No video

Awet Tesfay - ሰናይ ዘመን | Senay Zemen - New Tigrigna Music 2023 [Official Video]

GEM Tv: - Awet Tesfay - ሰናይ ዘመን | Senay Zemen - New Tigrigna Music 2023 [Official Video]
Check Out New Ethiopian Music Videos by Golden Ethio Music.
Subscribe GEM:- / goldenethiom. .
Facebook:- / golden-enter. . Telegram:- t.me/goldenent Instagram:- / official_go. .
#GoldenEthioMusic #EthiopianMusic #GoldenMusic
Subscribe Today and Get All Your Favorite Music.
Any unauthorized use, copying or re upload of this content is strictly prohibited.
Copyright ©2023 Golden Entertainment.

Пікірлер: 281

  • @abdilife3916
    @abdilife391610 ай бұрын

    I m oromo i love Tigraw muzic ❤❤❤❤ is my People

  • @MullerAsgele-zq7xn

    @MullerAsgele-zq7xn

    10 ай бұрын

    Love you too oromo people

  • @Amen499

    @Amen499

    10 ай бұрын

    We Love you more ❤❤❤

  • @Gameandgame65

    @Gameandgame65

    10 ай бұрын

    Love you too

  • @berheregeat9676

    @berheregeat9676

    10 ай бұрын

    ​@@MullerAsgele-zq7xn😮

  • @baby863

    @baby863

    10 ай бұрын

    We love you more

  • @selamberaki659
    @selamberaki65910 ай бұрын

    Happy new year tegaru xbukat from eritrea 🇪🇷

  • @rutamuluebrhane7859
    @rutamuluebrhane785910 ай бұрын

    Senay zemen ne kuluna 💙

  • @maratalosow1741
    @maratalosow174110 ай бұрын

    ናይ ማዳም ቀመማት ዘይተሓሰብ ናይ ምሸት እንጀራን ፍቅርን ሓዳርን ይሃበና ይሃበክን እሜን በላ 🌺🌺🌺🌺🌺።

  • @sameralibis6724

    @sameralibis6724

    10 ай бұрын

    ኣሜን(3)🙏🌻🌻

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067

    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067

    10 ай бұрын

    አሜን❤❤

  • @user-fl5xg1yx2t

    @user-fl5xg1yx2t

    10 ай бұрын

    ኣሜን🙏❤ዉድ🥀

  • @ethiopian-zr9mc

    @ethiopian-zr9mc

    10 ай бұрын

    ኣሜን 🥰

  • @MmMmm-on2wp

    @MmMmm-on2wp

    10 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ማዓረይ❤❤❤

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel851810 ай бұрын

    Happy New year 🎉 ✨️ From Eritrea 🇪🇷.

  • @sabagebru6850

    @sabagebru6850

    10 ай бұрын

    Thnk you for you to 🌻👌❤️💛🌻🌻

  • @A.D.540

    @A.D.540

    10 ай бұрын

    thank you

  • @tekleberhan3704
    @tekleberhan370410 ай бұрын

    A beautiful and sentimental song for the new year, a song for Tigray people to reclaim and celebrate our humanity. Well done, and thank you❤💛❤💛

  • @Amen499
    @Amen49910 ай бұрын

    Aweteway!! Edeme yabeka mes your friends!!! From Sweden!!❤❤❤

  • @Ilovemom170
    @Ilovemom1709 ай бұрын

    I love the people of Tigray. Greetings. Eritrean. I live in Libya 🇪🇹🇻🇳🇱🇾🇪🇷

  • @DinaWoldu
    @DinaWoldu10 ай бұрын

    እግዚኣብሔር ዘመነ ምትሑቁቋፍ የምጽኣልና ዝተፈናቀሉ ዓዶም ልምለስሉ ውላዳ ዘውፈረት ኣዶ ውን ወዳ ትሓቅፈሉ ሰላምናን ራህዋን መምዓትና መሊእካ ሃበና ፈጣሪ ኣቦይ ሰላም ነዓኪ ትግራይ ዓደይ❤️💛🙏🏽

  • @user-cg2um2cn9e
    @user-cg2um2cn9e10 ай бұрын

    ዓወተይ ኩሉ ግዜ ሙሩፅ ስራሒካ ኢካ ትመፅእ ምርቃ ቅድሳን ኣይፈለየና ንዓመታ ከምዚ ይዕቆረና ይዕቆርኩም ምስ ስድራና ንታኣካከበሉ ሽግሪ ህዝብና ዘብቀዓሉ ይግበሮ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mashomashosara8047
    @mashomashosara804710 ай бұрын

    6ተይ ባዕለይ እንኮዕ ኣብፀሐና ን 2016 ዓ/ም ሰናይ ዘመን ይኩነልና ❤❤ ስደትና ይሐፅረልና ኣምላክ 🌺🌺

  • @dinamesfin8860
    @dinamesfin886010 ай бұрын

    ሁሌም አሪፍ ስራ በርታ በጣም አድናቂህ ነኝ ❤❤❤❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf10 ай бұрын

    አሜን ሰናይ ዘመን ይግበረልና ተጋሩዋይ ጡዑማት ላዛ❤❤❤❤

  • @seliseli3381
    @seliseli338110 ай бұрын

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2016 ሰናይ ዘመን ይግበረልና ❤🙏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼

  • @nguseyemane9170
    @nguseyemane917010 ай бұрын

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ሰናይ ዘመን ዘመንና ይግበሮ ደቂ ትግራይ ዓደይ ❤❤❤

  • @Senait-fe9ff
    @Senait-fe9ff10 ай бұрын

    ሰናይ ዘመን ይግበረልና ንኩሉ ትግራዋይ

  • @kahsayemaryamlij199
    @kahsayemaryamlij19910 ай бұрын

    እፍፍፍፍ ኣነ ክፎትወካ ማዓት ዓወተይ ወትሩ ብሩፅ ስራሕ ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ሰናይ ዘመን ይግበረልና 😊😊❤

  • @Top-5-Tigrigna
    @Top-5-Tigrigna10 ай бұрын

    ኣይጥዑምን ኣይጥዑምን ብዘይ ዛላምበሳዋይ ኢሮብ በዓል ኣይጥዑምንየ😢 ኣይጥዑምንየ ኣይጥዑምን ብዘይ ምዕራበይ በዓል ኣይምቅርንየ ኣይጥዑምን ኣይጥዑምን ብዘይ ደቡበይ ኣውደኣመት ኣይደምቅንየ😢 ኢልካስከ ድረፍ

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi296310 ай бұрын

    ሰናይ ዘመን ይግበረልና

  • @elsatawolde1249
    @elsatawolde124910 ай бұрын

    Waw ብሉፅ ስራሕ ዓወተይ 💛❤ ሰላም ንመላእ ህዝቢ ትግራይና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና 🙏

  • @ZozoZozo-vj8mn
    @ZozoZozo-vj8mn10 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ደቅ ትግራይ❤❤❤

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg573410 ай бұрын

    ዓወተይ ጅግና ኩሉ ግዜ ብልፅ ስራሕትኻ ልዕል እግዚኣብሔር ኣብ ጎንኻ ይኹን ንዓመታ ብሰላም ኣፅንሑ ስደትና ኣሕፂሩ ምስቶም ብልቢ ንፈትዎም ቤተሰብና ይኣኻኽበና ፈጣሪ🤲🤲 ሽግር ህዝብና ዘብቀዐሉ ሰላምን ፍቅርን ዝዓስለሉ ዘመን ይኹነልና❤ተጋሩዋኒ ካብ ወፂእኻ ምትራፍ ይሰውረና እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏🙏

  • @DJDAVETIGOFFICIAL
    @DJDAVETIGOFFICIAL10 ай бұрын

    🎉🎉🎉 awucho tigray for ever 💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi10 ай бұрын

    አካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋ ኣብዓድን ኣብሰደት ዘለኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @kbromgeretekle9624
    @kbromgeretekle962410 ай бұрын

    ዓወት ጀግና እንኮዕ ብሰላም መፃካ ፅቡቅ ስራሕ ሩሕስ ባዓል ሓድሽ ዓመት ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GerohouseGero-nb5co
    @GerohouseGero-nb5co10 ай бұрын

    ስናይ ዘመን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ተጋሩዋይ 🙏🤲🤲❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛🫶

  • @user-pg8wh1lx2w
    @user-pg8wh1lx2w10 ай бұрын

    ርሑስ አውዳአመት ለዋህ ህዝበይ❤

  • @delinatv
    @delinatv10 ай бұрын

    ሰናይ ዘመን ይግበረልና ኣምላኽ፡ ህዝቢ ትግራይ ፍሉይ ፍጥረት፡ ኩሉ ኪኢሉ ይነብር ኣሎ። ፍትውትው የ ዘብለኩም ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤

  • @youngog2978
    @youngog297810 ай бұрын

    we love you tigeray people from Hadiya🎉

  • @MelekingMeleking-oq6mt
    @MelekingMeleking-oq6mt10 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ደቂ ዓባይ ትግራይ

  • @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf3067
    @tesfdjejdjdjjehehjdjfjfjf306710 ай бұрын

    ርሑስ ሓድስ ዓመት ደቅ መዳም ሓሳልብክን ያስመርልክን ቃዳዉትና ቱኩን 2016😢❤❤

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe31410 ай бұрын

    ርሑስ አውደአመት ይግበረልና።ህዝብና ዝቐስነሉ ፍትሒ ዝረኽበሉ ዝተመዛበለ አብ መረበቱ ዝምለስሉ ዘመን ይምጰአልና። ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @sarayan525
    @sarayan52510 ай бұрын

    አሜን ሰናይ ዘመን ይግበረልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥀🥀🥀🥀🥀🥀❤❤

  • @habu207
    @habu20710 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ዘመነ ሰላም ራህዋ ይግበረልና ❤️💛😘🙏

  • @SameerKhan-lm9eb
    @SameerKhan-lm9eb10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ተገሩዋ ፀላኢኩም ዓይኑ ይፍሰስ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @saraamharawitethiopia
    @saraamharawitethiopia10 ай бұрын

    This is our new year. we are Habesha the beautiful people of the world. the formula of our holy religion. God and we know. that all northerners are one tribe but....ሆኖም ግን እንኳን አደረሰን ሰናይ ዘመን ይግበረልኩም🙏❤

  • @Bastvero

    @Bastvero

    10 ай бұрын

    Tigray new years

  • @hyabeynatey1679

    @hyabeynatey1679

    10 ай бұрын

    We are not habesha we are from tigray axumawyan

  • @Bastvero

    @Bastvero

    10 ай бұрын

    Not amhara eritrea tigray all is habesha but politan issue divide them before melik ii haile sellasie ......sorry amhara and eritrea they dont like tigray because they are ignorant

  • @user-gj7md5cy8u
    @user-gj7md5cy8u10 ай бұрын

    2016 🌅መልካም አዲስ ዓመት ይሁንልን🌻🌻 የሰላም የደስታ የፍቅር ዘመን ያድርግልን ሰላም ለሃገራችን ይስጠን ፈጣሪ🤲🥰

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom328710 ай бұрын

    ዓወተይ ጅግና አቦ ጥበብ ዝፈትወካን መኩሪዒና ❤❤🙏

  • @Helentube121
    @Helentube12110 ай бұрын

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት 🙏🏽🥰🌻🌼🌻

  • @user-tt8he4hg2m
    @user-tt8he4hg2m10 ай бұрын

    Ma hero good job ❤❤❤

  • @01tigray
    @01tigray10 ай бұрын

    እንዃዕ አብፀሐኩሙ አብፅሐና ዓመት ንዓመት የደግመና 🙏❤

  • @BeneBana
    @BeneBana10 ай бұрын

    ዓመተ ፍቅርን ሰነያን ይግበረልኩም።ኣብ በረካ ለሎ ገዝኡ ዝኣትወሉ ፎቀድኡ ኬንዳ ዘሎ ህዝብና ናብ መረበቱ ዝምለሰሉ ሓዱሽ ዓመት ይግበሮ።እንኻዕ ኣብፀሓኩም ኣሓተየ🙏

  • @user-yi1uj3kf2l
    @user-yi1uj3kf2l10 ай бұрын

    ናይ ሰላም ፍቅርን ይግበረልና

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit870210 ай бұрын

    ሰይሰይ ይይይይይ...ዋ አውድአመትየ ይግበረልና በረከትየየየ...good job ይበል ሰራሕ ዝዕርከይ ...💪👌🌻🌻🌻

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb10 ай бұрын

    ዘመና ራህዋ ይግበረልና ተጋሩዋይ ፈጣሪ ካብ ዘሎ ፀበባ የናግፈና🥰🤗

  • @Aman-zi8hx
    @Aman-zi8hx10 ай бұрын

    ሰናይ ሓዱሽ ዓመት እንኳዕ ኣብፀሓኩም ደቂ ዓደይ ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤

  • @fregoitom6568
    @fregoitom656810 ай бұрын

    Hadush eawdamet n hizbii Tigrai eadey ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ug5ut1uv1h
    @user-ug5ut1uv1h10 ай бұрын

    Good jop bro❤ happy new year my people🎉🎉🎉

  • @user-zg3xd6fp2h
    @user-zg3xd6fp2h10 ай бұрын

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ሰናይ ዘመን ይግበሮ ዓወተይ ❤❤❤

  • @gjhj5555
    @gjhj555510 ай бұрын

    ድምፂ👌እንኳዕ አብፀሐና ተጋርዋይ🌼🌼🌻🌻💖🥰💖🥰💞🌼💞🌸🌸🌸🌹🌹🌺🌺🌺🌺

  • @kesanethagos4925
    @kesanethagos492510 ай бұрын

    ዓወተይ ኣሜን ሰናይ ዘመን ይግበረልና❤❤❤

  • @abadigebre4385
    @abadigebre438510 ай бұрын

    ንብመሊእኩም አብ መላእ ዓለም ዘለኩም ተጋሩ እንካዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም አብፀሐኩም 🙏🙏🙏🙏እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዓውቻ ፅሩይ ፅቡቅ ሰራሕ በእውነት ቀፅለሉ ❤️💞❤️💞❤️💞

  • @ሳሌም
    @ሳሌም10 ай бұрын

    ገለ ዓይነት ስራሕ ዓወት ሓዉና ሰናይ ዘመን ይግበረልና ኣምላኽ 💛💊👏❤️❤️❤️

  • @YoditMulugeta-du4hz
    @YoditMulugeta-du4hz6 ай бұрын

    አት ለሚነየ....ለሚን ለሚነየ ትዝብል ደርፊ ፈትያ አለኩ❤❤❤❤

  • @kidan5256
    @kidan52562 ай бұрын

    ዓወተይ ጅግና ወዲ ዓደይ ❤💛😍😍😍ኣነስ ታይ እዩ ጠፍኡ ናበልኩ ነይረ ለካ ሓልፍኒ ፀንሑ እዚ ጥዑም ደርፍካ 🤣 😊😊

  • @solianakahsay8552
    @solianakahsay855210 ай бұрын

    ብሉፅ ኢኻ ሓወኒ please keep it up

  • @MmMmm-on2wp
    @MmMmm-on2wp10 ай бұрын

    ዓወተይ ጀግና ወዲ ትግራይና ብሉፅ ሰራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum406210 ай бұрын

    ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤ ርሑስ ዓመት ይግበረልና🙏 ልተፈናቀለ ናብ ገዝኡ ልምለሰሉ 🙏 ካብኩሉ ንላዕሊ ሰላም ልህብና🙏

  • @haniloveyoni428
    @haniloveyoni42810 ай бұрын

    ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይሃብካ ዓወተይ❤❤

  • @azebgebru4637
    @azebgebru463710 ай бұрын

    Beautiful song as usual. Love it keep it up brother Awet ❤💛

  • @yekaleenat6552
    @yekaleenat655210 ай бұрын

    ❤ ሰይ❤ ደቂ ❤ ሓላል ❤❤ መርየት ተጋሩዋኒ እንካዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀና ባሓቂ❤ ❤❤ ብሉፅ ስራሕ

  • @MullerAsgele-zq7xn
    @MullerAsgele-zq7xn10 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃኻ ዓዊታ 💛❤️💛❤️ርሑስ በዓል ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋኒ 💛❤️💛❤️💛

  • @zematigrigna
    @zematigrigna10 ай бұрын

    good job brather❤️❤️🌻🌼

  • @mareyhelsh5850
    @mareyhelsh585010 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋኒ ደቂ ክልል መሬት ናይ ስላም ናይፍቅሪ ዓመት ባዓል ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤

  • @edenaraya9795
    @edenaraya979510 ай бұрын

    🙏❤️ናይ ሰላም ናይ ፍቅርን ይግበረልና

  • @Amesegenalhue
    @Amesegenalhue10 ай бұрын

    በጣም አሪፍ ዘፈን/ ጽቡቅ ደርፊ ደርፊካ ይገበረልና ሰናይ ዘመን /

  • @user-fl5xg1yx2t
    @user-fl5xg1yx2t10 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ❤❤ሰናይ ዘመን ,ዘመነ ራህዋን ቅሳነትን ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏❤🌻

  • @user-el1rx6zm6v
    @user-el1rx6zm6v10 ай бұрын

    ዓወተይ ቡሉጽ💊❤💋💋💋

  • @hrititsegay242
    @hrititsegay24210 ай бұрын

    Waw ቤላ ስራህ ዓወተይ ማዓረይ 👌 🫶❤❤ ሩሑስ ዓመት ይግበረልና ደቂ ሪመይ ሽኮሪናታት 🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @ABEBAGUALKESHIAbeba
    @ABEBAGUALKESHIAbeba10 ай бұрын

    ዓዊተይ ኩሉ ግዜ ቡሉፅ❤

  • @user-fy7fh4cm9f
    @user-fy7fh4cm9f10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤አሜን ፫❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @TesfayBeyene
    @TesfayBeyene10 ай бұрын

    Good job brother ❤🙏

  • @user-cv8pn6rg5j
    @user-cv8pn6rg5j10 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ዓድና ሰላም ይግበረልና ሓዱሽ ዓመት ሰላምና ይመልሰልና🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🙏🙏

  • @mahlettuumay4327
    @mahlettuumay432710 ай бұрын

    አወትና ጀግና❤❤❤❤

  • @MisgnaGebremicheal-fk7lr
    @MisgnaGebremicheal-fk7lr10 ай бұрын

    Amen senay zemen ygberelna awucho hawey

  • @user-yi8cc8gy1g
    @user-yi8cc8gy1g10 ай бұрын

    ❤❤❤ዓወተይ ሽኮር ብሎጽ ስራሕ ይብለካኣ ካብ ናዙ 😂😂😂

  • @SelamNibrat-uc7yp
    @SelamNibrat-uc7yp9 ай бұрын

    I wish senay zemen to tigray people

  • @frafirfr4856
    @frafirfr485610 ай бұрын

    ሰናይ ዘመን❤❤🎉🎉🎉💃💃

  • @adalsmejana
    @adalsmejana10 ай бұрын

    Touch-up melody

  • @yordiyordi1961
    @yordiyordi196110 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ናባዓል ሓድሽ ዓመት ተጋሩዋኒ♥♥💝💝💝💊❤💊🙏💥💥

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti-10 ай бұрын

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ❤💛

  • @sheger-hm1fq
    @sheger-hm1fq10 ай бұрын

    ሰላም ከትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mamLove21
    @mamLove2110 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ንኩሉም ደቂ ትግራይ ዓደይ ልዓመታ ምስ ንናፍቆም ስድራና የውዕለና🎉❤ዓወታ ክሉግዜ ብሉፅ

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez677810 ай бұрын

    Waooo amazing lyrics and voice ❤❤❤ Happy New year

  • @tsegaataklti8720
    @tsegaataklti872010 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋርዋኒ🌼🌼🌼🌼🌼🌼❤❤❤

  • @user-zz1tp4up8y
    @user-zz1tp4up8y10 ай бұрын

    ዓወት በዓል ብሉፅ ድምፅ ከፈትወካ ወዲ ትግራይ ሓላል ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ወዲ እኖዋይ 🎉❤😘

  • @gs6su794
    @gs6su79410 ай бұрын

    ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ❤❤❤❤

  • @user-jy3jg4ie3s
    @user-jy3jg4ie3s10 ай бұрын

    ❤❤❤❤ዓወተይ ጥዑም🎉🎉🎉ድምፃ

  • @user-bg6nc4ul8p
    @user-bg6nc4ul8p10 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-bg8mo7vk9q
    @user-bg8mo7vk9q10 ай бұрын

    Am debub i love tselegnaa

  • @MichaelMiki-yz2vt
    @MichaelMiki-yz2vt10 ай бұрын

    Tnx my brother ❤❤

  • @yonyidcartoon7210
    @yonyidcartoon721010 ай бұрын

    ርሑስ ኣውደኣመት ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @soolisooli6466
    @soolisooli646610 ай бұрын

    ዓወተይ መረዋሕ ድምጺ ኣነስ ክፈትወካ እኳዕ ኣብጸሐካ ዝሓወይ💚🙏

  • @frehailu3394
    @frehailu339410 ай бұрын

    ኩሉ ግዜ ብሉፅ ዓውታየ💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w10 ай бұрын

    እንኳዕ አብፀሐኩም ተጋሩዋኒኒ ሰናይ ዘመን ራህዋን ቅሳነት ይግበረልና ተጋሩዋኒኒ❤❤❤❤ደቂ ሓላል መሬት❤

  • @kamsebeyazalku1484
    @kamsebeyazalku148410 ай бұрын

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏abet Abet abey emo atum halalta hziba

  • @user-hb9we9qu4w
    @user-hb9we9qu4w10 ай бұрын

    Senay zemen yegberelna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y10 ай бұрын

    Enkae abxehakum tegaruwayyyy rhus awdaamet ygberelna 🙏💖💖💖

  • @asterabraha7968
    @asterabraha796810 ай бұрын

    ደስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስ ክትቡሉ ሽኮራት ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ 🌻🌼🌻🌼🌼🌼🌼🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌺🌺🌺💒🇻🇳💒💖🙏🙏🙏

  • @yeshimbetyihdego4479
    @yeshimbetyihdego44795 ай бұрын

    Amen Amen 🙏

Келесі