ATV: ኣብ ኣፈጻጽማ ስምምዕ ሰላም ብ ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶር ደብረጼን ገ/ሚካኤል ዝተውሃበ መብርሂ
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ፡
donorbox.org/support-the-voic...
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on KZread.
Пікірлер: 107
አበይ ከይዱ እቲ ? ትግራይ መቃብር ጸላኢ ጃህራ ? 650,000 ሽሕ መንእሰያት ጠፊኦም 250,000 ስንኩላን ? ሕጂ ኸአ ተዓዊትና ትብል። እወ ተዓዊትካ ፡ ገንዘብካ ሰበይትኻ ነብስኻ አድሒንካ። ህዝቢ ትግራይ ንምንታይ ደቁ ህወቱ ከሲሩ። ንምንታይ ህዝቢ ጠፊኡ። መን እዩ ተሐታቲ ? ደምተጋሩ ደምከልቢ ገርኩሞ ።?
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
@aradomweday9922
Жыл бұрын
@@dawiteliffe9027 ዘራባ እያ ዝሐወይ፡ ወዲ ድኻ እንታይ ረኸበ ?
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
@@aradomweday9922 ኣብ ንእስነተይ፡ ያመኑት ሲከዳ የት ነው መገናኛው ትብል ደርፊ ንኹሉቲ ህዝቢ ትግራይ ኣጓኑፍዎን ዝሓለፎን ጸገምን መረረትን ተዘኻኽረኒ። ብልክዕ ውጹዕ ህዝቢ ትግራይ ብሕርያኡ ብኡ ዝውከል ምስለነኡ እንትርፊ ገዛእ ርእሱ ዝሓረዮ መንግስቲምበር ንረብሓ ምዕራባውያን ዝውከል ጉጅለን ሓይልን ከመሓዳድሮ ዘይፈቅድ ምዃኑ ዝኸፈሎ ረዚን ዋጋ ክርስዕ ኣይግባእን።
Izi selam ayekonen, izi eidka mehab iyu
አየ ዎያነ እዚ ኹሉ ፈኸራ መከራ ፡ ትግራይ ትዕወት ? 650,000 ሽሕ መንእሰያት ፡ አቅቲልኩምስ ነዚ ዘይተርፈኩም ቀደም ሰላም ዘይትገብሩ። ሰብ ወዲእኩም ምሉእ ኢትዮጵያ ደም ገርኩም። ንትግራይ ምስ አሕዋቶም ኤርትራዊያን ኢትዮጵያን ዘይወጽእ ደም ገርኩም። መን ይፍደዮ ? ሕጂ ሰላም ገርና እወ ንዓኹም ክጥዕመኩም። ህዝቢ ትግራይ ብስኑ ክምንጭተኩም እዩ። አምላኽ ኢድኩም ይፍደኹም።
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Az ppl of Tigray shld have realized TPLF never had their interest in mind. It used them as a shield, to protect z interests of TPLF leadership to come back in Power in 4 killo. This Experiment cost z life over 1 Million tegaru. It is sick. Just sick.
@warfaageeddi3128
Жыл бұрын
Correct but the death toll number is fake,tigray fighters were not even close to 400000 fighters and were not even 100000 when they invaded amhara region first time.
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
@hallonamaste9314
Жыл бұрын
@@warfaageeddi3128 tigray had about 300k soldiers befor this war started. Tigray force Was stronger than the federal army endf by manpower ect.
Peace ✌☮🕊🏳✌☮🕊
Haswai loqmax Eritrea kabaka twsesdo nbret yeyblkan ata qomal kabakum nlaleli aremen yelen qomal Eritreawinet kubur mennet 👑🦁🦁🦁🦁🦁👑🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷👑🇪🇷
@rahelgidey6717
Жыл бұрын
Dankoro komale hangol resiy kebo hegdaf mendaf
@Tomas-wh5td
Жыл бұрын
Suq bel ata shabia Qomal seraki manka
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Lebam merahi❤🇪🇷🙏🏽
ክቡር ኣቶ ደብረጽዮን ልክዕ ከምቲ ን ሰላምን ነት ስምምዕነት ትግባረ ፕሪቶርያን ድሉዋት ኢና ዝበልክሞ ፡ነቲ ብሕጂ ዝመጽእ ተሓታትትነትን ሓላፍነት ምስካምን (full accountability ) ብህዝቢ ንዝመጽእ ሕቶታት ክትምልሱ ተቐሪብኩም ጽንሑ። ኣብ ጣውላ ስለዝፈረምኩም ነገር ተወዲኡ ኣይኮነን ንኽሉ ተዳሊኹም ጽንሑ።
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
ኣማኒኤል (ሓሰና) "ዓሪፍካ ንበር፣ መከራና ብኢሱ ዝረኣና ንሕና ኢና" ይብለካ ኣሎ መራሒኻ ኣንታ ምሽቲ።
Nice to See #Debretsion (Debre Egziabher)
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
@user-bg5km2vi3f
Жыл бұрын
@@dawiteliffe9027 ቋንቋኻ ትግርኛ እዩ ትግራዋይ እንዳሃለኻ ንምንታይ እዚ የሕርቐካ? ዶ ወይስ ቀታሊ ኣቤል ኢኻ ማለት ኣብ ልዕሊ ሓው ዝሓርቕ ንምባልየ።
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
@@user-bg5km2vi3f ሓባል በልያ ከይቀደመትኪ 'ዩ ዘረባ ቃኤል ወዲ ማይ ጠላሚት
@user-bg5km2vi3f
Жыл бұрын
@@dawiteliffe9027 ምስላ ንፉዕ ኢኻ ትመስል ከማን ምስ ዓባይካ ግዲ ዓቢኻ ኾይንካሲ።
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
@@user-bg5km2vi3f ኣይተጋገኻን ግምትካ ቅኑዕዩ፣ኣብ ሓውልት ኣኽሱም ኰይነውን ልክዕካን ዓቐንካን የንጎድጉድ።ኣብ ሂወተይ ክልተ ዓይነት ተጋሩ እፈልጥ፣'ቲሓደ ክብረቱ ዝፈልጥ 'ቲሓደ ድማ ክብረቱ ዝሻየጥ።ካብ መኖም ኢኻ?
ምስ መምህርካ (ሻዕብያ) ተባኢስካ አየዋጻካንዩ። ወዲ አፌ ሐቢሩካ ነሩዩ አንታ ርእሲ ሐምሐም።
ብሓቂ ደሞከራሲያዊ
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Siltan eyu himamkum woyane
You accepted peace after breaking your back, to save yourself and not for the sake of the people of Tigray.
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
To be continued....
Ms techefchefkum mbear trgum selam teredikum debtits. Hzbi tegray ms haleke maere kndey nay hzbkum neket alekum
Aye beal Asena Tv kab hagere tigray nab klel tigray tesegagerkum. Menesey tjgray mswedaeka do selam selam ilka do 😡 debrechi dletkas kalie iyu neru Amlak neti wuxue hzbi mulue selam yigberelu
@amanuelreda859
Жыл бұрын
The nick you use is incompatible to the derision you are using. What exactly is the mistake/fault of Asena, here? Is he wrong for presenting this video? I know Jesus and HGDF do not go together. Please cease criticizing and began learning (if you can learn).
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Yesawetlu alewu nezi hezbi
ያኣውውውውውውይ ክክክክክክ
አይይይ ሕጂ ዝአምነኩም የለን መንግስቲ ኤርትራ ንሰላም ለሚኑኩም ሕዝቢ መሰጥፋእኩም ምጥምዛዝ ትርጉም የብሉን ሕጂ ግደፍዎ ተአለይሉ ንስኻትም ጸረ ሕዝቢ ኢኹም ንስኹም ኢኹምጸገሙ ካልእ ጸገም የለን
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Zerag mayi kelo siruy mayie neysite elemoe mergem gidi aliyunas eti ganyen adie halo kea edmiu newihu .
@samiyemtek1982
Жыл бұрын
ኣመንዝራ፣ ስራሕ ምንዝርና ሞይታትኪ ድያ? ከልቢ
ሐያል እዩ ክትእመን
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
አስከ ሕራይ ሰራዊት ኤርትራ ይውጻ አ ጽዋርኩም ምስ ኣረከብኩመንተተመለሰኩም። አንታይ ዶ ክትገብሩ ኢኹም ስለዚ መመኽንየታ አምበር ሱቕ ኢልኩም ዘይተረክቦ መንግስቲ ፈደራል ነቲ ጉዳይ ይሕዞ
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
ጅግናና 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
@wagayeredahegn5510
Жыл бұрын
@@dawiteliffe9027 ሰብ ስረዛ እዮም እኒ ደብርፅ 💪💪
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
@@wagayeredahegn5510 ኣካ ርኢና እወ ስረኦምን ዕጥቆምን ከረክቡ፣ወዳጀ ጃህራ፡ ድሕሪ ሰለፋ ታይ ተረፋ እንድዩ ኮይኑ።
@wagayeredahegn5510
Жыл бұрын
@@dawiteliffe9027 ኣይይይ ኣጀጀውጀው ኣይትበሉ። ሰላም ግበሩ ።ህዝብና ኣስተርህዮ ክነብር። ኣብ ስደት ዘለና። ሓሳብና ነስተካክል። ዝኮነ ኮይኑ። እዚ ዓመት እዚ ንሙሉዕ ዓለም ሰላም ይግበረልና ኣሜን በል። መን ሰለፍ ከም ዝቀልዕ ሓቢርና። ነአርእዮ እዮ ። 2023 😁😁😁😁
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
@@wagayeredahegn5510 ወዘሮ ፈትየን፣ፈቲኽንዶ ንጉስ ትምርቃ፧ፈጣርስ ንተመን ልቡ ሪኡ እግሪከልኦ።
😂😂😂
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
School tuition 🎉
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Nonsense totally nonsense.you just used the people
What about genocides???????????????
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
The words of Debrecen yesterday and today are kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
ሓደ ሚልየን ህዝቢ ኣጥፊእካስ፡ ሰላም'ዩ ድልየትና ነይሩ ክትብል፡ እሞ እቲ ኲናት ባዕልና ኢና ጀሚርናዮ ኢልኩም ዝኣመንኩምሉ፡ መስሓቕ'ዩ። ግን ጨሪስኩም ከይትጠፍኡ ሕጂ ኢድኩም ምሃብ'ውን ጽቡቕ'ዩ፡ ዋላ'ኳ ንኽትዛረቡላ ከባድ እንተኾነት።
ድሌት ናይ ህዝቢ ትግራይ እማ ሃገረ ትግራይ እዩ ዝምነ ህዝብና ኣይታሓሱ
Kkkkk debrich zereba aybaltleytkan eya.
ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 47 ዓመት ከም መይ ፈሲሱ አንቱም ፈከርቲ ኽልተ ግዜ እግሪ ምትካል የለን ትዛረቦ ፍለጥ።
መሕፈሪ ዘይብሉ ውድብ እንተ ሃልዩ ወያነ አዩ ትግራይ ከም ቀደማ ንስርላም እንተ ትሓስቡ ትግራይ ብሃፍታማ ምነበረት ሕጂ ግን ዝበልኩም እንተበልኩም ንህዝቢ ትግራይ ጸላም መንብሮ ዝደርበኩም ንሱኩም ኢኩም ፡፡ማእለያ ዘይብሉ ሰባት ወፊካስ ሰላም ክትብል ሕፈር ሰብኡት እንተ ትኮኑ ነፍሰ ቅትለት ጌርኩም ምሞትኡም ንሱኩም ግን ናይ ህዝቢ ሓልዮት ዝባሃል የብልኩምን ኣይትተርፈኩምን አያ ከኣ
We all know that we need peace so we all can live in harmony. However, Eritrean mercenaries must withdraw from Tigray. USA, European Union, Turkey and others must support the peace agreement already signed.
@erimetera4208
Жыл бұрын
withdrawal from Tgray is meaningless because Ethiopia Defence force is under control by Eritreans
@yohannesestifanos9504
Жыл бұрын
መራሕትኹም ደናቁር ንስኹም ደናቁር አቲ ዘጉሂ ብዙሓት ቆልዑ በዚ ትርጉም ዘይብሉ ኩናት ብምጥፍኦም አዮም። ምስ ጎረባብትኹም ሰላም ይሕሸኩም ካብ ምስ ዋሽንግተን ሸርሞጥመጥ።
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
ካብ ፍርቂ ንላዕሊ መሬትና ኣብ ኢድ ሻዕብያን መከላከያን እናሃለወ ኣብ ትግራይ ሰላም ከምዘሎ ምዝራብ ተራ ምጭብርባር እዩ. እቲ እትምነዩዎ ሰላም ንክቕፅል ውሕስነት ዝህብ ሰራዊትና ክኾን እናተገበኦ ንስኻትኩም ግን ትብትኑዎ ኣለኹም. ብወገን ብልፅግና ጥሕሰት እንተ ተፈፀመ ዓለም ከም እተድሕነና ጌርካ ምዝራብ ኣጉል ተስፋ እዩ. ተኹሲ ደው እንተዘይሉ ናብ ዝባኣሰ ሽግር ክንኣቱ ምዃና ስለ እንፈልጥ ኢና እቲ ስምምዕ ፈሪምናዮ ይብል ደብረፅየን. ብሓፂሩ ተሳዒሮም እንተይተባህለ ብስምምዕ ውግእ ደው ኢሉ ከም ዝባሃል ጌርና ይብል ኣሎ ደብረፅየን.
What a joke😂😂
How it changes like a chameleon
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
Guday genocide ke ?
😂
ኝኝኝኝኝኝ ኢድኩም ወይ እግርኹም ሂብኩምሲ ቱምንም ዘይፈልጥ ህዝብና ካብ ጥምየትን ጨፍጫፍን ኣድሕኑልና ጥራይ💔 ናትኩምስ እንታይ ክወፆዋ😏እዙይ ዘይተርፍ ልምንታይ ኣሕዋትና……
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
@jesusislord2367
Жыл бұрын
@@dawiteliffe9027 ??????
Ata neza toksi ferihoma moytom. Esubatt
@mmmmm6028
Жыл бұрын
ጅግኑትግራዋይትክክል💪💪💪💪💪💪💪🌂
አየ አንታ ስቅ ዘይትብ ነዚ ህዝቢ ትግራይ መጻወቲ ጌርኩሞ ዕጥቂ ምፍታሕ ሞት ማለት እዩ አፍንጫ ሒዘ ትብል ዶ አይነበርካን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ዶንጊኹም ከማን ሕጂውን ናይ ልብኹም ይግበሮ ስትራተጂካዊ ከይከውን ህዝቢ ምስ ጸገበ መሊስኩም ኣብ ኩናት ከይተ አትውዎ። ገና ን ፈደራል ሰራዊትን ሰራዊት ኤርትራ ግፍዒ ይገብር ኣሎ አናበልኩም ህዝቢ ከይቀስን ትገብሩ ኣለኹም በቲ ድማ ስላም ኢን ንድሊ ትብሉ ጉራጉራ ኢዩ ልብኽም ኩሉግዜ። ኣብ 2000 ውዕል ሰላም ተቅቢልና ኢልኩም ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት ሰንፈላል ጌርኩሙና። ብ ፖለቲካን ቁጠባን ካብ ዓለም ነጺልኩምና።ስትርተጂክ ከምዝነበረ ናይ ስላም ስምምዕኹም ሕጂውን ከሙ ኡ ከይከውን የፍርሕ
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
You still have to lie about Eritrea shame on you
@dawiteliffe9027
Жыл бұрын
'ዚ ንምግዓት ዶ ክንድዚ ትርህጻ?
ጅግና አያና ንበረልና 💊💊💊💊❤️❤️❤️
ጨናዊ👹👹👹👹
0n
እዞም ደቂ ሻዕብያ ብጸርፊ ድዩም ተጠሚቆም እዋይ እቲ አፍኩምስ ከልቢይ ይሽነሉ ፎእ
አብ አላማጣ ላትገበረ ዘሎ ትፈልጦዶ ትኾኖ ደቂ አኒስቲዮ ላትረሸና ለዓሰርተ ለዒስራ ላትደፈራ አሪጊዘን ዘለዋ ትወለደስ ደቂመን ተባሂሎም ዪፂዉዑ ተም ህፃዊት አቱም ርጉማን ናይ አጋኒንቲ ሙሪኾኛታት ክትጠፉኣ ኤኹም ካምድረገፂ
ሻዕብያኹም ሐዙልና ኾይኑ ምድረሰምይ አንቱም መሸሙሽ። Game over Malelit.
አብ አላማጣ ላትገበረ ዘሎ ትፈልጦዶ ትኾኖ ደቂ አኒስቲዮ ላትረሸና ለዓሰርተ ለዒስራ ላትደፈራ አሪጊዘን ዘለዋ ትወለደስ ደቂመን ተባሂሎም ዪፂዉዑ ተም ህፃዊት አቱም ርጉማን ናይ አጋኒንቲ ሙሪኾኛታት ክትጠፉኣ ኤኹም ካምድረገፂ