Atv Asena Live - ብርጌድ ንሓመዱ ንምታይ ፈስቲቫላት ምልኪ ክገትእ ተበጊሱ? ዘተ ምስ መ/ር ፍቓዱ ክፍሌሱስ

Atv Asena Live - ብርጌድ ንሓመዱ ንምታይ ፈስቲቫላት ምልኪ ክገትእ ተበጊሱ? ዘተ ምስ መ/ር ፍቓዱ ክፍሌሱስ

Пікірлер: 14

  • @habtezekarias6109
    @habtezekarias61098 күн бұрын

    Great analysis, memhir fikadu, and thankyou aden for bringing him.🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-br7vl7xl1v
    @user-br7vl7xl1v9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤Adu shikorrrrr thanks

  • @AnnoyedLongPier-ew4cq
    @AnnoyedLongPier-ew4cq9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @trkefuxum
    @trkefuxum9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftwibien8732
    @ftwibien87327 күн бұрын

    ጽቡቅ መግለጺ ወዲ ኣቦይ ሓደራ

  • @AnnoyedLongPier-ew4cq
    @AnnoyedLongPier-ew4cq9 күн бұрын

    Well good,

  • @snaytfukad9523

    @snaytfukad9523

    9 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AlmazGhezai-ok8yk
    @AlmazGhezai-ok8yk9 күн бұрын

    🎉💙💫💥👌🏻💪

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek95149 күн бұрын

    ናጽነት ማለት ልዕላውነት ማለት ኢዩ :: ናጽነትን ሓርነትን ክልተ ቃላት ኮይኖም ዝተፋላለዩ ቱርጉም ዘለዎም ቃላት ኢዮም :: ናጽነትና (ልዕላውነትና) ሓንሳብ ንሓዋሩ ተራጋጊጹ ኢዩ :: ዘይተራጋገጸ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝተጨውየ ሓርነት ኢዩ ሓሪምና ዘሎ :: ደለይቲ ፍትሒ ኤሪትራውያን ንደሞክራስን ፍትሕን ሓርነትን ኢዮም ዝቃለሱ ዘለዉ እምበር ንናጽነት (ልዕላውነት) ኣይኮኑን :: ናይ ናጽነት ጉዳይ ብ1991 ተዛዚሙ ኢዩ :: ኤሪትራ ናጽነታ ወይ ልዕላውነታ ዘራጋገጸት ኣባል ሕቡራት ሃገራት ዓለም ኮይና ማዕረ እተን ሃገራት ዓለም ተሰሪዓ ማዕሪኤን ተድምጽ ሃገር ኢያ :: ደለይቲ ፍትሒ ኤሪትራውያን ቃልሶም ንዘሎ ስርዓት ምቕያር ጥራሕ ዘይኮነ ልዕላውነት ኤሪትራ ኣኽቢሮም ንደሞክራስን ፍትሕን ኮይኑ ኤሪትራ ቁዋም ዘለዋ ባይቶ ዘለዋ ብሰብ ዘይኮነት ብደሞክራስያዊ ሕጊ ትምራሕ ሃገር ንምምስራት ኢዩ ::

  • @alganeshassefaw1670
    @alganeshassefaw16708 күн бұрын

    🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹✌️✌️

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek95149 күн бұрын

    ገሊኦም ሂወት ይኸፍሉ ገሊኦም ኣካላቶም ይጎድሉ :: ገሊኦም ድማ ብናይ ስልጣን ስሰዐ ኣእምሮኦም ዝዓወሩ ንጽባሕ መራሕቲ ክንከውን ኢና ብዝብል ድሑሩን ጸቢብን ኣታሓሳስባ ተወጢሮም ስልጣን ንሙግባጥ ካብ ሕጂ ጀሚሮም ከይሓፈሩ ተብተብ ክብሉ ንርእዮም ኣለና ::

  • @rigatkifle342
    @rigatkifle3429 күн бұрын

    🐜🐜🐕‍🦺🌚

Келесі