ATV: ጽንዓት ይሃብካ ሓላል ህዝቢ ትግራይ! - Amanuel Eyasu / Atv Asena
Join this channel to get access to perks:
/ @atvasena
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
gofund.me/a29cab3b
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZread.
Пікірлер: 298
ክብረት ይሃብኩም አማኒኤል ሐውና:ትልብጂን አሰና ድምጺ ውጹዓት 🙏🙏💙💙💙
ጽንዓት ይሃብካ ጅግና ህዝቢ ትግራይ❤❤❤ ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ክብርን ሞገስን ንዓኹም ይኹን።
@letegabriel2721
9 ай бұрын
Amen
@Slam773
9 ай бұрын
Amen
@frewynifrewyni7656
9 ай бұрын
❤❤❤❤
ኣማኒኤል እያሱ 👍በሊሕ ወዲ ህዝቢ ልብካ ዝትንክፍ ፍፁም ገላፃ
@User-ef8jv
9 ай бұрын
ኣማኒኤል ኢያሱ፡መልመጺ ትፋእ ወያነ!!
ጽንዓት ይሃብ ንምሉእ ህዝቢ ትግራይ፡
ክብረት ይሃበልና አማኒኤል ድምጲ ውጳዓት። ውዕለትካ አይንርስዕን። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ነዛ ብርሃን ክንሪኢ ዝገበሩና። Thenkyou Amanuel God bless you ❤🧡
ንኩላትና ፅንዓት ይሃበና እስቲ ኣዶ ኣኤርትራ ተኮነ እውን ኣይጣዓማን ዘለዋ😢😢😢😢😢 ኣደዋይ ኣዶ ትግራይ ኣክእሎ ይሃብኪ 😢😢😢😢
ኣጆኹም ህዝቢ ትግራይ ንብዓትኩም ሓብስዎ መስዋእትኹም ከንቱ ኮይኑ ኣይተረፈን ። ካብ ኤርትራዊት ሓፍትኹም❤
@AbenuAtnafu
9 ай бұрын
Yeknyelna haftna🙏🙏🙏
@luwamluwam3868
9 ай бұрын
የቀንየልና ክብርቲ ሓፍትና
@wxzlli
9 ай бұрын
😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
@yalew5342
9 ай бұрын
ወያኔ የቁም ሞት የሞተው ሚስቱ ከተደፈረች በኃላ ነው። ከወልቃይት ተደቁሶ ከመውጣቱ በፊት በክብር ቢለቅ ኖሮ የትግራይ ህዝብ ዕንዲህ ባልተዋረደ ነበር
@user-zv4kd1jv9s
9 ай бұрын
Emo entay maletki eyu kidu nedey qetlewa maletki deyu
ፅንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@wxzlli
9 ай бұрын
🙏🙏🙏😭😭😭💔💔💔💔
@yalew5342
9 ай бұрын
ወያኔ የቁም ሞት የሞተው ሚስቱ ከተደፈረች በኃላ ነው። ከወልቃይት ተደቁሶ ከመውጣቱ በፊት በክብር ቢለቅ ኖሮ የትግራይ ህዝብ ዕንዲህ ባልተዋረደ ነበር
@netsanettdf9263
9 ай бұрын
❤️🙏
ጅግና አማንኤል ኢያሱ. መስካሪ ንማዕተቡ. Thanks!.💙+💙+💙+💙+💙+💙+ 💙+💙.
ፀንዓት ይሀብኩም ህዘብ ትገራይ እግዚአብሔር ደበሳ እዬብ ይደብሰኩም ሐላላት
ጽንዓት ይሃብኩም ብሩኻት ህዝቢ ትግራይ
ካብ ዳግማይ ሞትን ጥፍኣትን ይሓልኻ ህዝቢ ትግራይ፡ጽንዓት ይሃብካ።
ናይ ቋንቋ ሃብታም ዝገርም ግጥሚ ገላፂ ሓቂ❤❤❤❤❤
ክብረት ይሃበልና ኣማኒአል ሓውና ሕማቅ ኣይንካእኻ ❤️🙏
ፅናዓት ይሃብ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ
እወ ኣጆኳ ህዝቢ ቲግራይ ጽንዓት ይሀብካ ህዝቢ ትግራይ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም ንስዋኣት ተጋደልቲ ትግራይ
ጺንዓት ይሃብ ንሙሉኢ ህዝብ ትግራይ
ኣማኒኤል እያሱ 👍በሊሕ ወዲ ህዝቢ ልብካ ዝትንክፍ ፍፁም ገላፃይ👌
ወገናተይ ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት የሃብኩም
አማኒኤል ጅግና አለኹምና ኮኾባት ሰላም ትዕድሙ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ እው ጽንዓት ንህዝቢ ትግራይ 🙏😭
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ኣማኑኤል እያሱ ከምኡውን ክብረት ያሃበልና ኣሰና ሚድያ
የቅንየልና ክቡር ሓውና❤❤😢😢 ህዝበይ ፅንዓት ይሃብካ አሕሕሕሕሕሔ😢😢😢😢😢😢
የቕንየልና ናዓኹም ዝወለዳ ማሕፀነ ብሩኻት አዴታትኩም ይባረኻ ህዝበይ ፅንዑ ንፅናዕ እግዘአብሔር አምላኽ ክክሕሰና እዩ 💔😭🙏
የቅኒየልና ኣሰና 💔🙏አሜን ሕማቅ አይትሪከብ💔😭
ኽብሪ ንሰማዕታት ጽንዓት ንህዝቢ ትግራይ
ጽንዓት ይሃብኩም አሐት ህዝቢ ትግራይ : መሪር እዩ ሞ ግን ካአ ንህላወኩም ዝተዋደቅኩም ጆጋኑ ኢኩም : አምላኽ ደበሳ እዩብ ይግበረልኩ 🙏🙏ዘላአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታት ትግራይ 🌿🌿🌿
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ :: ዝወረደኩም ጸበባን መከራን ቀሊል ኣይነበረን :: ጸርኩሞ :: ጸዋራት ኢኹም :: ስውኣት ድማ ብሰላም ዕረፉ ::
ያኢስ የበል የሜዋይ ናይበሐቂ ፍቅርና አቦቱኡ እዩ ወይሉኡ አሳያስን ባራዩእን።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አይ ትግራዋይ ፀዋር ቃል ዘይገልፀካ ጀግና ህዝቢ
የቅንየልና አሰና(ኣማኑኤል) አብ ሓጎስና ምሳና ትሕጎስ ኣብ ሓዘና ምሳና ትሓዝን ናይ ሒሊና ሰብ።
የቀንየልና ክቡር ሓውና ❤❤❤
የቕኔልና ሓውና 💊💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏🙏
አማንኤል ሓውና ንኩላትና ጽንዓት የሃበና
Bravo Amanuel, Thank You, Viva Tigraie.💙
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና ኣማኑኤል ወዲ ዞም ዓበይቲ ኣብ ክልተ ሃገር እንነብር ኣሕዋት ኣሓት ሓደ ህዝቢ::
ጽንዓት ይሃብኩም ሓላል ህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢
ጽንዕት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ
Thank You 🙏 ❤Tigray for your courageous to end expansion of totalitarian dictatorship in the Horn of Africa.. U will always be remembered and honored by all especially among justice seekers In Horn of Africa ❤🙏🦋🦋🦋
Thank you so much Emanuel eyasu TV asena history will remember you. Kebrin mogesen ne jeganu sewatena.
የቀንየልና አማንኤል ሓዉና 😭😭አብታ ፀልማት ጊዜ ድማ ድምፂ ሰለ ዝኮንካና ከመሰግነካ ይፈቱ ክብርን ሞገሰን ን ጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ
Thank you Mr. Amanuel for your brave poem & ur stand to justice!!!
@letegabriel2721
9 ай бұрын
Agree
Amanuel we need like you more Eritrean who constantly show their solidarity with the people of tigray.
ክብረት ይሃበልና ኣማኒኤል ሓውና🙏😢
Fantastic poem! BRAVO, Emma! Condolences to the brave people of Tigrai! God bless your COUNTRY!
አማንኤል ሐወይ ለባም ወዲ ለባማት አብቲ ጸልማት ግዜ ተፈትንካ ዘሸንፍካ ክብሪ አለኒ አባካ ንሓውና ህዝቢ ትግራይ አምላክ ጽንዓት ይውርደሉ 🙏😭🙏
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና ፅናዓት ይሃብካ ህዝበይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
የቐንየልና አማኒኤል ፅንዓት ንህዝብ ትግራይ
@alganeshihaile1749
9 ай бұрын
😭🥱😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🖤💔🖤💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🕳🖤💔💔
ኽብረት ይሓበልና ኤማ ሓውና ጽንኣተ ይሓብኻ ህዝበይ 😭😭😭😭💔💔💔ኽብርን ሞገሰሰን ንስወኣትና 🙏🙏🙏😭😭💔💔
ፅንዓት ይሃብካ ይሀብካ ጀግና ህዝበይ
@tesfayhailemicheal5884
9 ай бұрын
የክብረልና አማኒኤል ሓውና ሕማቅ አይትርከብ
Thank you Ema hawey 🙏🏽💙💙💙
Thank you Aman our brother for everything.
ጽንዓት ይህብካ ህዝቢ ትግራይ😢
የቀንየልና ክብር ሓውና ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ😭😭😭😭😭
ፅንዓት ይሀብካ ህዝቢ ትግራይ ደበሳ እዮብ ይደብስካ
የቀንየልና ክብረት እውን ይሃበልና ፅንዓት ንስድራ ስውኣት መንግስተ ሰማይ ንጀጋኑ ሰማእታት 😭😭😭😭💔💔💔💔💔
Dear Amaniel history is on your side ; your unwavering stand with the people of Tigray might be unpopular with the current state of mind of Eritreans but never underestimate the prayers of the weeping mothers of both people for peace and justice once and for all🩵🙏🏿
@temenow
9 ай бұрын
You are 100% right!
@heruy8274
9 ай бұрын
Prayers and weeping mothers have no power. However, i will say this though. Tegrena-speaking Eritreans and Tegreans are one people. This is a fact that cannot be disputed regardless of the validity of the political grievances of both groups. It may be unrealistic for me to advocate unity of both subgroups of the same people given the lack of education and civility among our people (thanks to the communist despotic regime), but we are going to have to learn how to coexist and build a better future together through cooperation and solidarity on the basis of our common ethnicity. There is no other path to follow for us.
@letegabriel2721
9 ай бұрын
Well said. Viva Tigraie, 💙
@yalew5342
9 ай бұрын
ወያኔ የቁም ሞት የሞተው ሚስቱ ከተደፈረች በኃላ ነው። ከወልቃይት ተደቁሶ ከመውጣቱ በፊት በክብር ቢለቅ ኖሮ የትግራይ ህዝብ ዕንዲህ ባልተዋረደ ነበር
ጽንዓት ይሃብካ ሓላል ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢
ሓወና ከብረት ይሃብሃ ህዝቢ ትግራይ ፅናዕ
ጽንዓት ይብካ ተባዕ ህዝበይ ህዝቢ ደቡብ ትግራይ 💔😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ለባማት ኣሕዋትና ብፅንዓት ኹሉ ክንሰግሮ ኢና የቀንየልና : :
ጽንዓት ይሀብካአ ህዝቢ ትግራይ አምላኽ ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏💙💙🌿💙💙
Lik nhabo ahwat🇪🇷
አማኑኤል ሐውና ኩሉ ግዜ አብ ሐቂ ዕድመን ጥናን ንዓኻን መሳርሕትኸን።
ክብር ሓውና በዓል ሕሊና የቅንየልና ክብር ሞጎስን ንሰማእታትና ፅናዓት ንህዝብና❤😢
, ጽንግት ህዝቢ ሓው ህዝቢ ትግራይ ደበስካ ካብ ፈጣሪ ይኹን😭😭😭
@Slam773
9 ай бұрын
Amen ንዓኹም እውን እግዘአብሔር አምላኽ ምስ ህዝብኹም እፎይ ኢልኩም ትነብርሉ ዘቨን ይኹነልኩም
Thanks Amaniel for the impressive message for Tigray people 🎉🎉🎉❤❤❤
እግዛብሄር ክብር ይስጥህ አቶ አማኑኤል
💔💔💔ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ!
ጽንዓት ይሃብካ ክቡር ህዝቢ ትግራይ:: ሕስብ እንተበልካዮ ዘሕዝን ህልቂት እንድዩ ግን ከዓ ክኽፈል ዝነበሮ ክቡር መስዋእቲ ኢዩ:: ኣምላኽ ናይ መወዳእታ ይግበሮ::
ክብረት ይሃበልና ኣሰና 😢
ጀጋኑየ መአረይ ፅንአት ይሐብኸን ወለደይ 😭😭😭
ጽንዓት ይሃብኩም ተጋሩ የሕዋትና ።
እድመን ጥዕኔን ይሐንካ አማኑኤል ብሩክ
Thank you ASSENA TV , Thank you Amanuel ❤ .
Amanuel, Again, thank you for your description of the Tigray tragedy and survival fairly. Let us at least acknowledge the genocide committed in Tigray and mourn the fallen Tigray heroes with gratitude.
Thank you Amanu, it means a lot. For victims.
😭😭😭😭 አክእሎ ይሃብካ ህዝበይ 😭😭😭😭 ክብረተይ ይሃበን አማኒኤል ሓውና❤
ጽንዓት ይሃብኩም ክቡራት የሕዋና ኣባይኩም ይምባዕ ንስድራቤቶም ኣምላኽ ሓዘንኩም የቅልልኩም 🙏🏼 ንሰማእታት ትግራይ ኣብ ገነት የምብሮም 🙏🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
ክብረት ይሃብኩም አማኒኤል ሓውና እስና ሚድያ ድምፅ ውጽዓ ህዝብ ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንስማእታት ጀግናና
🌵🌱🌿☘️🍀🌴🌳🌲🌾🌷🌹🥀🌻🌼🌸🌺🍀☘️🌿🌱🌴🌳🌲🌵 ኣብ ለምለመ የዕርፍኩም ሰማእታት ትግራይ! ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብኩም! መስዋእትነት ደቅኹም ንኣዝዩ ከቢድን ልዑልን ዋጋ እዩ ተኸፊሉ። ሳላ ዝተኸፍለልና ሕነ ርእስና ኣቅኒዕና ኣሎና። 🌱🌿🍀🌵🌲🌳🌴☘️🌱🌾🌾🌿
አማን ሓወይ በዓል ሕልና; ሕማቅ አይትርከብ እወ ጽንዓት ይሀበና ንመላዕ ህዝበይ 😢😢😢
ኣማንኤል ኣሰና እምበር ኣማን!! የቐንየልና ክፋእ ኣይትርከብ!!
Amanuel Egiziabher edmen tienan yhabka ab goni Tigray tetew zibelka 🙏👏
ኣሜን ክፉእ ኣይትርከብ ኣማኑኤልን መሳርሕትኻን!!!❤
ጽንዓት ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢
😭😭😭😭😭💙💙💙 we Standing with Tegaru ahiwatena. We Eritrea cry with you we hurt with you. GOD BLUE US ALL💙💙
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ
በሐቂ ጽንዐት የሐብኩሞ
Thank brother Amanuel 🙏 yes Heroes are our proud they live for ever❤️better to die like a hero than to be a slave 💪🏽💪🏽
ኣመንአል ሓውና ክብሪ ይኹንካ ኣብ ልብና ዘሎ ጽቡቕ ገርካ ገልጽካዮ ብሰላም ይድበሱ እንሻኣላህ ነባሪ ሰብ የለን ታሪኾም ነባሪ እዩ ውድቀት ንዓመጽቲ
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ነብና ኣቦና ኢዮብ ዝደብሰ ኣምላክ ሓዘንኩም ይደብስ😭😭😭😭
Ema you are the man, thank you for standing up for the truth.
Thanks bro Amanuel Eyasu !!!
የቕንየልና አምየ መለእኽቲ ሐዘን ግጥምኻ ሐላይነትካ ሐሳባነትካን ከደየናይ ንህዘቢ ትግራይ ዓሚቕ ምኻኑ ዩ ዝገልጽ ክበረልና አሜ
Thanks assena
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ የሕዋትና
አንታ ሐላል ሕዝቢ ከማካ ፅኑዕ ፍጡር አልቦ የለን እሞ ባህ ይበልኻ ጅግና ህዝቢ
Xeneat yhabkum hezbi tegray😢😢😢💔💔💔
Amlak Edmen Tenan Yehabka.Abtekulu tsegematna abgonena nerka Lebam Hawu.!!!
የቐንየልና ሓውና