ግዕዝ፡ ዕዝል፡ ዓራራይ፡ ቅዱስ መቅድመ ኪዳን // ምስለ ኣንቀጽ

Qdus meqdm nay kidan geez ,ezl ,araray

Пікірлер: 21

  • @berhanekiros6431
    @berhanekiros64314 жыл бұрын

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የነታ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም

  • @ttttfghh3780
    @ttttfghh37803 жыл бұрын

    ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኩም ።

  • @habtomghezae5642
    @habtomghezae56422 жыл бұрын

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና የነታ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርክ ይቀድስ።

  • @haymanoteabew9789
    @haymanoteabew97893 жыл бұрын

    1/ ቅዱስ, ግእዝ 0:50 2/ ቅዱስ ዘተጠምቀ በዮርዳኖስ 2:36 3/ " " " ዘተንሰኣ ሙታን 3:48 ስብሃት ለኣብ 4:55 ቅዱስ ስሉስ 5:30 ይ.ካ ስብሕት ለእግ/ሄር 5:53 ብእዝሊ ቅዱስ ቅ.6:42 ብኣራራይ ቅዱስ ቅ.17:00

  • @mulueteklay469
    @mulueteklay4694 жыл бұрын

    Kale hiwet yesmalna Egziabher amlak xegu yebzhalkum

  • @mengstabfsahaye6104
    @mengstabfsahaye61044 жыл бұрын

    Zmare melaekt yesmealna yeneta😇

  • @woldehanawoldegebriel2838
    @woldehanawoldegebriel28383 жыл бұрын

    yes

  • @keshiabrehaleyazeze1815
    @keshiabrehaleyazeze18154 жыл бұрын

    ዜማ መላእክት የስምዓልና መርጌታ ኢሳይያስ።

  • @tsegaygirmay7418

    @tsegaygirmay7418

    4 жыл бұрын

    ቃለ ህዋት የስመዓል፡ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንየነታ ኢሳይያስ ።

  • @danielnigatu1983
    @danielnigatu1983 Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @meronmeri3192
    @meronmeri31923 жыл бұрын

    Amen qale hiwet yesmalna abona

  • @user-tp4uo8cg3s
    @user-tp4uo8cg3s4 жыл бұрын

    Yeneta kem kulu gzie xbuk srah amlak yehagzkum

  • @eseyaselias728

    @eseyaselias728

    4 жыл бұрын

    ኣሜን ክቡር Birhane Gebremedhin egziabher yekbreley

  • @jacobsaymon2848
    @jacobsaymon28484 жыл бұрын

    እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም እንተተካኢሉ ግን እቲ ምልክት ብፍላይ እቲ ናይ ኣራራይን ግእዝን ከም ትንክፍ እናበልኩሞ ከምሓለፍኩም ምክንያቱ ንሱ ንበይኑ ተሰሪዑ ስለ ዘሎ ኣብኡ ከይድና ክኣ ፅቡቅ ገርና መፅናዕናዮ ንኣብነት ኣብ ቅዱስ ዘላ ጉስ ትብል ምልክት እንታይ ማለት ዩ

  • @user-jd1qq1ty5v

    @user-jd1qq1ty5v

    4 жыл бұрын

    Werqi zkonet hasab eya yeneta kriewa tesfa ygebr

  • @zerabrukkahsay4300
    @zerabrukkahsay43003 жыл бұрын

    qale hiwet yesmalna abona. qexile kemey gere milkit kimahar ykil?

  • @jacobsaymon2848
    @jacobsaymon28484 жыл бұрын

    መርገታ ከመይ ቀኒኩም ግእዝ ዝበሃለሉ ኣብዞም 3 ዓበይቲ በዓላት ጥራይ ዲዪ ኣብ ግዜ ግእዝ ዝቅደሰሉ ብጀካ ሰናብቲ ብኣራራይ እቲ ካልእ መዓልታት ከ ብግእዝ ዲዩ ዝበሃል ወይስ ኩሉ ኣራራይ ኢዩ ቅሩብ ኣብርህ ኣብሉልና

  • @user-ni5ru1sv8x

    @user-ni5ru1sv8x

    3 жыл бұрын

    ግእዝ ኣብ ዓመት 3 ጊዜ ጥራሕ ይቐድስ: ደብረ ታቦር, ልደት, ዕርገት

  • @user-ni5ru1sv8x

    @user-ni5ru1sv8x

    3 жыл бұрын

    Tomas Peter ኣብ ጊዜ ደብረ ታቦርን, ዕርገትን, ልደትን ኪዳን ብሙሉኡ ዜማ ግእዝ'ዩ ዝቀድስ::

  • @user-ni5ru1sv8x

    @user-ni5ru1sv8x

    3 жыл бұрын

    Tomas Peter እወ ጽቡቅ ኣለኻ:: ኣነ ብዛዕባ ኪዳን ኢየ ዝዛረብ ዘሎኹ:: እቲ አርእስቲ ናይዛ ቭዲዮ ናይ ኪዳን ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ናይ ቅዳሴ ኣይኮነን:: ሽዑ ናብ ስርዓተ ቅዳሴ ይአቱ:: ስርዓተ ቅዳሴ ዜማ ግእዝ ኢዩ ኩሉ ጊዜ:: ስርዓተ ቅዳሴ ምስ ወደአ ናብ ቅዳሴ'ዩ ዝኸይድ::

  • @user-ni5ru1sv8x

    @user-ni5ru1sv8x

    3 жыл бұрын

    Tomas Peter ናይ ቅዳሴ ኸዓ ካብ ስብከት ክሳብ ዓቢይ ጾም ዕዝል ኢዩ:: ካብ ዓቢይ ጾም ክሳብ ሆሣዕና ግእዝ ኢዩ:: ካብ ቀዳሜ ስዑር ክሳብ ሰኔ 17 ዕዝል ኢዩ:: ካብ ሰኔ 16 ክሳብ መስከረም 25 ግእዝ ኢዩ:: ካብ መስከረም 26 ስጋብ ኅዳር 5 ዕዝል ኢዩ:: ካብ ኅዳር 6 ክሳብ ስብከት ግእዝ ኢዩ:: እዚ ካብ ሰዓታት ኣውጺአዮ::

Келесі