ኣመጻጽኣ ፊደላት

Ойын-сауық

Пікірлер: 49

  • @mussietn1966
    @mussietn19664 жыл бұрын

    በጃኹም ትግርይና ኣብ Google ንምስፋር ገለ ግበሩ ኣብ ምትርጓም ይኹን ካልእ ሽግር ኣሎ ።

  • @user-ol3er1qu3r
    @user-ol3er1qu3r4 жыл бұрын

    ሰላም መምህር ፡ ፊደል ትግርኛ ኣብ google ዝኣትወሉ መንገዲ ምስ ገለ ጉዱሳት ኬንካ ንምእታዉ ገለ እንተትጽዕር ጹብቅ ኔሩ።ንኣብነት translate ኣብ ምግባር ፡መኪና ኣብ ትመርሓሉ፡ከምኡ ውን ብዓቢኡ map/ኣስማት ዓድታት ናይ ሃገርና ኤርትራ ብዓረብን ኢንግሊሽን ጥራይ ተመዝጊቡ ክትረኽቦ ከለኻ ኣዝዪ ዘሕዝን ኢዩ።ስለዚ እቶም ኣብ media እትነጥፉ ሰባት ነዚ ሓሳብ'ዚ እንተትጅምርዎ ህዝቢ ድማ ካብኡ ዝሕተት ዘበለ መማለአ።የቀኔለይ ካብ ወትሩ ተኸታታሊኻ M.T.

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    4 жыл бұрын

    ጽቡቕ ኣለኻ ዝሰርሑሉ ሰባት ኔሮም ኣብ መንጎ ካልእ ጉዳይ ኣትዩዎም ኣይደፉኡሉን እምበር። ክንሰርሓሉ ኢና።

  • @alwayshopeful2614

    @alwayshopeful2614

    4 жыл бұрын

    You are right bro!!!

  • @habteab3261
    @habteab32619 ай бұрын

    ERITREA THE ACCENT COUNTRY ❤ BNEBI MUSIE

  • @berahinomelake627
    @berahinomelake6272 жыл бұрын

    Memhr mokonen sle teqrbelna tmhrti bteami ena nemesgneka . Kulu gzie dma bhanqewta nxbeyeka .. Abzia nay lomi gn rieytoy .malet kab nieshtena ztemaharnayo .tigrigna tigre enkolay amharegna kab geez kem zwexe ena enda temaharna abina . Malet qurub mebrhi tetgebrelna ab zmexie xbuq nieru memhrey. Yqrieta Rieytoy eu. Yeqenieley memhrey 👍👍👍

  • @photoeditor159
    @photoeditor1596 ай бұрын

    Flistemawyan deqi ismail wedi abraham aykonun dyom

  • @Helen_dreams
    @Helen_dreams4 жыл бұрын

    Thank you for sharing with us moke hawey!!!amazing

  • @habenhaben5268
    @habenhaben52684 жыл бұрын

    Betami eye zemesgineka memhirey. Bejaka ketsilo betami eye yifetuwo ezi medebka❤❤

  • @solomoneskias5181
    @solomoneskias51814 жыл бұрын

    Bravo very clear information and explanation

  • @selam8217
    @selam82174 жыл бұрын

    ፀብቅ ብስል ሐሳብ እዮ የቀንየልና ዝሐዉይ ብጣዖሚ ፀብቅ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @efbiwaltahaqi429
    @efbiwaltahaqi4293 жыл бұрын

    መምህር ሞኮነን ክትቅጽሎ ጥራይ ኢየ ዝላበወካ ብጣዕሚ ጽፉፍ መደብ እዩ ዘለካ ። ኣብዛ ቃንቃ ትግርኛ ናብ ጎጉል ክእቱ ዝብል ሓሳብ ግን ጽቀጥላ እኳም ክእቱ ይግባእ እዩ።

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom59134 жыл бұрын

    ክቡር መምህር መኮነን ስለ እቲ ተቅርበልና ትምህርትን ሓበሬታ ኣዜ የመስግነካ።

  • @user-mz4fl6iq2l
    @user-mz4fl6iq2l4 жыл бұрын

    ነቢ ሙሴ ንኤርትራ ኤርትራ ኢልዋ ሳሃሊለነ ቅድስት እንታይ ዝበልዎ ዘመን ኢና በጺሕና ወደይ

  • @Simonawi.

    @Simonawi.

    4 жыл бұрын

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @user-vw8oi9ls3b
    @user-vw8oi9ls3b4 жыл бұрын

    Thank you Mokie

  • @wedimanchesterawi363
    @wedimanchesterawi3634 жыл бұрын

    Omg thank you bro 😍🥰🥰🥰😘😘

  • @awetkafil1526
    @awetkafil15264 жыл бұрын

    Thanks more mokye ❤❤❤❤❤❤

  • @user-bz4yf6zo9f
    @user-bz4yf6zo9f4 жыл бұрын

    Good job

  • @user-gn3gv8cv7t
    @user-gn3gv8cv7t4 жыл бұрын

    ምመርህ መኮነን ኣብ ልበይ ሰፈርካ"

  • @grmaw27
    @grmaw274 жыл бұрын

    ሰላም መምህር ከመይ ትኾኑ ብሩኽ ቅንያት ፋሲካ,

  • @raza7029
    @raza70293 жыл бұрын

    NIce work

  • @kabijaifer7424
    @kabijaifer74244 жыл бұрын

    Member ynageru ttqemela aleka emo tgrina dya weys amharina plis abrahalna

  • @samrawitgerezgiher6478
    @samrawitgerezgiher64782 жыл бұрын

    Kexlo xbuk tmhrti memhr

  • @bereketghebray7825
    @bereketghebray7825 Жыл бұрын

    That is right .Mussie said Eritrea.It didn't mean today's Eritrea.Eritrea means Red.Therefore Eritrean Sea means Red Sea.

  • @tesfyekeshi6600
    @tesfyekeshi66002 жыл бұрын

    Kemaka ybzhu anbesa wedi abotatu

  • @robelokubay6346
    @robelokubay63464 жыл бұрын

    M.mekonen azye yemesgneka Kbret yhabeley. Qexile eza mexhaf abey krekba ykela?

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen43734 жыл бұрын

    ሰላም ዝክበርካ ኩቡር ሓወ መጀመርያ ነዚ ዓቢ ታሪክ ንህዝቢ መንነቱን መቦቆልን እንታይነቱን ክፍልጥ ምግባርካ ብጣዕሚ ብጣዕሚ የመስግነካ፡ግን ሓደ ሓሳብ ትሓዋዊስኒ መክንያቱ እዚ ትግርኛ ዝብሃል ካብ ብዕል ግሪክ ኢራቅ አቢሉ ናብዚ ክበባቢ ደንደስ ባሕሪ ክም ዝመጸ ዘርኢ ንጉስ ሜሮን ምካናን ብብዓል ኢትዮጽያ አቢልና ግብጺ ውን ክከውን ዩ መስለኒ ክም ዝመጻናን ንግብጻውያን ውን 40 ዐመት ክም ዝግቡሩ ንዓና ዩ ዝትረክ ምስዚ ሕጂ ትብለና ዝለካ ግን አብ ግለ ሕውስውስ ኢልኒ ማለት አብ ኢራቅ ግለ ኢልካ ድሓር ግን ሃዲሞም ብዝመጹ ምስ ህንዳውያን ዝትዋግኡ ኢልካ ከቢዳትኒ ይቅሬታ አብርህ ዶ ክትብለለይ ቁሩብ።

  • @kibreabtekle8226

    @kibreabtekle8226

    4 жыл бұрын

    Anbasa

  • @alga9406
    @alga94064 жыл бұрын

    Azyu mesati zantayu

  • @cantedu
    @cantedu4 жыл бұрын

    Negede Belew.. ? Aren't Chalek, Maluk, Faluk moved to land of Mamasen around 14c? Besides hamasen Dembeya are not Geeze people they're originally Qimant.

  • @user-wb8pf6id2u

    @user-wb8pf6id2u

    2 жыл бұрын

    you’re mistaken Chaluk, maluk, faluk are Negede belew their father’s name is King Moroni. Meroni father is Aydo From semhar meroni went to Ethiopia because he was a king and settled in Dembya when he fought with the Flasha people then he lost the battle after he back to his orgin country Eritrea. Maluk is ancestor of Akele Guzayn, maluk is ancestor of mereta sebene mereta keyh and Faluk is ancestor of Denbezan

  • @Victo.rialake

    @Victo.rialake

    Жыл бұрын

    Fake history semeaka aytblshwo, than ahzab diversity eyom, ab kulu dathawawesu yom demexu ember be debdebu komeo aykonen

  • @wedigurum3321
    @wedigurum3321 Жыл бұрын

    እንታይ ዓይነት ስንግሳር ታሪኽ'ዩ እዚ ፧ ኣነ ብውልቀይ ታሪኽ ቋንቋን ቢሄርን ሓበሻ ከጽንዕ ወግሐ ጸብሐ ይፍትሽ እንተኾነ ግና ኩሉ ነንሓድሕዱ ዝጋጮን ዝነጻጸግን እምበር ሓደ'ኳ ዝመሳሰል ወይ ዝጋጠም ኣይረኸብኩን።

  • @sirakmichael7866
    @sirakmichael78662 жыл бұрын

    Hasawi lekbat

  • @biniammehari7143
    @biniammehari71433 ай бұрын

    እዛ መጽሓፍ ናይ መሪጌታ ብርሃነ ኣበይ ትርከብ?

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    3 ай бұрын

    ኣብ ሰማያት ኣላትካ www.semayat.com

  • @seeker3963
    @seeker3963 Жыл бұрын

    👍✋️ ንዓይ ዝገርመኒ ትግርኛ ካብ ግእዝ እዩ መጺኡ ኢና ንብል ግእዝ ከ ካበይ እዩ መጺኡ ከምኡዉን እቶም ብቕድሚ ግእዝ ዝነበሩ ፊደላት ቃላት ብቕድሚኦም ዝነበሩ ኸ ካበይ እዮም መጺኦም ??? ሕውስውስ ዝበለ ሐበሬታን መግለፅን ይውሃብ ይግለፅ ስለዘሎ ስጋዕ ሎሚ Until now👌 ነዞም አነ ዝሓቶም ዘለኹ ሑቶታት ክምልስ ወይ ከነፅር ዝኽእል ዝኾነ ትግርኛ ተዛራባይ አይተረኸበን ዘሎ ምኽንያቱ ኩሎም አብ Median ይኹን አብ መፅሐፍ ከምኡዉን አፈ ታሪኽ ቀሪቦም ዘለዉ ሕውስውስ ዝበሉ ስለዝኾኑ ንምሳሌ አብዛ Video ፊደላት ግእዝ ብኸመይ እዮም ናብ ኤርትራ አትዮም ወይ መጺኦም ዝብል ብኸመይ ከምዝመጹ ዝሕብር ይስማዕ አሎ እዋእ እዋእ ኩላትና ኤርትራውያን ኢና ኢልና እንሓስብ ናትና ዘርኢ ወይ ይኹን ከምኡዉን ብዓብዩ ግእዝ ትግርኛ መጀመርታ ናብ ትግራይ አይኮኑን ድዮም አትዮም ወይእውን ብቕድሚ ናብ ኤርትራ ካብ ትግራይ አይኮንን ድዮም መጺኦም👌 ? ስለዚ ግእዝ ትግርኛ ትግረ ብቕድሚ ናብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ዝአተዉ ወይ ዝተመሃዙ ስለዝኾኑ እንድሕር ደአ አመፃፅአን አታታትዋን ናይ ግእዝን ትግርኛን ትግረን ክትገልጹ እንድሕር ኮንኩም ፈለማ ካብ ትግራይ ስለዝጅምር እስኻትኩም እውን እቲ ሐቀኛ ፍልጠት ካብ ትግራይ ክትጅምርዎ ይግባእ አነ ትግራይ አይፈልጦን እየ ግን ንስለ ሐቂ እየ ዝዛረብ ዘለኹ ምኽንያቱ ሻዕብያ ዋላ ካብ ሰውራ ኤርትራ ነዞም ፊደላት ትግርኛን ግእዝን ብናይ Latin ፊደላት ክቕይርዎም ብዙሕ እዮም ፈቲኖም ክብሃል ካብብዙሓት አብሰውራ ዝነበሩ ክዛረቡ ሰሚዔ አለኹ 👍ብዝተረፈ ፅቡቕ መደብ ኢኹም አቕሪብኩም ዘለኹም ቐፅልዎ 👍👍 ይገርም አንሕና ናይባዕልና ፊደላትን ቁፅርታትን ክብርታትን እንውንን አብ ዓለም ብሰንኪ እዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ለመንቲ ስደት ለመንቲ ዑቕባ ለመንቲ ሰላም ተቐይርና ፋሕ ፋሕ ኢልና ንነብር አለና😁

  • @Victo.rialake

    @Victo.rialake

    Жыл бұрын

    No kab tegray teray aykonen abti sheo gezie ti ahzab tekrarbti sele denberu ti kanka natom dma datmalaleo yom dekedu nerom, za geez kabey mexyu teblo delka wen ane wen ehatet ye, gen ta kab tigray debhal gega u,bezuh mexhfti alewu seb kewesdo dedeli teray u dewsed

  • @seeker3963

    @seeker3963

    Жыл бұрын

    @@Victo.rialake ሰላም መርሃዊ አገላልፃኻ ብናይ Latin ፊደላት ስለዝተፃፈ ይቕሬታ ብኸምዚ ናተይ ፊደላት ተጠቂምካ ፅሐፈለይ ምኽንያቱ ንኽንበቡ ስለዘሸግሩ ብዝተረፈ የቐንየለይ ሐወይ

  • @Victo.rialake

    @Victo.rialake

    Жыл бұрын

    @@seeker3963 ጸገም የለን ዝሓወይ

  • @samikahsai3114
    @samikahsai31144 жыл бұрын

    Ab Hamasen dekemhare elkamo tegagika aleka armo.Dekemhare Akeleguzay yu zirkeb.🇪🇷🐪⛵🐪🛥💒

  • @MosaicBahli

    @MosaicBahli

    4 жыл бұрын

    ሳሚ ኣይትፈልጥን ትኸውን እምበር ክልተ ደቀምሓረ ኢዩ ዘሎ ኣብ ኤርትራ ደቀምሓረ ደምበዛን ናይ ሓማሴን ደቀምሓረ እንጋና ከኣ ናይ ኣከለጉዛይ።

  • @mdreagazit6794
    @mdreagazit6794 Жыл бұрын

    Sorry Most of the information is western and Arabic ideology, which is not true. Pls Eritrean people if u don’t know about something how can u say thank you. This man is reading a book which somebody else wrote. So the reader can not be the teacher he is just the reader. Everybody who knows the book , knows that there are many mistakes. Pls make better research

  • @user-uc9fk7jn2m
    @user-uc9fk7jn2m4 жыл бұрын

    ብግዜ ሙሴ ኤርትራ ዝብል አይነበረን! ኩሉ ቃል በቲ መጽሐፍቲ ዝተጸሓሉ ኣብ ግዚኡ ዘሎ ኣቃውማ ዝሰፈረ እዩ.

  • @wediyemane7831

    @wediyemane7831

    4 жыл бұрын

    Anewela abza hasabka ysamam eye. Kulu gzie eya tgermeni ezia.

  • @SamiSami-iw3jn

    @SamiSami-iw3jn

    4 жыл бұрын

    Eritrea zbahal znebere ab bahri Greeks eyu

  • @user-cz1zz2gk2g

    @user-cz1zz2gk2g

    2 жыл бұрын

    ኢትዩጵያውያን ስለ ዝኮንኩም ኢዩ ዝገርመኩም እምበር ኤርትራ ቅድሚ ኢትዩጵያ ማለት አብሲንያ ዝነነበረት ሃገር ኢያ ፧፧፧መጽሃፍ ቅዱስ እሞ ካበይ አምጺዩ ኤርትራ ሕብለና

  • @nahomnahom7204

    @nahomnahom7204

    Жыл бұрын

    @@user-cz1zz2gk2g kkkkkkkk መጽሓፍ ቁዱስ ናይ ኤርትራዊን ጠራይ ዲዩ

Келесі