Atv Asena Live ኣብ ፖለቲካ ዘይግበር የለን፡ ብድሉውነት ጥራይ`ዩ ውሕስነት ዝረጋገጽ - ክፉት ዘተ ብዛዕባ `ርክብ ህግደፍን ህውሓትን ኣብ ከባቢ ራማ`

Atv Asena Live - ኣብ ፖለቲካ ዘይግበር የለን፡ ብድሉውነት ጥራይ `ዩ ውሕስነት ዝረጋገጽ - ክፉት ዘተ ብዛዕባ `ርክብ ህግደፍን ህውሓትን ኣብ ከባቢ ራማ`

Пікірлер: 107

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    የቐንየልና ኤማ ጅግና ጽቡቕ ኣርእስቲ ምሃሪ ዩ።

  • @tsegaygebru9534

    @tsegaygebru9534

    Ай бұрын

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @WediShFta
    @WediShFtaАй бұрын

    Merhab 💖 👈🏽

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5eАй бұрын

    እታ ናይ የማነ ስምዓያ ኤማ ሓወይ ልገርም ሓሳብ ፅቡቅ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @TesfayGirmai-de4nf
    @TesfayGirmai-de4nfАй бұрын

    I love you aman!! You working hard god bless you from Chicago.

  • @DearoAboy
    @DearoAboyАй бұрын

    Selam selam yehewat

  • @abrahamhag.9891
    @abrahamhag.9891Ай бұрын

    ትግራይ ምስ ህግደፍ ክተዓረቑ ኢልካ ምሕላም ዘይሕሰብ'ዩ:: It's not beyond political game.

  • @mehreteabtesfamariam3591

    @mehreteabtesfamariam3591

    Ай бұрын

    Kid chenbaei denkoro

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    Ай бұрын

    ​@@mehreteabtesfamariam3591ታይ ፈንፂሑካ

  • @zera1464
    @zera1464Ай бұрын

    Thanks!

  • @letinak4559
    @letinak4559Ай бұрын

    ክቡር ሓው ኤማ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ 💐💐💐

  • @siumlebasi4061
    @siumlebasi4061Ай бұрын

    Ema btaemi xbuq tntane bravooo

  • @zera1464
    @zera1464Ай бұрын

    what edu said is very intelectual and supportive idea.

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZeraАй бұрын

    You nail it Edu

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576Ай бұрын

    ሰላም ጋ/ኛ ኣማንኤል ኢያሱ : ፅቡቅ መደብ ቀፅሎ ዮቀነልና 💙💙💙💙🙏

  • @amanted6411
    @amanted6411Ай бұрын

    Brh 💫

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946Ай бұрын

    ኣብ ዝጥርንፋና ዋላ ውሑዳት ይኹና መሪሕ ጌርና ዘወጻጽኣና ክንገብርቫሎና።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970Ай бұрын

    ኣማኒኤል ኩሉ ርኢቶታት well done ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን::ማስታወሻ ሒስካ መሊስካ ክትመያየጠሎም ዝግብኡ ነጥብታት ይስምዑ ኣለው::ንኣብነት ናይ መሓሪ ከምኡ ውን ቅድሚኡ ርኢቶ ዝወሃበ መስፍን ይመስለና ውፅኢት ክመፅእ እንተኾይኑ ናይ ክልቲኦም ርኢቶ ብዓብዪ ቆላሕታን ምሁራዊ ትንታነን ክግበረሉ ይግባእ::

  • @ghidetekle7455
    @ghidetekle7455Ай бұрын

  • @fikadumokonen7030
    @fikadumokonen7030Ай бұрын

    Like and comment ni Asna tv

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534Ай бұрын

    ኤማ ሓውና፡ ደይ ኣይከውንንዩ ኢሳያስ ኣይጎድኣናንዩ ምባልና ኢዩ ኣብዚ ኣብጺሑና፡ እንታይ ይገበር ኣማኒ ህዝቢ ተታላሊ ረኺብና ዘይምሃር።

  • @menghiswoldemichael1761
    @menghiswoldemichael1761Ай бұрын

    Yes and yes you are right bro

  • @user-hi3ql5pw2n
    @user-hi3ql5pw2nАй бұрын

    Yes

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946Ай бұрын

    ንሕና ኤርትራውያን መሪሕ ሲኢና ኮለል ክንብል ትግራይ ንዓና ዝጽበዩሉ ምኽንያት ያለን።

  • @GoodTimes-sx1yz
    @GoodTimes-sx1yzАй бұрын

    እታ እምቢ አይሰምዕንየ ትብል ናይ ትግራይ ደርፊ እስከ አስማዓዬም 😂

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946Ай бұрын

    ትግራይ ዘወጻጽኦም እንተጌሮም ከድዓት ጠላማት ዝበሃል የለን ናይ ህዝቦም ህላውነት የገድሶም።

  • @user-vs4pg5rj5r
    @user-vs4pg5rj5rАй бұрын

    ኤማ ክቡር ሓዉና 👌🙏😍

  • @frewynifrewyni7656
    @frewynifrewyni7656Ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfalemaraya50
    @tesfalemaraya50Ай бұрын

    Ajoka iytxead ema

  • @natsenat6087
    @natsenat6087Ай бұрын

    ሰላም ምስ ህግደፍ መንደፍ 🙈 መሊሽካ ባዕልካ ጉድጋድካ ምፍሓር እዩ።

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397Ай бұрын

    አማኑኤል እዚ ናይ መዘክር አባዲ ድርሰት እዩ ፍፁም ሓሦት።

  • @SkyEritrea
    @SkyEritreaАй бұрын

    ወያነ "ኢሰያስ ስለዘይሰምዖም ወይ ስለዘይኣምኖም እምበር ንታዓረቅ እሞ ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ብሓንሳብ ኮና ንደክሮም ተዝብሎም ኮቦሮ ሓምሓም እናሃረሙ ማዓኮሩ እናሰዓሙ ምተቀበልዎ.ንበርጌድ ንሓመዱ ኣስጋኢት ካብ ኣቢ ንላዕሊ ወያነ ኢዮም

  • @rahelgidey6717

    @rahelgidey6717

    Ай бұрын

    Dankoro

  • @temuaraya7007

    @temuaraya7007

    Ай бұрын

    michi hgdef

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341Ай бұрын

    I'm shocked!

  • @letinak4559
    @letinak4559Ай бұрын

    ኣብ ኩለን መድያታት ደለይቲ ፍትሒ ክትዘዋወር ዝግብኣ ሰነድ ኢዩ::

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946Ай бұрын

    ናይ ግድን ኣብቲ ንኹላትና ዘገድሳና ነጥብታት፡ ናብነት ቀንዲ ጸላኢኻ ምልላይ፡ ምስ ዝኾነ ከዐውተና ዝኽእል ብሓባር ረብሓትስትና እነጺርና ክንሰርሕ። ብዝተረፈ 100% ከምቲ ንደልዮ መንገዲ ክኸውን ኣለዎ ንብል እንተኮና ኮለል ክንብል ክንነብር ኢና።

  • @tester8090
    @tester8090Ай бұрын

    ኣማን ሓወይ እት ናይ መዘክር ሓሶት ሓቂ ኮይኑ ህወሓት ምስት ደመኛ ፀላኢና ሸዓብያ ዕርቂ እንተትገብር ህዝቢ ትግራይ ግን ኣብ ጎንኹም ከምዝኮንና ከረጋግፀልካ እደሊ ኣስተውዕል

  • @letinak4559
    @letinak4559Ай бұрын

    ንኹሉ ደጋፊ ህግደፍን ደላዪ ፍትሕን ውሽጡ ዝትንክፍ : ዘነቃቅሕ ሰነድ ኢዩ::

  • @ghenetwoldeiesusmenghistu3330
    @ghenetwoldeiesusmenghistu3330Ай бұрын

    Hgdef MENDEF Qetelti HASEWTI Medanegerti 😂

  • @natsenat6087

    @natsenat6087

    Ай бұрын

    ካብህግደፍ ረበሓ የለን።

  • @user-xt4gu4qx2n
    @user-xt4gu4qx2nАй бұрын

    Ama hawina nita mekera malti afe tigray agoka zehawey bideratka cab gats

  • @berekebahre7503
    @berekebahre7503Ай бұрын

    Ajeka

  • @mengisteabhaile3402
    @mengisteabhaile3402Ай бұрын

    ኣገናዕ ብጻይ ኣማኑኤል እያሱ! እዚ ጉዳይ -ውሽጣዊ ግዳይ ኤርትራ እዩ ! ህግደፍ( ኢሰያስ) ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ =ይደክም ስለ ዘሎ ; ሓግዙኒ ምባል ብግህዶ ንብርጌድ ንሓመዱ ከልክሉለይ ክብል ኣይሓፈሩን! ልቢ የዕብዩ : ኩላቶም , ማዕበል ይመጽእ ብሓመዱ ! ክዕወቱ ክኣ እዮም!

  • @menghiswoldemichael1761
    @menghiswoldemichael1761Ай бұрын

    ተቃወምቲ ደምበ አብ ሐደእንተዘይመጻእና ንሳቶም አብ ፍልልና እዮም ዝነብሩ

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776Ай бұрын

    ንህዝቢ ትግራይ ከየፍለጡ ክግብሩወ ?

  • @netsanettdf9263

    @netsanettdf9263

    Ай бұрын

    ግደፎንዶ እዚ ስቅ ኢሉ እዩ ናይ መዘክር ኣሚኑ ምስ ኣቅረበ እየ ኣነስ እዚ ዘረባ ዘይረብሕን ናይ ሽራሒ ኾይኑ ዝስመዓኒ

  • @user-zu2fl1ep4e
    @user-zu2fl1ep4eАй бұрын

    REKEB HEWHAT MES ISEYAS HAKI ENTEKHOYNU ZESDEMEM EYU. HEZBI TIGHRAY NEKXENET N KWARED, BETMIET KELAHAS ISEYAS ZEYEGHEBERO YEBLUN . HEZBI TEGHRAY NATU KEBRI KEMELES HENIUE KEFEDI EMBER KEM WEDI ADGHI KEMBREKEKH NAY HESRET HESRET EYU.

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5eАй бұрын

    አማኒኤል ሓወይ ናይዚ ዕሱብ ሌባ መዘክር ዝበልካዮ ጭራሽ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ እዩ እና በዚ ተደናጊርኩም ናብ ካሊእ ስሚዒት ከይትአትቡ ህዝቢ ትግራይ ድማ አብ ጎንኩም እዩ ስለዚ ብወገን አዲስ ዘሌ ብቻ ጥንቃቄ ምግባር ብጣዕሚ የደሊ፣❤❤🎉🎉፣ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ትግራይ ሓራዲኡ እምበር መልሚዑኡ አይደለም ንዓና ዝምጥነና ባዕልና ኢና ንፈልጦ።

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513Ай бұрын

    Amaniel you should tell Asgedom to act like any other viewer. It’s not good for the rest of us that he feels ownership of your show.. he’s not helping you all he wants to say is you remember I told you? I told you that I was right it’s all about himself. You should tell him to just to be district. Keep your friendship that you have with him aside and talk like a regular person. I have been following not good for your show. I’m sure he wants to help you, but he has to act in a good mother rather than he feels the show is his that you have a good connection with him and he has been advising you for so long that you’re not listening kind of idea. He acts like he, Mr. Is Mr. knows everything and all. Why does he have the implicating you as if he was talking to you before just tell him to act like a normal person just positive suggestion.Asgedom help him this is not your show. Just be a participant rather than promoting yourself.

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946Ай бұрын

    ኩሉ ነናቱ ረብሓ ዩ ዘቐድም።

  • @Gira1995
    @Gira1995Ай бұрын

    ኤማ ሓደ በሊሕ ሓውና መስፍን ሽሙ 3 ብጣዕሚ ዝመሰጣኒ ነጥብታት ኣቀሚጡ, ብዝበለጸን ርዱን ቛንቛ የቅምጠን ነሩ። please invite him to talk if it’s ok with him. He was very brilliant. Thank you Ema ጅግና 💪🏾

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165Ай бұрын

    BH'aQi ZeGerM Eyu. Ezi Ekey AshatYan Esyas EMber D'o human blood AleWo eyu. ReRey ELu Arigu GeNa HWKet YSER'H ALo. EBUD KELbi Wedi Ekey Family. EndaAfewerki GaNiN BetSeb.

  • @ermiastekle1468
    @ermiastekle1468Ай бұрын

    You should only have people to people relationship what are u expecting from Tigray

  • @kesete767
    @kesete767Ай бұрын

    Ama,jigna,ab,srahka,asalto,ab,tienaka,xubuk,nmneyelka,bkemey,akmna,nhgz,habrena

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650Ай бұрын

    Please, please, please Emanuel don't be Mezekr's spokesperson. This is not good. Mezekir has another mission.

  • @abrhamgebremariam4709
    @abrhamgebremariam4709Ай бұрын

    ሰላም ኣማንኤል ቅድሚ'ዝኹሉ ምዝራብን ምትንታንን መጀመርያ፣ ደላይ ፍትሒ ክገብራ ዘለዎ መሰረታዊ ነጥቢ ኣብ ውሽጡ ኣብ ሓድነቱ ኣትሪሩ ክሰርሕ ኣለዎ። እንተዘይኮይኑ እዚ ዘቕረብካዮ ከም ሓበረታ ጽቡቕ ኢዩ።ከም ኣጀንዳ ገርካ ምስራሕ ግን ገጋ ኢዩ። ስለዚ ንጹር ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎ ጥርናፈ መስሪትካ ጥራይ ኢዩ ክምከት ዘለዎ 'ምበር ኣጀንዳ ገርካ ኣደዳ ካልኦት ኢኻ ትኸውን፧

  • @user-nm5tz3qe3i
    @user-nm5tz3qe3iАй бұрын

    ህግደፍ አብ ቀረባ ክጠፍኡ እዬም ህዝቢ ኤሬትራ አብ ቀረባ ነፃ ክወፅዕ ዩ

  • @mebratbeyene2650
    @mebratbeyene2650Ай бұрын

    Emanuel I am very sorry that you are relying on Mezekir as credible source? I don't think it is good to do so. He is PP.

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439Ай бұрын

    Do you know meeker is Abiy's recruited social activities against TPLF but pro IGT

  • @GzachewKebede-nj3tm
    @GzachewKebede-nj3tmАй бұрын

    ዕርቂ ምስ ህግደፍ ህወሐት አይሐስቦን ግደፎ ምናልባት ዋኒን። ትግራይ ክሳብ ዘሃድእ አብዘለዋ ተአርኒቡ ኮፍ ክብል ዝጎርሑ መራሕቲ ጌሮምዋ እንተዘይኮይኑ ብመሰረቱ ህግደፍ ምሳና ክነብር ኢልካ ምሕሳብ ድሐሪ ጊዜ ነብስኻ ነሐዊ ምቅራብ እዩ ህውሐት ንይ ህፃውንቲ ውድብ አይኮነን

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi11 күн бұрын

    ኤርቲራ ሓያሊ ሃገር ኪቲኸዉን አይቲደሊን ኢያ ኢቲዮጵያ ።መንግሲቲ አቢሲደቲ ዋሒሲ ሰራዊቲ ቢሪጌዲ ንሓመዱዩ ማኢዶ ሚኢሳራ ቲሒይሊያ።ሰራዊቲ ዋሊታ ቁዋም መኒጊሲቲዩኢዩ ፖለቲካዊ አይኮነን ሒጊ ኢንዳባ ቁዋም ሚቲጊባሩዩ መንግሲቲ አቢሲ ደቲ አሎና አቢወሪሒዊን ሰፊሪና ቁዋም ምቲጊባሪያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michaelberhane5025
    @michaelberhane5025Ай бұрын

    ሕውሐት ግዝያዊ ሽግሮም ንምፍታሕ ክንድዚ ርሕቀት ከይዶም ክሕደት ክፍጽሙ እንተኪኢሎም ብልክዕ እቲ ጥልመት ዝብልዎ ህግደፍ ንሕውሐት ንክንአምኖ ክንግደድ ኢና እዚ ከአንህዝቢ ትግራይ ዝቃለስ ውድብ ከምዘይኮነ ዘረጋግጽ እዩልቢ ሂብዎም ደጊሞም ክሐስበሉ ይግባእ

  • @user-xt4gu4qx2n
    @user-xt4gu4qx2nАй бұрын

    Aman hawey rigiendebelu ezeseb feletu agenda eyuzhibekum zelo kem bandatigray eyu

  • @tesfaymebrahtom4534
    @tesfaymebrahtom4534Ай бұрын

    ህዝቢ ትግራይ ምስ ህግደፍ ተዓረቁ ማለት ዝተስውኡ ደቁ ረሲዑ ማለት እዩ

  • @berhanebairu4439
    @berhanebairu4439Ай бұрын

    Information Amanuel Abiy has ordered him to make connections with Isaias use all intrigues to get your land by saying not help BNehemdu

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970Ай бұрын

    ምሁራን ኤርትራ እንተድኣ ኣብ ቃልሲ ሃሊዮም: ኢሳያስ ስልጣኑ ንምድሓን እንተገደደ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ክሳብ ምሃብ ክበፅሕ ክም ዝኽእል ተረዲኢም ዝተፈላለዩ ብልሕይታት ክጥቀሙ ይግባእ ንብል::ብፍላይ;ብፍላይ ምስ ትግራይ ብሙሉእ ልቢ ብምውህሃድ ምስራሕ ብዙሕ ነገር ምድሓን ዝከኣል ይመስለና ኣሎ::

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi11 күн бұрын

    እም እይ ሃይለ ዱሩዕ ሒሳቢና ንጊበሪ ኢሊካ አያ።

  • @letinak4559
    @letinak4559Ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝነኣድ ኣቀራርባ ክርሳዕ ዘይብሉ ታሪኻዊ ክድዓት ኢሰያስ ::

  • @tchctfdtg
    @tchctfdtgАй бұрын

    ምስ እህግደፍ ስምምዕ እንተ ጌሮም መራሕቲ ትግራይ አብ ቆስሊ ህዝቢ ትግራይ ጨው ምንስናስ እዩ ስለዚይ ብርጌድ ነሐመዱ መሬት ትግራይ ዓድ

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946Ай бұрын

    ኣነ ዝገርመኒ ምስ ትግራይ ንስርሕ ክበሃል ከሎ ኣሻፈረኝ ኢልና ግዜና ንቐትል፡ ሕጂ ከኣ ትግራይ ንረብሓ ህዝቦም ኣቐዲሞም ናይ ፖለቲካ ስራሕ ክጥቀሙ ከለዉ ጠላማት ክትብሉ ክሰምዕ ከለኹ ዩ። እንታይ ደኣ ንዓኹም ክጽበዩ ህዝቦም ከወድኡ?

  • @natsenat6087

    @natsenat6087

    Ай бұрын

    ሕጂውን ህግደፍ ክበልዖም እዩ።

  • @user-cd6ik4ey2l
    @user-cd6ik4ey2lАй бұрын

    Hiwhat & hgdef hada eyu matkalom, ab siltan niknabru tray eyom zidalyu. Bi waga hizbi Eritrean hizbi Tigrayn. Silazi ezi new generation stop kigabrom alwo. Hgdef &hwhat kitafo alowo.

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263Ай бұрын

    አረ በጃኹም ዘየእምን ዘረባ ኣይተምፅኡ ህግደፍ ኾነ ኢሉ እዩ ናይ ትግራይ ፀበባ ተሎ ንከይፍታሕ ዝሽርሖ ዘሎ ሽርሒ

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056Ай бұрын

    ወዲ አባዲዞም ተዛሪቡ ኢልካ አይዛረብ ዓቢዱዘሎወዲ ታይ ባይታለዎ😅

  • @letinak4559
    @letinak4559Ай бұрын

    ህዝቢ ኤርትራ ብቅንዕና ነዚ ሰነድ እዚ ሰሚዕና ደመኛና ኢሰያስ ጥራይ ምኻኑ ፈሊጥና ሃገርና ነድሕን::

  • @GideyKidane-qt1xt
    @GideyKidane-qt1xtАй бұрын

    ኣማኒኤል ኣነ ትግራዋይ እየ ። ኣብዚ ሰሙን እዙይ እቶም ኣብ ላዛ ትግርኛ ዝህትፉ ዝነበሩ ተራ ጋዜጠኛታትን ማንም ባንዳ ትግራዋይ ዝወዘዖ ሓበሬታ ናብ ብሚድያ ምስ ሰማዕኹ ብጣዕሚ ሓዚነ ። ስለዚ ስለ ትግራይን ተጋሩን ኣብ ሚድያ ክትዛረብ እንተኮይንካ ብስሩዕ ካብ መንግስቲ በሚድያ ወይ ካብቲ ጠቅላላ ግብረ መልሲ እቲ ህዝቢ ተሞርኪስካ ክኸዉን ኣለዎ ። ህዝቢ ትግራይ ንደለይቲ ፍትሒ ኣግሊሉ ምስቶም ሓረድትና ከምቲ ተብሎ ዘለኻ ርክብ እንተተጀሚሩ ኣበ ልዕሊ ተጋሩ ምዉቅ ማይ ምፍሳስ ማለት እዩ ። ኣማኒኤል ፣ ኣሰና ቲቪ ፣ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራዉያን ንህዝቢ ትግራይ ዓይንን ብርክን ምኻኖም ዝዝንጋዕ ኣይኮነን ። ተጋሩ ከም ህዝቢ ብርክናን ዓይንናን ንዝኾነና ኮቶ ኣይንርስዕን ። ስለዚ ኣገዳሲ እንተኾይኑ ከም ሚድያ ንዝምልከቶም ኣካላት ብስልኪ ይኹን ብኻሊእ ሓቲትካ ምስ ኣረጋገፅካ እንተዝኸዉን ይሓይሽ። እንተዘይኮይኑ ንፋስ ከይኣትወና ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi11 күн бұрын

    ጀቢሃ ወደባቲ ዉዲቅያ ።ህግደፍ ጠረገዲሊ ሚዳዳ መራህአን ዋኒአ ኢትዮጳዊ እትም ኢሰያስ እፍርቂ አብሪሃ ሓጎስ ምርጫ ጎንደር ትብብር አዲኡ ያሒታ ተኒቤን ቲጊራይ ኢትዮጲያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828Ай бұрын

    ኣሚ ርድኢት ፖለቲካና፡ ካብ ፖለቲካ ሻዕብያ ይኹን ጀብሃ ብምንታይ ይፍለ? ብመጀመርያ ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን እምበር፡ ህዝቢ ኤርትራ ወይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዝብል ናሸፈጥ ናይ ፈላሊኻ ግዛውእ ፖለቲካ ንኦባሓጎታትና ንኣቦታትና ንዓና ዘየቕሰነ ኢሉውን ንደቅና ኣብህውተታ / ቅልውላው ኣልቦ መንነት ጥሒሎም ወርቃዊ ግዜኦም ካብ ምብኻን ሓሊፎም ናብ ብርኪ ምቅትታል በጺሖም እንዳረኣኻ🎉🎉🎉 ኧረ በይዛኹም ሓዱሽን መሰረታዊ ለውጢ ከምጽእ ዝኽእል ብሰላምን ቅሳነትን ከንብር ዝኽእል ፖለቲካ ንሕሰብ ንመራመር። እንተዘየለ ኣብ ልዕሊ ገዛእቲ ዝቐበሩልካ ፈናጁ እንዳንገርገርክ ምንባር እዩ🎉🎉🎉

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi11 күн бұрын

    እይ መሲፉን ሓጎስ ውርስ 021991ወርሒ ኪሊተ 1991ሐደ መንግስት ምስ ወያነ ኢሊካ ተኮሊፍና ተኮሊፍና ተኮሊፍና ተኮሊፍና❤❤❤❤4።

  • @teshmeande9204
    @teshmeande9204Ай бұрын

    ናይ ሕወሓት ምድጋፍ ንናጽነት ኤርትራ ሜላ ምንባሩ፡ካብዚ ሕጂ ዝገብርዎ ዘለዉ ንላዕሊ መርትዖ የለን።

  • @user-zc1ik6fo5x
    @user-zc1ik6fo5xАй бұрын

    ትግራይ ምሰ አብይ ተሰልፋ ንኤርትራ ክትወግእ ዝፅበ ኤሬትራዊ ተቃዋሚ እንተሉኡ ፖለቲካ አመፃፅአ ህወሓት ዘይፈልጥ ዩ ፡ምኽንያቱ አብይ ኤረትራ ተቆፃፅሩ መሰል ትግራይ ከኽብረሉ ፡ዝፅበ ዶ ይህሉ ፡ ሰለዚህ ብረብሓ ቀፃልነት ትግራይ፡ ክረአ ዘለዎ እምበር ብርጌድ ንሓመዱ ምስ አብይ ኾይኑ መሬት ትግራይ ተጠቅሙ ውግእ ክገብር አይንፈቅድን፡፡

  • @GzachewKebede-nj3tm
    @GzachewKebede-nj3tmАй бұрын

    ኤማ ብዛዕባ እቲ ካብ ካብ ናይትግራይ ፖለቲካ ንትንትን ኢና እናበሉ ሃተውተው ዝብሉ ብዛዕባኻ ዘልዓልዋ ዘሰንብድ ዘረባ ተገሪምና ኢና እዚ ደማ መፃኢ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን እዚ ዝተፈጠረ ፅቡቅ ምንባብ ምትሕግጋዝ ከየበላሹ ንሰግኦ እዩ እስኻ ድማ ኤማ ከም ቀደምካ አብ መትከልካ ፀኒዕካ ቀፅል በዞም ክልተ ሰባት ክትደሃል አይብልካን እዚኦም ንደለይ ሰላም ህዝቢ ትግራይ አይውክሉን አጆኻ አብ ጉንኻ ኢና በርትዕ

  • @wediadi6788
    @wediadi6788Ай бұрын

    ህወሓት ንባዕላ ኣብ ዕንይንይ ኢያ ዘላ፣ መንገዲ ጠፊኡዋ ደምበርበር ኢያ ትብል ዘላ። ኣብ ትግራይ ናይ መሪሕነት ሃጓፍ ተፈጢሩ ኣሎ፣ ክሳብ እዚ ኩነታት ዘይተመሓየሸ፣ ጥዑይ ናይ ስራሕ ዝምድና ክምስረት ኣይክእልን። ይትረፍ ሎሚ፣ ህወሓት ተመናኒሃ፣ ቀደም ውን ምስ ስጋኣ ከላ፣ ጥዕና ዘለዎ ዝረብሕ ፖሊሲ ምትሕግጋዝ ምስ ናይ ስርዓት ኢሳያስ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ክትምስርት ኣይከኣለትን ወይ ኣይደለየትን። እቲ ውዳበን ጥርናፈን፣ ንጹር ኣንፈትን ኣመርርሓን ዘይብሉ ናይ ኤርትራ ደምበ ደለይቲ ፍትሒ ውን ነዚ ኩነታት መሊሱ የጸልምቶ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi11 күн бұрын

    ቁዋም መኒጊሲቲ መሊሲ ሚሃበኢዚቲቢሎ ዘለካ ይምሊሶ ባጀቲ ኪሲሉዕ ኪንደሳዕ ሊማኖ ነተኒኒህዚቢ ቁኒዓቲ ሰራዊቲ ቢሪጌዴ ኒሓመዱ ቁዋማዊ መንጊሲቲ ይሒሉ።።።።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi11 күн бұрын

    ወያኔ game over ከመይ ደቀባቲኢዮም ውድቢ ጅብሃ ዘኩረ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @netsanettdf9263
    @netsanettdf9263Ай бұрын

    ኤማ ሎምስ ትቅየር ኣለኻ ትመስል ናይ መዘክር ዝፀሓፎ ኣሚንኻ ከየረጋገፅኻ ናብ ምድያ ምቅራብ ታይ ይብልዎ መዘክር እኮ ዝሰርሖ ዝነበረ ሽርሒ ፈሊጡ እዩ ናብ መሳርሕቱ ሃዲሙ ዘሎ ናይ ፒፒ ልእኽቶ ተዋሂብዎ ዘፈፅም እኮ እዩ

  • @user-jj4lh3lo6q
    @user-jj4lh3lo6qАй бұрын

    ህግደፍ ሓራዲ ትግራይ እዮም አይንርሶዖን ንስካ ግን ካብ ልብና አይነውፀአካን ኩሉ ግዜ አብ ልቢ ትግራይ እካ❤❤❤❤ እንተ ህግደፍ መንደፍ ግን ትግራይ አይረግፃን ሓመዱ ክወፅእ አለዎ😢😢😢😢😢

  • @tester8090
    @tester8090Ай бұрын

    ኣማን ሓወይ መዘክር ምስ እን ኣብዪ እዩ ዝሰርሕ ኮነ ኢሉ ብርጌድ ንሓመዱ ምስ ህወሓት ንከባእስ እምበር ህዝቢ ትግራይ ምስ ሸዓብያ ክዕረቅ ማለት ዘበት እዩ ኣይትእመኑዎ ህዝቢ ትግራይ ክጨፍጨፍ ከሎ ኣብ ጎንና ኮይንኹም ድምፂ ኮንኹምና ኢኹም ኣይንርስዖን ንዓኹም ኣይንጠልመኩምን ኩሉ ሻዕ ኣብ ጎንኹም ኢና ሸዓብያ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘውረዶ ግፍዒ ይቕረ ዘይበሃል እዩ

  • @kuflomhabtemaryam526
    @kuflomhabtemaryam526Ай бұрын

    ደንበ ተካውሞ አንተ ነፊኣና ምስ ኣቢ ክንሳማኣ ኣለና

  • @gugulen
    @gugulenАй бұрын

    Here you go again, your unlimited ego, will become hindrance to the latest progress, PFDJ is the source

  • @mehreteabtesfamariam3591
    @mehreteabtesfamariam3591Ай бұрын

    Antum reshat nkid eske abey ena knbexh habirna alena

  • @Alexand188
    @Alexand188Ай бұрын

    ጅግና ኣቦና ብርሃነ ኣብርህ ዝቦሎ ኩሉ ሓበቂ እዩ ወያኒ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ እዩ😊

  • @meseretabrham4008
    @meseretabrham4008Ай бұрын

    ጽባሕ ግን ከይትሓፍር አይትውረድ

  • @semeregebremichael1057
    @semeregebremichael1057Ай бұрын

    ኣማኑኤል ኣሰና እምብዛ ነፊስካ ኣብ ውሽጢ ስምዒት ኣቲኻ ኣለኻ ህዝቢ ትግራይ ኣብቲ ሕማቕ ናይ ፀበባ እዋን ተሪር መርገፅካን ደገፍካን ዝረስዖ ኣይኮነን ሙሉእ ልባዊ ሕውነታዊ ምስጋንኡን ደገፉን ከዓ ሂቡካ እዩ ይህበካ'ውን ኣሎ፡ ይኹን ዳኣ'በር ኣብዚ ቀረባ እዋን ግና ክልተ ውልቀሰባት ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚዲያ ብዝኾኑ ተጋሩ ኣብ ሚዲያኻ ኣብ ዝሃብካዮ ዘረባ ልዕሌኻ ብዘቕረብዎ ነቐፌታ ሓሪቕካ ብደዐ ሕነኻ ኣብ ሓፈሻዊ ፖለቲካ ህዝብን ዝፀንሐ መትከላዊ እምነትካን ብዝሓንገደ ኣካይዳ ክወፍር ኣለኻሞ ኣይፋልካን፡ ካብቶም ብውዕለታኻ ካብ ዘመስግኑኻን ኣብ ምክልኻልካ ካብ ዝምጉቱን ተኸታተልቲ ሚዲያኻ ዝኾኑ ተጋሩ ደገፍትኻ ሓደ እየ፡ ደገፍትኻ

  • @naodasmerom4900
    @naodasmerom4900Ай бұрын

    Weyane kitefu tray eyu zelewom menshiro Nay Alem

  • @gebrehiwet3114
    @gebrehiwet3114Ай бұрын

    ኢሚ !! 100% ሓሶት ኢዩ ብመሰረቱ ንሚድያኻ እያ መጠን ጊዜኻ ንምንታይ እተ ጠፍአ :: አብ እቲ ኹናት ትግራይ ዝነበረ አሳላልፋ ተፎልጦ ኢኻ : ሰራዊት ኤርትራ ምስ ናይ ብልጽግና ናብ ቆላ ተንቤን እንታአቱ አብ ምዕራብ ትግራይ ዝነበረ ሰራዊት ፒፒ በአበባው ታደሰ ዝመራሕ ሰራዊት ንኤርትራ ካዓምም ተደልዩ ከም ዘነበረ ኢሉ እንተዘጽሕፍ እወ ልክዕ እዩ :: መኽንያቱ ህወሓት ኦረዲ ተደምሲሳ እዩ መወዳእታና ቀይሕ ባሕሪ እዩ ነይሩ እቲ አተሓሳስባ ኢሉ እንተዝጽሕፍ ተቐባልነት ምረኸብ :: እዚ ወዲ ናይ ብልጽግና ሉኡኽ እዩ ካብ መፈለምቱኡ ቢሓፈሹኡ ቅድሚ ሕየ ዳዊት ገ/ሄር ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ የሻማግሎም አሎ ካሎኦትን ኢሉ ጽሑፍ እዩ :: ሎሚ’ውን እታ ቀንዲ አጀንዳ ምዕ ራብ ትግራይ በውዕል ፕሪቶረያ መሰረት ናብ ቦቱኡ ክምለሰ መዓልትታት ምስ ተረፎ ሓዲሽ ኣጀንዳ እዩ ህግደፍን ህወሓት ናብ ዕረቂ ዘበለ ናብ ዐቢይ እህመድ ኣጀንዳ እዩ :: እንታይ ዓይነት አካየዳ ከም ዝኾነ ምፍላጥ ይደሊ :: * መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ኣጀንዳ ዛሃቦም በናይ ቀይሕ ባሕሪ ን ናይ ህዳሰ ግድብን ዓይኒ ኢትዮጵያውያን አብ ዝብሎ እዋን እዩ:: ኤርትራ ንብረትኩም ወሪራትኩም እያ ሓግዘኒ ከም ዝበሎም ሓበሬታት አለዉ ልክዕ እዩ ገና ውዕል ሰላም የተገብረ ኢሎም ከም ዛአበዩ ሙሉኡ ሓበሬታ አሎ :: እዛ እተቅርባ ዘለኻ ናዓይ ትረጉም አልቦ እያ :: የቀንየለይ !!

  • @dejenhambir9620
    @dejenhambir9620Ай бұрын

    Aman muxu

  • @user-zc1ik6fo5x
    @user-zc1ik6fo5xАй бұрын

    አማኑኤል ደረጃኻ አይትውረድ ወድ አባዲ ዞሞ ዑሉል ሓሳዊ ፡እዩ ሰለዚ ናይዚ ሰብ እዚ መረዳእታ ክትጥቀም ፡የብሉን፡

  • @tesfayyohannes921
    @tesfayyohannes921Ай бұрын

    ድርባያት ምእራይ ጀሚርኻ ድሕሪ ምኹራይኻ

  • @abaygedey1150
    @abaygedey1150Ай бұрын

    ኣማኑኤል ምስ ሚዲያኻ ኣሰና ኣብዝሓለፉ ናይ ፀልማት ዓመታት ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ኮይንኻ ዝገበርካዮ ኣበርክቶ ኣብ ታሪኽና (ታሪኽ ተጋሩ) ኣብዝኾነ ይኹን እዋን ዝርሳዕ ኣይኮነን። ሎሚቕነ መዛረቢ ኮይኑ ዘሎ ዛዕባ ግና ካብቲ ዓቕሚና ኣዕርዩ ዝወረደ ይመስለኒ። ገለ ውልቀሰባት ብናይ ባዕሎም ነፃ ኣተሓሳስባ ይኹን ምስቲ ኣመራርሓ ኣፈላላይ ዘለዎም ሓይልታት ዘቕርብዎ ርእይቶታት ከም ወሳኒ ሓቂ ወሲድካ ነቲ ስትራተጂክ ኣተሓሳስባትና ዝፃባእ ይመስለኒ። ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ዘይመረፀና ውልቀሰባት ብሽም ህዝቢ እነቕርቦም ውልቀሓሳባት ኣትኩሮ ዝወሃቦም እኳ እንተኾኑ፥ ከመ ወሰንቲ ውሳነታት ገይርካ ነቶም ከቢድ ዋና ዝኽፈልዕም ዘሎ ቃልስታት ዘናእሱ እዮም። ብፍላይ ሚዲያታት ነቶም ዝቐርቡ ሓቅነቶም ዘይተረጋገፁ ወረታት እናጋውሓ ነቱ ውዑይ ቃልሲ ዝሑል ማይ ምፍሳስ ይመስለኒ።

  • @semeregebre2835
    @semeregebre2835Ай бұрын

    Assena media ወይ ድማ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ....?!! ሓቂ ዘረባ ዝኾነ information ዕሽሽ ኢልካ ንዕቅካ ምሕላፍ ኣትራፊ ከምዘይኮነ ይፍለጥ። ይኹን እምበር Assena ካብ መዘምር ኣባዲ ዝተረኸበ misleading information or true information ከም ጭቡጥ ሓበሬታ ወሲድካ announced እንድሕር 'ደኣ ገይራ ኣሰና ዘለዋ ሓቀኛ ሓበሬታ ናይ ምርካብ ዓቅሚ ተጠራጣሪ ኮይኑ ይርከብ።

  • @meseretabrham4008
    @meseretabrham4008Ай бұрын

    አታ ወዲ ጥዑይ ትመስለና ኔርካ እምበር ናይ ሻዕቢያ ከዳሚ ኢኻባ እኒሄኻ

  • @letinak4559
    @letinak4559Ай бұрын

    ኣብ ኩለን መድያታት ደለይቲ ፍትሒ ክትዘዋወር ዝግብኣ ሰነድ ኢዩ::

Келесі