ዓሰብ ፋንቶም ናይ ኢትዮጵያ ክበሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ሕማም ፋንቶም መሓውር እንታይ እዩ፧

#eritrea #tigrigna #tigray #Ethiopia #ጥዕና #Phantomlimb

Пікірлер: 666

  • @beyenetewolde1332
    @beyenetewolde1332

    ገለ ክታበት የለን ጸረ ፋንቶም ንኢትዮጵያውያን? Well said doctor Sharon.

  • @selmeu6605
    @selmeu6605

    ኣነስ ገሊጸ ኣይውድእን እቲ ውሕሉል ዝኮነ ኣቀራርባኽን ኣገላልጻኽን ካብ ኩል ዝገርመኒ ተሎ ግዜ ትሕልዊ ምኻንኪን ኢዩ ግዜ ክብል ከለኹ መዓስ እንታይ ክትዛረቢ ከምዘለኪ ትፈልጢ ምጭውቲ ብርኽትን ብልጽትን ሓፍተይ❤❤❤

  • @amantsegay9520
    @amantsegay9520

    ኩሉ ዘይእግማ ቅጭን ኤሪ👉🇪🇷💪ዶክቶር❤❤❤❤

  • @gheribau3886
    @gheribau3886

    ብሓንቲ እምኒ 2ዑፍፍ! ሻሮነይ ብልሂ የቐንየልና❤❤❤❤❤

  • @merutsbkti3788
    @merutsbkti3788

    ብዘይ ምኽንያት ኣይኮንኩን ዝፈትወኪ ዶክተር ሻሩ ብልጽቲ😘

  • @zaidkuhlay2106
    @zaidkuhlay2106

    ኣምላክ ካብ ዉግእን ወረ ዉግእን ይሰዉረና ካብ ኩሉ ሕማማት ስጋን ነብስን ከኣ ብመንፈስ ቅድሱ ይኸልለና ፍትዋት የሕዋተይ ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና ንዓይ እኻ ድሮ ብሓጎስ ጀሚረያ ኣለኹ ልዕሊ ሓደ ሰሙን ማብ ኣዲስ ኣባባ ተኣሲሩ ዝጸነሐ ሓወይ ካብ ቤት ማእሰርቲ ወጽዩ ኣሎ🎉❤ ነቶም ኣብ ዝተፋለለየ ዝጭነቑ ዘለዉ ከኣ ኣምላክ ይብጽሓዮም😢❤

  • @abdelmienmohamed7831
    @abdelmienmohamed7831

    በምሐርኛ እንተ ትነግርዮም ጽቡቅ ነሩ ነዞም ሐለምቲ

  • @elizabethelilta2663
    @elizabethelilta2663

    ተባረኺ ብርኽቲ ሓፍትና እስክስ እንቋዕ ናትና ኮንኪ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣብ ኩሉ ስራሕኪ ድማ ኣሳልጦን ዓወትን ይሃብኪ

  • @zegola7325
    @zegola7325

    ኤርትራዊት ጅግና ❤❤❤

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624

    ዶክተር ሻሮን ❤እዚ ንኢትዬጰያዊያን በሙሉእ በአማሓርኛ ክትርግም ጸብቅ ኔር ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yoni4ever220
    @yoni4ever220

    ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም * ቅሳነት እኮ ሲኢና " እሾክ ጎሮቤት *

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569

    She has answered them with her very smart and brilliant explanation

  • @yemaneyebio7069
    @yemaneyebio7069

    ፍልይተ ሂያብ ኤርትራዊት ጓልና ።

  • @nasdam926
    @nasdam926

    ንስኽሲ እንቋዕ ናትና ኾንኪ ዶተረ - ከማኺ ይብዝሑልና - ዕድመን ጥዕናን ድማ ንትምነየልኪ ❤

  • @user-vz2he2tj9s
    @user-vz2he2tj9s

    What a brilliant analogy!

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria7010

    ዶክቶር ሻሮን❤ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480

    ናይ ብሓቂ ፍልጠት ዝዘቕበበ ኣገላልጻ ዶክተር ሻሮን

  • @selamhaile8324
    @selamhaile8324

    ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ. አንበሲት

  • @mekonensamuel5821
    @mekonensamuel5821

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ዶ /ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ

  • @user-kn3qj2yb9j
    @user-kn3qj2yb9j

    ጽቡቕ ኣስተምህሮ፡የቐንየልና፡ከምቲ ዝበልክዮ መጉዳእቲ እግሪ ኣለኒ ካብ 1976 ኣትሒዙ እዚ ፋንቶም ሊምብ ዝበልክዮ ክገድፈኒ ኣይከኣለን፡ብርቱዕ ናይ ነርቭ ቃንዛ ይገብረለይ ፡ፈውሲ ቃንዛ ዋላ እቲ ከቢድ ዝብሃል ይወስድ ነይረ፡ሳኣዕቤን ምስ ኣምጸአለይ ገዲፈዮ፡ 2 ክልተ መዓልቲ እዩ እቲ ቃንዛ፡ድሕሪ ገለ ኣዋርሕ ይመጸኒ ብዘይ መድሃኒት ይሳቐ ድሕሪ ለይትን መዓልትን ይገድፈኒ፡ቃንዙኡ ግን ሓጺር ይኹን እምበር ኣይጽወርን እዩ ፡እዛ ናይ ቬትሮ ግን ክፍትና እየ።ኢትዮጵያውያን ግን ምሕረት የውርደሎም እምበር ደይ ንሶም መን ኣምጺኡለይ እዚ ናይ መዋእለይ ቃንዛ፡ምስ ዓመጽቲ ተጓራቢትና ኣብ ሻቕሎትን ቃንዛን የምብሩና ኣለዉ፡ንኩሉ ትህብዮ ብገንዘብ ዘይትመን ሕክምናዊ ኣስተምህሮኺ ደጊመ የመስግነኪ።

Келесі