Atv Asena Live - ዝሙት ኢሳያስ ዝፈጠሮ ስድራቤታዊ ምብትታን! ዕንደራ - ኣብ ትሕቲ ባንዴራ

Atv Asena Live - ዝሙት ኢሳያስ ዝፈጠሮ ስድራቤታዊ ምብትታን! ዕንደራ - ኣብ ትሕቲ ባንዴራ

Пікірлер: 64

  • @wediadi6788
    @wediadi678823 күн бұрын

    ኢሳያስ እኳ ሓደ ሰብ ኢዩ፣ ግን ንኢሳያስ ነዚ ኩሉ ዝገብሮ ዘሎ ክገብር ዘኽእሎ ዘሎ ካልእ ኤርትራዊ ኢዩ፣ ወይ ብሓፈሻ ሕበረተሰብ ኤርትራ ኢዩ። ስለዚ እዚ ሕብረተሰብ ዚ፣ ደጊሙ ደጋጊሙ ነብሱ ክሓትት ኣለዎ። ብሓቂ ከምዛ ብኢሳያስ ትምራሕ ኤርትራ ድዩ ዝደሊ? ንኸምዚ ዝበለ ገበነኛን ብልሹውን ፍጡር ይትረፍ ንኣስታት ሓምሳ ዓመታት ጸይርካዮ ክትጎዓዝ፣ ንሓንቲ ሰሙን ውን ከተጽንሖ ኣይግባእን ነይሩ።

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj22 күн бұрын

    Nay bahaqi ama kenzi natka zigebra yotuber yelewan niska kuku tenxu ni higdef zewali iyu bravo ama 👍

  • @teclitembaye5038
    @teclitembaye503823 күн бұрын

    ታሪኽ እሰያስ ዘማውን ጠላምን ረሳሕ ፈራህ ብባረዩ መጋበርያ ጊሩ ብዙሕ ገበናት እዩ ዘለውም

  • @user-cb6ke8mk2j
    @user-cb6ke8mk2j22 күн бұрын

    ግዜ ካልእ ብዙሕ ከስምዓና እዩ ከርእየና እዪ, የቀንየለና

  • @shashugebre5192
    @shashugebre519223 күн бұрын

    Thanks!

  • @TeweldeberhanTzeggai-Amenay
    @TeweldeberhanTzeggai-Amenay23 күн бұрын

    As far as controlling sexual instincts is concerned my dog is better than Isayas Afewerqi. Shame on Isayas!!! Thank you, Emma....

  • @msgekidane7231
    @msgekidane723123 күн бұрын

    Zgrmeka baraki ብጣዐሚ ዩ ዝጉሂ ነይሩ በቀረባ እየ ዝፈልጦ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru953423 күн бұрын

    ሳሙኤል ምስግና ሓደ ወዶም ንንዳቦይ ምስግና እዩ ሓብቲውን የብሉን ገዛ ከንሻ ኢዩ ገዝኡ ጽቡቕ ገዛ እዩ ነይሩዎም ሳሙኤል ሓንቂቑ ኢዩ ዓብዩ።

  • @redaegebremedhin
    @redaegebremedhin23 күн бұрын

    ኢሳያስ ካብ ዝጅምር ክሳብ ብሂወት ዝሓልፍ ዕላምኡ ህዝቢ ኤርትራ ብዝኾነ ጥበብ ንኹሉ ስነልቦንኡን ባህሉን ኣባላሺኻን ሞራል ኤርትራውነቱን ሴርካ ክሳብ ናይ ጊላ እምነት ዝሓድሮ ጌሩ ኣብ ልዕሊኡ እቲ ኣሎ ዝብሃል መንነትካ ዘጽልእ ንደቒ ኣንስትዮ ኣብ ልዕሊኤን ዝሙት ጥራይ ኣይኮነን ፈጺሙ ፖሎቲካዊ ዝሙት ውን ኣምሂሩ ተጠቒሙለን ኢዩ።ብዓል ሸውዓተ ፍርንጪት ከም ዝብልኦ ጌሩ እዚ ኸኣ ብኹሉ ሸነኹ ሓቦንሓሞትን ኤርትራዊ ውጻት ኣትሒዙዋ ነንሕድሕዳ ኣብ ምቅትታል ኣብጺሑዋ ይርክብ ኣሎ።

  • @baburasmera213

    @baburasmera213

    18 күн бұрын

    እታ ኢሳያሰ በዐል ፍርንጪት ዝበለት ዋላ እቲ ገፄ ጥዕና ዘለዋ አይትመስልን እያ ከምአ እየን እተን ካለኦት።

  • @Tesfa325
    @Tesfa32523 күн бұрын

    ኤማ አነ አብ ጥልያን አብዝነበኩሉ እዋንድሕሪ እዋን ናጽነት ምስ ዘውዲ አርአያ ይሕመ ነይሩ እዩ እዚ ተበላጺ 😂😂

  • @freedomtnb351
    @freedomtnb35122 күн бұрын

    Amanual you are the king of News. Thank you for updating us with this an amazing story of this ugly man Isseyas Afwerki.

  • @raheltesfamichel399
    @raheltesfamichel39923 күн бұрын

    Waylkay gued tekekel eyu ezi gude

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash312422 күн бұрын

    አየ ኢሳያስ ጀርባድ ሰብአዊ መንፈስ ዘይብሉ ቡዑሉግ ዕድልካ ውን ጹቡቅ ኢዩ ሕማቅ ህዝቢ ረኺብካ

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae116522 күн бұрын

    in the 1980s Esyas Afwerki sneaked out of Meyda to Sudan, had relationship with the woman who at sometime had been prostitute later turned business woman also she was from SeraYe TekeLa lived in Kartum sudan and her name is .....Ngsti?

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane230222 күн бұрын

    እዚ እኮ ናይ ውልቒ አይኮነን፡ እቲ ውድብን ቐጺሉውን እቲ መንግስቲ ዝመስል ማፍያ ስርዓት !!!!!!!

  • @kesete767
    @kesete76722 күн бұрын

    Ama,kulu,mdebatka,btaemi,xubuk,eu,gn,date,nger ena,kulu,gize

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane230222 күн бұрын

    ፋሽስቲ ኢሳያስ ጥልመትን ሓሶትን ቕትለትን ስርቒ ተጻይ ህዝብን ጸረ ፍጡርን ትሕቲ-ሰብ ፍሉይ-ፍጥረት ንደቑ ዘይኮውን ኮይኑ!!! ኩሎም እቶም ከቢቦሞ ዘለዉ ኩሎም ከምኡዮም!!ናህና ግደ ከም ህዝቢ ኸ ?

  • @mekonnentesfamariam6291
    @mekonnentesfamariam629123 күн бұрын

    ይገርም እዩ እዚ ታሪኽ ሓቂ እዩ አስቴር ካብ ነገስታት ተመርዕያ ነይረሰ ገነት ሐፍታ ንአስተር በዐሰልቲ ሐዳር ነራ አብ ኩዌት ሳሙኤል ሽሙ ሰብአያ ናይ ሐቆ ታሪኽ እዩ።

  • @adamismail9137
    @adamismail913723 күн бұрын

    ሓዉ. ኣማኒኤል ኢያሱ ንሕና ንፈትዉካ ነኣምነካ ኡዉን ህዝቢ ኤርትራ ለዉጢ ይደሊ ኣሎ

  • @Bonnoberry51
    @Bonnoberry5123 күн бұрын

    Wow🫢

  • @MullerH.
    @MullerH.23 күн бұрын

    As I had feared for Abraham Afewerki in the past, I now have started to fear for Binyam ...

  • @abrahamtekle7090

    @abrahamtekle7090

    22 күн бұрын

    Nothing will happen to biniam

  • @lettesillasiesium2019
    @lettesillasiesium201922 күн бұрын

    Ezii seb aykonen Ekey Gebri ybehal .fooe fooe

  • @haregotzerom9373
    @haregotzerom937322 күн бұрын

    Where is Tiemar now? Where in Europe?

  • @GrumMstr
    @GrumMstr22 күн бұрын

    Btami zehzen eyu Hager bezi bilshew seb kitmrah kitrie kebdika zikerts eyu

  • @GrumMstr
    @GrumMstr22 күн бұрын

    Ezi newram Isayas zibehal ni Aster sele ziabeyewo eyu hinu ab Genet fedu .

  • @adamismail9137
    @adamismail913723 күн бұрын

    ጵጥሮስ 1977 / 79 / ካብ ብጾቱ ክፍሊ ታዕሊም ኣትሪፉ " ነዓ ጵጥሮስ " ኢሳያይስ ኢሉ ን ኦፐሬተር ካብ ግንባር ናቅፋ ኣትሪፉ ...

  • @abrahamtekle7090

    @abrahamtekle7090

    22 күн бұрын

    Make it clear you make it confused

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD81221 күн бұрын

    Wey tii gudki Ertra

  • @adamismail9137
    @adamismail913723 күн бұрын

    ካብ ኣምጻኣካ ኣማኒኤል. ቂድሚ ዚምድና ምፍቃዱ ኣብ ህ . ግ ኣዋሊድ ከምዚ መቶ ተመሳሳይ ዓመጽ በላዕለዎት ናይቲ ጊዜ

  • @MrAbdu-ui8hc
    @MrAbdu-ui8hc22 күн бұрын

    Tigrawai hasawi

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu678123 күн бұрын

    ኣብዘን ቀረባ ግዜ ጽቡቕ ትመሓየሽ ኣለኻ ትግራይ ዝብሃሉ ጥራይ ኒዮው በለልና

  • @tsegaihaile27
    @tsegaihaile2722 күн бұрын

    ኣየ ኣማኑኤል 😪 ኣቐዲምካ እቲ ሓቀኛ ታሪኽ ህልኽን ውርደትን ካብ አርብዓታት ክሳብ ሱሳታት ሳይንሳዊ መጽናዕቲ ብዘይምክያድካን ኣብ ሻዕብያ ዝፈብረኸቶ ታሪኽ ብምምርካስካን... ኣይግድን

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera19 күн бұрын

    ሰላም ኣሰና ስድራ ቤት ናይ ኢሳያስ ጉዳይ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን። ንስካትኩም እንተ ካብ ፍርሃት እንተስ ሎያሊቲ ምእዙዝነት ክሳብ ሕጂ ኣይውጻኩሞን። ኣፍ ናይ ኩሉ ዓቢሱ ወግዓውነት ዘይብሉ ንጉሰ ነገስት ክሥብ ዝከውን ክንሽፋፍነሉ ኢና ኣብ ምሉእ ቁጽፅር ግብታን ኣእቲና። ሓጹር ትሮኮላታ መንደቕ ኮይኖም ዝተሓባበርዎ ዝሕክዉዎ ብባዶ 03 ኣቢሊ ኣብትሕቲ ቁፅጽሩ ኣእቲና'ዩ ጸኒሑ። ኣነ ፕሬዚደንት ተባሂሉ ክጽዋዕውን የብሉን። ንኩሉ ዝገብሮ ምሕባእ ዘይኮነስ ስሙ ንምጽላም ስክፍታ ዝስምዖም ብዙሓት እዮም። በቲ ናይ ቀደም ነገስታት ውልቀ መለክቲ ብዙሓት ኣንስቲ ውሽማታት ኔረንኦም እየን። እተን ኣንስቲ ባዞለን ወን ሃሮር ዝብላውን ብዙሓት ምካነን ክንግንዘብቦ ይግብኦ። ሃገረ ኤርትራ ህዝባዊ መንግስቲ ከይትተክልን ከይትዓብን ጨፍሉቑ ሒዝዋ ከም ዘሎ ዝተረድኦ ብዙሓት እዮም። ንኪድ ጥራይ እዚ ኩሉ ናትና ስንፍና እዩ።ድሕሪ 50 ዓመታት ምስጢር ኩሉ ክቃላዕ ኣለዎ። ኣሰናን ተሓባርቲ ብፍላይ ጃብ ውሽጥን ደገን ብምስጢር ክምዚ ሕጂ ጀሚርካዮ ዘሎካ ቀጽልዎ። ደቁውን ኣብ ሕማቕ ከይወድቁ ናብ ደርጃ ስልጣን ከይድይቡ ቤተስብ ክምክርዎም ኣዲኦምውን ምስ ኩሉ ጸቕጢ ዓገብ ኪትብል ንደቃ ኣብ ሕማቕ ከይወድቁ ብዘይ ኢዶም እግሮም ኢፋል ንስልጣን ምቅዻም ብዙሕ ዕዳ እዩ ገዲፍሎም ክከይድ።

  • @BerhaneWelde
    @BerhaneWelde19 күн бұрын

    Weyleu eritrawi menesey ksehalo eyu naygize guday eyu

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl21 күн бұрын

    Eseyas ebud kelbi eyu

  • @gigiriri4865
    @gigiriri486522 күн бұрын

    ኢሳያስ ስለ ኤርትራውያን ተገዲሱ አይ ፈልጥን ካብ ንዕቀቱ ዝተላዕለ ንስኻ ኢኻ ትመርሓና አነ ንማንም አዬፍቅድን እዬ ክብል ከሎ እኮ ስጋብክንደይ ንህዝቢ ኤርትራ ከምዝንዕቅን ዘውርድን እዩ :: ብጣዕቢ ጽቡቅ ትንተና thank you 🙏

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru953423 күн бұрын

    ካብ ገነት ተስፋ ጓል ኣደይ ፋንታየ ሰይቲ ሳሙኤል መማህርተይ እዮም ነይሮም ክልቲኦም ካብ ሳሙኤል ሰለስተ ከም ዝወለደት ባዕላ ኣስመራ ምስ ተራኸብና ባዕላ ነጊራትኒ እሱ ካብ ገነት ጥራይ ዘይኮነ ንናጽነት ጓል መምህር ተስፋሚካኤል ጋዜጠኛ ዝነበረት ኣጥኒሱ ንወጻኢ ሰዲዱዋ እዩ። ናይዛ ኣስተር ሕኣብታ ግን ዝፈልጦ የብለይን።

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane230222 күн бұрын

    ኢሳያስ ጋሉውን አይግድፍንዩ!!!!!!

  • @russomgebremichael8543
    @russomgebremichael854322 күн бұрын

    wey Amanual kulu hadar espris geyrena eyen seb ayfeloton gehanem geroma hager.

  • @yesman-cs6fj
    @yesman-cs6fj22 күн бұрын

    Nay isyas mis wedeqe kab buzahat kem ziwelede kinsemi ina

  • @getachewwork5480
    @getachewwork548023 күн бұрын

    thanks to Tegaru

  • @JosephLeseba-zg8rz

    @JosephLeseba-zg8rz

    22 күн бұрын

    Thanks for u also. Doma

  • @aronkesete-fh1ez
    @aronkesete-fh1ez13 күн бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ እንታይ ኢና ንጽበ ዘለና ሓቢርና ዘይንጉሕፎ ነዚ ብድብድ ስርዓት

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh877520 күн бұрын

    ኣብ ህግሓኤ ሕጊ ነይሩ ???ንመን ንሓለፍቲ ዶስ ንተራ ተጋደልቲ? ኣውኖባስ ተበላጺ ኩሉ ግዜ ልዕሊ ሕጊ እዩ ነይሩ ምስቶም ጃንድኡ ተላኣኣኽቲ ኣሻኽር ዝተፈላለየ ሽመት ዝዋሃቡ። ትማሊ ሎሚ።

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera19 күн бұрын

    ኣስፋ ዝባሃል ኤርትራዊ የልቦን ኣይትጽጻርፍ ውንድም ኣስፋ ተኮሊፍኩም ኢኩም ክክክክክ

  • @user-cb6ke8mk2j
    @user-cb6ke8mk2j22 күн бұрын

    ቢንያም ኣምላኽ ይሓልዋ እምበር ክኣልመሉ ዩ ብርግጽ, ሃቢቡ ተስፋ ኣበራቢሩ ብኢሰያስ ገበን ዩ

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab22 күн бұрын

    ፎፎፎእ በልዎ ክትብሉ ፎፎእ ኢልኩም ህዝብና kkkkk ኢሰያስ ጅግና ዩ ጽፉፍ ብጀካ ሰበይቱ ካልእ ሰበይቲ ዘይረዉእ ከተቃፍኡ ኢልኩም ደይስሙ ትህብዎ

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru953423 күн бұрын

    ገዛ እንዳደይ ፋንታየ ኣብ ጥቓ ንያላ ዘላ ቪላ እያ ገነትውን ኣብኡ እያ ዓብያ።

  • @jimihune9650
    @jimihune965023 күн бұрын

    ሱቅ በሉ ድቅ ሸራሙጥ ተረዋኢ ዲቃላ አጋሜታት

  • @abrahamtekle7090

    @abrahamtekle7090

    22 күн бұрын

    Niska suk zeytebel mushmush sebeyti

  • @yesman-cs6fj

    @yesman-cs6fj

    22 күн бұрын

    Ata resha wela kab haftika diyu welidu kkkk isyas resha amharay

  • @assefagebremichael4826
    @assefagebremichael482623 күн бұрын

    ናይበሀቂ ስዲ ወድሰበይቲ ቀይዲ ዘይብልካ ሀሳዊ ኢኻ። ንኢሳያስ ኽተራኽብ ኢልካ ዘይመላእልትኻ አልኢልካ። ነናይመጨረሽታ በዕለገ አኢኻ።

  • @assefagebremichael4826

    @assefagebremichael4826

    22 күн бұрын

    Issayas is a legend , love it or hate it! Why don't you focus on the POLOiTICS of Eritrea? That is why Eritrea's problem will have no solution! Please keep the names of the people who have no role in Issayas' behaviors out if this. You are humiliating and embarrassing innocent victims. Amanuel, you have laid yourself lower than a snakes ass for a long time, I don't think anyone can get lower than where you have gone. You don't even have any proof to substantiate your claim, yet you have many fact holders with you. You guys really believe you deserve a nation of law and justice? You really do?

  • @abrahamtekle7090

    @abrahamtekle7090

    22 күн бұрын

    Kela suk bel gunuf

  • @JosephLeseba-zg8rz

    @JosephLeseba-zg8rz

    22 күн бұрын

    Are u his esyase relative

  • @assefagebremichael4826

    @assefagebremichael4826

    22 күн бұрын

    @@JosephLeseba-zg8rz Why did you ask?

  • @JosephLeseba-zg8rz

    @JosephLeseba-zg8rz

    22 күн бұрын

    @assefagebremichael4826 how do u fueled to c ur stupidity than others