kn8yy7wy9d

    @user-kn8yy7wy9d

    9 ай бұрын

    እወ ቁርፅና ፈሊጥና አብ ስደት ኮይና ሓሪርና 😢

  • @ghgfy8760
    @ghgfy87609 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብካ ዓደይ ትግራይ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @Hermunteklab-bq6xv
    @Hermunteklab-bq6xv9 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብ ጎረበትና ኣዶ ትግራይ ኣሕ😢😢😢 ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ

  • @angeup

    @angeup

    9 ай бұрын

    🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @user-th5nf8mg1r
    @user-th5nf8mg1r9 ай бұрын

    I am eritrean but I love you guys I all day crying we pray for all family

  • @r7vvg997
    @r7vvg9979 ай бұрын

    😭😭😭😭ደክምና እዩ መዓናጣና ሓሪሩ እዩ አብ ስደት ኮይና መንፈሲ ስእና ጨንቅና😭😭😭💔😭😭😭

  • @user-ur6mj9mp6d
    @user-ur6mj9mp6d9 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላአ ህዝቢ ትግራይ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤

  • @yohanaaregay3101
    @yohanaaregay31019 ай бұрын

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ ንኩሉ ሂዝቢ ትግራይ ጽኖዓት ይሀብኩም ኣምላክ

  • @lilitylility4864
    @lilitylility48649 ай бұрын

    ዋይዋይዋይ ህዝበይ ዝረኸቦ እህህህ 💔💔💔😭😭😭😭

  • @Daniel-hv2rh
    @Daniel-hv2rh9 ай бұрын

    ጽዓናት ይሃብኩም ህዝብ ትግራይ 😭😭😭😭

  • @user-ti2fy1if9l
    @user-ti2fy1if9l9 ай бұрын

    ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ጽናት ያሃብኩም መልእክተይ ካብ ኤርትራ

  • @angeup

    @angeup

    9 ай бұрын

    🥰🥰🙏🥰🥰🥰

  • @user-mj6vz4kg4f
    @user-mj6vz4kg4f9 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም ይሃበና😭😭😭😭😭

  • @ngstihadera4219
    @ngstihadera42199 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃቡኩ ንመላእ ህዝኒ ትግራይ ብፍላይ ኣደታት ትግራይ ደጊመ ጽንዓት ይሃብክን🖤🖤🖤🖤💔💔💔🇻🇳🇻🇳😭😭🇪🇷🇪🇷😭

  • @weinikesete1911

    @weinikesete1911

    8 ай бұрын

    Nay bhaqi libka zisebir eu egzabher amlak tsnat yhabka hizbi tigray ade tigray ajoki egzabher amlak nibatki yhabso imber intay ybehal mama ajokin qanzakin yridana eu 🇪🇷

  • @user-gx6eo8xs7k
    @user-gx6eo8xs7k9 ай бұрын

    እዞም ሽፈራት ኮነ ኢሎም ኢዮም ህዝቢይ ትግራይ ንምዉዳእ ተላዒሎ💔😭😭😭😭

  • @yordanoshaile8263
    @yordanoshaile82639 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብ ንሙሉእ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢

  • @SameeraSameera-lf2hz
    @SameeraSameera-lf2hz9 ай бұрын

    ኣጆካ ዛሓወይ ጥንክረ በለ

  • @yiitui5517
    @yiitui55179 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም ይሃበና😭😭😭😭😭😭😭💔🖤

  • @user-nc5yt3jr1t
    @user-nc5yt3jr1t9 ай бұрын

    🖤💔💔💔💔መንግሰተ ሰማያ ያዉርሰኩመ እፉፉፉፉ አዶ ትግራይ ዉፅዕት ኣምላክ ያፅንዕካ ያሃብካ ህዝበይ ዓደይ ተወሪርና😢😢😢😢😢🖤🖤🖤🖤🖤🖤

  • @merontadele70
    @merontadele709 ай бұрын

    ፅንዓት ንመላ ህዝብ ትግራይ እና ክብር ንጀጋኑ ሰማዕታትና ።።

  • @kidusanabew12
    @kidusanabew129 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብኩም ዞኣሕዋተይ😢😢😢እግዚኣብሄር የጽንዕኩም🥹🇪🇷🙏

  • @angeup

    @angeup

    9 ай бұрын

    ♥️♥️🙏🙏

  • @fugi8853
    @fugi88539 ай бұрын

    ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢

  • @user-ip5dh4uf3u
    @user-ip5dh4uf3u9 ай бұрын

    አጆና ንፅናዕ ንሐርን ዝተረፈ ህዝብና ናብ መረበቱ ንክምለስ

  • @eliaselias1494
    @eliaselias14948 ай бұрын

    ጽንዓት ይሃብኩም መላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @martameresa8692
    @martameresa86929 ай бұрын

    እህህ ህዝበይ 😭😭😭😭💔

  • @FaGa-ux5vu
    @FaGa-ux5vu9 ай бұрын

    ክኽፍእ ኣብ ስደት ኮንካ ልብና ተቃፂሉ እፍፍፍ

  • @gallwejerat147
    @gallwejerat1479 ай бұрын

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ

  • @NihnaNewegena
    @NihnaNewegena9 ай бұрын

    😢😢😢😢😢ኣሕ ኣየ ህዝበና ብጣዕም የሕዝን ፂናዓት ንመላእ ህዝበና😢😢😢😢😢

Келесі