ኣከባብራ ብዓል ኣሸንዳ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን Ashenda Carnival Washington DC 22 August 2023

Ashenda carnival 2023 Organized by Deamat Heritage & suba entertainment
Thank you to all the deamat Ashenda Girls
#culturemusic #tigrignamusic #tigrigna
© Copyright: Suba Ent.
This video is property of Suba Ent.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
United states
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#tigrignamusic #tigrigna #tigray #ethiopia #eritrea #mekelle #tigrignaclturalmusic #raya ሸገ #ሸገ #ራያ #raya #tigrai #culture #tigrngamusic #dance #tigray_idol #tiktok #shortvideo #ትግራይ #tigrai #derama #tigrgnamusic #tigray_idol #song #music #shortvideo #dance #tigray_idol #rara #newyear #tigray_idol #foryou #tiktok #ትግርኛሙዚቃ #music #tiktok #tigrai #shortvideo #music #amazing #best #dance #youtubeshorts #live #tigrai #music #amazing #best #dance #dj #youtubeshorts #life #short #ትግራይ #ytshort #cover #abyssinyavine #adu_blina #art #beraking #beautiful #bts #comedy #cute #comment #ethiopia #ebc #ebs #entertainment #education #english #fana_tv #feta_daily_news_now_ #fryatyemane #funny #fortnite #gege_kiya #gigi_zibelo #gaming #games #game #gamer #habesha_brodcast #hopeentertainment #hindi #highlights #how #hiphop #happy #instagram #india #indian #jstudio #jtvethiopia #kokeb_media #like #live #love #life #mido_entertainment #memes #nahoo #nahootv #new #news #newvideo #newsong #online #quotes #rufta_media #reels #seifufantahun #shortvideo #seifuonebs #shortsfeed #song #songs #tigrai #subscribe #support #tigray_tv_news_today #tigray_idol #tigray_media_house #tigray_tv #tigray #tigraynews #tigrayan_shorts #update #video #viralshorts #vlogs #whatsappstatusvideo #whatsapp_status #world #xbox #xboxone #yeneta_media #youtube #youtube #youtubevideos #zemen #zena_tigrigna#zementv #ሀበሻ #ሀበሻጨዋታ #ሀገር #ሀገሬሚዲያ #ሊሓምሜሎዲ #ላሊበላ #ላይክ #መቐለ #መልእክት #ሚድያ #ማህቶት #ሜዳ_ትግራይ #ምርጥ_አፕ #ሠላም #zara #rare #donkey #hagere_tigray #kokeb_media #zena_tigrigna #donkeytube #dimtsiweyane #seifuonebs #new #news #nahootv #ethiopianews #ethiopian #ethioforumኢትዮፎረም #freedom #artist #ebc #ebs #jstudio #zena_tigrigna #zemen #zementv #zara #tigray_idol #newsong #newvideo #nature #newmusic #kokeb_media #hagere_tigray #hanez #highlights #hello #አፍሪካ_ቲቪ #ቃና #ሰበር_ዜና #ሰይፉ_ፋንታሁን #ሰላም #መቐለ#መልእክት #ፈታ #ጨዋታ #feta_daily_news_now_ #funnyvideo #youtubechannel

Пікірлер: 17

  • @gebretsadikabraha3412
    @gebretsadikabraha341211 ай бұрын

    Thank you great work!

  • @fikredesta9461
    @fikredesta946111 ай бұрын

    እንኻዕ ኣብፅሐክን ቆልዑ ኣሽንዳ ❤💛❤💛❤💛

  • @user-lc1cw8sy8s
    @user-lc1cw8sy8s11 ай бұрын

    ኣብዘለክንኦ ክብርን ምስጋናንይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ብፃሕክን🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tigisttamene3598
    @tigisttamene359811 ай бұрын

    Beautiful culture ❤ ቆሉ አሸንዳ ❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤ እንኳዕ ኣብፀሐክን ተጋሩዋኒ

  • @loyalbelieve6954
    @loyalbelieve695411 ай бұрын

    Wow how I love our culture and people! Tigray welela!!!! Happy ASHENDA Genocide survivors!

  • @user-cv2wl8fm6k
    @user-cv2wl8fm6k13 күн бұрын

    Fano. HHH

  • @lidyateklemichael474
    @lidyateklemichael47411 ай бұрын

    Enqwan aderesachu ❤❤❤❤❤❤

  • @gracejoc4412
    @gracejoc441211 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤😍😘🙏🙏🙏

  • @th1825
    @th182511 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-ow4xg6mb8j
    @user-ow4xg6mb8j11 ай бұрын

    ኣነ ፍዮሪና ማራ እየ ዘድንከኪ ዝፈትወክን እስካብ ሕጂ ከይተሓለልኪ ባህልና ንክላለ ትገብርዮ ዘለኪ

  • @emebetmekonnen5432
    @emebetmekonnen543211 ай бұрын

    Already tekebiru?

  • @mrymmm7695
    @mrymmm769511 ай бұрын

    4:09 4:17 4:23

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush42411 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @okellobusha1351
    @okellobusha135111 ай бұрын

    PART TWO MESSAGE ክፋል-1 ቀዳማይ - ከምዝራኣይ ዘሎ ኣብ ቅድስተ ገዳም ኣኽሱም-ትግራይ ቦቒላ ኣብ ሙሉእ ኢትዮጵያን ዓለምን ዝተተኸለትን ዝዓምበበትን ንሓንቲ ታቦተ-ፅዮንን መንበረ-ፓትሪያሪክን ዝፃረርን ዘፍርስን (SCISM) ኣብ ትግራይ ኣብያተ ክርስቲያት ብዝተኸልዎም ደቂቀ ኣሪዮስ (Followers of Arius) ዝኾኑ ካድሬ “ካህናት” ተጎልቢቦም ቀዳሞት ኣቦታትንነገስታት ትግራይ-ኢትዮጵያን ዝመስረትዋን ዝተሰወኡላን፥ ን1,690 ዓመታት ፀኒዓ ኣብዝፀንሐት ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ኣንፃራዊን መፍረሲን ሽርሒታትን (Conspiracy) ክሕደትን (HERESY) ብዕሊ የካይዱ ኣለዉ። እዙይ ድማ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ተመቒሉ፥ ኣነ ኢትዮጵያዊን ኦርቶዶሳዊን ተዋህዶኣዊን እየ ብዝብሉ ጽኑዓት ኣመንቲን ብኣንጻሩ ድማ ብካድሬታት ብዝውነኑ ካሓድቲ ሓሻኽሮምን ኣቢሎም ደማዊ ግጭት ክፍጠር ዝገብር ብኒ ክልተ መልሓሶም ውላድ ኣሪዮስ “ኣቡነ/ኣባ” ኢሳያስን ካፍቶም ደመኛ ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዝኾነ ብፀጋይ በርሀን ዝምራሕ ኣብ ኦርቶዶክስ ቤተ ክርስቲያን እምነት ውሽጢ ርኹስ ምንቅስቓስ ምፍጣር ኣዩ። ክፋል-2 ካልኣይ -ድማ ፖለተካዊ ኮይኑ ተመሳሳሊ ትሕዝቶን ዝኸፍአ ግጭትን ደም ምፍሳሳን ኣብ መንጎ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጥር እዩ። ቀይሕ ንብዓቱን ደሙን ገና ከይነቐፀ፥ ንህዝቢ ትግራይ ነንርእሱ ዘዳሚይ ሰይጣናዊ ሕልሚ “ትግርይ-ትግርኚ’ ንምትግባር ባዓል ክልተ ኣፍ ዝኾነ ቅድመ ዝግጂት “መጻኢት ትግራይ” ዝብል ጭርሖን መዝሙርን ናብ ምግዋሕ ኣትዮም ይርከቡ በዓል ደብረጽየንን ሳዓብቱን ጨካንን እኩይን ልቢን ርእሲን ዘለዎም መረሕቲ ህወሃት። እዙይ ድማ “ንሕና ቀዳሞት ኣቦታትና ብዝፈጠርዋ ሓንቲት ኢትዮጵያ ንኾርዕ ኢና ብዝብሉ ሓቀኛ ተጋሩን፥ ተመነይቲ መረብ ምላሽ፡ ሓሻኽር ሻዕብያ ብዝኾኑ “ሓላምቲ ትግራይ-ትግርኚ” ባንዳታት ደቓሉን ማእኸል ዘይተርፍ ደም ምፍሳስ ዘምጽእ እዩ። ሕዝቢ ትግራይ እዙይ ንቕድሚት መምጻኢ መዘዝን ሲኦልን ዝኾነ ትልሚ ሰያጥን ተረዲኡ ካብ ሕዚ ካብ ብንግሁኡ ጀሚሩ፥ ነዙይ “ክፉእ ትምኒትኩምን፡ ሽርሒኹምን፡ ተግባርኩምን” ሒዝኩም ብዘየዳግም ገደል እተዉን ጥፉን ክብሎም ይግባእ። ደብረጽየን ገ/ሚ ነቲ እኩይ ኢዱ ጓንቲ ሸፊኑ እንዳወጣወጣ “ትግራይ መቓብርኩም ክንገብራ ኢና” ዝፈከሮ ብትኽክልን ብተዘዋዋሪን (Ironically) ክምርመር እንተሎ “ንትግራይ መቓብር ትግራዋይ ክንገብራ ኢና” ማለቱ እዩ ነይሩ። ኣፍቲ ኩይናት ትግራዋይ ብኹሉ ፀላኢ ተኸቢቡ እንድረገፈ እንዳሃለወ ጭርሖ “ትግራይ ትስዕር” እንደበለ ይፍርምን ይደርፍን ዝነበረ ኣብ ትግራይ ዝቦቖለ ፋሺስት እኮ እዩ። ንዘምፀኦ ሳዕቤን ብዘይግድሽ፥ ዝሞተ ይሙት ትግራዋይ ኢሉ “ንሕና ንኣቢይ ኣሕመድ ኣውሪድና ስልጣን ፌደራል ደጊምና ክንሕዝ ኢና” ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ናብ መእለያ ዘይብሉ ብርሰትን ዕንወትን ክኣትው ዝመርሐ ጋኔን እኮ እዩ። ሰብ ዝኾነን ህሊና ሰብ ዘለዎ ዘየዋጽእን ዕንወት ዘምጽእን ገበን ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ክካየድ ዝሓስብን ዝትልምን መሪሕነት የለን ብጀካ ግልባብ ህግደፍ (ሻዕብያ) ዝተኸደነ ደማዊ መረሕነት ህወሓትን ቀዳሞቶም ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን። እዘን ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘራ ውሑዳት ገበናት ዘተኻየዳሉ ምኽንያት ንናይ ህግደፍ (ሻዕቢያ) ኣብ ኢትዮጵያ ተነሓናሒን ዕንቅፋትን ዘይብሉ ወረራ ተፈጥሮኣዊ ሃፍቲ ንምክያድ ዘኽእሎም ቅድመ ኩነታት ንምምችቻው ተተለሙ ዝተሸርሐ እዩ ብዘየጠራጥር። ህወሓት ንሰሜናዊ እዝ ከጥቅዕን ክወርርን እንተሎ ኣብ ኤርትራ ጥዕም ዜና ዓቢይ ቦናንዛን መና ምውራድን እዩ ነይሩ። ሰሜን እዝ 80% ናይ ኢትዮጵያሓይሊ ሰራዊት ኮይኑ ናይ ኤርትራ ዲክታተራት ወጠምጠም ንምምላስ ዝተተኸላ ፍሉይ ሓይሊ እዩ ነይሩ። እዙይ እንዳፈለጡ ብደብረጽየንን ናይ ቀረባ መማኽርቱን ዝምራሕ ሓይሊ ሰራዊት ግና ንናይ ኤርትራ ሓይሊ ሰራዊት ዝጠቅም ምዃን እንዳፈለጡ እቲ እኩይን ቕሉዕን መጥቓዕታ ፈጺሞም። ሰለዙይ ናይ ህወሓት ላዕለዎት መረሕቲን ተሓባበርቶምን ቁልፊ ወሳኒ ኢድ ዘነበሮም ኩሎም ዝፈጸምዎ ገበናት ክጻረይ ክእረዩን ናብ ቤትማእሰርቲ ክኣትዉን ይግበኦም እምበር ናጻ ኮይኖም ዝካየድ ዘሎ ሰላም ከዕንቅፉን ሽርሒ ክፈትሉን የብሎምን ። ኣብ ልዕሊ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ዝፈጸምዎ ገበን ወሰን ዘይብሉን ተመሳሳሊን ስለዝኾነ ኣብ ልዕሊ ናዚያውያንን ፋሺስታውያንን ዝተፈጸመ ፍርዲ ዓይነት ይግበኦም። ብመረሕቲ ህወሓት ዝተወለዐ ኩይናት ትግራይ መዘዙን ረብሕኡን ውጽኢቱን መዘዙ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ጅምላ ጭፍጨፋ ምፍጻም ሠፊሕ ምፍንቓል ህዝቢን ዘርኣዊ ስጉምቲን ብተናን ምክያድ ኣብ ዘይግቡእ ኩይናት ኣእላፍ ህይወት ትግራዋይ ክጠፍእ ምግባር ኣሻሓት ጉዱኣት ኩይናት ምግጣም ሰፊሕን ዓሚቑን ውድመት መሰረተ ልምዓትን ንብረትን ኣረመኔያዊ ድፍረት ደቂ ኣንስትዮን ወሰን ዘይብሉ ዝርፊያን ሠፊሕ ጥምየትን ጽምዕእትን ድኽነትን ሞትን ክፍጠር ምግባር ፀረ ሰላምን ዘይምርግጋእን ምፍርራሕን ክክትራንን ወንጀልን ኣብ ከተማታት ትግራይ ክፍጠር ምግባር ረብሕኡ ዋላ ሓንቲ ብዘይ ፍፁም ውድቀትን ዕንወትን!! ፍፁም ዜሮ ረብሓ እምበር!! ውጽኢቱ ፍፁም ብርሰትን፡ ዕንወትን ትግራይ - 50 ዓመት ሙሉእ መስዋእቲ ዝተኸፈለሉ ኩሉ ገደል ምእታው። ሞትን፡ ቁስሊን፡ ሕማምን፡ ጥምየትን፡ ጽምኣትን፡ ክባን-ዕጽዋን፡ ጭንቀትን ውርደትን፡ ህዝቢ ትግራይ መጠቓለሊ እዙይ ላዕሊ ዝተጠቐሰ ግፍዒን ገበንን መረሕቲ ህወሓት ፈፂሙ ፈፂም ሻላ ተባሂሉ፡ ተሸፋፊኑን ተረሲዑን ዝስገር ኣይኮነን። ታይ ድኣስ ብቕሉዕን ብናጽነትን ዝተመረጸን ዝትጣየሽን መርማሪ ኮሚሽን ተመዲቡ ናይቲ ኩይናት ምፍጣርን፡ ከይዲን፡ ውጽኢትን ብስፍሓትን ብዕምቖትን ናጻ ብዝኾኑን ተቐባልነት ብዘለዎምን ሰብ ሙያ ህጊን፡ ፖለቲካን፡ ማሕበራዊ ጉዳያትን፡ ኢኮኖሚን፡ ቴክኒክን ወዘተ ተጻርዩ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ። ናይ እቱይ ተመሪጹ ዘሎ ጊዜያዊ ምሕደራ ክልል ትግራይ ሓደ ዓቢይን ህጹጽን ሓላፍነት ድማ እዙይ ጉዳይ ኩይናት ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዘሎ ተጠያቕነትን ሓላፍነትን ክጻረይን ክምርመርን ገይሩ ናብ ህዝቢ ትግራይ ሪፖርት ምቕራብን ብህጊ ክራኣይን ምግባር እዩ። እዙይ ክርሳዕን ክሸፋፈንን ክስገርን ምግባር ክም ልሙድ ተግባር መረሕቲ ህወሓት ታሪኽን ጊዜ ዘይርሰዖን ይንዋሕ እምበር ዝኸፍ አ ተሓታትነት ዘኽትል እዩ። መተሓሳሰቢ ጎኒ ንጎኒ ነዚይ ናይ መረሕቲ ህወሓት ገበናት ድማ እቶም ካልኦት ሓይሊታት ማለት ናይ ፌደራል፡ ኣምሓራ፡ ኤርትራ ሓይልታት ዝፈፀምዎ ገበናት ኩለይ ሙሉእ ዓለም ከይተረፈ ኩሉ ትግራዋይ ዘይድቅሰሉ ጉዳይ እዩ። ብሰላማዊን ብህጋዊን መንገዲ ብኹሉ መድረኽ ዝፍፀም ይኸውን።

  • @okellobusha1351
    @okellobusha135111 ай бұрын

    PART ONE MESSAGE መረሕቲ ህወሓት ዘይሓባእ ገበን ክይናት (WAR CRIMES) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈፂሞም እዮም!! ብደብረጽየን ገ/ሚ መሪሕነት ዝካየድ ዘሎ ሠይጣናዊን ፋሺስታዊን ዝኾነ ጉጂለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ትግራይ ህዝቢን ዓዲን መበረሲ ዝኾነ ኩይናት ክውላዕን ክባራዕን ብምግባሩ ብዘየጋግይ መንገዲ ዋና ተጠየቕቲን ተሓተቲን እዮም። ብደብረፅየን መሪሕነት ኣባላት ጉጂለ ህወሓት ብንኡሱ እዘን ዝስዕባ ዘለዋ 15 መስደምመቲ ገበን ኩይናት ኣብ ትግራይ - ኢትዮጵያ ፈጺሞም እዮም፥ 1) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መዘዝን ጠንቂን ከምዘምጽእ እንዳፈለጡ ንናይ ፌደራል ኢትዮጵያ ሰሜን እዝ ኮነ ኢሎም ምውቃዕን ምውራርን ፡ 2) ህገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘይፈቕዶ ኣብ ትግራይ ጠቕላላ መረጻ ምግባሮም፡ 3) ንዓለም ብሙሉኡ ዘንቀጥቀጠ ኮቪድ-19 እንዳሃልወ እቲ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዘምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ግዲ ዘይምሃብ፡ 4) ትግራይ ብኣንበጣ ተወሪራ ህዝቢ ኹሉ ዝዘርኦ እኽሊ ከድሕን እንዳተዋደቐ እንዳሃልወ፥ መረሕቲ ህወሓት ንዘይረኽብዎ ናይ ኣዲስ ኣበባ ስልጣኖም ቅድሚያ ምሃቦም፡ 5) 2.0 ሚልይን ተጋሩ ክፋል ሲሶ ናይቲ ህዝቢ ኣብ ኢድ ሰብኣዊ ረዴት (Safety Net) እንዳሃለዉ፥ ርህራሄን ሓላፍነትን ዘይምርኣዮም 6) ኣብ ክልል ኣምሓራን ካልእ ኢትዮጵያ ከባቢ ንዝነብሩ ተጋሩ ዘፈራርሕን ዘጭንቕን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ በቲኖም፥ ትግራዋይ ወሊዱ ማእሪጉ ካብዝነበረሉ ብሰይጣናዊ ስብከት ኣፈናቒሎም ናብ ዝኸፍአ ናብራ ምእታዎም 7) ንገድሊ ዘይበጽሑ ህጻውንቲ ትግራይ ብጭካነ እንዳገደድካ ናብ ሓዊ ኩይናት ክኣትዉን ፈንጂታት ኣረይቲን ዓሩር ጥይት ተቐበልቲት ምግባር 8) ብጥምየት ዝሳቐይ ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ህይወት ምድሓኒ ዝተመደበ ናይ ዓልምለኽ ረድኤት እኽሊን፡ ነዳዲን፡ መጓዓዚያ መኻይንን ብህወሓት ዕጡቓት ክሰረቕን ክዝረፍን ምግባር 9) ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ኮነ ተባሂሉ ህጊን ስነ-ስርዓትን ምሕደራን ክፈርስ ተገይሩ፥ ኣብ ትሕቲ ህጊ ቁጽጽር ዝነበሩ ከበድቲ ወንጀለኛታት ናጻ ወጺኦም ወሰን ዘይብሉ ስርቂን፡ ዝርፊያን፡ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ክስፋሕፋሕ ምግባር፡ 10) ኮነ ተባሂሉን ተሓሲብሉን ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረኸባ መሰረተ ልምዓታት ንእብነት ናይ አኽሱም ከተማ ዓለምለኸ ኣውሮፕላን መዕረፊ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ገይርካ ምፍርራስን ንህዝብኻ ኣብ ፀግምን ስቓይን ምእታው 11) ነቲ መረሕቲ ህወሓት ዝጀመርዎ ኩይናት ተወሳኺ ገበነኛ ንምውሳኽን ከስቢ ናይ ዓለም ፖለቲካ ንምሽቃጥን ኮነ ኢሎም ንኤርትራ ሰለስተ ጊዜ ብሮኬትን ብካልኦት ነዊሕ ተጓዓዝቲ ከብድቲ ኣጽዋራትን ክትውቃዕ ገበሩ። ኣብ መበል ሳልሳይ ጊዜ ናይ ኤርትራ ሰራዊት ነዙይ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሙሉእ ሓይሉ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ብፍላይ ኣብ ቅድስት ስፍራ አኽሱምን ኣብ ማርያም ድንግላት ዓዲግራትን ቅሉዕ አረመኔያዊ ጨፍጫፍ ንከካይድ ቅድመ ኹነታትን ምኽንያትን ንፀላኢ ምዝግጃው። እዙይ እኩይ ግብሪ ናይ መረሕቲ ህወሓት ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ምሁራት ኤርትራ ባዓል ፕሮፌሰር ተኪኤ ፍሥሃጽየን ኣብ ትግራይ ዝጣየሻ ዘለዋ መሰረተ ልምዓታት ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ካኦት ምብራቕ ኣፍሪካን ንትገብሮ ናይ ኢንዱስትሪን ንግዲን ዕድላት ዝዕቅፋ ስለዝኾና ቀልጢፍና ክነዕንወን ኣለና ዝበልዎ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረን ኣብ ተግባር ዘውዓለን ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዝተሸርሐ ዓብይ ናይ ኩይናት ወንጀል እዩ 12) ኣብ ኣጋ መጀመርታ እቲ ኩይናት ኣብ ማይ-ካድራ ሑመራ ዞን አብ ሕርሻ ልምዓታት ተቖጺሮም ንምስራሕ ዝጽበዩ ኣብ ዝነበሩ ንፁሃን ኣምሓሩ ሓይሊ ህወሓት ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ ምስ ፈጸሙ፥ ዳሓር ድማ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሓይልታት ኣምሓራ ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ አብ ንጹሃን ተጋሩ ክፍጽሙ ክኢሎም። እዙይ ትግራይ ግልብጥብጣ ንኽትወጽእ ዝተሰረሐ ሽርሒ መረሕቲ ህወሓት እዩ። ናቶም ገበን “ቅዱስ” ገይሮም፥ ናይ ጸላኢኦም ገበን ድማ “ጄኖሳይድ” እንዳበሉ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምብካይን ኣውያት ፕሮፓጋንዳ ምብታንን ንዝፈፀምዎ ቅሉዕ ገበን ኩይናት ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ናይ ወፃኢ ዓዲታት ጎይተቶምን ዜና ማእከላትን ኩለይ ከምኣቶም ኢሰብ ኣዊ ኣውያት የእውዩ ነይሮም 13) ንፖለቲካ ሸቐጥ ተባሂሉ ዘይለ (Imaginary) ፀላኢ ምፍጣርን ብደቡብ ኣምሓራ፡ ብሰሜን ድማ ኤርትራዊ ከጥፍአካ መፀካ እንዳበሉ ኣጉል ፍርሒን (Phobia) ናይ ኣእምሮ ሽበራን (Psychological Terror) ብምፍጣር፥ ህዝቢ ትግራይ ክደናገርን ክፈርሕን ኢሉ ድማ መማረጺ ሲኢኑ ምስኣቶም ክስለፍን ምግዳድ። ብተወሳኺ ዘይዓርፍ ግጭትን ኩይናትን ጊዜ እንዳራኣዩ ብምፍሓስን ብምጽሓርን ንኹሉ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰላምን ዝተረጋገአ ሂወትን ከይረክብ ድቃስ ምኽላእን ኣብ ናብርኡን ጉዳዩን ከይጥምት ዕንቅፋት ምዃን 14) ረብሓ ጂኦፖለታካ ዘለዎም ናይ ወጻኢ መንግስታትን ሓይልታትን ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዝደልይዎ ናይ ውክልና ኩይናት (Proxy War) መረሕቲ ህወሓት ምችው ኩነታት ምፍጣርን ተግባራዊ ምግባርን። ናይ ወፃኢ ሓይልታት ተሓባበርቲን ሽርሐኛታትን ብምዃን ንህዝቢ ትግራይ መጋበሪያ ገይርካ ናብ ሓዊ ክኣትው ምግዳድ 15) እዚ ኹሉ ገበን ዝፈፀምዎ ምንም ከይተሰመዖም፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግም ሕውየትን ህንፀትን ኣብ ዝረባረበሉ ኢዋን፥ ንሓዋሩ ደው ዘይብል ኩይናት ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኣብ መንጎ ተጋሩ ንምፍጣር፥ ሎሚ ድማ ሰይጣናዊ ሕልሚን ግብሪን ኣብ ምጥያሽ ይርከቡ ንህዝቢ ከጥፉን ካብ መረበቱ ከፈናቕሉን ኮነ ኢሎም እንዳፈለጡ ኩይናት ወሊዕም ኣብ መጨረሰታ ብስሩዕ ተሳዒሮም ተንበርኪኾም ለሚኖም ናይ ሰላም ውዕሊ መርዚ እንዳጣዓሞም ፈሪሞም እዮም። ተመሊሶም ናብ ከተማታት ትግራይ ምስኣተዉ ግና መጥፍኢ ትልሚታት እንዳሓንፀፁ ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ዕረፍቲ ከሊኦሞ ይርከቡ። ትልሚ-1 ማለት PLAN- A ገይሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ርኹስ ሕልሞም ስለዝፈሸለ ንህዝቢ ትግራይ ዝብጽባጽን ህራስ ዝኽልእን ናብ ሃይማኖታዊ ትልሚ ሰይጣን ኣትዮም ይርከቡ። እዙይ ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ መንገዲ እንተዘይኮይንሎም ትልሚ-2 ማለት PLAN- B ኢሎም ዝመደብዎ እዩ። እዙይ ሰይጣናዊ ትልሞም ኩለይ ብኽልተ ገጽ/ክፋል ክትግብርዎ ድቃስ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ እኩይ ተግባር እዩ።

Келесі