ኣብ ኤርትራ መንግስቲ ኣሎ የልን ክትዕ መንእሰያት

Join this channel to get access to perks:
kzread.info/dron/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQ.htmljoin
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 46

  • @SharonTewelde-xl4kj
    @SharonTewelde-xl4kj11 күн бұрын

    Hi Meron bzuh Respekt Alemina Abakan izi tblo zeleka gn ageb ibleka Iseas qemi 1991 zgebero gebenat ke nmen ika kthibo kndey tegadalay shaibya dya haliqa btami iyu zgermeni shefinka shefafinka zhalf Tarik yelen ngize nhabp

  • @BETESEB1972
    @BETESEB197214 күн бұрын

    ሙሌ ብጪብጢ እዩ ዝዛረብ 100% ሓቂ ጎደሎ ኣይረከብኩሉን ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Raie-we8sm
    @Raie-we8sm13 күн бұрын

    መንግስቲ ማለት ኣማሓዳሪ ኣካል ማለት'ዩ። እንታይ ዓይነት መንግስቲ እዩ እቲ ሕቶ። ሰውራ ክንገብር ከለና ድማ መንግስቲ ኣሎ፡ እቲ መንግስቲ ግን ንዓና ዝቀትል ዘብርስ ስለ ዝኾነ ክጠፍእ ኣለዎ። ሕጂ መንግስቲ ኣሎ በል ኣይትበል ዘካትዕ የብሉን፡ እንድሕር ክእለ ከም ዘለዎ ተሰማሚዕና ወዲእና ኣለና።

  • @freweinieyob9726
    @freweinieyob972614 күн бұрын

    Look how smart Issayas is that's why everyone loves him and accepted him all the time we are saying we can't do what our fathers did why not? Aren't we strong enough to deal with that i mean with what they did? Ane aydgif aykawem meknatu aflto yebleyn gna xbuk zkone lewti ab hagerey kihlu ydeli eye habtamat ahwatna atiom ab ademo invest kigebru, nay srah bayta kikifet, nay ngdin lmatin awetat kingonaxef

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    ሰራዊት ኤረትራ እንተ ተረድዎ አንጻር ነብሱን አሕዋቱን ዩ ዝቃለስ ዘሎ ጸላኢና ህግደፍ ቀታሊዩ ንሱዝበለካ እንተሰራሕካ አይ ኒነብስካ አይ ንሃገርካ ዘርሞዘርሞ

  • @suleimansafi2547
    @suleimansafi254711 күн бұрын

    ሜሮን ዓጋመ ዳአ ከም አቦታቱ'ምበር ካብዚ ሓሊፉ ደኣ እንታይ ከምጽእ. ቁሩብ ሕፍር ዘይብል ሰብ ነዞም ረሳሓት ከምጽእ . መንግስቲ እንተዘይኮይኑ ደኣ ከመይ ጌሩ ነዓኻትኩም ከዳዓት ፈሊጡኩም

  • @user-rp1rv5vb7w
    @user-rp1rv5vb7w14 күн бұрын

    ኣታ በየን እዩ መጺኡ ኣብ ኤርትራ ከምዚ ዓይነት ሰብ የለን ጽላኣት ነብሱ እዩ ዘሎ ሜሪ ኣውጻኣዩ ሓሳብ ዝህብ ኣምጽእ

  • @user-vs8se6fx3r
    @user-vs8se6fx3r14 күн бұрын

    Ata mulugeta mengisti muquanu alem merixato. Entay zey kown tezareb , mengisti kitkiyer eka tekales, entay koina Ethiopia tearika nera ,hiji tebaesa, merihinat ente aloka Ethiopian keydka dea , mengisti aykonen, nehna ena newdea elka zeytekeyd. Poletica flet kitekatea ente koinka.abzi kulun hagerat embassy alowo. Mengisti ente zey koinu entay kigegebra embassy yekebela.

  • @smilesmile2096
    @smilesmile209614 күн бұрын

    Meron motmat ayoutukun please 🙏.

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    ኤረትራ መንግስቲ አልቦ ካብ ትከውን 20ዝገበረት ሃገር እንታይ ዓይነት ሕቶዩ

  • @user-vs8se6fx3r
    @user-vs8se6fx3r14 күн бұрын

    Awtista yehtet gin gebenena aykonen, mesreh hadega eyu zewenen, eti mulugeta jeninu eyu.

  • @danielpetro1343
    @danielpetro134314 күн бұрын

    Weygud aye poletica nskumsi enkae n eri temrhu aykonkum😢

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe759314 күн бұрын

    Meron kabaka zeyhishu abur akibka

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    መሮን ሰማዕ ተቃለሳይ ዘይ ኮንካ ተቋማራይ እካ

  • @aumhayat7218
    @aumhayat721814 күн бұрын

    (Terdieka diu ) kibl eko toq abilna riesi emni

  • @simongrmay9975
    @simongrmay997514 күн бұрын

    እንታይ ሃለውለው እዩ ወደይ መካትዒ ስኢንኩምሲ መንግስቲ ኣሎ'ዶ የለን ኣሎን ፈረቃን እንበር እንታይ ሕቶ ኣለዎ ጌጋታት ኣለዎዶ የብሉን ካልእ ከዘራርብ ዝክእል ነጥቢ እዩ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    ሱቅእልና አይኮነን አይንበል እዚ ሕቶ ሎሚ ኢለመንታረ ይምሊሳ እዚ ዚይትፈልጡ ተኮይንኩም ተቋመርቲ እምበር ተቃለሰቲ አይኮናን

  • @user-rp1rv5vb7w
    @user-rp1rv5vb7w14 күн бұрын

    ደቂ ቆናኒት ኣዝብእ ትግራይ

  • @AaAa-km9pk

    @AaAa-km9pk

    14 күн бұрын

    ኩስቱሞ ድክታቶር

  • @AaAa-km9pk

    @AaAa-km9pk

    14 күн бұрын

    ሰራዊትራት ኤረትራአብ

  • @alganeshkelati9124

    @alganeshkelati9124

    14 күн бұрын

    ​@@AaAa-km9pk guhaf agame

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki243314 күн бұрын

    አብ ኤርትራ አብ 1950 ብህዝቢ ዝቆመ ፕረሲደንት ነይሩና ሂጂ የብልናን ....

  • @user-df1ti3qr5q
    @user-df1ti3qr5q14 күн бұрын

    Aydeanw nemntay seb tftunun ayo geza thbu nsebat 😂

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    ሰራዊት ኤረትራ ስራዊት ክትበሎ ዉን ጋዶ ከም ሮበት ብጥርሑ ዝሰርሕ አብ ዝሞተላ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    ሰራዊት አይጽረፈንዩ

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi970714 күн бұрын

    Mulugta knowledge free, just anger problem

  • @zeragabrgebreamlak1857
    @zeragabrgebreamlak185714 күн бұрын

    Aye dembe enkli eskum elkumo aylkumo Tiqrwo yelen Mengistn fereqan alo ab eritrea Eskum tibelewon ember tizarebwo aytifeltun Hadarkum zeymerahakum Bizaeba hager moral yeblkumn Eritra seb alewa

  • @fasilneguse3395
    @fasilneguse339514 күн бұрын

    መንግስቲ ኣሎን ፈርቃን ብጣዕሚ ትገብርዎ ትዛረቡ ጠፍኩም ኢሳያስ መንግስቲ ን ፈረቃን ወ /አፌ ንበረልና መንግስቲ ኤርትራ አወ መንግቲ ዝሓየለ ብሉጽ ከማን

  • @abrehalekebedom4439
    @abrehalekebedom443914 күн бұрын

    Nwedi hadera zey feletkas nqahayn senaefe ktwaraze aeta fltet aelbo bjeka smit hade yeblkan

  • @yirgalemenabi3020
    @yirgalemenabi302014 күн бұрын

    ayyyy ball oooo ekup nihager ooo nisdrkum oooo eray wana alwa nabskum thatsbkum abgzkum endharkum entay gbrtey ekum hadmtey

  • @sesinna1
    @sesinna112 күн бұрын

    መንግሲቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ካብ Planet Mars ተላኢኹ ብሞግዚትነ ንኤርትራ ይመርሓ ኣሎ። 😂😂😂ኣነ እኮ እዞም ናይ ሕጂ ወለዶ ሓደ ሓደ ግዜ እዞም እልየንስ ከይኮኑ ወለድኹም ካብ planet Jupiter መጺኦም ሓራሳት ኣደታት ደቂሰን ከለዋ ቆልዑ ቀይሮመን ኸይኾነ እየ ዝብል። ምኽንያቱ ናተይ ወለዶን ናይ ድሕሪ 91 ዓ/ም ዝተወልዱ ናይ 1 million years generational gap እዩ ዘሎና። ኣነ ምበልኩ እዞም ኣብ እስራኤል ዝሞቱ ዘለዉ ዓድጊ ንሓመዱ ቕድሚ ምቕባሮም እቲ ሓንጎሎም ንኽምርመር ብሊቃውንቲ ናብ laboratory ተላኢኹተዝምርመር። ሽዑ ካበየነይቲ planet ከም ዝመጹ ምፈለጥና። ሓደ ኣይሁዱ Canadian ዘዕለለኒ ድማ ሓደ ካብ ብርገድ ንሓመዱ ናይ ሓደ መንእሰይ ብጎዞም ዝጨፍጨፍዎ እዝኒ ቖሪጹ እናሓየኸ ካብ ፓሊስ ይሃድም ኔሩ ኢሉ ነጊሩኒ።

  • @Berheawet
    @Berheawet14 күн бұрын

    ቆሎ ጥጥቆ

  • @fasilneguse3395

    @fasilneguse3395

    14 күн бұрын

    ኣጅውጀው መን ስብ ዝበሎም ኣሎ ብዝኣባ ኤርትራን መንግስታን ክዛረቡ ዓቕሚ የብሎምን

  • @emitiemiti1419
    @emitiemiti141914 күн бұрын

    😂😂😂 nay akolgzay zeygbir mesh teflyom tay nab Eritrea tay dezareb delowom

  • @johannesafeworki2433
    @johannesafeworki243314 күн бұрын

    ፋሲል ንጉሰ ባርያ ወዲ ባራዩ....🤮

  • @Eritreashikor
    @Eritreashikor14 күн бұрын

    እቲ ጸገም የሕዋቶም ኣውጺኦሞም እዮም ኩሎም ካብ ኤርትራ ስለዚ እዮም ብዛዕባ ሰራዊትና ዘይግድሶም ፕሪፈሪ ይብል ተስፋጽየን ተረከበ 😢😢

  • @amanmichael8449

    @amanmichael8449

    14 күн бұрын

    😂😂😂 Kkk bariya

  • @freweinieyob9726
    @freweinieyob972614 күн бұрын

    Meron hawey belih wedi eka gn zmelalesu zeykonus zredadiu sebat akib and eti zereba kea bltet ykun eti teazabi temahiru rdietu kenexir ember awtista nay betah hadega kegatimo elu kemzeybges eko flut eyu bhiwet kinebr eyu zwefir kemu wn kiwexie kelo geziu bselam kimles eyu zwefir slezi si awtista and tesaferti elka ab hadega zmrex gebenana yeleyn eti hadega kam smu hadega eyu ms senay ykretiu . If we are smart enouhg we should understand where comes this all bullshits why can't we think it could from issayas may be because he doesn't want us to focus on him he wants us to fight each other for nothing 😢😢😢😢😢.Guys we need to understand poltics if we have we have no idea let's focus on our own lives. Sorry it'my opinion

  • @user-dn6xf6hk2p
    @user-dn6xf6hk2p14 күн бұрын

    ሜሮን ወስላትያ ከልቢ ውራይ 100% መንግስቲ ኣሎ😅። ቅውዋም ክትብል ምሉእ ዕድሜኻ ከም ዝቀደሙ ኣብዛ ማስመድያ ክትኣርግ ኢኻ።

  • @merhawimilash8247
    @merhawimilash824714 күн бұрын

    Meri ቆራሪጽካ እኮ ዘይጥርኑፍ ሓሳብ እንዳ ቀየርካዮ ኩሉ video ጽባሕ ወይ ካልእ ግዜ ምስ ሰደካዮ እቲ ዘተረፈ ክንርስዖ ኢን ብዛዕባ እንታይ ክብ ዝነበረ

  • @meronsat7665

    @meronsat7665

    14 күн бұрын

    @@merhawimilash8247 ሰላም ክቡር ሓው መርሃዊ ፥ ትብሎ ዘለኻ ቅኑዕ እዩ። የግዳስ እቲ ሙሉኡ ቪድዮ ከባቢ 5ወይ 6ዱሽተ ሰዓት እዩ ። ሕጂ ኩሉ ጽዒናዮ ክኣ ሰብ ግዚኡ ክንቀትለሉ ኢና ። ስለዚ እቲ ዝሓሸ ኣማራጺ ነቲ ዕላል ከይተቆረጸ ከም ዝጥዕም ጌርካ ምቅራቡ እዩ ። ብ ዝተካእለ ግን ሓደ ሙሉኡ ሓሳባት ከይተቆረጸ ክቀርብ ክንሰርሕ ኢና ። ዝበልካዮ ግን ይርድኣኒ እዩ።

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu230014 күн бұрын

    በጃኻ ዓሻ ዘረባ ኣይቲዛረብ ምስ ዝኸማኻ መንእሰያት ናይ ሓባር መረዳእታ ክህልወካ ጽዓር "ትንፈር ኣይቲንፈር ጤል ኢያ "ኣይቲግበሮ ክትዕ::ንስኻ ከም መንግስቲ ፈሊጥካዮ ኣይፈለጥካዮ ትርጉም የብሉን ዓለም ኤርትራ ከም ልኡላዊት ሃገር ሕጋዊ መንግስቲ ዘለዋ ስለዝፈልጣን ዝተቀበላን ኢዩ ባንደራ ኤርትራ ኣብ UNITED NATIONS ባንደራ ኤርትራ ተንበልብል ዘላ: ዳሕራይ ከኣ ንስኻ ንባዕልኻ እውን መንግስቲ ስለዘሎ ኢኻ ክትቃወሞ ወይ ክትቃለሶ ትትን ዘለኻ ስለዚ ንክውን ፍተዎ ጽልኣዮ ክትክሕዶ ኣይከኣልን ኢዩ ንዘየለ ነገር ከኣ ይቃለሶ ኣለኹ ክትብል ዘይስነሞጎታዊ ዘረባ ኢዩ:ክትጸልኦ መሰልካ ኢዩ ክትጸልእ እውን ንዝርአን ንህልዉን ጥራይ ኢዩ ::ድኣምበር ስርዓት ኢሰያስስ ሺፍታ እኳ ክውሕዶ::

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk14 күн бұрын

    ሰራዊት ኤረትራ ስራዊት ክትበሎ ዉን ጋዶ ከም ሮበት ብጥርሑ ዝሰርሕ አብ ዝሞተላ

Келесі