Aguadu - Shfta Adi - ሽፍታ ዓዲ - New Eritrean Movie 2023 - By Dawit Eyob

ሰላም ተኸታተልቲ መደባትና። ብናይ ፌስቡክ ፔጅና ፎሎው ብምግባር ኣዛናጋዕትን ኣዛናይን ሓጸርቲ ኮሜዲታት ተኸታተሉ profile.php?...
ብ ኢንስታግራም ሰዓቡና / y.tekle
ብ ቲክቶክ ሰዓቡና tiktok.com/@aguaduentertainment
#Eritreanfilm #EritreanComedy#EritreanDrama #eritreanmusic #tigrignafilm #tigrignamusic #tigrignacomedy #tigrignadrama #eritreanmovie #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #tigrinamusic #neweritreanfilm #ethiopianmovie #ethiopianfilm #newethiopianfilm #habeshaculture #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm

Пікірлер: 235

  • @TekieYohannes-rv7xn
    @TekieYohannes-rv7xn11 ай бұрын

    መጽናዕትን ጥበብን ዝጎዶሎ ስራሕ !! ካብ ላህጃ ናይቲ ገጠራዊ ሂወት ጀሚርካ ኣከዳድናን ኣዘራርባን ኣይተጸንዐን !! ብፍላይ ሽፍታ ኮይኑ ዘሎ ጠቅላላ ኣብ ዘይ ቦትኡ ኣሎ !! ዳዊት ኢዮብ በጃካ ቁሩብ ዕረፍቲ ውሰድ አሞ ጽቡቅ ስራሕ ሒዝካ ምጻእ

  • @mahazhaz980

    @mahazhaz980

    10 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉 ኣገናዕ ከማካኻ እንተዝበዝሑ ስነጥበብ ምተዓረየ፡ ብሰንኪ እቶም ስነጥበብ ዘይፈልጡ እዮም ሻዲኖም ዘለዉ ኩሎም ኣርቲስት ፡በጃኹም ነቲ ዝንቀፍ ንቐፉ ነቲ ጽቡቕ ከኣ ኣተባብዑ❤❤

  • @yonasberihu8330

    @yonasberihu8330

    10 ай бұрын

    Zarkey aytigage it's comedy

  • @user-py8wb8ol1l
    @user-py8wb8ol1l11 ай бұрын

    ሰባይ ሽሕ ግዝየ ተገሃየ ከምዚ ነይ በርሀ ኣይጉሩዕን እይ ዳዋት እየብ ኣብ ብዝሕ ስርሕካ መልቀስ ትፈቱ ኣካሞ ተኣረመሉ

  • @Londonuk2285

    @Londonuk2285

    11 ай бұрын

    True

  • @amankidane4271
    @amankidane427111 ай бұрын

    ካብ ቲክቶክ ጠፊኤ ዝመጻኩ እየ ዌልካም በሉኒ ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤❤

  • @wintateame1471

    @wintateame1471

    11 ай бұрын

    Welcome bro😂😂😂

  • @snittube3875

    @snittube3875

    11 ай бұрын

    Enqao dhan mexka gezaka aythfer😂

  • @israelloveisraellove125

    @israelloveisraellove125

    11 ай бұрын

    ሰብ ቲክ ቶክ ናብዚ መንግስተ ሰማያት ኣይትምጹና ዱሁላት

  • @user-th2of4vc6z
    @user-th2of4vc6z11 ай бұрын

    Dawita lomi mexika welcom xbuk srah kab hatewketew wexika kmzi zbele msrahka akeyfkani

  • @kkdhdss7692
    @kkdhdss769211 ай бұрын

    ንበርሀን ንባኮን ዝፈቱ 👍👍 ርገጹ

  • @wadidashm24

    @wadidashm24

    11 ай бұрын

    ገለ ይርገጽካ ካሊእ ሪኢቶ ደኣ ከይ ትጽሕፍ እንታይ ዓይነት ኮሜዲ እዮም ዘርጊሖም ትሕዝቶ ዜሮ 🤐

  • @kkdhdss7692

    @kkdhdss7692

    11 ай бұрын

    @@wadidashm24 ኣይትጻረፍ እባ

  • @eseyaswerede6052

    @eseyaswerede6052

    11 ай бұрын

    ​@@wadidashm24 haswi

  • @------7948

    @------7948

    8 ай бұрын

    Ane tigraweyti ye n brhe kfetwo gn ❤😂

  • @wadidashm24

    @wadidashm24

    8 ай бұрын

    @@------7948 ኣነ ከኣ ኤርትራዊ ኮይነ ቢሄረይ ትግራዋይ እየ ቢርጌድ ንሓመዱ እየ ከኣ። ዳዊት እዮብ ዝሰርሖ ዘሎ ትሕዝትኡ ቆሎ ጥጥቆ ኮይኑ እምበር። ጻዕራም ስነጥበባዊ እዩ።

  • @ChgfHcf-vv4qo
    @ChgfHcf-vv4qo11 ай бұрын

    ዳዊት ስራሓትካ የድንቖን የክብሮን ኢየ ኢተእዛ ሽፍታ ዓዲ ኢልካ ትሰርሓ ዘለኻ ግን ብትዕግስት ኢየ ወድኤያ ኩሎም ተዋሳአትኻ ናይ ገጠር ክላበስዎ ኣይካኣሉ ኢቲ ሽፍታ ሞ ኻኣ የለን ስለዝስ ሞያኻ ኣይተፍኩሶ ኣማሓይሾ ብኽያት ካኣ ተብዝሕ ኣለኻ ምርር በል

  • @filimonhaile1993

    @filimonhaile1993

    11 ай бұрын

    Tanks bro and keman kemza natka eye texemime eye wedieyq Eza hasab kxhfa enda belku kedimkani (dawit eyob hade kab adnektka ete ente ezia gni aygdni mes nay ykreteu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @gobushyared6046
    @gobushyared604611 ай бұрын

    ወርሀ ብሓቂ መልቀስ ተብዝሕ ኣለኻእም ክኣ ኣሃገረሰብ ድነብር ሰብኣይ ካብ ክበኪነቲ ዓማጲኡ ክቀትል ይበለጶ ።

  • @user-lu8dk5ys4f
    @user-lu8dk5ys4f11 ай бұрын

    bareha arekay matabetay

  • @YonasHabtu-mu4fk
    @YonasHabtu-mu4fk11 ай бұрын

    Xbuq srah gn berhe qrub etom tewsati eti karakter nay ketama kem zelewo degikmo beal bako s kale karakter aykelen diyu wela abti nay ketema tedegagemi asha tray zkewn ❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @philmonfilmon2069
    @philmonfilmon206911 ай бұрын

    እንታይ እዩ እቲ መልእኽቲ ንሽፍታ ድልየቱ ግበርሉ ድዩ ዝብለና ዘሎ ካልእ ፈትን እምበር በዚኣስ ኣይተመሃርኩ ኣይሰሓቅኩ ግዜይ ግን ሰርቅካኒ 😢😢😢

  • @barambaras5824
    @barambaras582411 ай бұрын

    ጹቡቅ አዮባ ከምዚ ዓይነት ከኣ የድልየና ዩ። ለውጢ ጹቡቅ።🎉❤

  • @user-xm3kg6zk9k
    @user-xm3kg6zk9k11 ай бұрын

    ሽፍታ ጋልኩም ሃብኒ አይብልን ባዕሉ ደስ ዝበሎቶ ኢዩ ዝወስድ መአረምታ ይገበረላ

  • @abayweldeghergis7874

    @abayweldeghergis7874

    11 ай бұрын

    ጸሓፊ ሽፍታ ዓዲ ምባሉ ኣብኡ ንድለ!

  • @QuantumStulmy21

    @QuantumStulmy21

    11 ай бұрын

    ..የዋህን ሓድሽ ዓይነት ሽፍታ!

  • @robelgirmay6240

    @robelgirmay6240

    11 ай бұрын

    ንምንታይ ዲዩ ሽፍታ ዓዲ ኢላዎ 😢

  • @ShamGhde

    @ShamGhde

    10 ай бұрын

    በሓቂ 🤣🤣🤣🤣

  • @bereketmekonnen6581
    @bereketmekonnen658111 ай бұрын

    መጀመርታ ሰላምታይ ብምቕዳም ብፍላይ ሓው ዳዊት አዮብ ብአትገብሮ ዘለኻ ዓቢ ጥበባዊ ስረሓትካ ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን ።ክብረት ይሃበልና! ይኹን አምበር አቲ ጽባቐ ስራሕካ ከምዘለዎ ኮይኑ ኣብኩሉ ጥበባዊ ስረሓትካ፡ሓንትን ሕማቕ ገጸ ባህርን ኣላትካ ።ከምድፍረት ኣይተሓሰብ አዚኣ ምስናይ ኣኽብሮት ክትአርማ ይላቦወካ። አዛ ብኽያትን ጀርባዕ ባዕን ዘይሕብረተ ሰብኣዊ ባህልናን ዩ።ኣብ ሕብረተሰብና ዋላ አቲ ዝሓመቐ ሰብ ውሽጡ ኣብ ዉሽጡ ገይሩ ዩ ብንሕን ትብዓትን ሰብኣይ ምኻን ገጸባህርኡ ዘንጸባርቕ።አንተተጋግየ ኣርሙኒ በራኺ መኮነን የ የቐንየለይ።

  • @efremwenkeb1603

    @efremwenkeb1603

    11 ай бұрын

    Tkkl aleka Kemey sle zhasbo u naay wn tgermeni ya

  • @amanuelbeyene1342
    @amanuelbeyene134211 ай бұрын

    ናይ ባሓቂ ኹሉኹም ተዋሳእቲ ንፍዓትን ፈላጣትን ኢኩም ኣነ ኻብዞም ኹሎም ገዳይም ተዋዳእቲ እስኹም ናዓይ ጀጋኑ ኢኹም ምስኹሉ ጸገምኩም ተጻውርነትኩም ማለተይ እየ እቶም ገዳይም ተዋሳእቲ ተደርብዮም እዮም ዘለዉ ኣብስደት እሞ እታ ዘለኹማ ስርሑላ ጥራይ ስድት ዝባሃል ጥበብ የለቦን።

  • @eblihiwet288
    @eblihiwet28811 ай бұрын

    ጀርባዕ ከምዚ ዝብል ሰብኣይ ናይ ገጠር የብልናን ኣብ ኩሉ ፍልሚታትካ ብክያት ኣብዚሕካዮ

  • @alazar2867

    @alazar2867

    11 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-qx3ku6gz5n
    @user-qx3ku6gz5n11 ай бұрын

    Comment bdngla rekibya Dawit tfetu kulu like xket❤❤

  • @semeretesfaghabir186
    @semeretesfaghabir18611 ай бұрын

    ዘይትገድፍዎ እዚ ዙንቡዕ መጽናዕቲ ዘይትሓዎሶ ፊልምታት

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo430911 ай бұрын

    Dawit and his group they are the best all them comedian, some one is say Eritrean they don't have nothing to like they are best all the group members comedy

  • @mahazhaz980

    @mahazhaz980

    10 ай бұрын

    ኤህ 😂 እቲ ትግርኛኺ ናበይ ከይድኪ ዘይትፈልጢ እንተኾንኪ መን ገዲድኪ ከም ናይ እዮብ ኮሜዲ ኢኺ ንስኺ

  • @flchristisaiah1123
    @flchristisaiah112311 ай бұрын

    ዳዊቶም መሕጎል 😂😂❤🎉

  • @aklilumasho2446
    @aklilumasho244611 ай бұрын

    Deqi Eritryyy shikorat I love you ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️😊

  • @user-oz8ik5fz3i
    @user-oz8ik5fz3i10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @luwamyebio4718
    @luwamyebio471811 ай бұрын

    Waw nay lomi comedy xibkti kemzi gerkum azenaguna xibuk ❤❤❤

  • @user-le2bh4qc9k
    @user-le2bh4qc9k10 ай бұрын

    ያምራል እጅግ ጥሩ ነው በርቱ

  • @eblihiwet288
    @eblihiwet28811 ай бұрын

    ቱኩስ መልቀሲ ዳዊት ነዓባ ቁሩብ ሰብኣይ ናይ ገጠር ከምዚ ዝብል የለን

  • @regataraya7861
    @regataraya786111 ай бұрын

    😂😂😂 love this group best comedians.

  • @BahabelomSolomon-bs1qm
    @BahabelomSolomon-bs1qm9 ай бұрын

    Wawww

  • @hagertesfay7609
    @hagertesfay760911 ай бұрын

    ኦይ አዛ ፍሊም ወላሓንቲ ኣሳራራሓኣ ኣይከኣልኩማን ሶሪ ኣብ ቀጻሊ ተማሓይሽኩም ቅረቡ

  • @Samteshome88

    @Samteshome88

    11 ай бұрын

    Ok producer 😂😂😂😂

  • @endahafene3354
    @endahafene335411 ай бұрын

    Good job deki eru 🇪🇷🙏🙏

  • @fil_Po
    @fil_Po11 ай бұрын

    Well ክንላሞዶ ኢና,እምበር ፎኪሲኒ ሽፍታሲ ብሓቂ Dav. We will see next.

  • @tekhlehaimanotgebre5447
    @tekhlehaimanotgebre544711 ай бұрын

    ክክክክክክክክክክክክክክ ኣየ ዳዊት ብሰበይቲ ክትድከርን ከተእውንድዩ ደስ ዝብለካ ።ሸታሕታሕ ትብል ኣሎኻ ።መጽናዕቲ ዘይብሉ ህውታትያ ምርኢት ።ካብ ምዓስ ሽፍታ ለመነ

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi186311 ай бұрын

    ኣኺልዋ ወዲኣ ድያ? ትቕጽል መሲልኒ ጓል ብጫ እኳ ትሓይሽ ቁሩብ ሂወት ዘሪኣትላ ኔራ እምበር እዚኣስ ኮሜዲ ኣይትባሃልንያ በርሀ ብብኽያት ወዲእዋ

  • @LijNatanLijNatan
    @LijNatanLijNatan11 ай бұрын

    ኣይ እዛ ፊልም ሽፍታስ ሲ ጎበዝ ዓዲ ኮይኑስ ጋልኩም ሃቡኒ እናበለስ ዓዲ ያኣቱ ሽፍታስ በረካ ዩ ዝቅመጥ ተኮነስ ክዝርፍ ኢና ንፈልጦ ሸለልትነት ዝበዝሓ ፊልም ያ 😂😂😂

  • @rahelfssehation8913

    @rahelfssehation8913

    11 ай бұрын

    Emo eta aresti eko shifta addi eya tbel shifta berka aykonetn tbel

  • @merhawitesfamariam2424
    @merhawitesfamariam242411 ай бұрын

    Well come. Hji kea kale shifta amxiukmlna

  • @peaceforall1583
    @peaceforall158311 ай бұрын

    Shiftnet bjeka wedi Dunkur,zkielo Yelon

  • @user-pk8ey6tk2d
    @user-pk8ey6tk2d11 ай бұрын

    ጎጉል ኣብዚኣ ጹቡቅ ገጸ ባህሪ ኣምጺካዮ አበር ዝሓለፈስ ኣሸልታዊ ነሩ❤❤❤❤❤

  • @hds5987
    @hds598710 ай бұрын

    ኣብ ቆላሚጠስ ኮንካ‘ስ ሽፍታ ይበሃለለይ

  • @berhanuabderhim8767
    @berhanuabderhim876711 ай бұрын

    Grazie mille 👍✌️🙏

  • @algamichael8910
    @algamichael891011 ай бұрын

    ❤❤🎉🎉❤❤❤

  • @user-vm2hc1cf3d
    @user-vm2hc1cf3d11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ wow

  • @erihalal3290
    @erihalal329011 ай бұрын

    ደቂ ሪመይ ❤❤ ዳዊት ግን ከም ሰብኣይ ዓድና ትብዕ በል ኣብ ሂወተይ ከምዚ ናትካ ዝገብር ኤርትራዊ ኣይረኣኹን መአረምታ የድልየካ ንቐጻሊ

  • @mikisebey4663
    @mikisebey46637 ай бұрын

    ❤❤❤😅😅😅 dawit yaho

  • @fnanbruk
    @fnanbruk10 ай бұрын

    ብጣዕሚ ሕማቕ ስራሕ: ብዙሕ ጎደሎ ኣለዋ,,,,ኣወዳድኣ: ለሃጃ: cameraman b gega ተሳኢሎ ኣሎ

  • @Hdhd-jh8sk
    @Hdhd-jh8sk11 ай бұрын

    ትምህርቲ ዘይብሉ ስራሕ ካብ ትጅምሩ ነዊሕ ኮይንኩም ኣሎ

  • @yonasberihu8330
    @yonasberihu833010 ай бұрын

    Dawit eyob really comedyn funny man

  • @wegahtateweldel2362
    @wegahtateweldel236211 ай бұрын

    Amazing quality❤ Gele aynet camera. Good job deki Erey!

  • @wegahtateweldel2362

    @wegahtateweldel2362

    11 ай бұрын

    Ya kurub menkesekas Alewa ab 14:14 but I am talking about the quality of the picture.

  • @so-bc3nt

    @so-bc3nt

    11 ай бұрын

    6፥13

  • @josanjossi5308
    @josanjossi530810 ай бұрын

    ብላሽ

  • @habenhadgu725
    @habenhadgu72511 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-dh5fh7jl3d
    @user-dh5fh7jl3d6 ай бұрын

    ❤️👌🏻💪👍

  • @hegdefmendefxirehezbi7368
    @hegdefmendefxirehezbi736811 ай бұрын

    💙💙💙💜💜💜🌿🌿🌿

  • @misginaiyasu2120
    @misginaiyasu212011 ай бұрын

    BEST DAGE ERITERAN HWKARENATAT SALAM🙏🖖🤍 NEKOLKOM ABLAT

  • @adu8778
    @adu877811 ай бұрын

    👍 👌

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha836111 ай бұрын

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷

  • @kidanemariameyob8752
    @kidanemariameyob875211 ай бұрын

    ዳዊት ንግበሮ ኣይነጸብቆ ጌርካዮ። እዚ ናይ ገጠር ባህላዊ ድራማ ነቶም ዝኽእልዎ ግደፈሎም። ድርሰትን መራጻ ተዋሳእትን ከምኡ ውን ብቅዓት ናይ ገሊኦም ተዋሳእቲ ብሕልፊ ናይቲ ሽፍታ ከም ትጽቢትና ኣይኮነን ማራ ጎዲሉ ኣሎ። ኩሎም ደረስቲ ዘድምዑሉ ጆርና ማለት ዓይነት ድራማ ኣሎ። ናትካ ኻኣ ናይ ከተማ ኮሜዲ እያ።

  • @gomadgodam9421
    @gomadgodam942111 ай бұрын

    👍❤️❤️❤️❤️❤️👌

  • @wintqadhanom8756
    @wintqadhanom875611 ай бұрын

    Dawit so good

  • @user-dh5fh7jl3d
    @user-dh5fh7jl3d3 ай бұрын

    💫👍💪💙

  • @abeiltesfu3836
    @abeiltesfu383611 ай бұрын

    🎉😂❤🎉😂❤🎉😂❤

  • @user-du8ig9pi3v
    @user-du8ig9pi3v11 ай бұрын

    Good job yoni

  • @bereketmehari4501
    @bereketmehari450111 ай бұрын

    😢😢😢😢😢 ezi films hasiru

  • @lemlemwolday2976
    @lemlemwolday297611 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Salh-wr5dq
    @Salh-wr5dq11 ай бұрын

    ክክክክክክ

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k11 ай бұрын

    Nice 😂❤

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak430111 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @fil_Po
    @fil_Po11 ай бұрын

    Kkkkk ምስኪን ሽፍታ

  • @semereandebrehan1836
    @semereandebrehan183611 ай бұрын

    Welcome back deq eri

  • @user-xy6zi4zn5b
    @user-xy6zi4zn5b11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-gy4eo5bw5h
    @user-gy4eo5bw5h11 ай бұрын

    በርሀ 😂😂😂😂😂😂ማሕጋል

  • @user-tz2yf3xm4w
    @user-tz2yf3xm4w11 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉

  • @nazrawimille
    @nazrawimille11 ай бұрын

    ዳዊታ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ኣድናቒካ እየ ብዝኮነ ክብል ደልየ ዘለኩ ብዙሕ ናይ ካሜራ ጌጋታት ኣሎ እሞ ከም ኣድናቂካ ንመጻኢ ከተታዓራርዩ ምደለኩ ኔረ ናኣብነት ዛኣክል 14:13 ጌጋ ኣሎ ኣጆካ ግን ጽቡቅ ስራሕ

  • @Shalommm34
    @Shalommm3411 ай бұрын

    Hjiiii do yehayish egireyy egireyyyy 😂😂😂

  • @mahazhaz980
    @mahazhaz98010 ай бұрын

    ኣበይ ከይደ እየ ኡይይ ዝብሎ ሕማቕ ስራሕ

  • @DebasluelDebas1-kc4dk
    @DebasluelDebas1-kc4dk11 ай бұрын

    Dawit habibi kef aleka gn abza srah gdlet rie ab 14 minutes 14 second gega ala ab kale srah ntenkek dawit shkor kexilo kef aleka

  • @BerheTekle-yt7gk
    @BerheTekle-yt7gk11 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-bc4sz7gk7x
    @user-bc4sz7gk7x11 ай бұрын

    ❤❤❤❤😊😊😊

  • @fhhg6452
    @fhhg645211 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-ts9pg4uz2y
    @user-ts9pg4uz2y5 ай бұрын

    Good

  • @user-mn1ss2gs6o
    @user-mn1ss2gs6o11 ай бұрын

    Welcome 💖👈🏽

  • @NatuNatu-kd2zv
    @NatuNatu-kd2zv11 ай бұрын

    Defe meherer❤❤❤

  • @aidamebrahtu2792
    @aidamebrahtu279211 ай бұрын

    😂😂😂❤

  • @biniamkebrom6818
    @biniamkebrom681811 ай бұрын

    Nice comedy, gen dawa gerb aytkurts

  • @AdaRaMs402
    @AdaRaMs40211 ай бұрын

    Ezi shifta Kab ziom berger nkebdom eyu xmesl.😂😂

  • @Mera612
    @Mera61211 ай бұрын

    ሽፍታ,ፎኺሱኒ ዋይ

  • @user-bt4kf7mj4s
    @user-bt4kf7mj4s11 ай бұрын

    Nice job❤❤❤❤❤

  • @HaileabTesheme-gr4ob

    @HaileabTesheme-gr4ob

    10 ай бұрын

    Nice job❤❤❤❤❤

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam874911 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • @aloniabgaby9013
    @aloniabgaby901311 ай бұрын

    Seytan nachu Endym Argo programe

  • @meharizeremariam9389
    @meharizeremariam938911 ай бұрын

    ኣወዳድኣ ዜሮ

  • @OJDBang
    @OJDBang11 ай бұрын

    Be gauley aytimxoni be gaulkom keymexakum😂😭

  • @user-jx4hz6ie3i
    @user-jx4hz6ie3i10 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfomshambel3130
    @tesfomshambel313011 ай бұрын

    ኣየ በርሀ ሽለት

  • @HailezgiBeraki-ce7qd
    @HailezgiBeraki-ce7qd9 ай бұрын

    Part 2 ❤❤❤❤🎉

  • @user-vm3lw3sd4c
    @user-vm3lw3sd4c8 ай бұрын

    ቀፃሊት አለ ድያስ ከመይ እያ አሕዋት

  • @aguaduentertainment

    @aguaduentertainment

    8 ай бұрын

    ተወዲኣ እያ

  • @goytomyemane2437
    @goytomyemane243711 ай бұрын

    Welcome deqi eri

  • @SEMWTEK
    @SEMWTEK11 ай бұрын

    Xbkti neira gn ab mewedaeta ayxebeketin wey eti shifta kthaz neirwo weydma Dawit ab ruesu khrem neirwo 😂😂😂 wey eti shifta wey Dawit keawetu neirwom

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari910710 ай бұрын

    👍👍👍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️

  • @user-vg2zf8ih8q
    @user-vg2zf8ih8q4 ай бұрын

    Bota aymerxkumn

  • @user-sy9dm9dr4x
    @user-sy9dm9dr4x9 ай бұрын

    ሸፋቱዓዲሃሎ።

  • @funtiabrhaley5935
    @funtiabrhaley593511 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😂😂😂

  • @jossiafie7684
    @jossiafie768411 ай бұрын

    ,ዓዲ ምልእቲ ዘይትህቦ ትብል ዘላ ፈትያ ኣይኮነትን ንዐኦም ክጥዕሞም እዮም

  • @selamdrar8907
    @selamdrar890711 ай бұрын

    ❤❤❤😅

  • @jonasbereket5440
    @jonasbereket544011 ай бұрын

    R i p😮😢😢

Келесі