ኣብ ትግራይ ብቅናሽ ዋጋ ዘመናዊ ቪላ ገዛ ክንደይ ኣሎ ከየምልጠኩም ሓዱሽ ቪድዮ 2023

#ዋጋገዛ #መቀለ #house #tigray #tigrignamusic #tigrigna #tigray #tigray #mekelle #ቲቪ #ፍርጅ #ላዉንደሪ #tigrigna #tegarumedia #tigray #habesha #tigrignamusic #tdf #comedy #newmusicvideo #tigrignaderama #tigrignacomedy #eritrea #eritrean #eritreancomedy #tigrignapranks #velog #ቀልድታት #ትግራይ #ትግርኛኮሜዲ #ትግርኛፊልም #52 #reghafilmprodaction #ርግሀፊልም #ኣያጆኬር #ኣያተከስተ #ገሬእሙን #51 #ኮሜዲያን #tigrignaderama #tigray #tdf #tigrigna #ደሃይተጋደልቲ #ትግራይ #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግራይ_ትግርኛ #tdf #tigrigna #tigray #habesha #semaetat #tigraynews #tigray_media_house #tigrayan_shorts #tigraytv #dwtv #Docmenterfilm #hitsatse #ሕፃፅ #dedebitmedia #ethiopia #eritrea #tiktok #maggyshow #amahara #sadormidea #abebachannel #selamtsegay #yadatube #tigray #tigrignamusic #habesha #tigrigna #tdf #tigrigna #tiktok #ethiopia #ሰማእታት #ፊልም#viraltiktok #viral #adigrat #amharic #eritrea #bboytomi #best #bts #beautiful #challenge #congratulations #comedy #cute #dance #diaspora #drill #dubai #entertainment #funny #fyp #foryou #funnyvideo #gereemun #games #gym #hiphopmusic #india #instagram #indian #janny #jahn #japan #kabila #kanatv #kids #kidsvideo ##lihammelody #lazatigrigna #love #maggyshow #merkebbonitua #motivation #music #memes #motivational #new #news #newvideo #oromo #oromomusic #photography #quotes #rip #reels #respect #reaction #shire #song #shorts #short #shortvideo #tiktok #travel #usa #video #vlog #viraltiktok #whatsapp #world ##xbox #yadaprank #youtubeshorts #youtube #youtuber #youtubevideo #youtubechannel #youtubevideos #ziroziro #zodiac #zoro #2024 #2016 #tigrigna #tigray #tigrigna #tiktok #ethiopia #habesha #newmusicvideo #ethiopian #tdf #ትግራይ_ትግራይኛ #rip #ትግራይ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር #tdf #tigrigna #tigrignamusic #2016 #habesha #tiktok #tiktokvideo #tigrignavideo #viral #viraltiktok #tiktok2016 #tigrigna2016 #newyear #selomentesfay #aysemene #eritrea #eritrean #eritreanmusic #best #tigrignamusic #gereemun #dwtv #tigraynews #tmh #dedebitmedia #merejaan #tigray2016 #newmusic #maggyshow #heniemu #diaspora #TDF
#tigray #tigrignamusic #ethiopia #tigrigna #habesha #TDF #tegadalay #ገድሊplus
#tigray #habesha #tigrigna #ethiopia #gualashenda #ashenda #merkebbonitua #maggyshow #yadatube #lazaaydol #lihammelodey #lazatigrigna #semayentertament #tigrigna #habesha #challenge #newmusicvideo #tigray #tigrignamusic #tigrignamusic #hiphop #hiphopmusic #drill #newtigrignamusic #tigrignamusic #ethiopian #dance #tigray #ethiopia #comedy #newmusicvideo #ethiopian #tigrignamusic #video #yadatube #magishow #newtigrignahiphopmusic #tiktok #musseshakur #newethiopianmusic2023 #lazatigrigna #zuzanmultimedia #semayentertament #banaentertament #seyaentertament #merkebbonituaentertament #tdf #tegadalay #newtigrignamusicvideo
#Newtigrignamusic2016 #hotmusicvideo #ሰለሙንኣይሰምዕንየ #tigrignamusic #kanatv #bboytomi #janny #lihammelody #leleentertament #merkebbonitua #zenawihmaryam #ziroziro #yadatube #zemacover #tdf2016 #bana #kabila #Tehshe #yeweymwalij #esat #amharic #amhara #fano #oneg #oromomusic #oromo #africa #tigray #ethiopia #eritrea #eritrean #tdf #habesha #tiktok #rip #maggyshow #yadaprank #heniemu #gereemun #ገድሊplus #tigraytv #newvideo #tmh #maggyshow #eritrean #ethiopia #everyone #tiktok #2024 #2025 #2016 #2017

Пікірлер: 376

  • @musse_shakur
    @musse_shakur6 ай бұрын

    እንካዕ ንበዓል ቅዱስ ገብርኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብዘለኩምዎ ባዕሉ ይሓሊኩም ብሰላም መሬት ዓድኩም የርግፅኩም ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ኣይንረስዕ ኣሕዋተይ ስልኪ 0914114554

  • @user-tf5ko7nq8r

    @user-tf5ko7nq8r

    6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ማዓረይ🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤ ላዓድና ሰላም ፍቅር ይመልሰልና በረከቱ ረደኤቱ ኣማላድነቱ ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @user-cw8ni7zp9z

    @user-cw8ni7zp9z

    6 ай бұрын

    ኣሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ክቡር ሓወይ ስላም ልዓድና ስላም ልህዝብና

  • @user-nt1gq9qh3g

    @user-nt1gq9qh3g

    6 ай бұрын

    ❤ኣሜን ኣምን ኣሜን

  • @marbayname

    @marbayname

    6 ай бұрын

    አታ ሰብ ርካሽ አይትበል ኩሉ ቪዶካ ርካሽ ኢካ ትብል ዋይ

  • @hareghaftu4870

    @hareghaftu4870

    6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን

  • @genetasefa4694
    @genetasefa46946 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ኣብቐፃሊ ናይ ልምዓት ሞተር ናይማይ እባ ኣምፃልና ድሕሪ ስደት ዓደይ ከልምዕ ምሳይ ትስማዕሙዑ ላይክ ግበራ ግበሩ❤

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    5 ай бұрын

    ማዓረይ አብ ቡሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-106 ай бұрын

    ግደፍ ሙሴ ሓውና ልብና ቀጥ ከይብል ብድካም ካብ 2ሚልዮን ንታሕቲ ኣምፅአልና ልደቂ መዳም😢😢😢 እዙይ ልድያስፖራ እዩ ኣቱም ዲያስፖራ ሰብ እንዶ ግበሩና በቃ ከምዚ ዓይነት ገዛ በቃ ብሕልሚ ዲዩ ክከውን እህ😢😢

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    አጀኹን ኩቡርት አሕዋተይ😢😢😢 ስብስክራይብ ገብርልይ አሕዋተይ ማአርይ👏👏🌺🌺🌺❤❤❤

  • @NgstiBerhe-rm8ro

    @NgstiBerhe-rm8ro

    6 ай бұрын

    ንሶም ደኣ ገዛ ዘይገዝኡ😂😂 ኣብ ትግራይ

  • @Meaza882

    @Meaza882

    5 ай бұрын

    ኣይዞኪ መኣረይ ንዓና ዝበሎ ኣምላኽ ኣሎ እዩ ብቻ ተስፋና ጥንካረ ይሃልወና እምበር❤

  • @Samriye10-10

    @Samriye10-10

    5 ай бұрын

    @@Meaza882 እሺኒ ህያበይ

  • @FurtunaYemane-ez7rb

    @FurtunaYemane-ez7rb

    5 ай бұрын

    Ajoki kulu qelile eu fetari kefeqede kelo teena teraye❤❤❤❤

  • @selamburuk
    @selamburuk6 ай бұрын

    ሙሲ ሓወይ አብ እስርቤት ኣደዳ ሞትን ስቃይን ንዝኮኑ ዘለዉ ስደተኛታት አሕዋትና ድምጺ ኩን 😥 ሰብ ዝሰአነ መንእሰይና መአልታዊ አደዳ ጥምየትን ሞትን ይከዉን እዩ ዘሎ ስደተኛታት አሕዋትና አድሕኑልና😭💔💔

  • @LetushChanal
    @LetushChanal6 ай бұрын

    ሙሲ ሓውና እንካዕ ብሰላም መፃኻ ፅቡቅ ስራሕ እንድዮ ግን ንሕና ንደሊ መሊናት ዘይካነስ ው ኣብ ሚእትታት ዘርክብ ኢና ንደሊ😢ካበይ ናምፅእ ዙኹለይ ምልየን ዳኣ😢 ኣሕዎተይ ስብስክራይብ በላኒ❤

  • @user-lq7rd2ri4s

    @user-lq7rd2ri4s

    6 ай бұрын

    ገረልኪ ማዓረይ ❤️ ኣጀና ካኣ ደቂ አመብርሃነይ ናዓና ዝብሉ ናብ ማንም ኣይከድን ተስፋ ብቻ ኣይንቁረፅ 😢❤🙏

  • @LetushChanal

    @LetushChanal

    6 ай бұрын

    @@user-lq7rd2ri4s እሺ ማዓረይ ያቅንየለይ

  • @SamiLonda

    @SamiLonda

    6 ай бұрын

    ዋይ ገሪሙኒ ሐዝስ ዋይ በስመኣብ 😢😢 በይዛካ ዛሓወይ ናይ ሚእታት ኣምፅእልና ወይ ሱቅ ምባል የሐሽ ዋይ😢😢😢

  • @TsegaGhiwet-qv8fz

    @TsegaGhiwet-qv8fz

    6 ай бұрын

    ​@@SamiLonda🤣🤣🤣🤣ዘየለ ካበይ እዩ ከምጸኣልክን ናይ ኣማቲ ኣጆኽን 1.5ዉቅሮ ነፃ ቦታ ሰእነስ 😔😅

  • @alemgebru1715
    @alemgebru17156 ай бұрын

    ዋይዋይ🤔 ሙሴዋ ለባም ዶ ነበርካን🙏 16ሚሊዮን ካብ ትብለና 6100 ሽሕ እንዮዋ ንዕነ ግዝኣ ደቂ መዳም በለና 🤣🤣 ኣይይይ ዝምልዮን እዙይ አበይ ኮን ይኾን ዓዱ 😭😏🙄😁😜

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    ስብስክርይብ ገብርለይ ዝያድይ🌺🌺🌺👏👏👏👏

  • @------7948
    @------79486 ай бұрын

    musse hawena 70 ካሬ ኣምጸኣልና pls bzuhat alena 70 endeli marey bejaka

  • @karozimathestar929

    @karozimathestar929

    6 ай бұрын

    ናይ መቀለ 70 እንደርታ ደጋፊ ዲኪ?😂😂😂

  • @abrahakonjo9830
    @abrahakonjo98306 ай бұрын

    ሙሴወይ ካምዙይ ተኮይኑ ተለይ ኣምፃእካልና የሐሸ ኣብሰደትዘለና ኣሕዋትካ ተሰፈቆርፅና ፀጥከይንብለካ ላፍቱ ድቅቅድቅቅ ልበለ ተመለሰ ካላኣይ ማዓልቲ ካምዙያት ከይተምፅእ😢😢😢😢😢😢

  • @shehd7240

    @shehd7240

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂😂 16ሚ ብቅናሽ ዋጋ እዩ እኮ እዙይ ናይ ሃፋትም እዩ ናይ ድኻታት ልዕሊ 30ሚ ይርአየልና እምበር😊

  • @user-hm6ez8dx1x

    @user-hm6ez8dx1x

    6 ай бұрын

    ብሓቂ ተስፋ ቆሪፅና ሎምስ 😢

  • @membarpti5612
    @membarpti56126 ай бұрын

    ‏‪3:54‬‏

  • @tseghegirmay1
    @tseghegirmay16 ай бұрын

    Waooo እጅግ በጣም እናመሰግናለን ❤ጎበዝ

  • @mairyleb9245
    @mairyleb92456 ай бұрын

    እንኳዕ ብስላም መፃእካ ክብር ሓውና ጎበዝ ፅቡቅ እዩ እዚ ትስርሖ ዘለካ ቀፅለሉ ❤❤

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios52526 ай бұрын

    Good thanks from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward amhararic is official language in ethiopia and tigray Good make it in amhararic thanks from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia

  • @saada5401
    @saada54016 ай бұрын

    ሓንቲኢልኻ ገዲም ናይ ገዛ ዋጋ ከይተምፀአና ወይ ቱሩፍ ድሕር ደጊም ወይ ምጭካንኻ 16 ሚልዮን ያ😢😢

  • @user-xj6ul3tj1u

    @user-xj6ul3tj1u

    6 ай бұрын

    😂 ኣድንግፁኪ ዶ

  • @bestebeste5137

    @bestebeste5137

    6 ай бұрын

    😂😂😂

  • @user-hm6ez8dx1x

    @user-hm6ez8dx1x

    6 ай бұрын

    ታይ እዩ ግን ኣብ ትግራይ ወራር ኮይኑ ዘሎ መሬት ይኩን ግዛዕ ንምንታይ እዩ ከምዚ ከቢሩ 😏🤔

  • @user-xj6ul3tj1u

    @user-xj6ul3tj1u

    6 ай бұрын

    @@user-hm6ez8dx1x ንደቂ መዳም ዘይከዉን ግዜ በፅሕና ስቅ እልና ዳኣ መሳርሕና ሕዝና ክንከይድ እንበይ 16 ምልየን ክንእክብ ዶ ሓደ ቀልዓ ከይወልድና ክንሓልፋ ዛዓለም ክክክክክ

  • @user-hm6ez8dx1x

    @user-hm6ez8dx1x

    6 ай бұрын

    @@user-xj6ul3tj1u ብሓቂ ይገርመኪ እዩ ኣምላክ ብሰላም ብጢዒና ዓድና ይመልሰና እንድዒዋ ኣሕዋተይ ናይዙይስ ኣይዉጋዕንዋ

  • @shehd7240
    @shehd72406 ай бұрын

    ኣጆኩም ንእግረ መንገድኩም ላይክ ግበሩ ፀገም የለን ተስፋ ዘይምቁራፅ ሙሴ እንተረኪብካ ትሕቲ3ሚ ዋላ ዘይተደምደመ ኣቅረብ ንተከታተልትካ

  • @asifigebre7917
    @asifigebre79176 ай бұрын

    Thank you we need more like this please mekeell menorya

  • @user-jr4jt6pn1l
    @user-jr4jt6pn1l6 ай бұрын

    በጃኻ መቀለ ባዶ መሬት ተሓባበረኒ ካብ 140 ካሬ ንላዓሊ😢❤❤❤

  • @gsas4971
    @gsas49716 ай бұрын

    ሕጋዊ ባታ አብ ሞኮነ ዋላ ሱሩሕ አምፀልና ሓወይ ማዓረይ አጆኻ ጎብዝ❤❤❤❤

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @user-wh8wm9it8l

    @user-wh8wm9it8l

    5 ай бұрын

    ኣብ ኣሜሪካዪ texsas

  • @kgff1776
    @kgff17766 ай бұрын

    ዋው ብጣዓሚ ቆንጆ ነው 👍👍👍

  • @krubel682
    @krubel6826 ай бұрын

    Wow thank you bro..

  • @BrktiMeles
    @BrktiMeles5 ай бұрын

    Waaaaa ❤

  • @hankhan-bo7wm
    @hankhan-bo7wm6 ай бұрын

    አብ ዉቅሮ 70 ካሬ ኣምፅአልና ሓወይ

  • @mariyamey555

    @mariyamey555

    5 ай бұрын

    ማዓረይ አብ ቡሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube276 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ሙሴ ሓወይ❤🎉🎉

  • @user-hl6yw9by9q
    @user-hl6yw9by9q5 ай бұрын

    Beautiful house 🏠

  • @ggybgh2567
    @ggybgh25676 ай бұрын

    መዓረይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ነፃ መሬት ኣብ ውቅሮ ኣምፀእለና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉

  • @samirasamirasamira5724
    @samirasamirasamira57246 ай бұрын

    ፅብቅ ስራሕ 👌❤❤🥰

  • @slamaor6578
    @slamaor65786 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ማዓረይ❤❤❤

  • @MeronSemere
    @MeronSemere6 ай бұрын

    Wow beautiful Home 🏠🎉🎉🎉🎉

  • @user-mz4bk1ii3t

    @user-mz4bk1ii3t

    5 ай бұрын

    ዎው ኣይናይናን።ኣሰይይይ ብዝብል ትግርኛ ንምጥቃም ንፈትን ንለማማድ

  • @user-ko6gs9wu3g
    @user-ko6gs9wu3g6 ай бұрын

    ያላቹ ግዚ ደስ ይላል❤❤

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya28446 ай бұрын

    ፅቡቅ እዩ ቀፅለሉ❤

  • @zafuhailemariam3726
    @zafuhailemariam3726Ай бұрын

    መሓረና እባ ጎይታዋይ ንደቂ መዳም ዝምጥን ኣምፀአልና....በስምኣም ብቅናሽ ዋጋ ኢልካስ ደምና ጠጠው ክተብሎ😢

  • @booboo9616
    @booboo96166 ай бұрын

    Wow

  • @tigraytigray
    @tigraytigray6 ай бұрын

    እህ ልበይ 😢16ሚሌን😮 ደቂ መዳመይ ልብክን ደግፋ❤😂

  • @user-si6jk6ve6m
    @user-si6jk6ve6m6 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና 😊

  • @user-qv7hn3rv2d
    @user-qv7hn3rv2d6 ай бұрын

    Good job shakur

  • @wegahtaChannel
    @wegahtaChannel6 ай бұрын

    ዋዉዉዉዉዉ ደስ ክብል ቀፅለሉ ጅግና ሓዉና❤❤

  • @user-mz4bk1ii3t

    @user-mz4bk1ii3t

    5 ай бұрын

    ዋውውው ዝብል ኣይትግርኛን ኣሰይይይይ ብዝብል ይተካእ

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye99786 ай бұрын

    ዝገርም አሰራርሀ እዩ ደስ ይብል የቀንየል ሀውና ወዲ አድና❤❤❤❤

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy22936 ай бұрын

    Good job

  • @user-cw8ni7zp9z
    @user-cw8ni7zp9z6 ай бұрын

    ደስ ባሊ ሙሴ ሓወይ 70ካሬ ኣብ መቀለ ሓደ ዝተሃደመ ኣምፀእልና ክቡር ሓወይ❤

  • @mebrhitgeremedhin4533

    @mebrhitgeremedhin4533

    6 ай бұрын

    አወ 70ካሬ አብ መቀለ ሓደ ዝተሃደመ አምፅእልና ማዓረይ

  • @user-rl6wv2et9e

    @user-rl6wv2et9e

    6 ай бұрын

    70 ካሬ ክልተ ዝተሃደመ ኣምፀአልና

  • @yute2286

    @yute2286

    6 ай бұрын

    4ሚልየን እዩ

  • @user-cw8ni7zp9z

    @user-cw8ni7zp9z

    6 ай бұрын

    @@yute2286 ሓደ ህዳም ድዩ ወይ ክልተ ህዳም ንመንኡ እዩ 4ሚልየን

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    ስብስክራይብ ገብርለይ ክብርት አሕዋተይ ፓልስስ😢👏👏🌺🌺🌺

  • @zediyoutube7810
    @zediyoutube78106 ай бұрын

    እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሙስዪ ሓወይ ልበይ ቀጥ ብላ ነብራ አነስ ክልተ መህረሲ ክፍሊ ሓደ ሳላ ሻወር ሽትቤት ክችነ ድንኤዎ ብቃዕሚና አብ ሞኾኒ ብቦሌኬት ድተሰረሐ አምፅኤልና ከይታሓልፈኒ ❤ ካብ ሓደ ሚልዮን ድታሕቲ

  • @ephremgeberegzibher96
    @ephremgeberegzibher966 ай бұрын

    God help tigray.

  • @user-ut7cv2bm4h
    @user-ut7cv2bm4h6 ай бұрын

    በስመ ስላሴ 16 ሚልየን ፌንት ነቂለ መዳመይ ደጊፋትኒ 😅

  • @yead9890
    @yead98906 ай бұрын

    ኣሰይይይይ ደስክብል ተስፉ ኣለና ክንገዝ ❤🙏

  • @nuramohammed7738
    @nuramohammed77386 ай бұрын

    16ሚ የብሎስ ልበይ ሸተት ኢላትኒ ወይ አብ መቀል ዓዲ ሓ ማለት እዩ ባዶ ቦታ ተርኪብካ ተሓባበርና ማዓርይ

  • @lathanesgiday5193
    @lathanesgiday51936 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @tgray2416
    @tgray24166 ай бұрын

    ቃዕምና እኪ ኣምፅአልና ሙሴ ሓዎይ እዙይ ንናይ ሰዕዲ ቀመማት ኣይኮንይ ዋ 3.ሚ ንታሕቲ

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria85266 ай бұрын

    ❤❤❤

  • @samiates5057
    @samiates50576 ай бұрын

    🥰🥰🙏🙏🙏

  • @marmar-vh2og
    @marmar-vh2og6 ай бұрын

    ሙሴሐወይ እካዕ ብሰለም መፃካ ❤❤😍😍🙏👍

  • @selamburuk
    @selamburuk6 ай бұрын

    16 ሚልየን ያ😂ንዘለዎም ጽብቅ እዩ ሙሴ ሓወይ እንተ ልደቂ መዳም እድመ ልክእና ዶ አብ ስደት ነሕልፎ ኮይንና😢እዘን ድሕሪ ሐዚ ከይተምጸአልና ትብላ አሕዋተይ አይትሰአና ኣጆና እስከ በእዉነት ተጨኒቀ ጸኒሐስ ናብዚ ኮሞንቲ ምስ ረእኩ ሞይተ እየ ሰሓቅ😂😂

  • @user-wp5qk6bm4e
    @user-wp5qk6bm4e6 ай бұрын

    😂😂😂16ሚልዬን ቅናሽ ዋጋ ትብሎ ዘለካ እዩ ዝገርመኒ ክልተ ኩሊተይ ሸይጠ ክንዱኡ ዘየውፅእስ ይገርም 😢

  • @jamiendris9454

    @jamiendris9454

    6 ай бұрын

    😛😛😛😛😜😜😜😜 አነፈርሸኝ ቤት ልገዛ ብየ እድሜየ መዳም ቤት ልፍጅ ኧሯሯሯሯሯ

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq6 ай бұрын

    Nice house

  • @user-jq7vm3qg7c
    @user-jq7vm3qg7c6 ай бұрын

    ዋውውውው ኢድ ይባርክ🥰

  • @user-mz4bk1ii3t

    @user-mz4bk1ii3t

    5 ай бұрын

    ዋውውውውው ዝብል ቃል ኣይትግርኛ።ኣሰይይይይይ፣ይገርምምምምም ብዝብል ይተካእ

  • @remetsmedia1677
    @remetsmedia16776 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤

  • @Haya-wo6xz
    @Haya-wo6xz6 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @TsgeHaylkros-vw4wh
    @TsgeHaylkros-vw4wh6 ай бұрын

    ናይ ገዛ ዋጋ እኳ ዘረባ የብሉን ኡኡ 🙆‍♀️ ክቡር ሓወይ የቀንየልና ቀፅለሉ 🥰

  • @fsgd7387
    @fsgd73876 ай бұрын

    ናይ ገዛ መንፅፍ❤

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq6 ай бұрын

    We’ll come ,,

  • @elaela671
    @elaela6716 ай бұрын

    ደስ በሃሊ እዩ ላዕሊኡ ጉዳዩ ኣብስሚንቶን ቶንዲኖን የፍረሐካ

  • @Winer652
    @Winer6526 ай бұрын

    Eway eza million gera kelilatkum gudam😊

  • @user-ni1fm7lo2e
    @user-ni1fm7lo2e6 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዝሓወይ እና ኣብ ውቅሮ ቦታ ጥይቅልና

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @RahelNega-my4em
    @RahelNega-my4em6 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስባሀሊ❤❤

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @user-kf5hl5oi1f
    @user-kf5hl5oi1f6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @suosuowe6666
    @suosuowe66666 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤

  • @meriyammameriyamma416
    @meriyammameriyamma4166 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @aass1998
    @aass19986 ай бұрын

    70 ካሬ ኣብ መቀል ኣምፀእለይ ወለላይ❤❤

  • @emmaq1588
    @emmaq15886 ай бұрын

    1.6ሚልየን ክብል ድዩ ኣሕዋት

  • @tube-xd4fd

    @tube-xd4fd

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo14606 ай бұрын

    ዋው ብጣዕሚ ቅናሽ ዋጋ እዩ ለይብልና ኮይንና እምበይ ምገዛእናዮ😂 ቀፅለሉ ብሩከይ ናይ ማዕፆ መስርሒ ኣቁሕት ኣቅርበልና ተኪእልካ ዝሓወይ ልተሰርሐ ማዕፆ ዘይኮነስ ገና ልክስራሕ ማለተይ እየ ሓደራ ከይትሓልፈኒ❤

  • @letayabraha8373

    @letayabraha8373

    6 ай бұрын

    😂😂😂🙈🙈🙊🙊🙊Ane ewan

  • @tigray4374

    @tigray4374

    6 ай бұрын

    😂😂😂😂😂

  • @saada5401
    @saada54016 ай бұрын

    ዙ ቁፅሪ ዝፀዋዕኻዮግን ስሚዐዮ እይፍልጥንንን😅

  • @MgbeyMgbey
    @MgbeyMgbey6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹

  • @temesgentsige4713
    @temesgentsige47134 ай бұрын

    Harif review eyu bro..video more attractive nkkon ab production & presentation focus gerka srah✌️

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    4 ай бұрын

    የቀኔለይ ክብረተይ🙏🙏

  • @user-eb3qh4gs2v
    @user-eb3qh4gs2v6 ай бұрын

    የቕንየልና ❤❤ክብረተይ ቐፃሊ ናይ ስኒ ምእሳር ኣምፅእልና ❤❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    ስብስክራይብ ገብርልይ ወለለይ❤❤

  • @user-xh4dl7wf3h

    @user-xh4dl7wf3h

    6 ай бұрын

    ዋይዋይ ናማንኪ ዛማዓረይ ኣምፅኣልና ኢካ ዝሓወይ

  • @Slam-bh8xk
    @Slam-bh8xk6 ай бұрын

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lemlem4809
    @lemlem48096 ай бұрын

    ሙስየዋይ ርእስና ዘይሩና ዋ ተኪኢልካ ናይ ቆሉዑ ወጣታት ክዳውንትን ጫማን ኣምፀአልና በይዛካ ❤❤

  • @user-mz4bk1ii3t

    @user-mz4bk1ii3t

    5 ай бұрын

    ወጣት ኣይባሃልን ብትግርኛ መንእሰያት በሊ

  • @MhretTades
    @MhretTades6 ай бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ ሙሰ ሓወይ ❤❤

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    ስብስክራይብ ማርር🌺🌺

  • @umarsuwizdadi2059
    @umarsuwizdadi20595 ай бұрын

    ዉቅሮ ነፃ ቦታ ኣምፀአልና ዛሓወይ bless❤

  • @semerehailemariam2877
    @semerehailemariam28776 ай бұрын

    በርትእ ሃውና

  • @AilfTigray
    @AilfTigray6 ай бұрын

    ዋው 😮 ጎበዝ ዝሓወይ 🙏🥰😍🥰

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    ስብስክርይብ ገብርለይ ወለለይ🌺🌺👏👏👏

  • @user-mz4bk1ii3t

    @user-mz4bk1ii3t

    5 ай бұрын

    ዋው ዝብል ቃል ኣይትግርኛን ኣሰይ፣ይገርም ብዝብል ይተካእ

  • @abelmehari7583
    @abelmehari75836 ай бұрын

    That means how much in US Dollar

  • @user-rm3ut2rb3j
    @user-rm3ut2rb3j6 ай бұрын

    ኣጀኻ ዝሓውና ሃንናይዶ 😂😂😂 ናሞኾን ኣርእየና፣❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jonlove5421
    @jonlove54215 ай бұрын

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ቀፁለሉ ነገርስን ቤተሠብ አትበል እሕዋተይ በል

  • @user-zt3br1mg7g
    @user-zt3br1mg7g26 күн бұрын

    ስደትና ምስ ወዳኣና ክንገዝእ❤❤❤❤

  • @jesusislord6526
    @jesusislord65266 ай бұрын

    Gobez eka ketsilelu

  • @kasechteklay4118
    @kasechteklay41186 ай бұрын

    የቀንየልና ሙስየ ሓወይ ንእግረመንገድካ ባዶ መሬት እውን ተተቅርበልና

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd6 ай бұрын

    ሙሴዋይ የኔ መልካም ብጣዕሚ እየ ዝፈትየካ ❤️❤️

  • @MgbeyMgbey

    @MgbeyMgbey

    6 ай бұрын

    ስብስክራይብ ገብርልይ❤❤❤👏👏

  • @user-mz4bk1ii3t

    @user-mz4bk1ii3t

    5 ай бұрын

    ኣብ መእኸል የኔ መልካም ዝብል ዘይቋንቋና ክኣቱ የብሉን ቋንቋና ነማዕብል።ዝሓወይ፣ፅቡቐይ ብዝብል ስሩዕ ትግርኛ ተጠቐሙ

  • @Hanigualhagretigray
    @Hanigualhagretigray6 ай бұрын

    Wow des yeble 🥰

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @user-tf5ko7nq8r
    @user-tf5ko7nq8r6 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq6 ай бұрын

    Ok .. chek house ples ,,

  • @assafa35
    @assafa356 ай бұрын

    It's too much brother 💯

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @ganathakoes247
    @ganathakoes2476 ай бұрын

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @berhetadesse4510
    @berhetadesse45106 ай бұрын

    አብ ውቅሮ እስኪ ጥይቅና ሙሴ ሓውና ❤

  • @MeronMm-dh5pp
    @MeronMm-dh5pp6 ай бұрын

    70 ካሬ አምፅልና ባ

  • @wegahtaChannel

    @wegahtaChannel

    6 ай бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤

  • @FriwayniAbraha-nb8pq
    @FriwayniAbraha-nb8pq6 ай бұрын

    Abey ad❤❤❤❤❤❤❤

  • @sameeer1228
    @sameeer12286 ай бұрын

    ሰላም ሰላም❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍

  • @user-jz9mk5kw4z
    @user-jz9mk5kw4z5 ай бұрын

    Selk ketr yelan❤❤❤

  • @musse_shakur

    @musse_shakur

    5 ай бұрын

    0914114554

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla45575 ай бұрын

    Anee Personally, bii tirhiouu itaa Geezaa Intee Ziwhabenii Abzaa Siol Kiliil Aaymiisneebrrkouun. Sheytaan kilil Ethiopia.

  • @awezukahsay1435
    @awezukahsay14356 ай бұрын

    ናይ ሕልመይ ገዛ ከምዚ እዩ ብሱሩ ውን ኣብ ትግራይ ከምዚ ዝተጀመረ ኣይምስለነይ ነይሩ ተመስገን ተስፋ ኣለና😊❤❤

  • @salamonefitwi528
    @salamonefitwi5286 ай бұрын

    ቀጽሎ ብሮ ግን ከቢሩ

  • @user-ik7vx5hb1w
    @user-ik7vx5hb1w6 ай бұрын

    🎉🎉🎉🎉ሙሴላ❤

  • @azebretta8310
    @azebretta83106 ай бұрын

    Aserarehu betemi zebuke.

  • @senaytgebru8423
    @senaytgebru84236 ай бұрын

    ባታ ብቻ ኣምፀአና 70 ካሬ ኣብ መቀለ በጃኻ ዝሓወይ❤

Келесі