Abraham Afewerki Music Channel - Concert in Sawa (Eritrea) Part 2 - Live Video No Stop -

Фильм және анимация

Abraham Afewerki Music Channel - Concert in Sawa (Eritrea) Part 2 - Live Video No Stop
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር

Пікірлер: 471

  • @abielmichael3419
    @abielmichael34193 жыл бұрын

    ኣቢ ኣቦ መንእሰይ ኤርትራ ብዓል ነዊሕ ራኢ ን ኣቢ ዝፈቱ ላይክ ይርገጽ

  • @user-ze6xb9mg3t
    @user-ze6xb9mg3t3 жыл бұрын

    ኣ . ኣኽባሪ ህዝቡን ፈትውቱን ብ ብርሃን ዉጹዓት ራ ራኢ ጽባሕ ብተስፋ ዝነብር ሃ ሃሰው ብሃሊ ናብራ መደልደሊ ም ምፍቃር ህዝቡን ሃገሩን ኣብርሸይ ወትሩ ኣብ ልብና 💔

  • @efremmahari8264
    @efremmahari82644 жыл бұрын

    ንስኻ ጥበብ ንስኻ ፍቕሪ ንስካ ~ ሕልና ንስኻ ~ ሃገር ንስኻ ~ ተስፍ ንስኻ ~ ኩሉ,, R,I,p

  • @samielmebrahtu1243

    @samielmebrahtu1243

    2 жыл бұрын

    🥰🥰🥰🥰

  • @angosomyigzaw6062

    @angosomyigzaw6062

    2 жыл бұрын

    ፍቅሪ ኢካ ኣብርሸይ❤

  • @aliintesar2810
    @aliintesar28102 жыл бұрын

    Eritrean Girls you deserve peace , freedom and love.please don't lose your happiness even in hard times. Keep your beautiful souls and don't lose hope.My name is Fatma Araho and I'm 11 years old. I LOVE YOU ERITREA

  • @eriasmara9789
    @eriasmara97893 жыл бұрын

    ደቂ ኤረ ንብዓት መይተ እዚ ጀግና ደራፍ ምስ ጀጋኑ

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ኤርትራዊ ክሕጎስ እዪ ዘለዎ ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ኩሉ ናብ ንቡር ክምለስ እዪ' ሰላም ኣብ ስደት ፋሕ ኢልካ ዘለካ መንእሰይ ኣጆካ ኩሉ ክሓልፍ እዪ ።

  • @user-hx1jz2hr3k

    @user-hx1jz2hr3k

    4 жыл бұрын

    ዛ ዓርከይ ማዓስ እዩ ሞ!!!?ክሓልፍ ባኣኣኣ ዘዝተወለደ ናብ ስደት እንዳ ወጸ!!!!

  • @ronaldoneymarjr3345

    @ronaldoneymarjr3345

    3 жыл бұрын

    Afka ysar wedi erey

  • @LuLu-gn3rs

    @LuLu-gn3rs

    3 жыл бұрын

    Amen 🙏

  • @sirajjaber9007

    @sirajjaber9007

    2 жыл бұрын

    amen zarkeyyyy

  • @dawitgebrat1878

    @dawitgebrat1878

    2 жыл бұрын

    ንክብረት እታ እንዳ ሰብ ሸቂላ ዘዕበየቶ ወላዲት ህቡብ ስነጥበባዊ ኣብርሃም፡ ኣብቲ ዓዳ ኣብጎና ክቅበር ኔርዎ ትብል መሳርሕታ ነበር፡ ብርኢቶይ ግን ኣብታ ናይ ጥንቲ ፋልማዊት ከተማናን፡ እንተላይ መበቆል ዓዲ ውሩይ ደራሳይ ፑሽክን ዝኮነት ድባርዋ ምቅባሩ ዝዓቢ ክብረይ የለን ይብል🇪🇷🤝♥✌🏽💐

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ኣብ ፍቆዶ ስደት ከርተት ትብል ኣላ ኣብርሸይ ብድሕሬካ ኣይጥዓመን

  • @altayebawadalla8176
    @altayebawadalla81762 жыл бұрын

    To all my Eritrean people ❤ I love you----from 🇸🇩 sudan

  • @ermile2091

    @ermile2091

    2 жыл бұрын

    we love u to bro

  • @wedimaryam15
    @wedimaryam152 жыл бұрын

    ደቂ ኤረይ🇪🇷ኣናብስ♥️ምስቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘየለ ነቢ♥️ኣምርሃም♥️ኣፎርቂ♥️ ዘይድገም ግዜ ሓሊፉ 😢RIP😭ኣብርሸይ ኣሰርካ ክንስዕብ ኣምላኽ🙏ይሓግዘና ዙር💎♥️ፍሽኽታ ኣመለይ♥️✌ ኣብ ዘለኹሞ ሰላም ንዓኹም ብሓፈሻ ለዋህ ህዝበይ♥️ለጋስ ህዝቢ ኤርትራ♥️🇪🇷ኣምላኽ ሰናይ ዘመንካ ይምለሰልካ🙏♥️ኣሜን

  • @mierafhabte1164

    @mierafhabte1164

    2 жыл бұрын

    Amennnnn

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ሰብ ጠፊእና ልዕሊ ብሩር ወርቂ ንሱ ከ መን እዪ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ክንብል ንውዕል ኔርና ብህጻንነትና ' እዋይ ኣብርሸይ ሓላል ዓለም ጎደሎ ዓሕሕሕ

  • @imissyouzemeny6876

    @imissyouzemeny6876

    2 жыл бұрын

    Nay bhaki abrham hawey mengste yewarska Ahhhhhh alme gedelooo efffffff😭😭😭😭🤣😭😭

  • @loemessikongofffootball7461
    @loemessikongofffootball74614 жыл бұрын

    ኣብርሸይ ነዚ ክርኢ ከለኹ ዘለኻ መሲሉኒ ይሕጎስ ሞ ደሓር ይርደኣኒ ከምዝተፈለኻና ወትሩ ጸሎት ይገብር ነቲ ንኽትምለሰና ወላ ካ ገቢድ ተኾነ ብተስፋ ግን ይጽበ አንድዒ ኣይርደኣንን አዩ ኣይኣምንን ከማን ሓደ ማዓልቲ ባ ናይ ሕጊ ተፈጥሮ ሲዒርካ መጻኹ በለና ኣብርሽ ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ሕልና መግለጺ ዘይርከብ ነዓኻ ዝኸውን

  • @michealhaderaadam5417
    @michealhaderaadam54173 жыл бұрын

    ኣብዚ ግዜ ዓሰብ ነይረ ደቂ ዓደይ ተናፈቅቲ ❤️🇪🇷🙏🏿

  • @Hordata770
    @Hordata7704 жыл бұрын

    ብዓል ሓቦ ብዓል ሕልና ዓቕሊ፡ ንርሑቕ ትጥምት በሊሕ መስተውዓሊ እቲ እንኮ ዘይድገም ህያብ ናይዛ ምድሪ እንታይ ሞ ክግበር ኮይኑ ስራሕ ፈጣሪ ኣብርሸይ እቲ ተገንጺሉ ዘይውዳእ መጽሓፍ ክገልጸካ ይፍትን ብሓቦ ብትብዓት ግን ዓቕሚ የለን ይሓጽረኒ ቃላት ኣውሪደ ደይበ ስኢነ ፊደላት ኣብ ኩሉ ከይበጻሕኩ ይቕድመኒ ንብዓት ኣቢተይይይ ወናኒ ልበይ Love u ma hero ❤

  • @user-md1cl9mn7l
    @user-md1cl9mn7l4 жыл бұрын

    ኤርትራ ክንደይ ብሉጻት ኣጥፊኣ እንታይ ከሪአኒ ብሕጂ>ኸ? መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ❤🙏🏾 ኣብርሂሞ ሓላል ፍጥረት😥❤

  • @capitano78
    @capitano783 жыл бұрын

    እዋይ ኣነ ኤርትራ ዓደይ ናይ ብሐቂ ተዘሚታ:: ኣብርሃመይ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርስቲ ዝበልካና ዘኪረ ኩልሳዕ እንዳዘከርኩ ይነብዕን የስቆርቁርን:: ፎእ ዓለም ረሳሕ::

  • @user-ir6dv5nq5b
    @user-ir6dv5nq5b3 жыл бұрын

    ኤሪትራዊ ምኻነይ ንፈጣሪ የመስግኖ ኣርእዩ ዝኸለኣና ንኣብራሃም ድማ የምርሮ ግን ካኣ ህያው ኮይኑ ደርፍታቱ ተስፋ ዘስንቀና ዘሎ ተመስገንካ ኣምላኸይ ኤሪትራዊ ጌርካ ዝፈጠርካኒ

  • @ilaneritrean8973
    @ilaneritrean89734 жыл бұрын

    Ab Eritrea hawelti kisrhalu alewo frqi ketema asmera bisim Abraham afewerki kitsiwae alewo 🙏🙏🙏

  • @RahelTeka45
    @RahelTeka454 жыл бұрын

    😪😪😪😢😭😭😭😭 ነቢዐ ። ኣብርሽ እንቃዕ ኣይረኣካዮ ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ከምዘሎ ።

  • @qestedebenaentertainment5447
    @qestedebenaentertainment54474 жыл бұрын

    ኣብርሃም እቲ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኣብርሃም እቲ ትርግታ ልቡ ህዝቢ ከየንበቦ ህግደፍ ዝቆጸዮ legend ኣፍቀርቲ ኣብርሃም ሃየ ኣብዚኣ ሳብስክራይብ ንተሓጛጎስ ረጊጽኩማ ሕለፉ ደቂ ኤረ

  • @eriasmara9789

    @eriasmara9789

    3 жыл бұрын

    ትምበሊ ለክባጥ ዲጂታል ኣዓመ። ትግራይ

  • @qestedebenaentertainment5447

    @qestedebenaentertainment5447

    3 жыл бұрын

    @@eriasmara9789 zemenawi barya gila iseyas wedi komarit

  • @trhastewelde4738

    @trhastewelde4738

    3 жыл бұрын

    @@eriasmara9789 hgdef lahsi

  • @eriasmara9789

    @eriasmara9789

    3 жыл бұрын

    @@trhastewelde4738 ገና ኣጋመ ቀሪብክን ኢክን።ቢኢድክን ክንህዘክን ኢና።

  • @eriasmara9789

    @eriasmara9789

    3 жыл бұрын

    @ኣርክብ ኣርክብ ኣንታ ቆማል ዕዳጋ ዓርቢ ዶ ትረኣየካ ኣላ።

  • @user-fu7xv5hc6k
    @user-fu7xv5hc6k4 жыл бұрын

    ኣቢተይ መምህር ሂወት መምህር ሓቂ መምህር ተስፋ መምህር እምነት!!!!!!!!!!!!" ላይክ ኣቡለይ ንኣብርሽ

  • @Ftsumokhaile
    @Ftsumokhaile3 жыл бұрын

    እቶም ሓመድ ዝደፍኑ እቶም እምኒ ዝጸቕጡ ክንደይ ይረግሙ ክንደይ ይጭክኑ ሕስብ ዘየብሉ ዘየመዛዝኑ ማዕድን ተውጽኦ እምበር ከመይ ኢልካ ይቕበር !!! ኣብርሽ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ለባም ሰብ ወትሩ ሃገረይ በሃሊ ።

  • @grmayasgedom9846

    @grmayasgedom9846

    2 жыл бұрын

    ናይ ብሓቂ ማዕድን፡ ክሳብ ሕጂ ተመሲጠን ዘንብዓንን ደርፊ ናይ ኣብርሃም ጥራይ ዩ ንኣብርሃምስ ሞት ኣይትግብኦን ኔራ ኣሕሕሕ

  • @user-ts5dq1my5e
    @user-ts5dq1my5e4 жыл бұрын

    ኣብረሃመይ ኣቦ ፍቅሪ, ሞራል, ተስፋ። ፍቅሪ ሓጥያት እንተኮይኑ ክጸድቅ ኣይደልን የ😍

  • @fikrizifetu6023
    @fikrizifetu60233 жыл бұрын

    Best Eritrean concert ever...legend Abraham Afewerki... R. I. P

  • @blarckstar5067
    @blarckstar50674 жыл бұрын

    ንሓንቲ መዓልተቲ ንሕጊ ተፈጥሮ ስዒርካ እባ ዳሃይና ፍለጥ ረሲዕካና፣እኮ።

  • @user-ue3kb6lt2t
    @user-ue3kb6lt2t3 жыл бұрын

    ጽቡቕ ዘይፈትዉ ሓሳዳት እንዶ ሞ ኣጥፊኦሙኻ ኣብርሃም ሓውና መሲሉዎም እምበር ወትሩ ኣብ ልብና ኢኻ ::

  • @rakiabekri9481

    @rakiabekri9481

    2 жыл бұрын

    ሐቅኻ ሰላም ዘይፈቱ

  • @eagle4413
    @eagle44134 жыл бұрын

    📚📚🔐 ምቁር ! ነቢብካ ዘይምኖ መጽሓፍ ሂወት

  • @asmaratimes24
    @asmaratimes243 жыл бұрын

    who is listening to this concert and this man of the miracle Abraham on Independence Day May 24, 2021?

  • @noahsmith108

    @noahsmith108

    3 жыл бұрын

    Awet hafash

  • @mohagos6868

    @mohagos6868

    3 жыл бұрын

    Independence day????????

  • @muluedawit2287
    @muluedawit22873 жыл бұрын

    ንዓና ንስካ ኩሉ ኢካ መምህር ፍቅሪ ኢካ ስራሓካ ኩሉ ፍላስፋ ኢካ፡ኣብ ሳዋ ገለ ንእሽቶ ክዝክር ኩሉ ሰብ ስእልካን ደርፍካን ኣብ ጥራዝ ዘይ ጻሓፈ ኣይነበረን ።ንስካ ሓላል ንስካ ፈቃር !!!!

  • @saraalemayehu5545
    @saraalemayehu55457 ай бұрын

    To all my Eritrean people ❤ I love you----from 🇸🇩 Ethiopia

  • @user-bi8el7gu2s
    @user-bi8el7gu2s4 жыл бұрын

    ዓለም ተሽዓተ....

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h3 жыл бұрын

    ፍቕሪ ሃገር ካብዚ እዩ ዝጅምር መቸም ከምዚኣ ገይሩ ዝኸበረ ደራፋይ አብ ኤርትራ የሎን

  • @blarckstar5067
    @blarckstar50674 жыл бұрын

    እንኻዕ በል xeza፣concert እዚኣ፣ወን ህያብ ገደፍካልና።

  • @lililili2195
    @lililili21952 жыл бұрын

    መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ ❤️🙌🇪🇷🙌❤️

  • @wedieri7570
    @wedieri75704 жыл бұрын

    Wellcom deqi eri ስምዒተይ ምቁጽጻር ስኢነዮ ኣብርሸይ ሓላል ዓለም ሓሳድ ንዓካ ዶ መሕደገትና እልፊ ማዳ መንእሰይ ገዲፋ ጸላእትካ ብሰማይ ይፈረዱ ንስካን የማነ ባርያን እንተትህልዉ ንሕና ኣብዚ ኩሉ ኣይምወደቅናን።

  • @bebizelenayoabraham1014

    @bebizelenayoabraham1014

    4 жыл бұрын

    ኣጆካ መንእሰይ ብዜማታቶም መሳና ኣለዉ

  • @user-of9fg7fi9e

    @user-of9fg7fi9e

    4 жыл бұрын

    ኣጆካ ክብረተይ ጽባሕ ንጉሆ መንእሰይ ኣብ ሃገሩ ኣፍ ልቡ ነፊሑ ዝከደሉ ርሑቅ ኣይኮነን

  • @sarahaile463

    @sarahaile463

    3 жыл бұрын

    @@user-of9fg7fi9e Amen amen

  • @erientertainmentnewworld
    @erientertainmentnewworld4 жыл бұрын

    Seb tefiena brur werki men tebelkas Abraham Afewerki

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi67863 жыл бұрын

    ኣንታ ነዚ ሰነድ ሰኒድካ ዝዘርጋሕካ፡ ኪትምስገን ይግበኣካ ኢዩ። ናይ በሓቂ ኣብ 20 ዙርያ ስለ ዝነበርኩ ከብደይ ሕቡጭቡጭ ኢሉኒ ብናፍቖት ኣብረሃም።

  • @gebreslasieliewawi6786

    @gebreslasieliewawi6786

    3 жыл бұрын

    @Wred Deyb ዝነበርክዋ ኣሃዱ 232332 መራሒ ብርጌድ ስብሃትለኣብ ዝበሃል፡

  • @swagboy4042
    @swagboy40424 жыл бұрын

    Love forever Legend Abraham afewerki💔😥😥😥😥😥😥😥😥

  • @user-ym9qi6gf9f

    @user-ym9qi6gf9f

    3 жыл бұрын

    ኣብራሃም ልክ ከም ሽምካ ንትግርኛ ኣብሪህካያ ኢካ 🙏❤።ኣነ ዘሕዝነኒ😭 ዘየርከብኩልካ ብዓይነይ ዘይረኣኩካ ሙካነይ እዮ።❤💛

  • @samuelhabte1938
    @samuelhabte19384 жыл бұрын

    Ahhhhhhh abrham shkorrrrrrrr men kem abrham you are better than any singer in the world. You are really really the best . You have already done everythings. I never forget your proverb that tommorow can be better than today.

  • @MeriGebrahans-tw1ew
    @MeriGebrahans-tw1ew Жыл бұрын

    Nska tesfa Nska hlna Nska hager Nsaka tsbeb Nusu kaa abraham ❤❤❤😊😊 Neabraham zfetu like

  • @bebizelenayoabraham1014
    @bebizelenayoabraham10144 жыл бұрын

    ኣብራሃምን ሮቤልን ኩቡራት የሕዋትና ናፊቅናኩም,,,, ዘይድገሙ- ሰባት። ወትሩ ኣብ ልብና ኣለኩም!!!

  • @robel.T
    @robel.T3 жыл бұрын

    ዙር ፍሽኽታ አመለይ ናይ ሕማመይ ❤️🙏🏾❤️ 20th Rround Sawa 2006 !!!! Good old times

  • @amanyonas1787

    @amanyonas1787

    Жыл бұрын

    U mean 2006, I think it is typing error

  • @henokokbay1062
    @henokokbay10624 жыл бұрын

    king of king abraham afowerki ♥️♥️♥️♥️♥️

  • @Filmontesfa
    @Filmontesfa4 жыл бұрын

    እንታይ ዓይነት ደናቁር እዮም እቶም ናይ ጸጥታ በቃ ከም ከፍቲ ይጭፍጭፍወን ምስኪኖት የሕዋትና።

  • @user-ny9xd3od2h

    @user-ny9xd3od2h

    3 жыл бұрын

    ክገርመካ ብሰንኮም ነዛ ቪድዮ ክሪኣ ተሸጊረ እንዳፈተኹዋ ከለኹ በቃ ክጭክኑ ኡፍ የሕዋትና ተበዲለን ኣሕ

  • @sarahaile463

    @sarahaile463

    3 жыл бұрын

    Arawit belwom amber ;;;;

  • @mikiasfha1697

    @mikiasfha1697

    3 жыл бұрын

    Kla entay da kegebru kelu nab medrek endu zegoyi hakom eyom xeteta nernayo ena xeketket eu neru arku ahh

  • @adistsegaye6816
    @adistsegaye6816 Жыл бұрын

    I like abrham Afework he was Great singer not only Ertirean but also our Ethiopian " I like feshekta Amelay " great lierk and melody i love it always i say "NEVER GIVE UP FOR EVERYTHING" Fisheketa Amelaye ......

  • @mikel5098
    @mikel50982 ай бұрын

    ❤ 💯 Love Love Love so we can live peacefully and long life Thank you 🙏

  • @user-ie1mp4yt2g
    @user-ie1mp4yt2g3 жыл бұрын

    ብርሽ ክሰምዕ ከለኩ ክፈልጦ ዘይክእል ስምዒት ይስመዓኒ R.i.p

  • @user-fq5jx6ps4c
    @user-fq5jx6ps4c4 жыл бұрын

    ናይ ብዝሃት ኮንሰርት ሪኢለኩ ናትካ ግና ሓለፋ አለዎ።ን ጥበብ ዘተፈጠርካ ስብ ኢካ

  • @samigosb8538
    @samigosb85384 жыл бұрын

    ኣነስ ብካ ዙር ኣብርሽ ኮይነ ይብል ሓደ ሓደ ግዜ 20ዙር ተለኩም እስኪ

  • @gebreslasieliewawi6786

    @gebreslasieliewawi6786

    3 жыл бұрын

    ኣለና

  • @ibrahimmohmud7958

    @ibrahimmohmud7958

    3 жыл бұрын

    20 zurya

  • @alambradani2259

    @alambradani2259

    3 жыл бұрын

    @@ibrahimmohmud7958 : zur “ meat weren” fishinta ameleyin eyen mish

  • @erisweet9523

    @erisweet9523

    2 жыл бұрын

    Ayewe abzi concerti zhadernayo lomi koynu ysmeani tium gzie nieru mengste semay yewarso Abrihimo kexawtena hafifu.

  • @joniok22

    @joniok22

    2 жыл бұрын

    alena

  • @Aduliss
    @Aduliss4 жыл бұрын

    ኣብርሃም ብርሃን ስነ ጥበብ

  • @yonie7350
    @yonie73504 жыл бұрын

    ኣቦ ፍቕሪ ባዓል ነዊሕ ራኢ

  • @dngleyadefqri7573
    @dngleyadefqri75734 жыл бұрын

    King of horn Africa

  • @zemenafro7469
    @zemenafro74694 жыл бұрын

    Rest Easy King🤴, we have to do something special for Abraham in the future Eritrea 🇪🇷. We miss you 💔🎸

  • @nahomnahom7204
    @nahomnahom72044 жыл бұрын

    ኣብርሸይ መምህር ሂወተይ

  • @mewael1986
    @mewael19864 жыл бұрын

    Abraham brhan kem sumu love you so mach Legend ❤🤴🏿❤

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e4 жыл бұрын

    ኣብርሃመይ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ተስፋ ኣቦ ብሩህ መጻኢ ኣቦ መንእሰይ ኣቦ ሰላም መምህር ሂወት miss u

  • @teflostsegay3688
    @teflostsegay36883 жыл бұрын

    We Lost The Star But He Will Live Forever Inside Us.

  • @Erimedic
    @Erimedic4 жыл бұрын

    I wonder how this beautiful and joyous girls are doing now, and where they might be? I wish them the very best.

  • @hello-nz4hy

    @hello-nz4hy

    3 жыл бұрын

    They are in europe or america

  • @abrahamteklu9422

    @abrahamteklu9422

    3 жыл бұрын

    @@hello-nz4hy Who Kicked your Agame ass then, if they're all in Europe or America??lol

  • @user-eu9lq6mx5b

    @user-eu9lq6mx5b

    3 жыл бұрын

    @@abrahamteklu9422 or could be dinner for red sea fishes

  • @mohagos6868

    @mohagos6868

    3 жыл бұрын

    Wish them all the happiness in the world wherever they might be...

  • @user-xt1hb9wq2p

    @user-xt1hb9wq2p

    2 жыл бұрын

    My aunti is there she is now in Swiz with her 2 kids ! She said it was her happiest day ! Whe remembers everything !

  • @yonasarondc8263
    @yonasarondc82634 жыл бұрын

    2006 zeyrsae hiwet abrham

  • @abrahalemulugeta7328
    @abrahalemulugeta73283 жыл бұрын

    ዘልኣለም ዘይድገም ሓቄኛ ታሪኽ ሳዋ

  • @dalac_93
    @dalac_933 жыл бұрын

    Just look how beautiful our people are ❤️ proud as always!

  • @wedieri2301
    @wedieri23013 жыл бұрын

    I can’t stop watching this video man 💔😔❤️🇪🇷

  • @loveumam5883
    @loveumam58834 жыл бұрын

    Abraham Snetibebawi keybleka aykonkan mknyatu whiduka Tebeb ele kgelxeka yqeleni. Nmewail ab Lbi kulu Seb aleka .egziabher amlak ab yemanay idu yeqebelka !!! .

  • @mera5209
    @mera52094 жыл бұрын

    METAN XEBAH KEHAYSH KAB LOMi !!! Legend Abrhish . You Will never be forgotten , 1:45:30

  • @weditekle96
    @weditekle964 жыл бұрын

    Tenafaki ftret ane aykebexkukan 👑❤️😘🙏

  • @dalcod
    @dalcod2 жыл бұрын

    There never was and will ever be such concert in Eritrea. Rest in peace legend Abraham.

  • @danielghrmay358

    @danielghrmay358

    2 жыл бұрын

    It will be that hi lavece

  • @grmaymhretab5891
    @grmaymhretab5891 Жыл бұрын

    My king 🤴 abrham afewrky love ❤ 😍 💖 ❣ 💕 💘 ❤

  • @awetandai4946
    @awetandai49464 жыл бұрын

    ኣብሪሂሸይ ኣሕሕሕ

  • @mhretutsige1255
    @mhretutsige12554 жыл бұрын

    2005 ዙር ፍሽኽታ ኣመለይ ኣብሪሽ ፍሽኽታ ኣመሉ

  • @TheMujee
    @TheMujee4 жыл бұрын

    One of the best Singer Eritrea has ever produced.

  • @erishortvideo8068
    @erishortvideo80684 жыл бұрын

    Never forget abrhimo rest in peace 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zemer321
    @zemer3218 ай бұрын

    መሻክን የሓዋተዬ ፍቅርን ሰላምን የውርደልክን።

  • @xxxtube2870
    @xxxtube28704 жыл бұрын

    ዘይድገም ሰብ።

  • @ibrahimoos9998
    @ibrahimoos99983 жыл бұрын

    Everytime i see this video, i get goosebumps and my eyes cant stop tearing!

  • @misaeldanny3561

    @misaeldanny3561

    2 жыл бұрын

    You all probably dont care at all but does anybody know a method to get back into an Instagram account? I was dumb forgot the login password. I love any tricks you can offer me

  • @gatlinnikolas6794

    @gatlinnikolas6794

    2 жыл бұрын

    @Misael Danny instablaster :)

  • @henrymenduf9923
    @henrymenduf99234 жыл бұрын

    Ahhhh zey dgem hiwet halifu

  • @halamadrid7779
    @halamadrid77794 жыл бұрын

    Legend of music 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sebtefinalelialmazewerqime1116
    @sebtefinalelialmazewerqime11164 жыл бұрын

    ኣብርሃም ኣቦፍቅሪ ኣብርሃም ማለት ኣቦ ተስፋ ንዘልኣለም ኣብ ልብና ኣለካ

  • @user-nx4dz9vl7l
    @user-nx4dz9vl7l4 жыл бұрын

    Akk eritrawi haweyyy😂😂😂😂😂😂love you loveeeee

  • @peacefull1037
    @peacefull10373 жыл бұрын

    May God bless you my beloved Eritrean all off you.!!! I have no words for our unity and I amazed deeply about the police who is pushing them back with his hat, he is full of humanity I love him, most of them they treated them by Eritrean culture, well done boys!!!💙💙💙💯💯💯🙏🙏🙏 I love you all my beloved people 💙💙💙💯💯💯🥰🥰🥰⚘⚘⚘🌳🌳🌳🙏🙏🙏

  • @afeworkieritrea3137

    @afeworkieritrea3137

    3 жыл бұрын

    I love that guy too! most off them they try not to hurt the girls, this shows you ;that all eritrean are one family and love each other.

  • @filieri9056
    @filieri90564 жыл бұрын

    17:40 and 1:44:22 are one of the best part of this video rest easy king 👑❤🇪🇷

  • @TheMujee

    @TheMujee

    4 жыл бұрын

    Exactly you are right . I believe in that moment he sent a message telling them be united with love and stay strong .As result he has was ....

  • @lililili2195

    @lililili2195

    2 жыл бұрын

    Yes 👍 Abrihimo king 👑 of music 🎶

  • @husabuweldelbanos9345
    @husabuweldelbanos93454 жыл бұрын

    Abrshiyyy fkrrrr kulu nger fkrrrr fetare ab genatu ygebelka

  • @user-fq5jx6ps4c
    @user-fq5jx6ps4c4 жыл бұрын

    ንዐካ ምፍታውና ምድጋፍና ብምክንያት እዩ

  • @abrahamfkare5871
    @abrahamfkare58714 жыл бұрын

    Abrishey we miss you so much 😥😥😥😥

  • @alextekle981
    @alextekle9814 жыл бұрын

    goyta ab genet anberley nezi beruk abo fikri

  • @abelgurja2017
    @abelgurja20172 жыл бұрын

    I’m obsessed to his songs!!! It Really hits & I feel no pain🎼🎼 Respect 🙏the legend for contributing such kind of music to our generation 10q abrsh!! Who else is obsessed like me ???

  • @jaki9653
    @jaki96533 жыл бұрын

    Abrhan is sent from God to preach love He is God Gifted its a big loss for the Eritrean people 😢we miss you no one can replace you until now.

  • @messiahalivenetwork1303

    @messiahalivenetwork1303

    2 жыл бұрын

    I love the song at the beginning What is the title of that song ? I am American i love Eritrean Music and culture so much !!!!!!!!!

  • @sheba-291

    @sheba-291

    2 жыл бұрын

    @@messiahalivenetwork1303 kzread.info/dash/bejne/dKtt2bmsZ5bdabg.html

  • @sheba-291

    @sheba-291

    2 жыл бұрын

    @@messiahalivenetwork1303 kzread.info/dash/bejne/rIRmtKyrcsedZZc.html

  • @amanoneloves2506

    @amanoneloves2506

    Жыл бұрын

    @@messiahalivenetwork1303 abela is the tittle brother

  • @awetg6801
    @awetg68013 жыл бұрын

    Pleases Respect Eritrean Solders WE ALL ERIREAN SOLDERS BIG UP 33RD WEDEBE AJEKUM DEKI HALLAL LAND RIP ABRHAM

  • @f.k1378
    @f.k13783 жыл бұрын

    ቸድ!!!!! ካብ ናፍቆትን ምፍልላይን ዝኸፍእ ኣብዓለም የለን! ! ኣብራሃ……………ም ዓሕ!!

  • @tesfalemmebrahtu9559
    @tesfalemmebrahtu9559 Жыл бұрын

    In his near way to be Eritrean president , we lost him 😢AF ❤️All love u ever.

  • @user-vg4bw8pr1f
    @user-vg4bw8pr1f2 жыл бұрын

    "ዓለም ጎዶሎ ትብል ምስላ ብልክዕ ኣብርሽ ምስ ጎደለ ኢያ ተመሲላ" R.i.p our hero ዓሕ ኣታ ህዝቢ ናዓካ ዶ ስደት ምተገበኣካ😭😭😭

  • @anugnbt6390
    @anugnbt63904 жыл бұрын

    Ab sdet sfira alla ahhh alem gedello Abi hanaxi tibeb Abo fqri Abo tesfa Abo emnet Beka I love you 👉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mulerabrham1416
    @mulerabrham14164 жыл бұрын

    King of music abrham afewerki

  • @user-ox9pj7ln4d
    @user-ox9pj7ln4d Жыл бұрын

    ኣቤተይ ቃላት ኣይገልጾን ንብዓት ይቅድመኒ ህንካ ዕድመይ በጃካ ተመለስ እዋይይይይይይይ ኣሕሕሕሖሕሕሕ

  • @malhabib357
    @malhabib3573 жыл бұрын

    Âbrhimīô One of the best Singer🇪🇷🤞🏽 Ach, hegdef nay idkum aytsanu antum budatat qenat deqi xergya

  • @gw4841
    @gw48413 жыл бұрын

    በሪኪ ጅግና ደራፊ መልእክቲ ዘተሐላልፍ ዘነጥፍ ሀገራዊ ባህላዊ ዝሐዘለ መሳጢ በሐቂ ቀጵሎ ጅግና መምህር ኢካ እየ ዝበሀካ

  • @tesfitgere3281
    @tesfitgere32814 жыл бұрын

    Memhr habo abrischey🇪🇷❤❤❤❤👍 bejakum sdedulna telikum pls

  • @kahsubahtayosef4136
    @kahsubahtayosef41363 жыл бұрын

    Abrhimo hiwetey baka eya tnebr zela tesfa eyu snqey 💯💯💯💯 abey ala 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @filmonabraham8891
    @filmonabraham88914 жыл бұрын

    Abrsh kem lbey ❤❤👑👑👑👑

  • @swtw452
    @swtw4522 жыл бұрын

    This is what life is!!! Abraham lived his fullest he makes this girls and all of us very happy.

  • @hmotivate5314
    @hmotivate53144 жыл бұрын

    Nay bhaki fiskta amelna meneseyat eritra enquae eritrawi koyne kebakum tefeterku💞💞💞💞💞

  • @erinatna4535
    @erinatna45354 жыл бұрын

    ኣብዛ ዙር ዝነበርኩም ታዓዲልኩም ታሕጊስኩም ግን ካኣ ዝያዳ ጊሂኹም ሓዚንኩም ነቢዕኩም ተኪዝኩም ኣስተማሲልኩም ተጎዲኤኩም ኣብራሃም ኣፈወርቂ ስነትበባዊ ዝይኮነስ ነቢ ዩ ኣብ ሎሚ ኮይኑ ብዛዕባ ጽባሕ ኩሉ ዝራኣዮ

  • @te5602

    @te5602

    3 ай бұрын

    Bzuh tezekro gedifulna Abraham afewerki.Ndhrit temelise kizkro keleku nbat ymexani

Келесі