Atv Asena Live - እዋናዊ ሓበሬታታት - ቪዛ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ/ ወጥሪ ጸለምቲ/ ጸብጻብ ጀኖሳይድ ትግራይ

Atv Asena Live - እዋናዊ ሓበሬታታት - ቪዛ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ/ ወጥሪ ጸለምቲ/ ጸብጻብ ጀኖሳይድ ትግራይ

Пікірлер: 13

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-AmenayАй бұрын

    Thank you. Keep it up!

  • @user-in6im2sp5z
    @user-in6im2sp5zАй бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @dbhddhdhh883
    @dbhddhdhh883Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @dawitgebrewit2411

    @dawitgebrewit2411

    Ай бұрын

    Please Assena don’t bring this irrelevant speech b/n Issayas & Abiy again and again

  • @Z-oneandonly

    @Z-oneandonly

    Ай бұрын

    He has an obligation to remind people who the real Isaias is with his own words!!

  • @mmsaed4630

    @mmsaed4630

    Ай бұрын

    ​@@Z-oneandonlyyou are right.

  • @user-fv5tt2mo1o
    @user-fv5tt2mo1oАй бұрын

    Ja jonesayn Enka bmehabereseb alem Enka terayelom delguwom eka tewxium eyom

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514Ай бұрын

    እንተ ሰሚዓቶ መልእኽቲ ናብ ኤልሳ ጭሩም :: ብሓደ ሓደ ሰባት ብተዳጋጋሚ ትውቀስን ትሕመይን ስለ ዘለኪኺ ነዚ ዘለኪ መልሲ ናብ ኣሰና ወይ ናብ ዝደለኽዮ ሾሻል መድያ ቀሪብኪ ሕቶን መልስን ገርኪ መልሲ ክትህብሉ ንጽበየኪ ኣለና :: ናይ ሓደ ወገን ሰሚዕካ ኣይትፍረድ እንድዩ ዝባሃል ካባኺ ድማ መልሲ ክንሰምዕ ስለ ንደሊ መልሲ ክትህብሉ ኣድላይ ኢዩ ::

  • @user-cx5nl8wn3p
    @user-cx5nl8wn3pАй бұрын

    كنا ننتظر عدالة السماء بعد ان فقدنا الأمل في محاسبة الجناة في #TigrayGenocide وان #aby_ahmed سيلحق بمنقستو

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514Ай бұрын

    እቲ ኣማንኤል ዝበሎ ብዛዕባ ውሽጣዊ ርክብ ኣባላት ህግደፍ ምስ ኣባላት ወያነ ሓቂ ምኻኑ ኢትዮ ፎራም ትባሃል ናይ ኣምሓርኛ ፈናዊት ዘና ካብ ኡሙናት ምጭታትና ኣረጋጊጽና ዝረኸብናዮ ኢላ ሓበሬታ ፈንያ ኣላ :: እቶም ኣማንኤል ብዛዕባ ዘይተገብረ ርክብ ህግደፍ ምስ ወያነ ሓበሬታ ሂቡ ዝበልኩም ናብ ኢትዮ ፎራም ትባሃል ናይ ኣምሓርኛ ፈናዊት ዘና ከድኩም ከተራጋግጹ ትኽእሉ ኢኹም ::

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    Ай бұрын

    መላኽዒ

  • @user-xt1hb9wq2p
    @user-xt1hb9wq2pАй бұрын

    ኣማኑኤል ፣ ሓደ መኣረምታ ክግበረላ ዘለዋ ኣጸዋውዓ ክጠቕስ። እቲ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸመ ምጽናት ዓሌት ፡ ነቲ ፖለቲካዊ ዶባት ክለላ ክልል ጥራሕ ዘስምዕ ከይከውን መታን፣ ብፍላይ ከኣ ነቲ ብሸነኽ ኤርትራ ንዘሎ ሕብረተሰብ ትግርኛ ብ ፍሉይ ዝምልከት ስለዝኾነ ፡ እቲ ህዝቢ ትግራይ ዝብል ምስኡ ኣቢልካ ተዛረብቲ ትግርኛ ብዝብል ይወሰኮ ።

  • @fasilabebe4291
    @fasilabebe4291Ай бұрын

    ምስኪናይ ኣማኑኤል - ኢሱ ኣሽኪዒሊሉካ፤ ኣብ ሸርሒ መጻወድያ ኢሳይያስን ስዓብቱን ህሩግ ኢልካ ኣቲኻ። ብከመይ ይመስለካ? ኣብዚ ቕነ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ኣዲስኣበባ ዋዕ ዋዕ ምባሉ ንኢሳያስ ኣሻቂልዎ፤ ኣብ ዝቕጽል ኣኼባ ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ራማ ክኸውን ስለዝኽእል። ካልኣይ ፓርላማ ኢትዮጵያ ንህውሓት ዳግም ክምዝገብ ተኣኪቡ፤ እዚ ንኢሳያስ ኣይጠዓሞን፤ ስለዚ እቲ ፓርላማ ምእንቲ ክጠራጠርን ንኸተዓናቅፍ ትኩስ ዜና ኢሉ ካብ ዶብ ትግራይ ክለኣከልካ ጌሩ ድራማቲክ ብዝመስል መልክዑ - ንስኻ ምእንቲ ከይትጠራጠር። ሳልሳይ ኣማኑኤል ተበጻሕነትን ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ከኣ ተደማጽነትን ተኣማምነትን ኣለካ፤ ስለዚ ብኣኻ ዝዳሎ ዜና ብቐሊሉ ኣብ ብዙሓት ኤርትራውያን ብሓጺር ግዘ ከምዚበጽሕ ኢሳይያስ ይፈልጥ። እዚ ማለት ድማ ብርጌድ ንሓመዱ ንተጋሩ ምእንቲ ክጠራጠርዎም ዝዓለመ እዩ፤ ብንእሽቶ ዝተሳኸዐ ይመስል። ኣማኑኤል ንቅድሚት ናብ ማይክሮፎን ኣይትጉየ - ግዜ ወሲድካ መርምር፤ ካብ ዝሓለፈ ተመሃር። በርትዕ።

Келесі