ዓለምለኻዊ ይኣክል | ህልው ኩነታት ደምበ ፍትሒ | Current situation of Eritrean opposition organisations 2024
"Global Yiakl” is a socio-political grassroots movement aimed to end tyranny in Eritrea and to realize democratic political change in the country. Its mandate, which has derived from the public, is to mobilize & organize different Eritrean talents, resources and efforts . The purpose is to play a leading role in:
- resolving the ongoing problems in Eritrea,
- introducing rule of law,
- preparing the society for democratic change and
- realizing safe transition.
Пікірлер: 7
💙💙💙
እወ ብኸምዚ ኣገባብ ኢና ህዝብና ክንምህርን ከነንቅሕን ንኽእል
Great speech guys, thanks ❤❤❤
ጽቡቕ ዘተ እዩ፣ክቕጽል ከኣ ኣለዎ።ብኸምዚ ኣገባብ እናተራኸብካ ኢሂን ሚሂን እናበልካ ምግምጋም ኣገዳሲ እዩ።
መሪሕነት ይኣክል ሊድስ ብፍላይ ድማ ኣቦ-መንበር ሊድስ ሓው ኣዳም: ኣቦ-መንበር ይኣክል ብሪጣንያ ሓው ዳዊት ከምኡ'ውን ኣቦ-መንበር ዓለም-ለኸ ምንቅስቃስ ይኣክል ዳኒኤል: ጽቡቅ መደብን ኣቀራርባን ንጹር መብርሂን ኣቅሪብኩምልና ብልቢ ነመስግነኩም:: ብዓቢኡ ድማ ሚድያ ይኣክል ሊድስ ቀጽልዎ ክብለኩም ይደሊ❤❤❤
💙💙💙💙👊🏿👊🏿👊🏿👊🏿👊🏿🌿💙🌿💙🎤📚
ዝንኣድ መግለጺ ኣብተን ካልኦት ማስመዲኣታት ብምኻድ ንጹርነትካ ንህዝቢ ከምዝርድኦ ምግባር ኣገዳሲ እዩ