ኣብ ናይ ወደይ 7ይ ወርሒ ሰሪሐዮ ዘይፈልጥ😮ነገር ሰሪሐ💪

ዩቱብ ቻናልና like, comment, share, and subscribe ብምግባር ቤተሰብ ንኡድ ስለዝኮንኩም ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና 🙏🙏🙏 ሐዚለ ኣብጎንና ኮይንኩም subscribe ብምግባር ስራሕትና ተሎ ክበጽሐኩም እታ ደወል ምልክት ብምንካእ ቻናልና ናብ 40 ፡ 50 ሽሕን ልዕሊኡን ንክበጽሕ ሞራልኩምን ቤተሰብነትኩምን ኣይፈለየና 🙏🙏

Пікірлер: 772

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu16 күн бұрын

    ደቂ መዳመይ ላይክ ግጨዋኒ❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    ደምረን 😊

  • @user-jo5mr6mr4f

    @user-jo5mr6mr4f

    12 күн бұрын

    ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo18216 күн бұрын

    ብጣዕሚ ደስስስ ብሃሊ እዩ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤ሓንቲ ነገር ክብለኪ ዝደሊ ግና አብ ግዜ ፆም ናይ ፆም አይትስርሒ ከም ክርስትያ መጠን ክነፆም ግደታና እዩ ካብቶም ሸዉዓተ አፅማዋት ሓደ ፆም ሃወርያት እዩ ድሕሪ ሐዚ ከምዚ አይትስርሒ አብ ግዜ ፆም ኤሚ ፅሪት እቲ ኮምንት ዝዋሃበኪ እዉን ከምዚ አይትበሉ አይብሃሊ ሰብ ዝመሰሎ ዝተረአዮ ሓሳብ ስለ ዝህብ እና ንዓኩም ዝጠቕም ጥራሕ ዉሰዱ ፍቁራተይ❤❤❤

  • @Zedtesfay
    @Zedtesfay16 күн бұрын

    በጃኹም ተጋሩዋይ ኣተባብዕዎም ንኣሕዋትኩም ❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@Zedtesfay ደምረን ዝሓፍተይ🙏😘

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id16 күн бұрын

    ፆም ኣይኮነን ድዩ ብዝኮ ጎቦዝ ብዝበለጸ ካአ እቲ ፃዓደ ምስዚ በሸሚል ተትገብሩሉ ብዝበለጸ ጥዑም ንኮነልኪ መዓረይ

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q15 күн бұрын

    በስምአብ ፆም ምድሪ ደውን ክምዚ አሎ እዩ አብ ዓዲ ንኢስኩም ዲኩም ንስኩም ዘይትፀሙ ካውኡ ድማ ብወለድና እንፈልጦ ቆልዓ አብ ዓሞቱ እንበር ወርሒ ወርሒ ብዝመፀ አይክበርን

  • @gdhfteucdgb8388

    @gdhfteucdgb8388

    15 күн бұрын

    በዛ ዝፀሓፍክያ ፅሕፍትስ ሓጥያት ከይከነኪ ሰለ ነብስኪ አፅርዪ አብ ናይ ሰብ ሂይወት አይምልከተክን ካዓ አብ ሓወርያ ፆም ካብ በዓለይ ፀይሞ አይፈልጥን ሰለዚ ፍፅም ሰብ አይንምሰል አብ ከሞንት

  • @amanithupia1201
    @amanithupia120116 күн бұрын

    ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ስድራ ፈጣሪ ብበረከት ይባርኩም ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርኮ ብFB ብ Tube ቡዙሕ ጊዜ ጠይቀኪ ኣይመለስክለይን ሓውኪ ሐሽዎዶ ኢለ ብቻ ሰለ ዝራኣክዎ ደስ ኢሉኒ❤😮ይዝክር ኣብ ዕፅዋን ክባን ኣዲስ መፂኪ ሓወይ ሓሚሙኒ ክትብሊ ብቻ እንኳዕ ሓወየ❤😮

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@amanithupia1201 ደምረን ማዓረይ❤

  • @AKLILUGmikael
    @AKLILUGmikael16 күн бұрын

    ሲስተረይ ብሓዳርኩም ብዉላድኩም ተባሪኽኩም ኢኹም እሞ ዘላእለማዊ መፈፀምታኹም ይግበረልኩም ኣምላኽ እና በቲ ዩቱብ እተሕልፍዎ ከዓ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪን ምክብባር ዘለዎስድራ በርትዑ ብጣዕሚ ደስ ይብል

  • @AKLILUGmikael

    @AKLILUGmikael

    16 күн бұрын

    ኣጋጣሚ ሞባይለይ ቻርጂ ወዲኣ ብናይ በዓልገዛይ እየ ኑኡድ ዩቱብ ኢለ ፂሒፈ ሊኢኸልኪ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@AKLILUGmikael ሳብስክራይብ በልለይ ኣብ ናተይ🙏😘

  • @fyorigaltigray8279
    @fyorigaltigray827916 күн бұрын

    ዋሕለ ንፍዕቲ ኣነ ከማኪ እየ ብድፍረት እየ ዝሰርሐሎ ዞም ኣዕራብ እምበይ ኣይክእልን ኩሉ ድፍረት እዩ ዘድልዮ❤❤❤

  • @user-ri3qx3vh9m
    @user-ri3qx3vh9m16 күн бұрын

    ክብርቲ ሓፍተይ ሰብ ሓሳቡ ዝፅሕፍ ዘሎ ስለዘቅረበኪ እምበር ብከሊእ የኮነይ እና ሓዳርኩም ይባርከልኩም

  • @user-ys9yj7en6v
    @user-ys9yj7en6v16 күн бұрын

    ኢዲ ይባረክ ኤሚየይ መኣረይ እግዚአብሔር ንሓዳርኩም ይባረክ ዛምቤተይ።❤🎉🎉🎉

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@user-ys9yj7en6v ደምረን 😘

  • @freyhayleab3281
    @freyhayleab328116 күн бұрын

    ጎበዝ ብጣዕሚ ፊያካ ኢኺ ትመስልኒ ኔርኪ ግን wawww❤❤❤ btaemi ye zfetweki ❤

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn16 күн бұрын

    ኦው ቀዳመይቲ ግጨዩኒ በሉ ታይማ ንዮ ድዩ ካሊእ ❤ ዳወለላይ ጽቡቃት ወድኩም እግዚአብሔር ብጥበቡ ብመጎሱ የዕብየልኩም ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ❤❤❤

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    16 күн бұрын

    ደምርኒ🎉

  • @fanaB-ty1go
    @fanaB-ty1go16 күн бұрын

    Des bahali ፅቡቃተይ 😍wedki kaa ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኪ ❤️🙏

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube1216 күн бұрын

    ዋውው ኣብሳየ ዋሓለ👌❤ግን ምስ ይቅርታ እተን ካብ ብዙሓት ውሑዳት ሕማቅ ዝዛረባ ተገዲስኪ ኣይትመልስለን ምክንያቱ ሕማቅ ከዛርባኺ እየን ብቃላተን ስለዝተገደስኪ ክሕበና እየን ስለዚ ሸለል ኣዝዝለን😠 እና ንኡደይ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕቢይካ🙏🙏ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ምቁራተይ ንበሩለይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @NuedTube

    @NuedTube

    16 күн бұрын

    ክብረት ይሃበለይ 🙏 ብጣዕሚ እየ ለመስግን ዛሓፍተይ

  • @genetybrahe7562
    @genetybrahe756216 күн бұрын

    ዋውውው ዋሓለ አኪ ክሉ ስርሕኪ ቀጽሉሉ ፡ ክርስትያን ኮንኪኩም ዘይትጽሙ ብግዚይ ጾም ስጋ ትብልዑ ከም ኣስላም አዝስ ጽቡቅ ኣይኮንን ኣብ ስደት ዝልዋ አካ አንዳ ጾማስ

  • @user-ss6ob2wi2e

    @user-ss6ob2wi2e

    16 күн бұрын

    wa ade qola endya nsa da sebaya ktbl tkel eka

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd15 күн бұрын

    ኣብስየ ጎበዝ ኣብሊፀ እየ ልፈትየኪ 🙏♥️ ክትዉሕልሊ ብሓቂ የኔ ቆንጆ ♥️👌

  • @user-nc2oq8eh8p
    @user-nc2oq8eh8p16 күн бұрын

    ክብርቲ ሓፍተይ ኩሉ ሰራሕከ ፅቡቅ እዩ ግን መሰቁል አሰሪ

  • @ifhd4442
    @ifhd444212 күн бұрын

    ዋውውውው ትፍለይ እኪ ወሓለ ቀፅልሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ልወድኩምለ እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤🎉🎉

  • @user-jo5mr6mr4f

    @user-jo5mr6mr4f

    12 күн бұрын

    ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @user-me7wk1yf6d
    @user-me7wk1yf6d16 күн бұрын

    ዋውውው❤❤❤ጎበዝ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኪም

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam1216 күн бұрын

    አብሰላት ሙዑዝ ንኡድ ብጠቅላላ ቤተሰብ ሰላምን ፍቅር አብ ሂወትኩም ይብዛሕ ንኡደይ ጎቢዙ ፅቡቅ ዘበን ክገብረሉ ይምነ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @WejeratAdey

    @WejeratAdey

    16 күн бұрын

    ደምርኒ🎉

  • @user-bk6br1jt3o
    @user-bk6br1jt3o15 күн бұрын

    ብጣዓሚ ኢኪ ዋሓለ የድነቀኪ አየ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt944314 күн бұрын

    Des bahalti 🥰🥰edmen tenan nezi shkor wedkum 🥰🥰🎉🎉🎉

  • @user-hb1rj7gm3b
    @user-hb1rj7gm3b16 күн бұрын

    gobez Eki mashalah❤❤❤

  • @user-uz6pv1ol1q
    @user-uz6pv1ol1q16 күн бұрын

    ብጣዓሚ ጎበዝ ኢኪ ኣሜዋይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዓናን ይሃቡኩም ንኩለኩም ❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@user-uz6pv1ol1q ደምረን ኢኪ ዝሓፍተይ

  • @zaharazahara502
    @zaharazahara50216 күн бұрын

    ሓውኪ ርኤዮስ ደስ ኢሉኒ ማዓረይይይ እግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ተመስገን ወድኹም ደሞ ብጥበብ የዕብይልኩም ኣሕዋተይ🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @user-ee1ff6dx7t
    @user-ee1ff6dx7t16 күн бұрын

    ኣነስ ቪድዮኩም ክርኦ ተለኩ ደስ እናበለኒ እየ ዝርኦ ፍትው የብለኩም እየ ኤሚየ ሽኮር❤❤❤ ነኡደይ ለ እንኮዕ ተወለድካ🎉🎉

  • @user-lk1bf6ly5r
    @user-lk1bf6ly5r15 күн бұрын

    Amiy shukor ketullu btaemiy tubuk rikiy niakiy❤❤❤❤ ktllu srahtkiy

  • @Judi533
    @Judi53315 күн бұрын

    Atum shikorat Sidra bitaime iye zefetwekum embeytey gobez mekiberet sebeaya eki ❤❤❤

  • @wezamberhe5051
    @wezamberhe505113 күн бұрын

    የኔ ቆንጆ መፃእኻ ብሩሁ ይኹን በብየ ❤❤

  • @mekdesnegash875
    @mekdesnegash87511 күн бұрын

    በርትዒ ኤሚ ሽኮር ❤

  • @user-xx8iv1cy5e
    @user-xx8iv1cy5e4 күн бұрын

    ብሓቂ ዝያዳይ እቲ ዘለካ ንኣምላክ ኣመስጊንካ ምምጋብ እዩ ❤❤❤

  • @ShemshuAbdusemed
    @ShemshuAbdusemed13 күн бұрын

    እዝውቲ ቀፅልሉ ንኡደይ እንኳዕተወለድኻ♥♥♥♥♥♥

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed132216 күн бұрын

    ይበል ዉሕልናት ንኡደየ የዕብካ 🙏❤

  • @amubrhanu
    @amubrhanu16 күн бұрын

    ንኡድየ ሓብቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @elsadade5439
    @elsadade543915 күн бұрын

    ጎበዝ ኢኺ

  • @user-nk5dr7qp9j
    @user-nk5dr7qp9j16 күн бұрын

    አቱሙ ሰባት አብ ዓዲ ን አብ ዓረብ ን ዘለና ኩለና ድና አሰልምና ብተለይ አርቲሳት ግን ንኩለኩሙ አይኮንካይ ሰለ ዝርአኩ አየ ፀሙ ምድሪይ ብዘተረፈ ይፈትየኩሙ አየ❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@user-nk5dr7qp9j ደምረን ዝሓፍተይ🙏😘

  • @abebakahsay8277
    @abebakahsay827716 күн бұрын

    Happy 7 months💙 Stay blessed.

  • @lemlemkasahun5883
    @lemlemkasahun588313 күн бұрын

    ❤❤ዋው ቆንጆ ላዛኛ ነው አብሲ ዬዬዬዬዬ❤❤

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel16 күн бұрын

    ኢሚየ ገወዝ እኪ ጥራይ ቀፅለሉ ሰበ ዘይምልከቱ እዩ ዝአትዋ ግን ሕቶ አለኒ ፆም አይከነይ ድዩ ከዚ

  • @mmmarketing5683

    @mmmarketing5683

    14 күн бұрын

    @@BrhanchannelBrhanChannel 😅😅😅 ሰብ ዘይምልከቶ እዩ ልአቱ ሕቶ አለኒ ፆም የኮነይ ድዩ ከዚ ? አብለይምልከተኪ ለይአተዉኪ ግርም ዩ

  • @HagushHagush-gh1nx
    @HagushHagush-gh1nx16 күн бұрын

    የኔ ቆንጆ ኤሚ ዋሐለ

  • @MuezGher
    @MuezGher16 күн бұрын

    ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ዛድንቀኩም ዳ ንኡድ ❤❤ ካባየ ብዝዘለለ እውን ቤተሰብይ ያሪኦም እየ እና ብጣዓሚ ኢና ናድንቀኩም Mather & Sister ኣብፀሐለይ ኢለናኒ ኣለዋ ኣድናቆተን ቀፅልሉ❤❤❤❤

  • @merryzebrabruk1527
    @merryzebrabruk152716 күн бұрын

    ታዓድልኪ ❤❤ ኡሙየይ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይብርክልኩም

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@merryzebrabruk1527 ደምረን

  • @titisabawit3510
    @titisabawit351011 күн бұрын

    ኤሚዋይ ወሓለ ፅርይቲ❤❤❤❤

  • @TsfaEusnkey3114
    @TsfaEusnkey311416 күн бұрын

    ውሓለ ኢኪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤

  • @user-nc6yg7fd1q
    @user-nc6yg7fd1q14 күн бұрын

    ኤሚየ ፅሪተይ አነሰ ፈትዉትዉዉዉዉ እየ ዘብለኩም❤❤❤❤ ንወድኩም ካዓ ብጥበቡ የዕብየልኩም እግዘአብሔር አምላክ❤❤❤

  • @user-sc8zf2km3n
    @user-sc8zf2km3n15 күн бұрын

    ኤሚየይ ናይ ሰብ ነገር ኣይትገደሲ ሰብ ዝብሎዖ እምበር ዝዛረብ ኣይስእንን ወድኺ እግዚአብሔር አምላክ ብጥበብ የዕብየልኪ❤

  • @user-uq6wq5nn8g
    @user-uq6wq5nn8g16 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉

  • @Meri.2146
    @Meri.214616 күн бұрын

    ኣብሰላየይ ክትግቡዚ ደስ ክብል እዝውተይ ፅቡቃት ስድራ❤

  • @user-vd1cc7kf4z
    @user-vd1cc7kf4z15 күн бұрын

    ኣሰይ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ክትብሉ ቤቢየ የዕቢካ መዓረይ መርዕኡ የሪኢኩም❤

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o14 күн бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበቡ የዐበየልኺ🎉ኩሉ ጊዜ እየ ዝኻተተሎኩሙ ግን ንመጀመረያ ጊዜየይ ኮሜንት የፅሕፍ ኣለኩ ተይ ክበል ደለየ እየ በጣዐሚ እየ ለድንቀኩሙ ዘይተኳርዑ በተለይ ንሰኺ ማለተይ ካምቱ ኣርቲስት መካንኺ 😊ደሞ ግልፅነትኺ ብጣዐሚ እየ ልፎተዮ ቀፅልሉ ካቡኡለ ኮሜንት ኣይተገደሲ ብዝሓለፈ ው,ን ይርኢ ነይረ ግን ገሪሙኒ ኣየ ኣንሕና ኣብ ስደት መፂና ኩሉ ስለ ዝፈለጥናዮስ ቡዙሑ ነገር ንበል ኣንሕና ዶ ኣይኮናን ኢና ኩሉ ጊዜ ሽሮ 😅ቃትሪ&ምሽት &ንጎሆ ኧረ ኩሉ ደቂቃተት 😂ኧረ በለስ ጥራይ ሆሆሆሆ😮 ዝሮ ማ ፍቅረኩሙ ይበዛሕ❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    13 күн бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን 🙏🙏

  • @user-le6rz7hg7c
    @user-le6rz7hg7c16 күн бұрын

    ፅቡቃት ደስባሃልቲ ወዱኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃቦ ፈጣሪ ጅዝ አበይ ይርከብ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@user-le6rz7hg7c ደምረን😘

  • @edltiabrha7716
    @edltiabrha771615 күн бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪም ብሩካት ስድራ ውልድኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኩም እና ምስ ይቅርታ ንምንታይ እኪ ማዕተብ ዘይትገብሪ ብቀዳማይ መስቀል ኣሲርኪ ነይርኪ ደስ እልኒ ከዚ ካዓ መዕተብ የብልክን ዛሓፍተይ❤

  • @AKLILUGmikael
    @AKLILUGmikael16 күн бұрын

    ናይ ሎማዓንቲ ከዓ ዝረኣኽዎ ናይ ኑኡድ 7ወርሒ ብዘመልክት ብጣዕሚ ደስ ይብል ብዉላድኩም ተሓጎሱ ጠቅላላ ዝወለድኩሞ ከምቲ ወለድኹም ናህትኩሞ ብርሃን ዉላዱ ሪኦም ዝተሓጎስልኹም ኣብናትኩም ከዓየሪኹም ኣምላኽ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቤተሰብ

  • @NuedTube

    @NuedTube

    16 күн бұрын

    Btaemi batemi eina nemesgn egzabher yhabelna

  • @AKLILUGmikael

    @AKLILUGmikael

    16 күн бұрын

    ፅቡቅ ገይርኪ ምኽንያቱ ዉላድ ማለት ተስፋ ተሓጓስ በቃ ዉላድ ማለት ብርሃን ናይገዛ ማለት እዩ እሞ ኣምላኽ ዉላድኩም ምስሙሉእ ጥዕና ይባርኸልኩም እና ዝሓፍቸይ ምሸት ምድሪ ረቢሸኩም ይቅርታ ግበሩለይ ናይኑኡድቤተሰብ መፂኣክትበሃል ከላኣብቴለቭዥን ክርኢ ከለኹ ደስእናበለኒ እየ ዝርኢ

  • @wawwww5364
    @wawwww536416 күн бұрын

    ፅብቃት ደስ ብሃልቲ ❤🎉🙏🌿

  • @wskn2913
    @wskn291316 күн бұрын

    አነስ.ብናኪ.አቀራረባኪ.ደስይብለኒ..በቢ.እዉን.ዕድመን.ጥዕናን.ይህቦ❤❤❤❤❤❤

  • @arsemasis5738
    @arsemasis573815 күн бұрын

    አሰይይ ዝወደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣረ ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DhfgFudgfg
    @DhfgFudgfg16 күн бұрын

    ኢድ ይባርኽ ወድኽም ለ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz161916 күн бұрын

    እግዚአብሔር ብጥበብ የዕብካ ዝወደይ🙏😍

  • @smkle7079
    @smkle707914 күн бұрын

    ላይክ ግጭዌ ❤❤❤

  • @Samri16
    @Samri1616 күн бұрын

    ፅሩያት ሰድራ ብጥበቡ የዕብየልኩም ዋሓለ ኢኪ ብሓቂ❤❤❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@Samri16 ደምረን ሸካር🙏😘

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz16 күн бұрын

    ኣሰይ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    15 күн бұрын

    ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz16 күн бұрын

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዛቢሄር ብጥበቡ የዕቢካ ኑኡደይ

  • @user-ih6ih4tg4e
    @user-ih6ih4tg4e16 күн бұрын

    ጎበዝ ዋውው❤❤❤

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om16 күн бұрын

    ቐፃሊ እዉን ልድያ ሒዝክልና ንዒ❤❤

  • @almazamanal8643
    @almazamanal864316 күн бұрын

    ቀፅሉሉ ፅቡቃተይ❤

  • @senibirhanu5709
    @senibirhanu570912 күн бұрын

    ፈጣሪ አምላክ የባፅሐልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegatsega7776
    @tsegatsega777616 күн бұрын

    Well come ፅቡቃት

  • @SolianaMehari22
    @SolianaMehari2216 күн бұрын

    Yh bzeleka temesgenyu don't worry darling keep shining ✨️🙏

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@SolianaMehari22 ሳብስክራይብ በልለይ ሸካር🙏

  • @selam801
    @selam80116 күн бұрын

    ብሩካት ሰድራ እፎትወኹም'የ😊❤

  • @user-sm8bl7lb9f
    @user-sm8bl7lb9f16 күн бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi16 күн бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም❤ይኣብስራ ሓውኪ ድማ እንኳዕ ዳሕና ኾነ❤ስለ ዝረአኹዎ ደስ ኢሉኒ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየልኩም❤❤❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    16 күн бұрын

    ክብረት ይሃበልና 🙏🙏

  • @user-tr7dg3uz8o
    @user-tr7dg3uz8o11 күн бұрын

    ብጥበቡ የዕብየልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ🥰🥰🥰🥰

  • @DBtblfl
    @DBtblfl16 күн бұрын

    Waww desss bahlti daንኡድ betesb fetari hadarukhumu yebarkhumu ❤❤❤❤❤❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@DBtblfl ሳብስክራይብ በልለይ ሸካር😘

  • @user-lt5rm4vj2s
    @user-lt5rm4vj2s16 күн бұрын

    ኤማየ ጎበዝ ኢኺ ከም ጋል ገጠር ኣሰራርሓኺ😅❤️❤️🥰🥰ደሞ ኣይትጥፍኡ ምፅእ ምፅእ ቦሉና🥰🥰🥰

  • @slamaor6578
    @slamaor657815 күн бұрын

    ሓዳርኩም ይባርከልኩም🥰❤️❤️

  • @DBtblfl
    @DBtblfl15 күн бұрын

    Abesaltiy netomu shetota zahabukima mazey ekhumu tefalutuna ❤❤🙏🙏

  • @TsegaTadesseKahsay
    @TsegaTadesseKahsay16 күн бұрын

    Btaemi des bhali absitey btaemi eiki tmchewni ketsllu

  • @user-qv6bw4xe2p
    @user-qv6bw4xe2p16 күн бұрын

    አየ ክፈትወኪ❤🎉

  • @mere7099
    @mere709916 күн бұрын

    ዋዋዋ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፡ ፅብቕተይ👌👌🥰🥰🥰🥰🥰

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@mere7099 ደምረን ሸካር🙏

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu16 күн бұрын

    እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ወለላይ ንፈትወኪ ኢና

  • @jfudyr4497
    @jfudyr449716 күн бұрын

    ኩሉ ነገርኪ ደስ ከበለኻ ዛቤተይ እዝውቲ🥰 የፈትየኪ እየ

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@jfudyr4497 ሳብስክራይብ በልለይ ሸካር

  • @UGvggVgaygg
    @UGvggVgaygg16 күн бұрын

    anes kfetwekum mukuratey🎉🎉🎉❤❤❤

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r16 күн бұрын

    ኤማየ ወሓለ ኢኪ ዛምበይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት ስድራ 🥰😍

  • @SmretTube

    @SmretTube

    16 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @user-yu8uq9ic6r

    @user-yu8uq9ic6r

    16 күн бұрын

    @@SmretTube ገይረልኪ ፀኒሐ ወለላይ🥰

  • @user-fg8xc4xx7r
    @user-fg8xc4xx7r16 күн бұрын

    ደስ በሃላት ስድር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሕዳርኩም ይባረክ 🙏🌹😘ደሞ ግብዝ እኪ ምግበ ምስራሕ ❤😊

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@user-fg8xc4xx7r ደምረን ሸካር🙏😘

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe181816 күн бұрын

    Emi we hale seb zbelo eber zizarebo🎉🎉🎉

  • @user-vk1hc1dq5v
    @user-vk1hc1dq5v16 күн бұрын

    🌿ዋዉ ደስብሃልቲ ፋሚሊ💋💋❤

  • @abifiker1221
    @abifiker122116 күн бұрын

    ኣሰይ ጥዑሙቲ ድሕዞት ክፈትወኹም እኾ ቤቢዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኻ ዝወደይ❤❤

  • @user-lj6cp9fj6w
    @user-lj6cp9fj6w16 күн бұрын

    ዋሕለ ኢኺ🎉🎉🎉❤❤❤

  • @RawhaMohMmd
    @RawhaMohMmd16 күн бұрын

    ኣህሌን ዝያዳይ ከመይ ቀኒኺ❤❤

  • @TrahasGebremdhn
    @TrahasGebremdhn15 күн бұрын

    ጎበዝ እንዲኺ ኢሚየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ምስ ይቅርታ እምበር ክትበልዑ ተለኹም ኣይተማዕትቡን ልምንታይ ግን ቅር ከይብለኪ ስለ ዝተዓዘብኩ እየ ክርስቲያን ኣብ ዝነበረ ነይሩ እትዉ ኣይብልን እንተኾነ ፆሎት ገይርካ እንተዘይኮዩኑ ድማ ምምዕታብ ኣገዳሲ እዩ ተተጋግየ ኣርሙኒ❤

  • @user-hb1vb8qm4q

    @user-hb1vb8qm4q

    15 күн бұрын

    ፆም ምድሪ እኮእዮም ስጋ ዝበልዑ ዘለው😮

  • @TrahasGebremdhn

    @TrahasGebremdhn

    15 күн бұрын

    @@user-hb1vb8qm4q እወ እሱ ለ ፅቡቅ ኣይኮነን ብያንስ ግን እቲ ምምዕታብ ግን ፆም ኣይብል ስዕረት ኣይብል ክንለምዶ ዝግበአና እዩ

  • @user-hb1vb8qm4q

    @user-hb1vb8qm4q

    15 күн бұрын

    @@TrahasGebremdhn ማለተይ ፍቅሪ እግዚአብሔር ዘለዎ ሰብ ይፅልን ይፀውምን ኢለ እየ 💚

  • @BlesssedDay

    @BlesssedDay

    15 күн бұрын

    ​@user-hb1vb8qm4q ሓጥያት ሰብ ኣይትዉሰዱ ጾን ምኻኑ ኣይተፍኦምን ግን ባዕሎም ይፈልጥዎ ጸገሞም እዋእ

  • @user-je7xd5lb5r

    @user-je7xd5lb5r

    14 күн бұрын

    በእውነት ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ይዓድለና​@@BlesssedDay

  • @user-jy5pl7fu6h
    @user-jy5pl7fu6h8 күн бұрын

    ሓዳርኩም ይባረክ ውላድኩም ደማ እግዚኣብሔር ብጠበቡ የዕበየልኩም ፍትዋተይ🎉❤

  • @selamselam-ns3vg
    @selamselam-ns3vg14 күн бұрын

    Zfetwekum familiy😍😍❤️❤️😍😍

  • @TimtiAbrha-wd1jb
    @TimtiAbrha-wd1jb16 күн бұрын

    ❤❤❤❤ቃፅልሉ ጋለይ

  • @Nura_Mohammed
    @Nura_Mohammed16 күн бұрын

    ገበዝ እኪ ግን መኮረኒ እውን ትገብርዮ ትክእሊ እኺ ኖርማል እዩ ሓቢቢቲ❤️💛

  • @AfariKsa-uq6om
    @AfariKsa-uq6om16 күн бұрын

    ኤሚየይ ሽኮር እንካዕ ብሰላም መፀኹም❤❤❤❤❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@AfariKsa-uq6om ደምረን🙏

  • @Ngsti518
    @Ngsti51816 күн бұрын

    ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ ቀፅልሉ ፅብቃተይ❤ይፈትወኩም የ ንሚጣ ለ ብጥበቡ የዐቢየልኩም ፈጣሪ❤🎉

  • @SmretTube

    @SmretTube

    16 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @bkfk-nh4xg
    @bkfk-nh4xg16 күн бұрын

    ኣሰይ ፅሩያት እሙዋይ ኣነስ ንፍቅቅቅ የብለኩም❤❤❤❤❤

  • @merhawitmuaz1619

    @merhawitmuaz1619

    16 күн бұрын

    @@bkfk-nh4xg ደምረን

  • @dadsfade477
    @dadsfade47716 күн бұрын

    ምዑዘይ ድምፁ ናፊቁና ብሓደ ናዕለልኩም ምፁና ወለላይ ማዓረይ ናበልኩም ናኦደይለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ😊

  • @SmretTube

    @SmretTube

    16 күн бұрын

    ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @abebadesta5586
    @abebadesta558615 күн бұрын

    You are so amazing ❤

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo146016 күн бұрын

    ዋው ደስ ብሃልቲ ኢኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ❤

  • @user-ni1fm7lo2e

    @user-ni1fm7lo2e

    15 күн бұрын

    ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ

Келесі