Abel Guish (ኣቤል ጉዕሽ) - Werkedino (ወርቀዲኖ) - New Tigrigna Poem ( ግጥሚ) 2023 (Official Video)

Ойын-сауық

Abel Guish (ኣቤል ጉዕሽ) - Werkedino (ወርቀዲኖ) - New Tigrigna Poem ( ግጥሚ) 2023 (Official Video)
Join this channel to get access to perks:
/ @semayent
Ethiopian Music: Check Out New Musics, Tigrigna Comedy and More Videos by Semay Entertainment.Facebook :- / semay_music_ethiopiasu... :- / @semayent #tigrignamusic #Tigray#SemayEnt Make sure to subscribe to Semay Ent and turn on notifications to stay updated with all new uploads!
🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.Copyright ©2021: Semay Ent
-~-~~-~~~-~~-~-Please watch: "Zemen Alemseged -Mesmerna Atsniena Nmekete( መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ) : New Tigrigna music 2021." • Zemen Alemseged -Mesme...

Пікірлер: 75

  • @abebahailu2037
    @abebahailu20379 ай бұрын

    ብርዕኻ ይባረኽ ብሉፅ ገጣሚ ጅግና ትግረዋይ።

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki9 ай бұрын

    ጀግና ወዲ ህዝቢ ክብረት የሐበለና

  • @musayemane2268
    @musayemane22689 ай бұрын

    ጀጋኑና ቀፅልሉ ብርዕኩም ይሰስን🙏😘😌

  • @geremruts934
    @geremruts9349 ай бұрын

    "ገመዳት ኣስመራ ካቴና ኣምሓራ"...ብዙሕ ፅሒፉን ሰሪሑን ግን ብዙሕ ዘይንገረሉ ፍሉይ ብዓል ክእለት ተጋ. ኣቤል ወድ ጉዕሽ፣we love you!

  • @beana3912
    @beana39129 ай бұрын

    የቀንየልና ጀግና ሓውና🙏🙏ክብርን ሞገስን ምእንታይ ህይወቶም ንዝከፈሉለይ😪😪😪😪💪💪💪❤️💛❤️💛🙏

  • @HadguWediTgrayjp5ye
    @HadguWediTgrayjp5ye9 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን ጎበዝ ተ.ጋ አቤል❤❤❤

  • @helahelabrhane161
    @helahelabrhane1615 ай бұрын

    ኣቤሎ ጀግና ❤❤❤

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney91619 ай бұрын

    ብርዕካ ይሠስን ጎይታዋይ ወርቀ ዲኖ ታሪካዊት ቦታ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውአትና 😭

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom8 ай бұрын

    ሕድሕድ ቃላት ዓብዪ ታሪኽን ጅግንነትን ኣለወን የቀኒየልና

  • @saragezaw4834
    @saragezaw48349 ай бұрын

    ጀግና ወዲ ትግራይ።❤❤❤❤

  • @abrehatgebrhansgebrhans9400
    @abrehatgebrhansgebrhans94009 ай бұрын

    አሰይ ጅግና ወድጀጋኑ ብርዕካ ይሰስን ተ ጋ አቤል ሓውና ጅግና ወድህዝቢ

  • @user-iy3jv5ok6w
    @user-iy3jv5ok6w9 ай бұрын

    ጅግና ወዲ ህዝቢ❤

  • @user-cu4rs6xc4z
    @user-cu4rs6xc4z9 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን ጅግና ሓዉና❤❤❤❤❤

  • @cherkosgebru6525
    @cherkosgebru65259 ай бұрын

    ብርዐካ ይሰስን ጀግና ተጋዳላይ ❤️❤️❤️🙏❤️🙏🙏🙏

  • @Tigray122
    @Tigray1229 ай бұрын

    ብሓቂ ብርዕካ ይለምልም ኩቡር ጅግና ሓውናን ጅግናን 💎❤️💛🕊️🕊️🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻ልዑል እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @alefumekele3184
    @alefumekele31849 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን አቤል ሓውና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-sr5fo8xh9w
    @user-sr5fo8xh9w9 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን ኣቤል ብሉፅ🙏

  • @hansweldu1221
    @hansweldu12219 ай бұрын

    ጀግና ወድ ህዝብ ቀፅለሉ

  • @mohammadalsharrab7377
    @mohammadalsharrab73779 ай бұрын

    ጀጋኑ አሕዋትይ በረትዕ ❤💛❤💛❤

  • @natsinettesfay4018
    @natsinettesfay40189 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን ጉዐሽና ቀፀሎ

  • @hansweldu1221
    @hansweldu12219 ай бұрын

    ጀግናናናናና በርትዕዕዕዕዕዕዕ

  • @GjddBkxgm
    @GjddBkxgm9 ай бұрын

    Tigrewaynet zekure eyu geganuna yeknyelna ❤❤❤

  • @CalmDolphin-gl3tx
    @CalmDolphin-gl3txАй бұрын

    የቀንይንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes33929 ай бұрын

    Amazing poem jegna tigraway hawuna

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne83079 ай бұрын

    ኣብ ዘለኻ ወሲኹ ብርዕኻ✍️ ይሰስንንንን ዝፈትወካ ጎይታ ግጥምን ድምፅን ተጋዳላይ ኣቤል ጉዑሽ🥰👍🏻 ክብርን ሞጎስን ልህላወና ዘየለው ጀጋኑ ሰማእታትና 😪🙏🏻

  • @tsegagebre368
    @tsegagebre3689 ай бұрын

    Thank you for your services TDf

  • @user-xf6pk1yd7f
    @user-xf6pk1yd7f9 ай бұрын

    ብርዕኻ ይሰስን ❤❤❤

  • @tiglove3041
    @tiglove30419 ай бұрын

    ብርዕኻ ይሰስን ጅግና ግጣሚ ኣቤል ጉዕሽ💛❤✊

  • @SenaitSeniseni-kx9he
    @SenaitSeniseni-kx9he9 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን❤💛

  • @user-bh3hi9vf1s
    @user-bh3hi9vf1s9 ай бұрын

    ናይ እማን ትግራዋይ ተሓቢነልካ❤

  • @user-ks6tn6yz7d
    @user-ks6tn6yz7d9 ай бұрын

    ያቕንየልና

  • @ghiwotgslassie3797
    @ghiwotgslassie37979 ай бұрын

    ብርዕኻ✍ ይሰስንንን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39359 ай бұрын

    ብሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቛንቛ ኣምሓርኛ ብመሳፍንትን ተዋህዶን ትግራይ ዝጸደቀ ርኹስ ኣምሓርኛ ንህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ኣገው ቢለን .. መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝቀየርኩሞም ግፍዕኹም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ደም ደደም ዘንባዕኩሞም መርገምኩም

  • @aexum1597
    @aexum15979 ай бұрын

    ❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @hayluxaqqe6851
    @hayluxaqqe68519 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @beletu7041
    @beletu70419 ай бұрын

    የቅንየልና አቤል ንምዝከር ገልናን ሰውአትና ፈታናታትን ጅግንነት ወለዶታት ተጋሩ ተወራረስ ውርሻታት ግርም በዝኾነ ቆነጣ ጢረካ ገሊጽካዮ እንበር ታሪኽናማ ተገሊጹን ተጻሒፉን አይጎድልን

  • @yehaofficialmedia3139
    @yehaofficialmedia31399 ай бұрын

    ፍሕሶ ሳዋ ሽዋ ገመዳት ኣስመራ ካቴና ኣምሓራ👈👈👈👈❤❤

  • @avielavi990
    @avielavi9909 ай бұрын

    Werakadino is the historical place of anavir TDF💪💯the lions 🦁 🦁of the region

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39359 ай бұрын

    ብኸዳዓት ተጋሩ ኣስመራን ኣኣበባን ትምርሑ ጉዳመኛታት ኸሓድያን ተጋሩ ኣብ ሓራ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ !

  • @alefumekele3184

    @alefumekele3184

    9 ай бұрын

    እንታይ ይምልከተካ 😊

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39359 ай бұрын

    Dem DEMBYA DEMBEZAN Dem dem bloody by amharizm and amharic speakers

  • @adamhanibal3935

    @adamhanibal3935

    9 ай бұрын

    ስቃይ ተጋሩኣገው ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀዩ ህዝቢ ኣገው ቢለን እዮም ! ታሪኽ ክትሓቡኡ መቀጸልታ ኽፍኣትኩም እዩ መርገምኩም ኣይንርኣዮ ይጅምር ኣሎ

  • @weditesfay4852
    @weditesfay48529 ай бұрын

    ቀፅለሉ such a wonderful poem

  • @brehanumikale7871
    @brehanumikale78719 ай бұрын

    Anta hawey tefieka nayka zena yeketatel neyre zena gedfkayo diu

  • @user-wn7jh6bh8f
    @user-wn7jh6bh8f9 ай бұрын

    ብርዕኻ ይዛሪ ኣቤል ጉዑሽ ብሉጽ👏😍💛❤

  • @user-ox7hd8kh9y
    @user-ox7hd8kh9y9 ай бұрын

    ኣቤለይ ብርዕኻ ይሰሰን 🙏💖💖💖💖💖💖

  • @YemaneZeray-zi9kp
    @YemaneZeray-zi9kp9 ай бұрын

    ኣቤል ። ናይ ሽምካ ትርጉሙ እንተዘይፈለጥኩዎ"ኳስ ፣ ዝስዕብ ናይ"ቦኻ ሽም ጉዑሽ ። ብዝብል ግና ውሽጠይ ይመልእ ፣ ይዓግብ ፣ ፍስሃ ፣ ወ ፣ ሓጎስ ይስመዖ ። እሞ ፣ ዝኾነ ኾይኑ ፣ ፈለማ ሰላምታይ ኣየቐደምኩን"ንድየ ፣ ኣቤለይ ። እቱ ቫት ፣ ታክስ ፣ ዘይኽፈሎ ፣ ክኸፍሎ እየ ኢልካውን ዘይትኽእሎ ። ናይ መድሓኒተ ፣ ዓለም ። ልባዊ ሰላምታይ፣ ሰላም ናዓኻ ይኹን ። ኣሜን ። ። ። ኣቤል ሓወይ ትዝክር"ዶ ? ብዝሓለፈ ብቴሌግራም ምሳኻ ክንላለ እንከለና ምእንተ"ንታይሲ ፣ እስኻ ማለት ነቲ ሓላልን ውሕሉልን ከም ማይ ንጉሆ ፅሩይን ዝኾነ ህዝብኻ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ፣ ተቐዲሕኻ ዘይትውዳእ ባሕሪ ኢኻ ኢለካ ኔረ ። ። ። ኣይተጋገኹን ። ። ከመይሲ ስራሕኻ ከም እንቆሖ እንዳተጫጨሐ ክወፅእ ይፍልም ኣሎ ። ። ብምስዓብ እዝ ዝተርኣየኒ ፅሩይን ፅፍፉን ስራሕኻ ኣድሂበ ሪኢቶ ንምሃብ ዘይኮንኩስ ፣ ፍስሃ ፣ ወ ፣ ሓጎስ ንምግላፅ ኢለ እየ ። ። ። ገና ድማ ዕቑር ዝኾነ ናይ ስነ ጥበብ ሃፍትኻ ናብ ህዝብኻ ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ከም ተፍስሶ ፣ ትሕቲ መድሓኒተ ፣ ዓለም ። ሙሉእ ተስፋ ፣ ብርሃን ፣ ኣለኒ ። ። ኸንቢተ ። ። ። ሓውኻ ድምፃዊ የማነ ዘርኣይ ። ( ዕድለኛ"የ ) ።

  • @SdSd-pt4qh
    @SdSd-pt4qh9 ай бұрын

    ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛

  • @yonaszewdu9130
    @yonaszewdu91309 ай бұрын

    A truly remarkable and awe-inspiring poem, destined to endure for eternity, honoring our valiant heroes.

  • @ezanaalemayoh7282
    @ezanaalemayoh72829 ай бұрын

    💪💪💪🙏🙏

  • @MebrhtuKidane
    @MebrhtuKidane9 ай бұрын

    ጀግና ብርዕኻ ይሰስን

  • @almazeyasu7388
    @almazeyasu73889 ай бұрын

    Welcome

  • @berhanalami806
    @berhanalami8069 ай бұрын

    ሰላም ጅጋኑና የቀንየልና ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢

  • @letenseagebremariam7738
    @letenseagebremariam77389 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rosahaile445
    @rosahaile4459 ай бұрын

    ❤❤❤🙏🙏🙏😇😇😇

  • @axumawitkingdom3287
    @axumawitkingdom32879 ай бұрын

    ብርዕካ ይሰስን ጅግና ሓውና❤

  • @user-yh2pp9xn2z
    @user-yh2pp9xn2z8 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @leonkahssai1637
    @leonkahssai16379 ай бұрын

    Rest in peace 🕊️ our heroes

  • @TheHaftemariam
    @TheHaftemariam8 ай бұрын

    👑

  • @user-mm4xf7ff8v
    @user-mm4xf7ff8v8 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes59879 ай бұрын

    💖👍💖

  • @assdf1779
    @assdf17799 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤🎉🎉❤😢

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id9 ай бұрын

    🥰🥰🥰🥰❤️💘

  • @ashuosho4277
    @ashuosho42779 ай бұрын

    ❤❤❤😢

  • @hagosberihu9321
    @hagosberihu93219 ай бұрын

    እወ ወርቀ ዲኖ ወድነይ ዝበለዐት ኮይና ዓክክክ እንትብል ጭላንጭል ብርሃን ሓርነት ህዝቢ ትግራይ ብምካና ከኣ መስዋእቲ ጅግና ወዲ እኖ ከንቱ ከም ዘይኮነ ንነብሰይ ይጸናናዕ ኣለኩ ኣቤል ጉዕሽ ከኣ ከመስግን ይግደድ ብዝበለጸ ብፍልም ክስነ ከኣ ተስፋ ይገብር።

  • @seifuweldeslassie6567
    @seifuweldeslassie65679 ай бұрын

    ዝመስገደል ዝሰገረ ህዝብን ተጋዳላይን ክመርሕ ዝተዓደለ መሪሕነት ናብ ልቦነኦም ንክምለሱ ዝሰቁር መዘክር ግጥሚ:: ኣቤል ጉዕሽ ዘይምጥፋእ ምቁር:

  • @tsiongeberegergis5551
    @tsiongeberegergis55519 ай бұрын

    አወ ኮራኹር ኢሳያስ አንኳንዶ ሰብ ፃፀ አኳ ኣይሐልፍን አናበሉ ብ32 ኣስናኖም አንተግየፁ 😭😭 ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ነቶም ዝኾነ ጉርዲ ዘይለግቦም ጀጋኑ ሰማአታትና✊❤️❤️❤️❤️

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne83079 ай бұрын

    ኣብ ዘለኻ ወሲኹ ብርዕኻ✍️ ይሰስንንንን ዝፈትወካ ጎይታ ግጥምን ድምፅን ተጋዳላይ ኣቤል ጉዑሽ🥰👍🏻 ክብርን ሞጎስን ልህላወና ዘየለው ጀጋኑ ሰማእታትና 😪🙏🏻

  • @hayluxaqqe6851
    @hayluxaqqe68519 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39359 ай бұрын

    ብሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቛንቛ ኣምሓርኛ ብመሳፍንትን ተዋህዶን ትግራይ ዝጸደቀ ርኹስ ኣምሓርኛ ንህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ኣገው ቢለን .. መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝቀየርኩሞም ግፍዕኹም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ደም ደደም ዘንባዕኩሞም መርገምኩም

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera92339 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne83079 ай бұрын

    ኣብ ዘለኻ ወሲኹ ብርዕኻ✍️ ይሰስንንንን ዝፈትወካ ጎይታ ግጥምን ድምፅን ተጋዳላይ ኣቤል ጉዑሽ🥰👍🏻 ክብርን ሞጎስን ልህላወና ዘየለው ጀጋኑ ሰማእታትና 😪🙏🏻

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne83079 ай бұрын

    ኣብ ዘለኻ ወሲኹ ብርዕኻ✍️ ይሰስንንንን ዝፈትወካ ጎይታ ግጥምን ድምፅን ተጋዳላይ ኣቤል ጉዑሽ🥰👍🏻 ክብርን ሞጎስን ልህላወና ዘየለው ጀጋኑ ሰማእታትና 😪🙏🏻

  • @user-pk9it6dr3c
    @user-pk9it6dr3c9 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal39359 ай бұрын

    ብሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ሽዋ ኼዶም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቛንቛ ኣምሓርኛ ብመሳፍንትን ተዋህዶን ትግራይ ዝጸደቀ ርኹስ ኣምሓርኛ ንህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ኣገው ቢለን .. መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝቀየርኩሞም ግፍዕኹም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ደም ደደም ዘንባዕኩሞም መርገምኩምዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ፡ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ላሊበላ ንምንታይ ደኣ መንነትኩም ኽሒድኩም ኣምሓራይ ተቀይርኩም ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀዩ ኣገው ቢለን እዮም ደም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ህዝቢ ኣገው ቢለን ኢና ! ርኹስ ኣምሓርኛ ክሳብ ተቋርጹ ክትቁረጹ ኢኹም ።ዘምሓርሓሩ እዮም ዕጥቁ ሳዲስት ኢሳያስ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑን ተንትኖትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ህዝቢታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ስልጤ ትግርኛ ሽናሻ.... ነመስገኖም ንኣመኖም 4።ምስ ኩሉ ድኽነቶም መንነቶም ዘይኽሕዱ ዓፋርን ሶማልን ! ትግርኛን ኦሮሞን ኦርጅናል ኣምሓሩ ኸሓድያንቂቂቂ ተጋሩ ትግራይ ተጋሩ ኤርትራ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ህዝብታት ተሳቅዩ ኣለኹም ረሳሓትተዋህዶን መሳፍንትን ጠንቖልትን ዕጥቆም ርኹስ ኣምሓርኛ እዩ ! ርኹስ ኣምሓርኛ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ኢሳያስ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ ኣምሓርኛ ምዝራብ ግደፍዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ዝተሳቀዩ ህዝቢ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ክሓስዎም ! ?ተጋሩ ርኹስ ኣምሓርኛ ይምህሩ ኔሮም ውፉይ ኣይትጋገ ብገርሆም ድዮም እንድዒ ? ቴዲ ኣምሓሩ ትብሎም ዘለኻ ኣዲሰበባ ዘለው እዮም መንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ሳዲስት እዮም ! መሻኪን ሓረስቶት ኣምሓሩ ንዘመናት መንነቶም ጠፊእዎም ዝሳቀዩ ዘለው ኣነጽረሎም ኤርትራ ኣዲሰበባን ቒቒቒ ተጋሩ ተሰዲድም መንነቶም ኽሒዶም ዝተኣኻኸቡ ኣምሓራይ ዝተቀየሩን ኤርትራዊ መንነት ዝፈጠሩን ኽሓድያን !ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑመዓስ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተቋርጽዎ ! ኣሸንዳ ኣመኽንዮም ጥረስጋ ምለንዮም ዝኸዱ ኸ ናብ ሓጢኣተኛታት ኣምሓሩ ሳዕቤኑን ? ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! እንታይ ኣጋጠሞም ኣገው ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ከ ? ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ንዘመናት ዝተሳቀና ኣሕዋትኩም ተጋሩኣገው ኢና !ድሕሪ ሓዘን ናበይ ዶ በልኩም ጥዉይ ኢልኩም ርኹስ ኣምሓርኛ መዛረቢኹም ከ ርኹስ ኣምሓርኛ መዛረቢኹም ብሳዲስት ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩ ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ሚልዮናት ጥረስጋ ዝኸፍልኹም ከ ?ናይ ኣፍሪቃ ዝሃብተመ መራሒ ኸዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኽ ጨናዊ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ሚልዮናት ጥረስጋ ዝኸፍልኹም 4 ም ቲ ኤም ች ዛራ ቕኝት ቕኝት መድያ ረሳሓት መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ጥረስጋ ዝኸፍልኹም ከ ? ቲ ኤም ች ዛራ ቕኝት ቕኝት መድያታ ወዲ ሻርሙጣ ኢትዮጵያ ድዩ ደቁ ኣይግድሶንዩ ብጾቱ ዝኸሓዶምን ዘሳቅዮም ዘሎ ን ዊሒዱካ ሕጂ ኢስጦጵያ ክትብለና ዓሕ ! ህዝቢ ትግራይ ጽንዓት ይሃብካ ! ርኹስ ኣምሓርኛ ኣብ ትግራይ ደጊምኩም ክትዛረቡ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ ! ተስፋለም ኣብ ደቡብ ዓቢኻ ንምንታይ ቋንቋታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ዘይትዛረብ ወይስ ርኹስ ኣምሓርኛ ትምህሮም ኢኻ ኼድካ ? ትግርኛ ጽገብዋ ከሙኡ ኢኹም ንህዝብታት ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ... ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞም ! ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎ ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ህዝቢ ኣገው ቢለን ኢና 4። ተዋህዶን ኣምሓራይን ብሃታማት እዮም ዝምእዘኑ ርኹስ ኣምሓርኛ ኽትዛረቡ ብላዕ ሚልዮናት ጥረስጋ ትኽፈሉ ቲ ኤም ች ዛራ ድወ ደደቢት ቕኝት መድያ ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረቡ ቡዳታት ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብሂወትና ሕረዱና ኣቃጽሉና መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹምሳላ ዝተሰደድኩ ኣምላኽ ኣሚነ ትግርኛ ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ተሳቅይዎም ዘለኹም ህዝቢታት ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትንዎህዝብታት ኢስጦጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞ ! ትግራይ መዓስ ኢኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተቋርጽዎ ?ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስን ኸበርቴ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጽሑ 4 ።TIGRAYAN WATCH OUT YOUR DEEPLY ENEMY IS TIGRAYAN WHO SPEAKING HELL LANGUAGE AMHARIC ! STOP SPEAKING EVIL HELL LANGUAGE AMHARIC IOR GO HELL ኣረጊት ተንኮለኛ ኢሳያስ ንምንታይ ድዩ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክትርእዩ ፈቂድልኩም ! ርኹስ ኣምሓርኛ ምስክኣልኩም መንፈስኩም ሼጥኩም ኩሉ ኽፋእ ከምትገብሩ ጌርኩም ቒቒቒእቱይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂዝኩም ምሂርኩም ህዝብታት ንዘመናት ዘሳቀኹሞ ኸ ! ደጊምኩም ርኹስ ኣምሓርኛ እህ ክትዛረቡ ነዉራማትትግራይ ክሳብ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ዘቋርጽዎ ኩልና ክንሳቀ ኢና ። ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑን ኣሸንዳ ኣብ ሚለንዮም ነውራማት ። ማዕቢልና ማለት ኸዳዕ ጀነራል ዮውሃንስ እሂ ብናይ ሳጥናኤል ጳጳስ ማትያስ ካብ ኣማሪካ መምለሲኡ ስሱዕ ማትያስ እሂሂሂ ርኹስ ኣምሓርኛ ተደጊፊም ጌና ከሳቅዩና ኢዮም ።

Келесі