ኣከራኻሪ ዛንታ ንግስቲ ሳባን ንጉስ ሰለሙንን ኢትዮጵያዊት ድያ ኔራ የመናዊት

Ойын-сауық

እዘን ዘቅርበን ቭድዮታት ድማ ኣብ መንገዲ ዓወትኩም ኽሕግዛኹምን ከዘናጋዓኩምን ይምነ።ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ ድማ በዛ email ጻሓፉልና zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 806

  • @user-by7ys9xz6m
    @user-by7ys9xz6m5 жыл бұрын

    ዘከራኽር የብሉን ሓብትና ንግስቲ ሳባ ምስ ጦብያ ዘራኽብ የብላን ናይ ትግርኛ ንግስቲ ያ ንግስቲ ሳባ ኣግኣዝያናዊት ያ የመን ናይ ምስልምና ናይ ምስፍሕፋሕ ሕማም ኣለዎም ስለዚ ናትያ ያ ንግስቲ ሳባ

  • @user-qn9mp8ro3j
    @user-qn9mp8ro3j5 жыл бұрын

    ንግስቲ ሳባ ኢትዮጵያዊት ኣይኮነት ወላ የመናዊት ።እቲ ሓቂ ግዝኣት ንግስቲ ሳባ ካብ ገማግም የመን ክሳብ ፍርቂ መሬት ትግራይ ዝበጽሕ ግዝኣተ ሳባዉያን ዝበሃሉ ህዝቢን መሬትን ትገዝእ ኔራ ። እዚ ድማ ዓቢ ጭብጢ ዘለዎ ታሪኻን ጽሕፋን ዛንትኣን ይነግረና ። ገለ ንኣብነት ዓንሰባ ማለት ዓይኒ ሳባ ማለት እዩ ፡ካልእ ዉን ብዙሕ ዛንታታትን ፍጻሜታትን ኣብ ሃገርና ዝነበረቶ ይንገር እዩ።

  • @user-by7ys9xz6m
    @user-by7ys9xz6m5 жыл бұрын

    ሓብትና ሃተውተው ግደፊ ምስልምና ዘይነበረሉ ግዜ ሲ ኣስላመይቲ ያ ይበሃል ናይ ኣምሓሩን ኣስላምን ጽውጽዋይ ግደፍዮ ክትዛረቢ ከለኺ ቁሩብ መመዪ ንግስቲ ሳባ ኣግኣዚት ያ

  • @omexhabeshawi6337

    @omexhabeshawi6337

    5 жыл бұрын

    Sekit wa kkk kndey ke ydefr eyu wedey haba meshayf wedza buda wgin gagazian men hasibkin eyu ke

  • @amirzaki235

    @amirzaki235

    5 жыл бұрын

    Adeka tsemakit sewa elatka كافر

  • @user-by7ys9xz6m

    @user-by7ys9xz6m

    5 жыл бұрын

    ማይ ዝሓቖነን ኣስላማይ ዝኣመነን ሓደ ሰማይ ዓንዲ የብሉ ኣስላማይ ዓዲ የብሉ

  • @hanilovely8041

    @hanilovely8041

    5 жыл бұрын

    ትግርኛ ናሽናሊስት Hhhhhh. SebAy zearkey belom nezom Akarat. Haftom zmrAwu

  • @amirzaki235

    @amirzaki235

    5 жыл бұрын

    Hani Lovely sek bel كافر Tegrina hhhhhhh borgo resah makor wedza semakit Sewa

  • @goitomgebremariat7083
    @goitomgebremariat70835 жыл бұрын

    ዛንታ (ታሪኽ) ንግስቲ ሳባ ፡ ታሪኽ ኢትዮጵያ ወይ ታሪኽ ትግራይ ጥራሕ ኣይመስለንን። ታሪኽ ህዝቢ ሓበሻ ፡ቢጥቕልሉ ድማ ታሪኽ ቀርኒ ኣፍሪቃን ክፋል አዋናዊት የመንን ዘጠቓልል ከምዝኾነ ካብ ታሪኻዊ ኣሰራትን ኣስማትን መወከሲ ከምዘለው ክግመት ይከኣል። ንኣብነት፥ * ኣብ ኤርትራ ዓንሰባ ዝብል ስም ካብ ዓይነ-ሳባ ዝብል ግዕዛዊ ቃልት ዝተሰየመ ፡ትርጉሙ ድማ ኣ ዓይኒ-ሳባ ምዃኑ ይገልጹ፥ *ኣብ ሱዳን ካርቱም ሰባ ዝበሃል ቦታ አወን ብስም ንግስቲ ሳባ ዝተስመየ ኢሎም ዝገልጹ ኣለዉ *ኣብ የመን ሰባ ዝበሃል ጥንታዊ ቅርሲ ዚሓቖፈ ቦታ ከምዘሎ ይግለጽ *ኣብ ኢትዮጵያ(ትግራይ)ታሪኻዊ ቅርስታት ምህላዎም ይግልጽ *ኣብ አኢትዮጵያ (ትግራይ) ንነዊሕ ዘበናት ካብ ዓለም ተሰዊራ ዝነበረት ታቦት-ሙሴ ኣብ ውሽጢ ጥንታዊት ቤተክርስትያን ማርያም-ጽዮን ከምዝተረኽበት ብዕሊ ተረገጊጹ። *ታቦተ-ጽዮን(Arc of Covenent) ኣብ አዋን ኒጉስ ሰለሙን ፡ካብ ንግስቲ ሳባ ብዝተወልደ ወዱ ቀዳማዊ ምንሊክ( ኢብነ-መሊክ ማለት ወዲ-ንጉስ) ኣቢሉ ካብ ዮርሳለም ናብ ምድሪ-ሓበሻ ብ ካብ 12 ነገድ ዝተዋጽኡ ኣሽሓት ኢስረኤላውያን ተሰንያ ከም ዝመጽኤት ታሪኽ ይሕብር። * ታቦተ ሙሴ ኣሰንዮም ዝመጹ ኢስራኤላውያን ድማ ምስ ህዝቢ ሓበሻ ተወሃሂዶም ከም ዝተረፉን፡ ገለ አዉን ኪሳብ ሕጂ ቤት-ኢስራኤል ተባሂሎም ዝጽውዑ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከም ዝርከቡ ይፍለጥ። ስለዚ ንኽቡራት ተመራመርቲ ታሪኽ ህዝቢ ሓበሻና ፡ነቲ ሓቀኛ-ታሪኽ መርሚርኩም ንህዝብኹም ከተቕርቡ ሓደራ አናበልኩ ፡ ሕዝቢ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ካብ ዘረሓሕቐና ዘቀራርበና ሲለ ዝበዝሕ ንሰላምን ንትኸባቢርካ ምንባርን ኣዝዩ ሓጋዚ ኢዩ ኢለ ይኣምን። ብዝተረፈ ኣግዓዚኣንነት ንተዛረብቲ ትግርኛ ጥርይ ይምልከት ዝብል ኣምር ግን ዝገደደ ጸቢብነት ደኣ ኢንበር ቢዙሕ ከሰጉመና ዝኻኢል ኣይመስለንን።ምኽንያቱ ካብ ግዕዝ ዝተወልደ ቛንቛ ትግርኛ ጥራሕ ኣይኮነን።

  • @zeremariampawlos4760
    @zeremariampawlos47605 жыл бұрын

    ዛራ ፍልጠት ቀጽልዎ ክብለኩም ይፈቱ ኣነ ከም ዝሰማዕክዎ ድማ ንግስቲ ሳባ ብዛዕባ ጥበብ ሰለሙን ብዙሕ ትሰምዕ ስለ ዝነበረት ክትረክቦ ኢላ ንእስራይልምስ ከደት እታ ሓንቲ እግራ (ሸኮንኣ) ከም ናይ ሕምምቲ ከም ዝነበረትን ኣብኡ ምስ በጽሓት ከም ዝሓወየትን ጥበበኛ ሰለሙን ድማ ብጥበቡ ንንግስቲ ሳባን ኣገልጋሊታን ከም ዘጥነሰንን ኣብ ማይ በላ ከም ዝሓረሰትን ድሕሪ ጊዜ ክልቲኦም ደቂ ሰለሙን ንስራአል ምስ መጹ እቲ ውዲ ሳባ እታ ናይ ኢድ ከም ምስክር ኢሉ ከም ተማልአን ኣቦካ ኣላሊ ምስ ተባህለ ብዘይ ነግ ፈረግ ምስ መለሰ ፈለማዊ ምለሊክ ከም ዝበሎ ንጉስ ሰለሙን ንሓው ድማ ዘገየ ከም ዝበሎ ብድሕሪ እዚ ኣብ ትሕቲ ኣቡኡ ኮይኑ ንእስራኤላውያን ክጭኩኖም ምስ ጀመረ ህዝቢ እስራኤል ድማ ወድካ ዓዱ ክከይድ ኣለዎ ምስ በሉ ንጉስ ሰለሙን ድማ በኩሪ ወደይ ናበይ ክከይድ ወይ በበኩሪ ደቁኩም ድማ ንስኩም ትሰዱ ምስ በሎም ሕራይ ኢሎም ግን ድማ በኩሪ ውልዶም ካህን እዩ ዝከውን ኔሩ በዚ ድማ ታቦት ሃቡና ኢሎም ታበተጼን ሒዞም ንዓዶም ይብሃል ንሰምዕ

  • @eritreatinbernizelalem6597
    @eritreatinbernizelalem65975 жыл бұрын

    ውውው ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ዛንታ thanks

  • @EriAsmara6011
    @EriAsmara60113 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀኩም ዛራ ፍልጠት።

  • @yonietifekaradam5864
    @yonietifekaradam58645 жыл бұрын

    *የቐንየልና ሽኮሪና ቐመም ድምጻ ክጥዕም ፐእ* *ንፍዕቲ❤*

  • @user-jj5tu7ck2l
    @user-jj5tu7ck2l5 жыл бұрын

    ንግሲቲ ሳባ ኣጋኣዝያዊት እያ ኢትዮጽያዊት እውን ኣይክነትን ናይ ሐዚ ኤርትራን እና ትግራይን እዮ እቲ ታሪኪ ደማ ብስባ ግዜ ይትርፍ መስልም ክርስትያን ኣይነበርን እስልምና ድሕሪ ክርስትና እዮ መፂኡ ዝበዝሕ ታሪካ ን ዝተቀመጠትሉን ግን ኣብ ምድሪ ኣጋእዝውያን እዮ

  • @omexhabeshawi6337

    @omexhabeshawi6337

    5 жыл бұрын

    Eske aytkezbi wgin

  • @ghirmayaraya3158
    @ghirmayaraya31585 жыл бұрын

    ቁሩፅ ብዝበለ መልክዑ ክነግረኪ ናይ መጀመርያ ናይ ኣግኣዝያን ንግስቲን እያ እዚኣ ዘይቕበል ታሪኹ ኣድፈልጥን ወይ ዘርኢ ትግርኛ ኣይኮነን።

  • @tesfitkubrom8730

    @tesfitkubrom8730

    2 жыл бұрын

    Zeri tigrinya eya eritreawi Rocket Gal agzian eya

  • @user-hb1zz7oq6g
    @user-hb1zz7oq6g5 жыл бұрын

    እዚ ናይ መጽሓፍ ቑዱስ ዘሎ ዛንታ ይኹን ኣብ ቁርኣን ዘሎ ዛንታ ሓቅነቱ ረጊእካ ብለባማት ክምርመር ዘለዎ እዩ፣ምሳይ ዝሰማኣዕ ላይክ ይሃበኒ።

  • @rahwafiseha8947

    @rahwafiseha8947

    5 жыл бұрын

    Komiu aytbel bruk kulu kudus mexhafiu neti zeamnelu

  • @user-wr4ih6td4o

    @user-wr4ih6td4o

    5 жыл бұрын

    @@rahwafiseha8947 kemu zay kona ati shekorena eti ab kidmi egzabher tebebecha zitebahila ngus solomon see ni alah emeni kibla kkkkk.

  • @user-hb1zz7oq6g

    @user-hb1zz7oq6g

    5 жыл бұрын

    @@rahwafiseha8947 ኣሪመያ ኣለኹ ዛ ሓፍተይ።

  • @glaxijinemi1173
    @glaxijinemi11735 жыл бұрын

    ባእ ኣቶም ሰብ እዛ ንግስቲ እስካዕ ክድዚ ድያነራ በሉ ኣነስ ኣብሪህኩምለይ ብርሃን ይሃብኩም እበር ብቡዛሓት ከም እትድለ እይፈልጥን ነይረ እተናይ ነገሳት ኣምሓሩ ዘዝበሰለ ናትና የኛ ስለዝቡሉ ኣይገረመንን

  • @salamwini8694

    @salamwini8694

    Жыл бұрын

    😂😂😂😂

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean15705 жыл бұрын

    ክብርቲ ሓብተይ እዚ ኣርእስቲ ብምምጻእኪ ጽቡቅ እዩ።እተኮነ ንግስቲ ሳባ ምስ ታሪክ ትግርኛ ተዛረብቲ ኣህዛብ ደኣበር፡ ምስ ኢትዮጵያ ዝብል ጠቅላላ ኣይተኣሳሰርን እዩ።ምክንያቱ ንግስቲ ማክዳ ወይ ሳባ ግእዛዊት ወይ ኣግኣዚት እዩ።ኣግኣዚት ማለት ድማ ትግርኛ ማለት እዩ።ስለዚ ብርግጽ ኣብቲ ጽውጽዋይ ታሪክ ናይ ኢትዮጵያ፡ ንንግስቲ ሳባ ዩኩን ንቃንቃ ግእዝ ዋንነት ኢትዮጵያ ምካኑ እዩ ተጻሒፉ ዘሎ።እዚ ድማ ሕምቀት ምሁራትናን መራሕትናን እዩ።ምክንያቱ ቃንቃ ግእዝ ዩሉን ታሪክ ንግስቲ ሳባ ዋንነት ኣብ ኤርትራ ዘሎ ትግርኛን ትግረን፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ትግርኛን እዩ።ስለዚ ኣግኣዚያን እውን ናትና ኢያ ኢዮም ዝብሉ ክትብሊ ከለኪ እተም ኣግኣዚያን መን ምካኖም ትፈልጥዮም ዲኪ።

  • @hermiellaisaac2285

    @hermiellaisaac2285

    5 жыл бұрын

    Vroeg Wakker op blkea haqi

  • @shabiya1907

    @shabiya1907

    5 жыл бұрын

    Komalat tegaru ziegnetkum atsliekum dyu ngsti sabalnay agazian enber nay tegaru beynkum aykonetn nera bako

  • @fisahayeberhane6202

    @fisahayeberhane6202

    5 жыл бұрын

    Vroeg wakker ..kubur hawi saba ethiopawit eya ab gonder ayhud alowu ab israel dima kab gonder zimexu bet israel zixiwiu ayhudawiyan ethiopiawiyan alewu silezi saba ethiopiawit eya

  • @semuyelove3784

    @semuyelove3784

    5 жыл бұрын

    Zikebrka vroeg wakker op eza tsehuf zenbebt ab kulu zitetsehfe kem zelwo eya tekrbo zela mesleni ezi ziblkayo wun bkefilu tetkisu alo ane b wegeny semeayo dess eluni natka mugut gin antsero habibi nayzi ziblkayo mukunu merto akirb zikone enthalyu entzey kone eza anbabit eti zibhal emo kea ezom kulom ahzab kem tikerbom eyom zizarbu zelwu thanks

  • @asmeretbelai4529

    @asmeretbelai4529

    5 жыл бұрын

    Ngsty Saba was Yemeni, so, todays Ethiopians are middle eastern too.. You can read the history history of ethiopians on the land of Punt!!! .. Yemen, Palestine, ethiopians, Turkish, Armenian( agame) and other Arab countries are all ethiopian descendents who came to our land to work.. Somebody who makes people work or give work is called A G-A Z I A N. G E Z A H N & tegezahn. men hiu gdy lettt ilu zsegd n goituu? Goitan & gilan..

  • @medawediasmera2524
    @medawediasmera25245 жыл бұрын

    ኖኖኖ ንግስቲ ሳባ ጋል ኣስመራ እያ ባእለይ ይፈልተልኩም ብሓቂ ጋል ገዛውተይ መታኣቢተይ አያ

  • @roni9830

    @roni9830

    5 жыл бұрын

    Gorebetkum endya kkkkkkk

  • @yordahenok9207

    @yordahenok9207

    5 жыл бұрын

    Kkkkkkk ketema keman bhansab wexikum msh kkkkkkk

  • @ariamalem7878

    @ariamalem7878

    5 жыл бұрын

    HAHAHAHAHHAHA natka yhaysh... gal ASMERA ILKAYA

  • @ariamalem7878

    @ariamalem7878

    5 жыл бұрын

    buruk hawey sak moyttttttt kkkkkkkk.....🦁

  • @michealtesfay1234

    @michealtesfay1234

    5 жыл бұрын

    Xebki alka gal Asmara eya

  • @eliza3260
    @eliza32605 жыл бұрын

    ይክረታ ሃንቲ ህቶ ኣላትኒ እተን ጎይታና እዮሥስ ክርስቶስ ዝትሰቀለለን ዕንጸይቲ ካበይ ዝመጻ እየን ።

  • @muuzmulue7703

    @muuzmulue7703

    5 жыл бұрын

    እስከ ንስኻ ንገረና ኩቡር ሓዉ

  • @user-gt7bi7hs7u

    @user-gt7bi7hs7u

    5 жыл бұрын

    ኣይፍለጥናየን ኩቡር ሓውይ

  • @th-ef6me
    @th-ef6me3 жыл бұрын

    ንግስቲ ሳባ ካብ አኹሱም ጀሚርኪ ቆሐይቶ አዱሊስ ዙላን ክሳብ ዶባዊ የመን ግዝአት ዝነበራ ኦሪታዊት ትግርኛ'ያ አግአዝያን

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal61535 жыл бұрын

    የቐንየልና ክብርተይ ።።።ኩሉ እቲ ሓቂ ኣቃልሕዎ ከም ኣምላ ፍቃድ ምክንያቱ እሲ ምድረ ኣግልኣዝያን ድኣ ኢና ሰብ ታሪኽ እንበር ፣፣፣ ኣምሓሩስ ዋላ ሓንቲ ታሪኽ እይ ብሎ ምን እዞም ኣእዱግ

  • @eastafricanboy.2785
    @eastafricanboy.27855 жыл бұрын

    እዚ ሓሸውየ ታሪኽ ኢዩ:ንግስቲ ሳባ:ታሪኻ ክቅበል ዝኽእል ህዝቢ ስለዝተሳእነ ኢዩ እቲ ጸገም:እምበር ንሳስ ዓሸራኣ:ኣብ ሞንጎ ትግራይን ኣብ ሞንጎ ኤርትራንዩ ዞሎ: :

  • @desalegebreyohanes8616

    @desalegebreyohanes8616

    3 жыл бұрын

    ልክዕ ኣምጺእካያ

  • @danielkesetegirmay3266
    @danielkesetegirmay32665 жыл бұрын

    Ngsti Saba Agazit eya Agazit telka kea Tigrigna wey abay tgiray meletu nutsur. za haftna gin hateftef kitbl meat tsegem alewa zey temehar eya qedima entay uke ab niesnetka mihsaw tgageyi aleki hadieki hsebi ab qetsali tesfa yigebr nab nebski temeliski tmetsna.

  • @user-gt7bi7hs7u
    @user-gt7bi7hs7u5 жыл бұрын

    አዚ ድኣ ተመራመርቲ ክመይ ኢሎም ይፍልጥዎ ሊቃውንቲ ኣቦታትና ክሕተቱ ኣለዎም።

  • @simonmichele5875

    @simonmichele5875

    5 жыл бұрын

    አንጌራ እዝጊ ብላዕ ዝሓወይ ! ናይበሓቒ።

  • @user-ps2dq3qy4e

    @user-ps2dq3qy4e

    4 жыл бұрын

    really

  • @henokhaile8162

    @henokhaile8162

    4 жыл бұрын

    Bravo hawey adnikeka eska BKA adalikaya ta medeb

  • @lulpearl1441
    @lulpearl14415 жыл бұрын

    Bezkone xbukti netbi eya..kulu gize newh zegbre tarik malte ab halwlow eu zetweka..gn ab zehlfe tarik gizna kab netfo know natna tarik mesrah yedlyna alo. So that nehna eritrean kem negsti saba azrbi netbi koinu zelo! Natna tarik serhna ente nehlfo mehshe...abza guday zesmame ente alo like yehwat...✌✌👊👊

  • @erimyasgeremedhin7004
    @erimyasgeremedhin70045 жыл бұрын

    ታቦት ጽዮን ብከመይ መጽዩ ናብ ኣክሱም ኣውን ሕተቲ

  • @KS-zn8ch

    @KS-zn8ch

    5 жыл бұрын

    ብሃፀይ ካሌብ እዩ ዝመፀ !

  • @yohannestadesse3587

    @yohannestadesse3587

    5 жыл бұрын

    ኣድናቂ ጌታቾው ኣሰፋ ታቦት እግዛብሄር ኣብ ኣክሱም ምህላዉ ብከመይ ኣረጋጊጽካ?

  • @erimyasgeremedhin7004

    @erimyasgeremedhin7004

    5 жыл бұрын

    @@yohannestadesse3587 ኣሞ ንስካ ከ ኣምላክ ከም ዘሎ ኣብ ዓለም ብከመይ ኣረጋጊጽካ

  • @yohannestadesse3587

    @yohannestadesse3587

    5 жыл бұрын

    @@erimyasgeremedhin7004 ሕቶይ ህላዌ ኣምላኽ ኣይኮነን ፣ እቲ ንብረት እግዚኣብሄር ዝኮነ ታቦት ኢዩ ።

  • @samsomsolomun5081

    @samsomsolomun5081

    5 жыл бұрын

    Zimeste tabot yele jini yele

  • @user-fz9ko7ri2s
    @user-fz9ko7ri2s5 жыл бұрын

    ጓል ትግራይ እየ

  • @robelmehari6009
    @robelmehari60092 жыл бұрын

    አዚ ብ ዓበይቲ ኣቦታት ዝፍለጥ ታሪኽ አምበር ብ ዛራ ፍልጠት ዝ ግመት ሳይንስ ኣይኮነን ስለዚ ኩሉ ኣብ ዛራ ፍልጠት ዝመጸ 100% ኣይኮነን

  • @user-ur4zk9tk8j
    @user-ur4zk9tk8j5 жыл бұрын

    ንግስቲ ሳባ ኣኽስማዊት ኣግኣዚት ኢያ ብሓጺሩ ትግራወይቲ ,ያ ኣርባዕተ ነጥቢ ።

  • @goitomsium7484
    @goitomsium74845 жыл бұрын

    ጽቡቅ ፕሮግራምዩ። ቁሩብ መአረምታ ንምሃብ, ንግስት ሳባን ፈላሻ ናይ ኢትዮጵያን ዘራኽብ ፍሉይ ታሪኽ የብሎምን። ምክንያቱ, ንጉስ ሰለሙን ዝገዝኣሉ ዝነበረ ግዜ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ካብ 970 - 931 ዓመተ ዓለም ስለዝኾነ, ንግስት ሳባ ውን ናይቲ ግዜ ሰብ ያ ኔራ ማለትዩ። ፈላሻ ካኣ ካብቶም 12 ነገድ እስራኤል ናይቲ ዳን ዝተባህለ ደቂ ዮም። እስራኤላውያን ድሕሪ ሰለሞን ድሕሪ 400 ዓመት, ማለት ከባቢ 500 ዓ.ዓ ብ ባቢሎናውያን ምስተወረሩ, ደቂ ነገደ ዳን ናብ ግብጺ ገጾም ሃዲሞም, ብኡ ጌሮም ሩባ ናይል ተኸቲሎም ናብ ኣክሱም ኣትዮም ማለት ዩ። ኣብ ኣክሱም ካኣ ፈላሻ ዝብል ስም ተዋሂቦም። ስለዚ ንግስት ሳባ ናብ እስራኤል ዝገሸትሉ ግዜ, ደቂ ነገደ ዳን ውን ምስቶም ካልኦት ነገዳት ኣሕዋቶም ኣብ እስራኤል ዩም ዝነብሩ ኔሮም። ናብ ኣክሱም ዝተሰደዱሉ ግዜ ካኣ ድሕሪ ሳባ ድሕሪ 400 ዓመትዩ።

  • @abonaabraham9732
    @abonaabraham97325 жыл бұрын

    ንግስቲ ሳባ ምስ ኢትዮጵያ ዘተሓሕዝ ወላሓንቲ የብላን:: ኢትዮጵያ ኣብ 1813 ለቃቂብካ ዝተሰነዐት ኾና ሃገር ኢያ:: ዋንነት ናይ ንግስቲ ሳባ ናይዞም ተዞረብቲ ትግርኛ ኢዩ: ፋሽሽታዊ ስርዓት ጥልያን ምስ 2ይ ምለሊክ(ኣምሓራይ) ኮይኑ ኣብ ክልተ ዝገማምዕዎም ህዝቢ ትግሬኛ(ምድረ ኣግኣዚ) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዝነበረ ኢዩ ቦትኣ: ንግስነታ ሓያልን ሰፊሕን ስላ ዝነበረ ግን ክሳብ የመንን መረውየ ትገዝኦ ኒራ: 1ይ ምለሊክ ወዳ ን ንግስቲ ሳባ ድማ: ኣብ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ በሪክ ኣብ መንጎ ጻዕዳ ክርስትያን ወክድባን ዝርከብ( መገዲ ዕና-ሓሸል) ወይ (ማይ በላ) ዝብሃል ተወሊዱ ሓወልቱ ድማ ኣብኡ ኣሎ: ኪድካ ዳህሲስካን ሪኢካን ተርጋግጾ ጭብጢ::

  • @thefuture12

    @thefuture12

    5 жыл бұрын

    Tikikl

  • @sahrawiahmad408

    @sahrawiahmad408

    5 жыл бұрын

    tigrigna eko amharigna malet eyu. saba kea ms tigrigna zeteasasr wela hanti yeblan. nay hasot tarikh mihizka natey eyu mbal dkhmet nay aemro tirah eyu zikhewn

  • @thefuture12

    @thefuture12

    5 жыл бұрын

    @@sahrawiahmad408 Muslim slezkonka saba menineta kitikyir alewa?

  • @P30150
    @P301505 жыл бұрын

    Xabq serh Zara Fltet👍👌👌👌👌😘😘 qexlwo

  • @joegr5323
    @joegr53235 жыл бұрын

    Thanks Zara fltet for stimulating us. ሕማቅ ኤርትራዊ ነቲ ናቱ ዛንታ ኣይናተይን ነቲ ናቱ ፊደል ኣይናተይን ናይ ኣምሃራ ነቲ ናቱ ንግስነት ናይ ኢትዮጵያ ሕርር ኢካ ትብል። ሓቀኛ ታሪክ ንዓና ዝውክል ክሳብ ዝጻሓፈልና ክንጽበ ኢና

  • @atakayana4592
    @atakayana45925 жыл бұрын

    ናይ በሓቂ ንፍዕቲ

  • @hanivalgebru8536
    @hanivalgebru85365 жыл бұрын

    Habtey tay dea hasibkila diki za guday tiferseki ala mesleni gele mibelku gin bezihu gega.

  • @tesfahiwetasmelash8497
    @tesfahiwetasmelash84975 жыл бұрын

    Mejemerta Selam Amlak Miskuluna Ykun Bmqixsl Zara Fltet Tarik Aytebalishiwu. Ab Buluy Kidan Hanity Emnet Tray Ja Neyra Nisa Kea Ayihud Ya Ab Tit Gize Ethiopia Sudan Eritrea Weziterefe Midire Agaeziyan You Zbhali Neyiru Zleziy Abzia Efal Hibeki Aleku

  • @user-dg5cg2tk6r
    @user-dg5cg2tk6r4 жыл бұрын

    ሳባ ኬኛ ክክክክክክ

  • @ambesayibrah9658
    @ambesayibrah96584 жыл бұрын

    ኣብ ዘይትፈልጥዮ ሃተውተው ኣይትበሊ ልበወለድ ኣይኮነን ኣቦታት ሕተቲ ንግስቲ ሳባ ናይ ትግርኛ ኣክሱማዊት እያ የመናዊት ኣይኮነትን

  • @tedrosmulugetatedrosmuluge6725
    @tedrosmulugetatedrosmuluge67255 жыл бұрын

    ነኣኩስም ጽዮን ዘምጸት አትዮብያዊት ንግስቲ ሳባ አያ

  • @tesfaymichael2917
    @tesfaymichael29175 жыл бұрын

    Entay Gedese!!!! Neti bibel zbelena, Amina suq zeynbil

  • @danielkesete9192
    @danielkesete91924 жыл бұрын

    Tahrki bahri nagestat geda zeytmxulna haki telkum wakaru

  • @meharihagos5967
    @meharihagos59675 жыл бұрын

    ይፈርሰኪ ኣሎ ሓፍትና ታሪኽ 3500 ዓመት ምስ ታሪክ 1400 ዓመት ኣበይ ኣበይ ተራኪቡ ምስልምና መሓመድ ዩ መስሪትዎ መሓመድ ድሕሪ ኢየሱስ ኢዩ ተወሊዱ

  • @raadunwabarq1126

    @raadunwabarq1126

    5 жыл бұрын

    እስልምና መሓመድ(pbuh) ኣይኮነን መስሪትዎ ኩቡር ሓው እንታይ ድኣ ንሱ ናይ መወዳእታ ልኡኽ ወይ ነቢ'ዩ ምበር።

  • @nohnoh4127

    @nohnoh4127

    5 жыл бұрын

    @@raadunwabarq1126 ቅድሚ መሓመድ ምስልምና ከምዘንበረ መርትዖ ኣምጽእ

  • @michealestifanos2708

    @michealestifanos2708

    3 жыл бұрын

    መስልምና ድኣ መን መስሪትዎ እስከ ንገረኒ ቅድሚ መሓመድ ከአ ምስልምና ዝበሃል ነይሩ ድዩ ?

  • @abisolomabraham.731

    @abisolomabraham.731

    3 жыл бұрын

    Kdmi mehamed mslmna ayneberen

  • @filimontekle2188

    @filimontekle2188

    2 жыл бұрын

    Kob abilkaya

  • @yohanesteame5425
    @yohanesteame54255 жыл бұрын

    I love you mekida, 💖

  • @yonasgoitom2177
    @yonasgoitom21775 жыл бұрын

    ገና ሓበሬታ ውሒዱኪ ኣሎ፡ንግስቲ ሳባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ጥራይ ኢኺ ጽቡቕ ገይርኪ ገሊጽክዮ። ብዛዕባ ታቦት ጽዮን ኣብ ኣኽሱም ዘሎ ካበይ መጺኡ መን ኣምጺእዎ ከኣ ኣብ ኢንተርነትን you tube ሃሰስ በሊ። ኣጋእዝያን ከ ብኸመን ኢና ሕጊ ኦሪት ንኽተል ነይርና ኢልኪ ሓበሬታ ፈትሺ።ካልኣይ ክፋል እንተ ገበርክላ ይሓይሽ መስለኒ።እዚ ግን ከም ናተይ ሪኢቶ እዩ።

  • @weledjelhanti3790

    @weledjelhanti3790

    5 жыл бұрын

    Tanot Aykonen zelo hawina Taot Eyu

  • @yonasgoitom2177

    @yonasgoitom2177

    5 жыл бұрын

    @@weledjelhanti3790 ኬድካ ሪኢኻዮ ዲኻ ሓወይ ናተይ ወይስ ብይኸውን ኢኻ

  • @hadshftret8723

    @hadshftret8723

    Жыл бұрын

    ንግስቲ ሳባ ዝኮነት ትኩን እንታይ ገደሰኩም ሕጂ ከ ክትሰግዱላ ዲኩም ደሊኩም ንሕና ሓንቲን ቅንዕትን መጽሓፍ ቅዱስ ኢና ንኣምን ኦርቶዶክስ ግን ዝተፈላለየ ጽንጽዋይ ትኣምኑ

  • @teddytesfay2483
    @teddytesfay24835 жыл бұрын

    ከምዚ ዛንታ ከተቅርብ ብጣዕሚ ቀሊል ኣይኮነን ስለዚ ጥንቃቀ የድልዮ ካብ ዘዝጥዕሞም ዝጸሓፍዎ ታሪኽ ክትርኺ ክትጥንቀቂ ኣለኪ ምኽንያት እቶም ጸሓፍቲ ነናብቲ ዝጥዕሞም ሰለ ዝጽሕፍዎ ን ኣብነት ኣምሓሩ . ኣምሓሩ ወላ ሓንቲ ታሪኽ ዘይብሎም ህዝቢ እዮም ክን ልዕሊ ቶም ሰብ ታሪኽ ታሪኽ ከም ዘሎም ኮይኖም ክቀርቡ እዮም ዝደልዩ.

  • @Meley10
    @Meley105 жыл бұрын

    💯👌

  • @eseyasmengstu372
    @eseyasmengstu3725 жыл бұрын

    የቀኒየልና ሓፍትና

  • @monamanoo3856
    @monamanoo38564 жыл бұрын

    በጃኪ ዘይትፍልጥዮ ብዛዕባ ንግስቲቱ ሳባ ኣይትናገሪ ሃተፍተፍ እዩ እዚ ዝብሎ ኣስተውዒልኪ ሕተቲ አብ ትግራይ መፀሓፍቲ። ጠይቂ

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen43735 жыл бұрын

    ዋእ አምሓራይ ዛንታ የብሉን ዋእ ካልእ ኢልኪ ተርኪ ንፍዕቲ

  • @tesfaymichael2917

    @tesfaymichael2917

    5 жыл бұрын

    Tedros ቃለ ሂወት የስምዓልና ሓውና Mekonen Amlakawie Hasab hseb hawey Nsom win kemaka Seb eyom Neti temlko Amlak kea yemlku Kabakan kabyin zfeli yeblomn

  • @tedrosmekonen4373

    @tedrosmekonen4373

    5 жыл бұрын

    @@tesfaymichael2917 ዝክበርካ ተስፋይ እዚ አይኮነን ንሶም ጎሮቤትና ዘለው ኩሉ ህዝቢ ዓለም ናተይ ዝብሎ ዝአምነሉ እምነት አለዎ እንተ ናቶም ግን ምናልባት ካብ ዘይ ምፍላጥ ከይ ትክውን ይቅሬታ ግበረለይ ወልሓንቲ ባህልን መንነትን የብሎሙን እዚ ስለ ዝኮኑ ዮም ክአ ንሕና ክምዚ ኢና ናይ ክንድዚ ታሪክ አለና ካብ ከምዚ ወሎዶ ኢና ዝብሉ መንነትን ባህልን ዘለዎ ሰብ ግን አነ አይብልን ዩ መንነቱ ስለ ዝፈልጦን ዝኮርዓሉን ማለት ዩ ስለዚ ናትካ አይፍልጥን የ እንተ አነ ግን ትግርኛ እንድየ ባህለይ ልምደይ ወግዕታተይ ኩሉ አለንን እፍልጦን እየ ካበይ ከም ዝመጻኩ ብከመይ አዳዕዲዔየ ዝፍልጥ ንኦም ክአ ሳላ ጎሮቤተይ ዝኮኑ ሕማቅ ዕድል ኮይኑ ጽቡቅ ጌረ እፈልጦም ስለዚ አብ ዝፈልጦ የ ተዛሪበ አይትሓዘለይ ግን ቡሩክ ምዓልቲ ።

  • @sobr1677

    @sobr1677

    5 жыл бұрын

    ኣምሓራ እንታይ ኮይኖም ታሪኽ ዘይብሎም ካብ ገረብ ከም ቆጽሊ ተሸምጢጦም

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray30325 жыл бұрын

    አረኧ ኢትዮጲያዊት ኣይኮነትን የመናዊት ኣይኮነትን ኣክሱማዊት ኣዶሊሳዊት'ያ ኣብቲ ጊዜ ንግስተ ሰባ ከኣ እዘን ትብልየን ዘለኪ ሃገራት ኣይነበራን ኣብ ታሪክ ኣክሱም ኣሎ ተደሊኪ ኣንብብዮ

  • @filimaraton4342

    @filimaraton4342

    3 жыл бұрын

    kkk emo aksum ab ethio do aykonetn trkeb

  • @user-tz7tq2lc5y
    @user-tz7tq2lc5y5 жыл бұрын

    ዛራ ፍልጠት ቀዳምነት ነመስግን ታሪክ ንግስቲ ሳባ ናትና ናይ ኣጋእያን ኢዩ ቅድሚ ኣጋእዝያን ሳባውያን ንበሃል ነርና ካብሳባውያን ድማ ናብ ኣጋእዝያን ካብ ኣጋእዝያን ድማ ናብ ተጋሩ በጺሕና ኣለና እዚ ታሪክ ድማ ናትና ታሪክ ኢዩ እቲ ታሪክ ዘይምጽሓፍን ዘይምፍላጥን ግን ናይ መራሕትናን ምሁራትናን ጽገም ኢዩ የቀንየልና

  • @abelgoitom4121

    @abelgoitom4121

    5 жыл бұрын

    እስኪ ማክዳ ወይ ሳባ እንታይ ማለት ኢዩ ንገረና ምሳኣ ድማ ኣኽሱም እንታይ ማለት ኢዩ?

  • @henokhaile8162
    @henokhaile81624 жыл бұрын

    Aytgageyu ms alem ☝️☝️

  • @user-em7lt1qg1c
    @user-em7lt1qg1c5 жыл бұрын

    Good pluss you.thank you qonjo👍👍

  • @onegod6726
    @onegod67265 жыл бұрын

    Ezi kulu hasot eyu nigsti Saba kab Aksum eya

  • @monkykisha4398

    @monkykisha4398

    4 жыл бұрын

    Ata halay

  • @grmeso6369
    @grmeso63695 жыл бұрын

    Dhir hji et kilaskal atifikum abibu Goyta Eyesus ybarkum

  • @wedimisgna9259
    @wedimisgna92595 жыл бұрын

    ዝከበርኩ መቅረብቲ ንምቅራብኩም ፅቡቅ እዩ ግን ናይ ንግስቲ ሳባ ታሪክ ክትቅይሩ ምምኳርኩም ግን ዘይ ምፍላጥኩም ኣይኮነንን ስለዚ ክትሓቱ ይላወበኩም እምበር ኣበይ ምኳና ድማ ክትፈልጡ ኢኩም

  • @user-ld6ni6fk9s

    @user-ld6ni6fk9s

    5 жыл бұрын

    @fithi... simiaya eba xibuk gerka ab bayta zelo eya tezariba ember kemzia eya ela aydemdemetin. zimlketeka entekoinu axaryu mikrab mixihaf gideka eyu ember nisa zibelet kab zitefelaleye bota zelo meredaetan tarikn eya negira.bruk gze kbur haw!

  • @wedimisgna9259

    @wedimisgna9259

    5 жыл бұрын

    @@user-ld6ni6fk9s ኩብር ሓወይ ንግስቲ ሳባ ኣብታ ናይ ቀደም ኣኩሱማዊት ናተባሃለት ትፅዋዕ ዝነበረት እግዝኣት ኣብ ኣኩሱምን ከባቢን ኮይና ትገዝእ ዝነበረት ንግሰተ ኣዜብ እያ።ስለዚ ነዚ ምስክሩ ድማ ኣክሱም ፅዮን ዝዓበየ ምልክት እዩ።

  • @yabdumohammed6148

    @yabdumohammed6148

    5 жыл бұрын

    Khawey kemti tefeteno zelekha yefeten meshedad ayedelen eyu Mesh agazido gele endabelkum zeyele zanta temukuru alekhum ezi zantazi ab axum gedefo ne eritrea ayedleyenan eyu tarikh zeykones ab bayta nerio zelena eyu zeabeye gudayna

  • @naodkehiaraya2698
    @naodkehiaraya26985 жыл бұрын

    ዛራ ፍልጠት ተቅርብዎ ዝነበርኩም መደባት ጽቡቅ ነይሩ ሎሚ ግና ናብ ዘይትፍልጥዎ ታሪክ ብምእታውኩም ብጣዕሚ ሓፊረልኩም ዒብ።

  • @mili7313

    @mili7313

    5 жыл бұрын

    ክክክክ

  • @evenezerissak4146

    @evenezerissak4146

    4 жыл бұрын

    Shhhhh you are crazy

  • @kiflomgebreki2846
    @kiflomgebreki28465 жыл бұрын

    ጌጋ ሓበሬታ እዩ ኣሰተካከሉ ወይ ከዓ እቲ ተፈልጥዎ ኣቀርቡልና

  • @henokandebrhan7731
    @henokandebrhan77315 жыл бұрын

    Saba Agazian eya

  • @fruitsarelife148

    @fruitsarelife148

    5 жыл бұрын

    1000%

  • @ghebriel932
    @ghebriel9325 жыл бұрын

    Haqey Eza Gual Mery Amanuel dya pls nsa Ente koyna kmzfetwa ngerwa ❤️

  • @lhaftomtesfay276
    @lhaftomtesfay2765 жыл бұрын

    grm eba tark keyrka mkerab ngsti Saba akusamawit tgrweyti

  • @yaried8576
    @yaried85765 жыл бұрын

    Abiet eza gal eti dmxasi🤗 des kbleka like eske habuley 👇.

  • @crazymoodtube1378

    @crazymoodtube1378

    5 жыл бұрын

    @SN T 😂😂

  • @yaried8576

    @yaried8576

    5 жыл бұрын

    @SN T ja man😂

  • @dsddsd3914
    @dsddsd39145 жыл бұрын

    ኣረጋጊጽኩም ታሪኽ ኣምጽኡ ፡ ይብሉ ዘይኮነ።

  • @ahabe361
    @ahabe3615 жыл бұрын

    ኣምሓራይ ቂቃ ድኣ እንዲታይ ዘይብሉ ታሪክ ዝባሃል ዘይብሎም ። ታሪክ ጠውዮም ጠዋውዮም ወይ ክኣ ናይ ህዝቢ ኣግኣዝያን ታሪክ : ናይ ኣምሓሩ ጌሮም እዮም ዝጽሕፉን ዘዘንትውን ዘለው ።

  • @user-dk2fo4lf3m
    @user-dk2fo4lf3m5 жыл бұрын

    ንግስት ማክዳ ከም ዝነበረት ሽማ ዘርኢ ናታ ድማ ካብ ንጉስ ዳዊት ብዝተወልደ አጼ ሚኒልክ ስለ ዘትረፈት ሕጂ አብ እስራኤል አለው ጌና ድማ አይንኸይድን ዝበሉ አለው ክመጹ ዝደልዩ ከምዘለው ድማ ኢትዬጵያዊት ኢያ

  • @merrygerie6971
    @merrygerie69713 жыл бұрын

    ንግስተ ሰባ ኣብ ኣክሱም ትገዝእ ነበረት እያ ምክንያቱ ፅላተ ሙሴ ኣብ ኣክሱም ዘሎ ንሳ እያ ኣምፂኣቶ እቲ ንጉስ ሚኒሊክ ወሊዳ ዝብሃል ግን ካበይ ናበይ እዩ ንጉስ ሰለሙን ወዲ ንጉስ ዳዊት ከይኑ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ነበረ እዩ ሃፀይ ሚኒሊክ ሐዚ ቀቅድሚ ሃፀይ ሃይለስላሴ ዝነበረ እዩ ካልኣይ ምስ ቁርኣን ከዓ ኣይራከብን ቁርኣን ከዓ ሐዚ ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ 600 ዓ,ም ዝተፅሓፈ እዩ ንጉስ ሰለሙን ኣብ ዓ,ዓ ዝነበረ እዩ ስለዚ እንድዕሎም ባች

  • @Amanuel.Kidane12345
    @Amanuel.Kidane123455 жыл бұрын

    ድምጽክስ ብጣዕሚ ክጥዕም ኣጆኪ ቀጽልዮ ኣይትሕመቂ ጽብቅቲ ሓፍተይ።

  • @johnwediansebatigrnya7999
    @johnwediansebatigrnya79995 жыл бұрын

    tarik aytebalashwu abzey tfeltwo aytetewu ngsti saba kea agazian eya gual ezi hji tgrayn eritrean zbhal zelo hbreteseb eya

  • @user-cn5xd3vo9o

    @user-cn5xd3vo9o

    5 жыл бұрын

    እንታይ ዓይነት ሕቶ ኢኻ ትሓትት ዘለኻ? ቀዳምነት እቲ ሕቶኻ ደጊምካ ጽቡቅ ገርኻ ኣስተውዕለሉ?

  • @johnwediansebatigrnya7999

    @johnwediansebatigrnya7999

    5 жыл бұрын

    ከም ሰበይ ክነብር እየ hto aykonen haki eye znegreka zeleku

  • @biniyam8228jd
    @biniyam8228jd5 жыл бұрын

    ኢትዮጵያ ዝባሃል ቦታ ዝነበረ የመን ኤርትራ ሱዳን ሶማል ወዘተ ዝብል ነገር ከሳማምዐና ይክእል እዩ። ምክኒያቱ መጽሓፍ ቅዱስ ን ሙሴ ሰበይቱ ኢትዮጵያዊት እያ ኔራ ይብል ዘሁ 12፣1 ክሳብ ታሕታይ ግብጺ ድማ ኢትዮጵያውያን ይነብሩዎ ከም ዝነበሩ ይዛረብ። ስለዚ ማክዳ ኢትዮጵያዊት እያ ተተባሃለ እዩ ዝያዳ ኑጹር ዝከውን

  • @biniyam8228jd

    @biniyam8228jd

    5 жыл бұрын

    ኣይትጋገ ኩቡር ሓው ኢይዮጵያ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ቀዳመይቲ ተገሊጻ ዘላ ሃገር እያ፡ እዛ ናይ ህጂ ዘላ ኢትዮጵያ ኢልና ክንገልጻ ግን የጸግም እዩ። ኩለን በሓባት ኢትዮጵያ ወይ ካ ምድረ ኩሽ እዩ ዝባሃል

  • @yebuabu269
    @yebuabu2695 жыл бұрын

    She is eritrean

  • @SamiSami-iw3jn

    @SamiSami-iw3jn

    5 жыл бұрын

    Kkkkk

  • @yonasalemie6955

    @yonasalemie6955

    5 жыл бұрын

    please tech me your language. I am highly interested in learning G'eez and Tigree language. Pls pls tell me what shall I do!

  • @almazteclemariam8314

    @almazteclemariam8314

    2 жыл бұрын

    Filagot kaleh tigrigna kelal new kenglizegna tenagari nante kelal new .capito capito fratello

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64515 жыл бұрын

    ተሕዝኒ እቲ ታሪኽ ናይኪ ታሪክ እዩ ንመን ትህብዮ ኣለኪ ኢርትራውያን ተሕዝኑ

  • @robitesfa4207

    @robitesfa4207

    5 жыл бұрын

    Germeka u kubur haw natna mukana emen ajoka eri.tigray tiray bel kitdrer

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier64515 жыл бұрын

    ናይ ንግስተ ሳባ ታሪኽ ንኽትርኪ ብቅዓት የብልኩን ታሪክ ተምሃሪ መጀመርያ ኣብ ንግስነት ሳባ ኣስለማይ ኣይነበረን ሳባ ኣሱማዊት ትግረወይቱ እያ ሰብ ዝበለ ይበል ኣብ ዓለም ተጻሒፉ ይርክብ

  • @gergeyisak4598
    @gergeyisak45985 жыл бұрын

    first comment

  • @majormajor4628
    @majormajor46285 жыл бұрын

    የቀኒየልና. ክቢርቲ ሓፍዚና

  • @demesasberhek636
    @demesasberhek6365 жыл бұрын

    Eritera 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 is The root of all History just proud only by Eritera 🇪🇷.

  • @fruitsarelife148

    @fruitsarelife148

    5 жыл бұрын

    After colonization. Before Italy we are Axum

  • @demesasberhek636

    @demesasberhek636

    5 жыл бұрын

    We Eriterans we called before Bahri negashe .😁

  • @degenfutsum3030

    @degenfutsum3030

    2 жыл бұрын

    @@demesasberhek636 U r amharay Don't write about Eri

  • @robelzionentertainment6641
    @robelzionentertainment66415 жыл бұрын

    wwwww ክንደይ ከ ይጥዕም እዚ ድምጽኺ የቐኔልና ክብርቲ ሓብቲ

  • @edentakele2477

    @edentakele2477

    5 жыл бұрын

    robel berhane Eti zbeleto gin gega history eyu islmna dihri 500 amet dhri ldete Kristos eyu mexiu 1 negest bluy kidan dima kidmi 1000 amet kidmi ldete- krstos neru slezi abyi gega meliekti eyu

  • @robelzionentertainment6641

    @robelzionentertainment6641

    5 жыл бұрын

    @@edentakele2477 awe xbuk aleki gega melkti eyu

  • @user-lv8rs4jk6q
    @user-lv8rs4jk6q Жыл бұрын

    ቁሩብ ግን ውሒዱ ኣሎ እቲ ሓበሬታ ምክንያቱ ብዙሕ እዩ ብዛዕባ ሳባ ዝትረክ ብፍላይ ፍልቀተ ኣገው ካብ ኣክሱም ክሳብ ኢርትራን ሱዳን ምምላስ ሳባን ንግስነት ምነሊክን ታቦት ጽዮን ማርያም ኩሉ ብሓፈሻ ከምቲ ዝድለ ኣይገንጸልኩሞን ርትዓዊ ዝኮነ ሓቂ ውን ኣየቅረብኩሙሉን ነዚ መደብ ብሓፈሻ ዛ ስራሕ ክትስራሕ ስለ ዘለዋ ኢኩም ሰሪሕኩማ እምበር ትኩብ ትኩብ ያ ሓቲትኩም ኣማሓይሽዋ

  • @tedrostedros744
    @tedrostedros7445 жыл бұрын

    ብዛዕባ ቁርኣን ሓሶት ናይ ኣብርሃምን ኢሳቅን ከይአክል ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ንግስቲ ሳባ ቅድሚ ሰለስተሺሕ ታሪኽ ኣብ 1400 ኣመጻጽኡ ንጹር ዘይኮነ አስልምና ዝትርኾ ውጹእ ሓሶት ምኻኑ እዩ ዝበርሃልና

  • @ertraadeyadey1030
    @ertraadeyadey10305 жыл бұрын

    Correct

  • @desuasmorom2374
    @desuasmorom23745 жыл бұрын

    ሰላም ሰላም ኣቅረብቲን ትካታተልቲን አዛ መደብ ኩሉ እተቅርብዎ ዘለኩም ከየመስገንኩኩም ካልፍ ኣይደልን የቀንየልና ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ታሪክ ወይ ውን ኣመጻጽኣ ባንደራ ስዊዘርላንድ ስለምንታይ ከ ናይ ሓንት ሃገር ክንሳ ቀይሕ መስቀል humanrihgit ይጥቀመላ የቀንየለይ

  • @user-bu1pf4cc1o

    @user-bu1pf4cc1o

    5 жыл бұрын

    Desu Asmorom እታ መስቀል መስቀላ እኮ ጻዕዳ እያ። እቲ ዝተረፍ ናይ ባንዴራ ግን ቀይሕ እዩ። ናይ ማ/ቀ/መ ካዓ ብግልባጡ።

  • @mswuxuahzbeyfre
    @mswuxuahzbeyfre5 жыл бұрын

    Xbuk srah kexlo

  • @user-kg7hk8zz4i
    @user-kg7hk8zz4i2 жыл бұрын

    የመን ራስዋ ኢትዮጵያ ነበረች ፣እንደ ሱዳን፣ሶማል፣ጁቡቲ፣ኤርትራ፡

  • @EriAsmara6011
    @EriAsmara60115 жыл бұрын

    ፍልጠት ጽቡቅ እዩ።

  • @qanapage5712
    @qanapage57125 жыл бұрын

    ክክክክክክ ዋይ ናይ ሞስሊም ነገር መስሓቕ ኡካ ኢዩ ንጉስ ሰሎሙን ከሎስ እምነት ሞስሊም ነሩ ክክክክክክክ

  • @adamhazo9788
    @adamhazo9788 Жыл бұрын

    ሰላም ንኩሉኹም ተኸታተልትን ንግስቲ ሳባ ትባሃል ኣይነበረትን ሳባ ማለት ኣብ የመን ዝነበረ ንግስነት ኢዩ እታ ንግስቲ ኻኣ ባልቀስ ኢያ ትባሃል እቲ ወሊዳ ዝብል ግን ሽርሙጥና ሽጣራን ምንጪ ኣታው ስለ ዝቖጽሩዎን ኤረትራ ኣካል ኢትዮቪያ ኢያ ንምባል ዝተማህዘ ጽውጽዋይ ኢዩ

  • @user-sf7gx8yt6l
    @user-sf7gx8yt6l5 жыл бұрын

    እቲ ታርኽ ናብ ሓዱሽ ወሎዶ ስለ ተሕልፍዮ ዘልኪ ናይ ሃጼ ምንልክ ቅዳማዊ ወዲ ንጉስ ሰሎሞን ኣዱኡ ከኣ ንግስቲ ሳባ/ንግስት ኣዜብ/ንግስቲ ማክዳ፡ ቀንዲ ሽማ ማክዳ እዩ እት ካልእ ግን ሳባውይን ኣህዛብ ግዛታ እዩ ምኽንያቱ ንጉስ ዳዊት ከምዚ አሉ ኣሎ ነግስተ ሳባ ወዓረብ ጋዳ ያመጽኡ ነገስተ ትርሴስ ኣምሃ ያብውኡ። እዝማለት ብትግርኛ ነገስታት ናይሳባን ነግስታት ናይ ዓረብን ዕጣንን ከርበን ንጎይታ ይምጽኡሉ ማለት እዩ። ናፍቲ ቅንዲ ኣርስትይ ከምለስ ኣብላዓሊ ጽሕፈዮ ዘሎኩ ሃጼ ምንልክ እትናይ ሽዋ ንጉስ ከይምስሎም እሞ እዳፍለኪ ክትርኽዮ ይላቦ ዝተረፈ ግን ቀጽልዮ ሓዱሽ ወለዶ ታርኽ ይምሃር።

  • @solozbelo6253
    @solozbelo62535 жыл бұрын

    እምበር ጽቡቕ ኣቀራርባ እታ ሓንቲ ትብላዕ ናይ KZread channel ናይ ኤርትራ ዘላ ንስኩም ኢኩም!! ስልማት እንተዝህሉ ንስኩም ምስተዋሃብኩም!! ኣጆኩም በርትዑ ኣይትሕመቁ፤ ኩሉ ግዜ ዘዐግብ ኩርናዕ ኢኩም ትጥምቱ ዘዐግብ ትንተና ኢኩም እውን ትህቡ፤ ካብዚ ዘለክሞ ዝያዳ ከምትብርትዑ ኣይጠራጠርን

  • @abisolomabraham.731
    @abisolomabraham.7313 жыл бұрын

    International seb eya belia etio yemen greek sudan ab asmera may3bela harisa egerm u good job

  • @almazteclemariam8314

    @almazteclemariam8314

    2 жыл бұрын

    May bela may bela may bela

  • @teddymagnaw7103
    @teddymagnaw71035 жыл бұрын

    ንግስቲ ሳባ ትግራወይቲ ምበር ኢትዮጵያዊት ኣይኮነትን ደሓር ድማ ጽላተ ሙሴ ኣበይ ኣሎ? (ኣብ ኣክሱም ትግራይ እዩ ዘሎ) ብከመይ ከ መጺኡ ኢልኪ ሕተቲ

  • @yordanosyemane5997

    @yordanosyemane5997

    5 жыл бұрын

    Teddy Magnaw ትግራይስ ኢትዮጵያ ዶ አይኮነትን

  • @teddymagnaw7103

    @teddymagnaw7103

    5 жыл бұрын

    @@yordanosyemane5997 ዋላ ትኩን ምበር እቲ ሰብ ግን መንነት ኣለዎ መንነቱ ድማ ትግራዋይ እዩ ንግስተ ሳባ ድማ ትግራወይቲ ኢካ ትብላ

  • @user-jo2bb9ws1p

    @user-jo2bb9ws1p

    5 жыл бұрын

    What is the difference between ethiopian and tigray. Open you mind tigray is just ethinic

  • @Thomas-cq7qo

    @Thomas-cq7qo

    5 жыл бұрын

    Teddy Magnaw 🤯00000

  • @robelmehari6009

    @robelmehari6009

    2 жыл бұрын

    ትግራይ ትበሃል ሃገር የላን ኢትዮጵያ ትበሃል ኢና ንፈልጥ

  • @user-ee7db8bx8f
    @user-ee7db8bx8f5 жыл бұрын

    Ngst saba akusmawit eya

  • @merhawitkue5389
    @merhawitkue53895 жыл бұрын

    Welcome dehay tv

  • @faranfana5504
    @faranfana55045 жыл бұрын

    እዚ ዘቅረብኩሞ ጽቡቅ እኳ እንተኮን ግን ንግስቲ ሳባ ኣደ መን ይልእኽ ምስ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን ርክብ ስለ ዘለዋ ንሊቃውንቲ እንተ ትውከሱ ጽቡቅ ነይሩ፡ ንግስቲ ሳባ የመናዊት ኣይኮነትን ኢትዮጲዊት ውን ኣይኮነትን ኤርትራዊት ውን ኣይ ኮነትን ኣጋዚት ከም ዝኾነት 98% ቅዱሳት መጻሕፍት ይገልጽ ምኽኒያቱ ምስ ታቦተ ጽዮን ርክብ ስለዘለዎ። ብርግጽ ምስ ቅዳማዊ መንይልእክ ታቦት ሒዞም ዝመጹ ካህናት ኣይሁድ ኣለዉ ገሊኦም ዝተመለሱ ገሊኦም ድማ ዘይ ተመለሱ ምስቲ ኣብኡ ዝነበረ ሕብረተሰብ ዝተጻመዱ ኣለው፡ ንሳቶም ግን ምስ ንግስቲ ሳባ ርክብ የብሎምን።

  • @ngusetekle4365
    @ngusetekle43655 жыл бұрын

    confused history mslmna daa ab 570 ametemhret eyu temesritu mis nay saba zerakib yeblun

  • @lenapfeiffer5726
    @lenapfeiffer57265 жыл бұрын

    www ezia eye yxbe nere

  • @tekleweyniyemane2497
    @tekleweyniyemane24975 жыл бұрын

    Welcom nau bahaqi zats fltet

  • @GoingUp-cg6wl
    @GoingUp-cg6wl5 жыл бұрын

    እውይ እታ ዝፈትዋ ታሪክ ኣምጽ ኩማ::

  • @michealestifanos2708
    @michealestifanos27083 жыл бұрын

    ፍቅርቲ ሓፍተይ ታሪኽ ይመሰኪ ኣሎ ምስልምና ድሕሪ ልደተ ክርስቶስ ኢዩ መጹ ክርስቶስ ምስ ተወልደ ድሕሪ 600ዓመት ቅድም ግን እስራላውያን ህዝቢ እግዚኣብሄር ይባሃሉ ነይሮም ኣህዛብ ከኣ ዘይኣመንቲ ኣብ ጣኦት ዝኣምኑ ዝነበሩ ዝነበሩ ንጉስ ሰሎሞን ግን ኣብ እግዚኣብሄር ይኣምን ነይሩ ።ምስልምና ግን መዓስ ከም ዝመጹ history ከይተረፈ ገሊጽዎ ኢዩ ። ስለዚ ታሪኽ ይተሓዋወሰኪ ኣሎ መጽሓቅ ቅዱስ ኢዩ ኢሉ ነቲ ሓቂ ይምስክር ሳይነስ ግን ይኸውን ኢሉ ይዛረብ ።ስለዚ ክብርቲ ሓፍተይ ኣስተውዒልኪ መሃሪ ብፍላይ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት ከም ጥበበኛ ንጉስ ሰሎሞን ክትዛረቢ ከለኺ

  • @fili3581
    @fili35815 жыл бұрын

    ናይዝ ቁርዓን ሃጠውቀጠው ከስሕቀኒ ክክ

  • @tigraymedia2958

    @tigraymedia2958

    4 жыл бұрын

    እንበር ከ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢብካ ትፈልጥ ዶ? እምነት ኣይጽላእን ዝዓርከይ ናይ ሰብ እምነት ኣይተነኣእስ ናትካ ጽቡቅ ጌርካ ተትፈልጦ ካኣ ናይ ካልኦት ኣይመናኣኣስካን ዝዓርከይ ካብ ዘይትፈልጦ ትዛረብ ብዛዕባ እቲ ዘለካዮ ተተጽንዕ ምሓሸ

  • @haqimiflat1471
    @haqimiflat14715 жыл бұрын

    Bi qedamnet eslemna kab gize adem zinebere haymanot eu . Islmna kea selam koynu ni hade allah 2y wey 3y zeybilu mieman eu. nebi mohammed kea nay mewdeata leuk rebi ember nay mejemerta aykonen. Eti zwgerim neger ente lo abzi bexihnayo zelena gize ni kulu negerat bi qelil kinfelet enda kealna kinfelit zeymiftana eu. Eti koynu eti gin xerfi tiray zifelt seb melekt gudlet mukanu felitu haqecha filtet minday temeraxi koynu yismean thankssss

  • @edenteklegiorgis9889
    @edenteklegiorgis98895 жыл бұрын

    Greatest description of Historical. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷@End, she must be from Eritrean. Landed @the Red Sea, Asmara, Eritrea 🌷🐟🐟♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️lovely story 🥇🥇🥇GREAT job. Well done🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷

  • @ABEL13ize

    @ABEL13ize

    5 жыл бұрын

    it is better to call her Eritrean than Ethiopian coz her port was adulis and the whole nowadays Eritrea is part of her empire but in Ethiopia she just rule tigray so she is more Eritrean than Ethiopian

  • @LL-pt6ub

    @LL-pt6ub

    5 жыл бұрын

    Hahahaha she is from Aksum TIGRAY kingdom they were using adulis for trade so adulis is only a small part of history of Aksum kingdom.. she can never and ever be ertrean. Teraerae aytbelu

  • @LL-pt6ub

    @LL-pt6ub

    5 жыл бұрын

    We have every proof with us in Aksum every one in the world visited it . nay mhsaw amelkum gdefwo aythasw try and find any other ur own history go ahead

  • @eritubetv8389
    @eritubetv83895 жыл бұрын

    Donkoro ben el hakim tokoynu shemu da Arab yu kemy geru habesha kekwen gex agazian

  • @wintanastudio923
    @wintanastudio9235 жыл бұрын

    ናይ ባሓቂ ደስ ትብል መድያ ናይ ብሓቂ ሓያላት ኢኩም ግን ክሓተኩም ታሪክኣግኣዝያን እንታይ ዩ?? ትግርኛ እንታይ እዩ ?? ትግራይ ትግርኚ ከ እንታይ ማለት እዩ ??? ግእዝ ኣግኣዝያን ከ እንታ ማለት እዩ????? ኢርትራን ኢትዮ ጵያን ከ እንታይ እዩ ??? እዝአን እንተ ፈትፊትኩም እንተኣምጺእኩመን ናይ ባሓቂ ሓያልን ወሳንን ጸላውን ዝኮነ መድያ ኣለኩም ባዕለይ ክምስክረልኩም የ:: ቀዳማይ ነጻነት ዘለዎ መድያ ኢለ ክምዝግቦ እዩ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️🌹❤️❤️😎❤️❤️😎😎❤️😎🌹❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @LL-pt6ub

    @LL-pt6ub

    5 жыл бұрын

    wintana studio thank you so much. we look forward to hear from you.. from tigray

  • @yabdumohammed6148

    @yabdumohammed6148

    5 жыл бұрын

    Ezi tenkola dyu heto ab axum kiedkum fethwo ezi helmi

  • @user-id5bb1yt2q
    @user-id5bb1yt2q5 жыл бұрын

    ኣንቱም ድንዙዛት ሱቅ ኢልኩም ሃለውለው ኣይትበሉ ።ታሪኽ ተምሃሩ ኣንብቡ ብድሕሪኡ ትዛረቡ.አዚ ታሪክ ንትግርኛ ጥራሕ ኣይኮነን ዝምልከት ን ኣምሓራ አውን ማዕረ እዩ ዝብጽሖም ።ብሓፈሻ ነዚ ሴሜቲክ ዝበሃል ዓሌት። ላሊበላ ኬድኩም ብዓይንኩም ምራኣይ ትክእሉ ኢኩም። ናይ ቀደም ኣቢሲንያ ዝበሃል ሽም ካብ ሳባ ዝብል ቃል እዩ መጽዩ ።ቅድሚ ኣጋእዝያን ኣቢስኒያን እዮም ዝበሃሉ ኔሮም ።. ሓበሻ ከኣ ካብ ኣቢሲንያ መጽዩ.እዚ ታሪክ ን ኩሉ ሓበሻ ይምልከት ኣምሓሩ ከኣ ሓበሻ እዮም። 3000 ዕድመ ዘለዎ መጽሓፍ ኣብ ኣክሱም ኬድኩም ረኣይዎ ኣብኡ ከለኹም ጽላተ ሙሴ

  • @haremecho2215
    @haremecho22155 жыл бұрын

    እዚ ናይ ቁርኣን ትብልዮ ዘለኺ ጽውጽዋይ ኢዩ ምኽንያቱ ምስልምና ካብ 1600 ዘይሓልፍ ዓመት ኢዩ ዘለዎ እዚ ታሪኽ ግን ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝነበረ ኢዩ ምስልምናስ ኣበይ ኔሩ ኢዩ ክክክክክክ መቸም መስሓቒ ኣይሰኣንን ኢዩ።

  • @scoopydooo

    @scoopydooo

    5 жыл бұрын

    Hawey Kristina meas diu neru 2000 amet eyu ko geru so nay 400 mieti amet difference alewo ezi nay solomon gn nay 5000 amet eyu

  • @budhayacana1448

    @budhayacana1448

    5 жыл бұрын

    Zi haway kiristinna ke nera diya

  • @ABEL13ize

    @ABEL13ize

    5 жыл бұрын

    1400 ab 6 kifle zeben eyu metsiu misilimina

  • @omexhabeshawi6337

    @omexhabeshawi6337

    5 жыл бұрын

    Tegagikum islmna nska naturlagarna aykonen mexyu kulom beal solomun kulom Messenger of god muslim eyom nerom. Eti 1600 nay mewedata Messenger of god Muhammad s eyu neru.

  • @semir641

    @semir641

    5 жыл бұрын

    Haben Fissehaye Islmna kab mejemerya eyu neru kab seb mnbar kab zjmr ab za alem (adam kab zfter malet eyu ). Ab1400 amet gn iti nay mewedaeta nebiy ztelaekelu gize eyu.

Келесі