Arkan - 21 Questions With Modesha Guest Star Hani Belexom I 21 ሕቶታት ምስ ሞደሻ

Комедия

Arkan - 21 Questions With Modesha Guest Star Hani Belexom I 21 ሕቶታት ምስ ሞደሻ
ኣርካን ኢንተርተይመንት ሓደሽቲ ፊልምታት ፡ተኸታተልቲ ድራማታት ፡መዘናግዒ መደባትን ደርፍታትን ንምዕዛብ ቻነልና ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ ።
Support us by subscribing to our channel.
www.youtube/c/arkanentertainment
www/facebook/arkan_entertainment
Copyright © Arkan Entertainment
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
#Arkanentertainment #EritreanFilm #Eritreanmusic #Eritreancomedy #EritreanSeiresFilm #Eritreanseiresmovie #Eritreandocumentary #Tigrignamusic #Tigrignacomedy #TigrignaSeiresFilm #TigrignaSeriesMovie #TigrignaFilm #2021 #NeweritreanFilm2021 #Mslishow #Fqrilomiqene #Arkanshow #bad ocheck #badocheque # ባዶ_ቸክ #ፊልምታት #ድራማታት #ደርፍታትን #ኮሜዲ #ትግርኛሙዚቃ # ትግርኛፊልም

Пікірлер: 476

  • @saraasmre2590
    @saraasmre25908 ай бұрын

    ሃኒ ዝፈቱ እሰኪ❤

  • @LikuBahta

    @LikuBahta

    8 ай бұрын

    ❤❤

  • @YonasDesbele

    @YonasDesbele

    8 ай бұрын

    Me too

  • @user-pr8ib1oj8t

    @user-pr8ib1oj8t

    8 ай бұрын

    ሃኒ ዝፈቱ እስኪ " ዘይኮነ ዝበሃል ንሃኒ ዝፈትዎ እስከ ከምዚ ከማይ እዩ ዝበሃል ጽብቅቲ ❤

  • @sms8733

    @sms8733

    8 ай бұрын

    ​@@YonasDesbeleme three

  • @saraasmre2590

    @saraasmre2590

    8 ай бұрын

    @@user-pr8ib1oj8tታይ ትብል ወደይ ኩሉ ሓደ🙄😂

  • @user-xb7lq4rc5v
    @user-xb7lq4rc5v8 ай бұрын

    በጣዕሚ ደስ ዝብል ኣዛናዪ፡ ንናይ ሃኒ ደስ ዝበለኒ ኸኣ እግዚኣብሔር እንዳበለ ክዛረብ ከሎ ምንጩ ካብ ኣምላኽ ምዃኑ ፈትየዮ❤🎉😊

  • @chf-cv4ix

    @chf-cv4ix

    8 ай бұрын

    🥰🥰❤

  • @eritriaeritria7010
    @eritriaeritria70108 ай бұрын

    ሃኒባል ብሉጽ ሰብ ቀናእ ብኣምላኹ❤ ቀናእ ብሃገሩ❤ ፈቃር ብህዝቡ❤ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ።

  • @elsagoje2573
    @elsagoje25738 ай бұрын

    ሃኒ ሓወይ ቡሩኽ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሐልካ ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @fn7619
    @fn76198 ай бұрын

    ሃንይ ናይ ብሐቂ ካብቲ ሕቶታትካ እቲ ዝተማሃርናዮ ቁምነገር ይዓቢ ብጣዕሚ በሊሕ አእምሮ ዘለካ ኢካሞ ቀጽሎ።💯💯💯💯🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @saramisgana7775
    @saramisgana77758 ай бұрын

    ሐኒተይ ንእግዚአብሔር አምላኽ ልዕል ልዕል ልዕል ስለተብሎ ብጣዕ ሚ ኢየ ተሐጉሸልኻ እግዚአብሔር መመሊሹ ይባርኽካ I love you by GOD love.

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5j8 ай бұрын

    ኣዝዩ ባህ ዘብል ጊዜ ኣውዒልኩሙና ዘመንኩም ይባረክ ደቂኤረ ሓላላት❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @shawulawit-
    @shawulawit-8 ай бұрын

    ሃኒ በለጾም ብሉጽ ፍጠረት ❤ ዕድመን ጥዕናን,,,, ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ❤ ሃኒተይ Love You ❤❤❤

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5j8 ай бұрын

    ቃለ ሂወት የሰምዓል ሞዴ ቀሺ ዲካ ዓዲምካ ስነጥበበኛ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷

  • @eritreanayeritrawyan4711

    @eritreanayeritrawyan4711

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂 motku

  • @yordanosandetsion5932

    @yordanosandetsion5932

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂

  • @JESUS-711

    @JESUS-711

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂❤

  • @rgbebelay3817

    @rgbebelay3817

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂

  • @Remey1991

    @Remey1991

    8 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @genettekeste3951
    @genettekeste39518 ай бұрын

    ሰሚኦካ ዘይምኖ ሃናጺ ዝኮነ ሕቶታት ለባማት ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም አብ ሂወትኩም ሰላም ቅሳነት ይሃቢኩም።🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷

  • @Firehabte12
    @Firehabte128 ай бұрын

    ሀኒ ናይ ብሐቂ ወዲ አኸዛ ዝዝከር አርቲስት ዘኪርካ ❤

  • @user-gd7sy6pc2r
    @user-gd7sy6pc2r8 ай бұрын

    N Hani tfetwo ,(❤) like rgexu

  • @YonasDesbele
    @YonasDesbele8 ай бұрын

    እቶም ምንጪ ሳሓቀይ ዝኮኑ ተዋሰእቲ ዋዛ ምስ ቁም ነገር ክብረት ይሃበለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ዓለም ደቂ ኤረ l love you ።

  • @mihretyemane5579
    @mihretyemane55798 ай бұрын

    ሃኒ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ነቶም ከማካ ስነጥበባውያን ዓገብ በለልና ,ነዚ ረሳሕ ስራሕ ዝሰሩሑ ዘለው ናይ ግብረ ሰዶማውያን ናይ ሃይማኖትን film, ገለ በለልና ❤

  • @user-pj7pf6dc1s
    @user-pj7pf6dc1s8 ай бұрын

    ቃላት የብለይንን ኤድመን ተናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍትዋተይይ ❤❤❤

  • @natsnetgrmay3729
    @natsnetgrmay37298 ай бұрын

    ጽቡቕ ትምነ ጽቡቕ ትዛረብ ሃኒ ሓወይ አግዚኣብሄር ከምቲ ትሓስቦ ሰናይ ናብራ ይግበረልካ ወሊድካ ምስ ስድራኻ ክትማሙቕ ሰናይ ትምኒተይ ኢዩ

  • @user-tw9gj9hd2w
    @user-tw9gj9hd2w8 ай бұрын

    I like how the actors are so well united and well communicated to each other...keep up with your harmony ❤❤❤

  • @danielwater1321

    @danielwater1321

    8 ай бұрын

    Article ጺሒፋካያ ዘለኻስ ብትግርኛ ውን እንተትጽሕፋ ኣብ ታሕቲ ናይቲ ኢንግሊሽ እቲ እንግሊሽ ዘየንብብ ወይ ዘይመልኽ ሕብረተሰብና ክጥቀመላ ስለዝደለኹየ፡ምኽንያቱ እቲ ኣስፊርካዮ ዘለኻ ሓሳባት ኣጽዩ ገላጽን ሃናጺን ስለዝኾነ፡ጽቡቕቲ ስለዝኾነት እየ ሪኢቶይ ጺሒፈልካ።

  • @mahanshohabtemikael
    @mahanshohabtemikael8 ай бұрын

    ሃኒባል ብሓቂ ኣዝዩ ብሉጽ ኢተርቢ ዶስ ማዕዳ ❤❤ 🎉🎉 ንወጊሑ ስማዓዮ ኢልካ ብስመይ ኣጋብዞ ትምህርቲ ምኮኖ ናይ ስነ ምግባር መጽሓፍ ኢካ❤❤❤❤❤❤

  • @Bahgi12xbah
    @Bahgi12xbah8 ай бұрын

    ሃኒ ❤ ሞደ ❤ keep it up 2 ሱሉጣት 🤞 ኣዉ ርገጽ ወትሩ ሃገረ ይ my f song 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @merhawitgebre7187
    @merhawitgebre71878 ай бұрын

    ሞዲ በጃካ ንዋሪ ኣምጻልና

  • @hagostesfay2985
    @hagostesfay29858 ай бұрын

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ ተዋሳአይን ንፉዕ ዝተሓተቶ ሕቶታት ገላጻይን አጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሃኒ በለጾም

  • @munaaman4152
    @munaaman41527 ай бұрын

    ደስ ዘብል መልሲ ሃኒ ወደይ ፥ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ መልስታትካ አብ እግዚአብሔር ተወኪልካን ኩሉ ከምፍቓድ እግዚአብሔርን፥ እንዳ አመስገነ ሰናይ ዝኾነ ቃላት።በዚ አጋጣሚ ኩሎም ሰነ ጥበባዊያን ሃገርና ካባኻ ክማሀሩ ተስፋ ይገብር። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣቲ፡ ሐሳብ ልብካ'ውን የስምረልክስ፡ ሐዳርካ ይባረኽ ሃኒ❤

  • @deki-erena6291
    @deki-erena62918 ай бұрын

    Nice job guys. Proud to be Eritrean.❤❤❤❤❤

  • @saramisgana7775
    @saramisgana77758 ай бұрын

    ሃኒ ሽኾር አዘራርባኻ ብስል ስለዝብል ብጤዕሚ ኢየ ዝህጎስ እግዚአብሔር ይባርኽካ ጸግኡ የብዝሃልካ

  • @Remey1991
    @Remey19918 ай бұрын

    ሰባሕ ረባሕ ገለ ዓይነት program ኣብ ንግሆ ናይ ስራሕ ዝጅምረሉ ደስ ዝብልን ዝምህርን ዘስሕቅን መደብ ሪአ 🙏🙏🙏👏👏👏👏

  • @nazrawittewelde6033
    @nazrawittewelde60338 ай бұрын

    ሐዳርካ እግዛብሄር ይባርኸልካ። ጥዕናን ሰላምን ይሀብኩም። ፈረይትን ጸገይተን ይግበሮም አሜንX3።

  • @zufanyohannes2648
    @zufanyohannes26488 ай бұрын

    ሃኒ ዓቢ ሰብ ለባም ዘይ ከም ዕድሚኡ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @rahwateferi1988
    @rahwateferi19888 ай бұрын

    ክልተ ጽቡቃት ኣዜ ዝፍትወኩም ሙቁራት እግዚኣብሄር ዘመንኩም ይባርኽ 💖💞

  • @abebaderar8298
    @abebaderar82988 ай бұрын

    ሃኒ ለባም ወዲዞም ለባማት ከማኻስ አሻሕ እእላፍ ይሰስኑ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ

  • @senaitgrmaiy1218
    @senaitgrmaiy12187 ай бұрын

    ሃኒታ መምህር መንእሰያት አጆኻ በዚ ዘለኻዬ ቀጺል ኻባኻ ቡዙሕ ክንጽበይ ኢና ዝያዳ:🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🐫

  • @user-zj3qp7jv3b
    @user-zj3qp7jv3b8 ай бұрын

    ዋውው ደስ ዝብል ሕቶን ኣመላልሳን ልቦና ዘለዎን ሙቅሉልን መልሲ ኣጆኹም በርትዑ

  • @eritreabest4834
    @eritreabest48348 ай бұрын

    ናይ ብሐቂ ሀኒ ስነልቦናኻ ዐቢ እዮ አምላክ ይባርካ

  • @zegahabtezion4339
    @zegahabtezion43392 ай бұрын

    ሃኒ ጅግና ዕቱብ መንእሰይ ብኹሉ ውዱእ ሰብ እዩ❤👑🇪🇷🌻

  • @SASE-TV
    @SASE-TV8 ай бұрын

    ኩላትኩም ነዛ ጽሕፍቲ ተንብቡ ዘለኩም ሰላምን ጥዕናን እንዳ ተመነኩ ❤❤❤ ሳብስክራይብ ጌርኩምሎይ ሕለፉ የሕዋት ንዓይ ዓባይ ሓገዝ እያ

  • @adhanettekie2995
    @adhanettekie29958 ай бұрын

    Hani abe interview gobez eu anbssa ❤❤❤❤❤ Aman ka anbessa ileka aleku 2 hade ikum

  • @sebnabsebu9495
    @sebnabsebu94958 ай бұрын

    Bravo ከም ኤድሜኻ ዘይኮንካ ፍርሃት አግዝኣብሄር ዘለካ ሰብ ኩሉ ይድሎ አዩ ✅️✅️✅️ብታኤሚ ደስ ትብል ጥበብ ኣለካ ቀጽሎ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ኩሉ ጽቡቅ 👍👍👍

  • @brhanehabteab
    @brhanehabteab8 ай бұрын

    ❤ሃኒ ጅግና ስነ ሓሳብካ ካፍ አዩ ዝህበኒ ቀጽለሉ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን❤❤❤

  • @salemm5989
    @salemm59897 ай бұрын

    Hani you are full of wisdom. May God continue to bless you ❤

  • @wegahtahabte8877
    @wegahtahabte88778 ай бұрын

    I don't normally comment, but but but this interview is the best from this show by far to me

  • @zredie4828

    @zredie4828

    8 ай бұрын

    In the same boat.😂

  • @Fifi-lw5lp
    @Fifi-lw5lp8 ай бұрын

    Wow! Very entertaining & educational at the same time!!Great program deki Erey, keep it up ❤❤🇪🇷❤️❤️

  • @merhawitekle7302
    @merhawitekle73028 ай бұрын

    እቶም ክልተ ዝፈትዎም እቲ ሓደ ደራሲ ተዋሳኢ፡እቲ ሓደ ኣላዪ ተዋሳኣይ፡ እቶም ክልተ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዕላል ዝነግሩ፡እቶም ሓደ ባዕል ሓዳር እቲ ሓደ ናብ ሓዳር ክሰጋገር ተሓጽዩ ዘሎ፡እቶም ክልተ ዕድመ ኣዝዮም መንእሰያት ።

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina20858 ай бұрын

    ጹቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤

  • @wedikoblya3514
    @wedikoblya35147 ай бұрын

    Hani shkor nay amlak seb kexlo ab ezabher zwkel ayhafrn so blessed all the time modesha ayney kea kexlo knkltekum btami ye zfetwekum bezi agatami ❤❤❤❤

  • @mebhadush3360
    @mebhadush33607 ай бұрын

    Hani well done Well presented You have full confidence. God bless you guys.

  • @hiwets5815
    @hiwets58158 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝፈትወን ዘኽብሮን ከም ዕድሚኡ ዘይኮነ ኮኾብ፡ ከም ሽሙ፡ብቀዳምነት እንቓዕ ሓጎሰካ ምስ ሕጺትኻ ፡ ኩሉ ትደልዮ ከኣ ኣምላኽ ይመልኣልካ። ሞደሻ ሓውና ከኣ የቀንየልና ነዚ ታለንት ዘምጽእካልና። ኩሉ ዕላሉ ደስ ዘብል እዩ ቃላ ውን የብለይን ክገልጾ። በል ሞደሻ ሓወይ በጃኹም እባ ን ኣማን ባድሻ ኣምጽኣልና ንክብሪ ስርሑን ሃኒ በለጾምን የቀንየለይ ሰሱንለይ ደቂ ኤረይ❤❤❤

  • @asmerinatsegashow5129
    @asmerinatsegashow51298 ай бұрын

    ሀኒ ጅግና መዳ ሐወይ ጽቡቕ ሕቶ አዋጥሮም ደአ 👌👌👌👌👌👍👍👍❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @salembeyene6239
    @salembeyene62398 ай бұрын

    ሃኒባል ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ምክንያቱ ምሃሪ መንሰይ ኤርትራዊ ምኳንካ ዕድመን ጥዕናን ይብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @romunathan9963
    @romunathan99637 ай бұрын

    Hani neshtey gn ka akb aken nlaeli Educated and very smart menesey eka Keep it bro.

  • @hayathaya7537
    @hayathaya75378 ай бұрын

    Hani nay bahqei belux menesey edmen tenan yehabekum deqi ery shkorinatat ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @bilaljemal8154
    @bilaljemal81548 ай бұрын

    Ne hani zeftu eski like garekum gelxuley🎉

  • @freimaashio351
    @freimaashio3518 ай бұрын

    well said I love the way he answer all the questions!!!!!

  • @kidantekle2443
    @kidantekle24438 ай бұрын

    Because of Hani i subscribed Arka Entertainment

  • @nazrawittewelde6033
    @nazrawittewelde60338 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መልስታት። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @trezanegazi5801
    @trezanegazi58018 ай бұрын

    Wow that looks great 👍 thanks 🙏 amazing question and answer🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

  • @eritrea6227
    @eritrea62278 ай бұрын

    Yes hani hawey Eritrea for Ever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈🏼❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪✊💪

  • @SurprisedCaterpillar-df5sg
    @SurprisedCaterpillar-df5sg3 ай бұрын

    I Love this guy Hannibal He is so smart God bless you young men ❤

  • @biniamhaile9428
    @biniamhaile94288 ай бұрын

    ሃኒ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @mussieestifanos37
    @mussieestifanos378 ай бұрын

    ሃኒ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ጽቡቅ ኣበሃህላ ኣለካ

  • @kidantekle2443
    @kidantekle24438 ай бұрын

    Wow what a nice interview thank you Hani ❤️

  • @zowdi810
    @zowdi8108 ай бұрын

    ❤🎉🇪🇷🇪🇷🙏yes you are right thanks hane 🎉🎉god bless you 🙏 to you and to your wife be happy 100 🎉🎉🎉🎉

  • @semharkahsay8071
    @semharkahsay80718 ай бұрын

    I love the way he gave the answer 🎉🎉

  • @rahwatekie5663
    @rahwatekie56638 ай бұрын

    I hope ztebarekhet amet yegberlka hani hawey lebam ❤❤❤

  • @ezgaaminandebrhan4273
    @ezgaaminandebrhan42738 ай бұрын

    Waww I appreciate you !!!!perfect answer, I thanks to you

  • @shewitabdela7314
    @shewitabdela73148 ай бұрын

    ኣይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @loveeritrea3235
    @loveeritrea32358 ай бұрын

    Han smart jentlman I can't explain to you you are brilliant god bless you 🙏 ❤️ everything respect to god your honest boy I listening to all you interview every moment the same I have respect to you and your parents, god bless you bro amazing 👏 ambassador I love you 😍 bro

  • @awetkidane573
    @awetkidane5738 ай бұрын

    Aseyyyy hani hawena betami ina neftwku egzabeher edmen tenan yehabkum ❤❤

  • @edenalemseged9197
    @edenalemseged91978 ай бұрын

    Hani hawey edmen tenan yhabka fetari ❤ ab srahka aslto ab hiwetka selam ymneyelka❤❤❤

  • @gw4841
    @gw48418 ай бұрын

    መርሐባ ደቂ ኤሬ ብሉጳት ኮኮብብርሃን ገጶም ሕቡባት መሳጢ አቀባብላ ፍቁራት ❤❤ከፍ ዘለኩም መሰቲ ቀጵሉዎ ሃኒበለጶም በሐቂ በሊሕ መንእሰይ አገላልጳ መሳጢ ዕድመን ጥዕና የሀብካ ከሙ እዉን ሞደሻ ❤❤❤ግን ዝረሳዐኩማ ይመስለኒ ብጎንኩም ባንደራ ዜተከልኩማ መላለይት መንነት እያ ካመን ክትባሃሉ መላለይት እያ 🇪🇷🐆🇪🇷🐆🤝♥️

  • @yehdegatezfazghi8759
    @yehdegatezfazghi87598 ай бұрын

    ብጣዕሚ መሳጥን ሰሐብን አገላልጻ ጥዑም ላዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 ገለ ዓይነት ኢንተርቪው💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️

  • @genettsegemaryam9509
    @genettsegemaryam95097 ай бұрын

    Ni Aman wedinegede eba admo Interview keygebere bzhu geru sbuk gera ka interview gbero ❤️😁

  • @betielsimon8045
    @betielsimon80458 ай бұрын

    ሃኒ ሽኮር መማህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤

  • @hagereyalemey
    @hagereyalemey8 ай бұрын

    ሃኒ ሽኮር ይዓኽ ኣተሓሳስባኻ$ስራሕካ ማራ'የ ዘድንቖ ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ቀጽሎ ብጣዕሚ'የ ከኣ ዝፈትወካ❤❤❤ እታ ንእግዛብሄር ከመይ'ለኻ ድሓን ዲኻ ምበልኩዎ ዝበልካያ ግን ጌጋ ኮይና ተሰሚዓትኒ ማለት እግዛብሄር'ሲ ዝኾኖ የብሉን ስለ'ዚ ሰላም ምበልኩዎ ክትከውን ኔርዋ እብል ብዝተረፈ ሰላም ንዓኻ ሰላም ንሃገርና

  • @helufish996
    @helufish9968 ай бұрын

    Wowwww hani very smart and modie keep it guys deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @sennaitghebrelasiv4206
    @sennaitghebrelasiv4206Ай бұрын

    የቀንየልና ❤❤

  • @fnanbruk
    @fnanbruk7 ай бұрын

    hanny hawey nay kedem wedi classey ....ane hiji kemzi kemaka yesusey yibil yiwiel aleku....n amlaka zekirka tinebr mihilawka thx.GOD BLESS YOU

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan47118 ай бұрын

    Hani Hawey Egzabher xegea yebzehalka edmeka ybarek❤

  • @younashailekidane14
    @younashailekidane148 ай бұрын

    God is love Amen Amen Amen haleiluyah maranatan glory glory glory

  • @Rahwa_34
    @Rahwa_348 ай бұрын

    Wow amazing testimony God bless you Hanye 🙏❤⚘🍇🏅❤🏆🔥🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁🎁

  • @Hager.media1
    @Hager.media18 ай бұрын

    Sehakuske deki shkorinatat xeadu libi deki Asmera ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meradc1
    @Meradc18 ай бұрын

    Waw belih ika btami my favorite artis xbuq meglexi hanitey❤❤❤

  • @msganamerhawi8725
    @msganamerhawi87258 ай бұрын

    Wwwwwww hani hani yeaki edmen tenan yehabika fetari hadarika yebareki hawey shikor

  • @lwamhaile3724
    @lwamhaile37248 ай бұрын

    ኣማን ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ካብ ኩሉ ኣዛናዩ 😂😂😂

  • @Betichi829
    @Betichi8298 ай бұрын

    Hani bruk God bless u ❤❤❤

  • @fioryhidry1hidry82
    @fioryhidry1hidry828 ай бұрын

    ሃኒ ሊቅ ሃኒ ፍቃር ለባም መምህር ኩሉ እኽ እምላኽ ዕድምን ጥዕናን የሃብካ❤❤🥰🥰🇪🇷

  • @user-cz6vp2kw7t
    @user-cz6vp2kw7t8 ай бұрын

    Kief zelekum deqi erey hani&modie hani lebam mare kemzi aywesdekan niere kelu azararbaka ab amlak ztemerkose eyu❤❤❤

  • @gizusami2035
    @gizusami20358 ай бұрын

    Hade mealti hanibal tedros ab medeb adrekti htotat,,, bmelsu zegeremeka,,, tebahilu ms tehatete Hanibal belexom elu nieru he was Right 💯 ,,, hani belexom ,, ትሑት’ዩ፡ በሊሕ’ዩ፡ ዝተባረኸ’,,,ኣዝየ’የ ዝፈትዎ፡ ንኣምላኽ ዝገልጸሉ መንገዲ ,bless you hani hawey 🙏🥰🥰

  • @user-qj3mt5zo9w
    @user-qj3mt5zo9w8 ай бұрын

    Nice job hani lebam seb edmen tenan yhabkum deqi erey ❤❤❤

  • @Zemenemeley
    @Zemenemeley8 ай бұрын

    Great interview

  • @semusemu5562
    @semusemu55628 ай бұрын

    Azmarinatotattt kef alekum hani and modie please nwari amxelna

  • @rodashabte6698
    @rodashabte66988 ай бұрын

    Pls modi shewit sereqa amxalna shewitey nay ktbli mixi bejaki 😢❤

  • @azityblessed4416
    @azityblessed44168 ай бұрын

    Hani bruk my favorite Eritrean Artist ❤❤❤❤❤❤

  • @beylulgebrelul9624
    @beylulgebrelul96248 ай бұрын

    Kef zelewo interview hani & modie🥰

  • @adhanettekie2995
    @adhanettekie29958 ай бұрын

    Hani is very smart 👌 👏 👍

  • @tirhasmahansho4525
    @tirhasmahansho45258 ай бұрын

    Waww bluxat meneseyat ab hiwetkum mlu tna yhabkum amlak ybarkum ❤❤❤hani hawey bzuh tmhirna kabaka abzi hadsh meraf nay hiwetka amlak ykun msaka ❤❤❤

  • @SilvanaMaekele
    @SilvanaMaekele8 ай бұрын

    ሃኒተይ ቡሉጽ መነአሰይ👌 እምላክ ይባርካ ኣብ ሃይማኖት ዘለካ ኣራኣያ ማራ ስማርት ዝኪነ ሃኒተይ ኣብ ኩሉ ቡሉጽ ዝኮንካ መነኣሰይ ሞዲ ሃቢቢ ማራ ኢየ ዝፈትወካ Nice l Love so mach ሃኒተይን $ ሞዲ ደቂ ሪመይ 🇪🇷🇪🇷👑👑♥️♥️

  • @selambereket6009
    @selambereket60098 ай бұрын

    So smart Hani Hawey

  • @semharyemane582
    @semharyemane5828 ай бұрын

    God bless you hani hawey ❤❤❤❤

  • @abelasmerom4940
    @abelasmerom49408 ай бұрын

    Btaemi xbuk Fetiekum kmewt Modie & Hani mkniyatu kabakum zembebkuwon des zbelenn ente haliyu nskum konkum ekum keribkum tewesaki mexexex zeybla slezi kea Jeganu yblekum ❤❤❤

  • @BeynSolomon
    @BeynSolomon8 ай бұрын

    Wawww hanibal I really appreciate you GBU

  • @sennaitghebrelasiv4206
    @sennaitghebrelasiv4206Ай бұрын

    Hni shukor brillant Modosha nay modey ❤❤❤

Келесі