Abubaker Haj Hassen- Fqrey

Пікірлер: 15

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yh14 күн бұрын

    ብ ሳክስፎን ዝጸመመ እዝና የሕዊካልና ዜማታትካ ብጣዕሚ ዝፈትዎም ኩሉ ደርፍታትካ ዜማታትካ ስታዝ እዝነይ ጸልየ ዝሰምዕ ክብሪ የሃበልና እዝታዝ ነዊሕ ዕድመ ይምነየልካ ❤❤❤❤❤❤

  • @samidebesay4399
    @samidebesay43992 ай бұрын

    Abu nsle s netbeb tray zsrhu wuhudat sne tbebawawuyan hade kabatom eika ❤❤❤❤❤❤ goyta ziema thanks zemnawi muziqa tefryelna zelak nezom n hashtu zemnawi kem n sem gierkan eika emo ❤❤❤❤❤❤ long life

  • @Parkawi13
    @Parkawi136 ай бұрын

    Awbeker One of the best singer❤❤❤❤❤

  • @elsadebru2667
    @elsadebru2667 Жыл бұрын

    Bellissima canzone ♥️🇪🇷🌹

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion55410 ай бұрын

    One of the best hits

  • @amanmengstab4198
    @amanmengstab41982 жыл бұрын

    The great singer wedi haji

  • @yason8490
    @yason84905 ай бұрын

    ሀ ሁ እንዳበልኪ ዘምሃርክኒ ሕጂስ ምስ ዓንበበ ምስመቀረ ትርሕቅኒ (2x) ፍቅሪን መማቕርቱን ምሰ'ፋለጥክኒ ሕብራዊ ሰሓቅኪ ምስ የሕወዝወዘኒ ቦኽሪ ሰበይ ኣይስምዓክን ድዩ ከምቲ ዝስምዓኒ ንዓይ ሰበይ ኣይስምዓክን ድዩ ቲ ዝስምዓኒ ንዓይ ፍቅረይ ትርሕቅኒ ናበይ። ፍቅረይ ትመጽሉ ግዜ ፡መዓስዩ ክጽበ ሎምስ ተወዲኡ ዓቅለይ ትዕግስቲ ኣጽቢበ ኣብ ዳስ ከም ዘይተባህለልና ዕሰሌ ዕሰለ ዳሕራይ ንኽንፈላለ ንምንታይ ንላለ፧ ፍቅረይ ኣበ'ለኺ ኣበይ፧ ፍቅረይ ከመ'ለኺ ከመይ፧ ፍቅረይ ነዊሑ ምጽባይ፧ ፍቅረይ ስደዲ'ባ ድሃይ! ፍቅረይ ፡ፍቅረይ! ኮሊፍክያ ልበይ ብርካ ከይደልደለ ኣንቢዕክዮ ፍቅረይ ሰሓቁ ከይጀመረ ቦኽሪ ሰበይ ክንዲ መዘከርታ ቃንዛ ገዲፍክለይ ንዓይ ፍቅረይ ክንዲ መዘከርታ ቃንዛ ገዲፍክለይ ንዓይ ፍቅረይ እንታ'ዩ በደለይ፧ ፍቅረይ ትመጽሉ ግዜ መዓስዩ ክጽበ፧ ሎምስ ተወዲኡ ዓቅለይ ትዕግስቲ ኣጽቢበ ኣብ ዳስ ከም ዘይተባህለልና ዕሰሌ ዕሰለ ዳሕራይ ንኽንፈላለ ንምንታይ ንላለ፧ ፍቅረይ ኣበ'ለኺ ኣበይ፧ ፍቅረይ ከመ'ለኺ ከመይ፧ ፍቅረይ ነዊሑ ምጽባይ፧ ፍቅረይ ስደዲ'ባ ድሃይ! ፍቅረይ ፡ፍቅረይ! ሀ ሁ እንዳበልኪ ዘምሃርክኒ ሕጂስ ምስ ዓንበበ ምስመቀረ ትርሕቅኒ ፍቅረይ ትመጽሉ ግዜ መዓስዩ ክጽበ፧ ሎምስ ተወዲኡ ዓቅለይ ትዕግስቲ ኣጽቢበ ኣብ ዳስ ከም ዘይተባህለልና ዕሰሌ ዕሰለ ዳሕራይ ንኽንፈላለ ንምንታይ ንላለ፧

  • @melakeakal2115
    @melakeakal21159 ай бұрын

    The one and the best

  • @Mun0022
    @Mun0022 Жыл бұрын

    Just waaaw 💯👌

  • @natutesfie1921
    @natutesfie19217 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @user-nk7ix1ir1k
    @user-nk7ix1ir1k5 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @user-vf8xn7ot7q
    @user-vf8xn7ot7q7 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-er1vz5zx6h
    @user-er1vz5zx6h Жыл бұрын

    ❤❤❤

  • @merhawiande1157
    @merhawiande1157 Жыл бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yobelmhretab3753
    @yobelmhretab37538 ай бұрын

    ❤❤❤❤