ኣብታ ናይ መወዳእታ ኲናት ብድሮን ከቢድ መጉዳእቲ ዘጋጠማ ዋዕሮ ዙፋን መብራህቱ!! ቴሌፎን 0962 08 65 03

Ойын-сауық

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ነዛ ዋዕሮ ንምሕጋዝ ንእትደልዩ
ሽም: ዙፋን መብራህቱ ከበደው
ቴሌፎን: 0962086503
ኣካውንት: 1000163598187 CBE
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Пікірлер: 27

  • @user-uh4cw7hg7p
    @user-uh4cw7hg7pАй бұрын

    አሕሕሕ መአተ ህዝብኪ አብዕሸል ንእስነትኪ አምዲ ሒቀኪ ሲኢንኪ እግዛብሔር አምላክ ምሕረትየዉርደልኪ ዋዕሮዋይ

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8zАй бұрын

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ ዝሓፍተይ 😢

  • @brhaneteklu9005
    @brhaneteklu9005Ай бұрын

    እግዚአብሄር ምሕረት የውርደልኪ ዋዕሮና😢

  • @samihailereda481
    @samihailereda481Ай бұрын

    ዋዕሮ ኣንበሲት አንካዕ ረአናኪ ኣጆኺ ዝሓፍተይ

  • @user-kr8yk7sf8m
    @user-kr8yk7sf8mАй бұрын

    ጀግና.ጓል.ትግራይ😢😢😢😢

  • @mass-media6445
    @mass-media6445Ай бұрын

    ዋዕሮ ጅግና ትግራወይቲ አዚና ንሕበነልኪ። ብላይ ዓለባ ዝኾነ ውድብ ህወሓት መንእሰያትና አህሊቑ፣ አሰንኪሉን፣ አመልቢሱን አዕሪቑን ሕጂ ውን ንስልጣ ሀርጎምጎም እናበለ ይርከብ፡

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286Ай бұрын

    ካብቶም ዝመቱ ትሕሺ ኢኪ አዮኪ ምሕረት የውርደልኪ ማዓረይ

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss9176Ай бұрын

    ጅግና🎉

  • @aexum1597
    @aexum1597Ай бұрын

    Memhr melu edmen tena yhabka fetary 🙏🏾fetary mehretu yewrdelky ezahabtey 😢😢😢

  • @abrish986
    @abrish986Ай бұрын

    Betame yasazenale bezehe edemewa endezehe mehonewa yehe newu mechereshawu jeganu jeganu melete

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930Ай бұрын

    Mhret yewrd haftey❤

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998Ай бұрын

    ❤❤❤

  • @FsfVvz-cq1hv
    @FsfVvz-cq1hvАй бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @user-fh1nb6ym7e
    @user-fh1nb6ym7e21 күн бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @abrish986
    @abrish986Ай бұрын

    Yehe newu mechereshawu jeganu jeganu eyetebale

  • @user-oq8qo7gc5b
    @user-oq8qo7gc5bАй бұрын

    Ahhh way ahwatey 😢😢😢😢😢

  • @Wedizom123
    @Wedizom123Ай бұрын

    እቲ ተሓቲታቶ ዘላ መጠን ክንደይ ምኻኑ ተትዛረቡ

  • @L.Nuguse
    @L.NuguseАй бұрын

    Sher gberwo kulu biaqmu yhagza nza jgna tgreweyti

  • @thecash_4219
    @thecash_4219Ай бұрын

    ይባንክ አካውንታ ሙሉ ስም

  • @mussiegueba3810

    @mussiegueba3810

    Ай бұрын

    Bank account number and phone number please thanks

  • @WushatenaMedia

    @WushatenaMedia

    Ай бұрын

    Video description ውስጥ ኣለ

  • @kakamhari1433
    @kakamhari1433Ай бұрын

    እዛ ዋዕሮ ትብል ንዮ በልዋ። አንዳ ዋዕሮ ዓድዋ አያ ኪብሉ ደሊዮም አዮም አዚኦም ረሳሓት አንዳ ዋዕሮ

  • @thecash_4219
    @thecash_4219Ай бұрын

    አይ ትግራይ ለአንደ ጅግኖችን ማሳክም አቃትው

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790Ай бұрын

    እታ ድኸተበታ ዘይትሕክማ እቲ ልመና ዋላ ነቲ አርተፍሻል ተጋደልቲ በዛ ሓሳዊት መልሓስኩ ሰገናት ለኪምኩም ፎእ ፎእ ዕላማ አልቦ

  • @AfariMad.SleuthExportedSalt
    @AfariMad.SleuthExportedSalt2 күн бұрын

    ቀውስ ውሻ የሰመራ ውሻ

Келесі