ኣብ ባዓል ፋሲካ ዝገጠመና ነገር 😮😮😮

like, share, comment and subscribe our channel 🙏👈

Пікірлер: 811

  • @Hareg675
    @Hareg6753 ай бұрын

    ኣሜን ክንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ከምዚ ንዓመታ ብሰላም ኣፅኒሑ ምስ ወለድና እናብዕሎ ይግበረና❤❤🙏

  • @dadsfade477
    @dadsfade4773 ай бұрын

    ምቅርቲ ፈጥረት መመሊሰ ይፍትወኪ ኩሉ ዕላልኪ ስራሕኪ ጥዑም እዩ ታይ ክወፀኪ ናይሓበሻክዳን ዶሞ ብጣዕሚ እዩ ዘጥዕመልኪ አብ መርዓኩም ማለት አብ ናኦድ ክርስትነኡ እውን ፍሊትኢኪ ነይርኺ ዋላ አብ ዝኮነ መርዓ ክሪአኪ ከለኩስ ከም ጋልነይ ዝረአኩ ሕጉስ ይብል አምላክ ናብ ዝልዓለ ደረጃ የብፅሕኩም ልዓመታ ፋሲካ ብሓጎስ የፅንሐኒ እንበር ናተይ በጊዕ ገዚአ ላፍታ ገዛኩም ገዚአ ክሰደልኩም እየ መፅብዓ ትኩነኒ ሓፍትኩም ካብ ስዑዲ

  • @GgfFfv-tv3rb

    @GgfFfv-tv3rb

    3 ай бұрын

    ❤❤❤❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    2 ай бұрын

    ❤🙏

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube123 ай бұрын

    ኣሜን እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ኣብሳየ❤ እና ሓዳርኩም ይባረክ መዝሙር ድማ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏💒እታ መዝሙር ይፈትዋ እየ ዝያዳ ደሞ ስለ ዝፈትወኩም ብሽምኩም ደጋጊመ ሰሚዐያ🙏🙏💒❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Justworkhard-iu4ry
    @Justworkhard-iu4ry3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዘኽብረኩም ሰብ ሓዳር ኢኹም ። ኣብ ንእሸተን ዕድመኹም ግን ሞጎሰ ኣለኩም ። ንሰኺ ውን ጎበዝ ወሓለ ኢኺ ምክብባርኹም ደሰ በሃሊ እዩ ። እግዚኣብሄር ሰላም ጥዕና እንጀራ ይሃብኩም ።

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ

  • @samsontesete5119
    @samsontesete51193 ай бұрын

    ተጋሩ ሸኻኹር እንቋዕ ኣብቃዓና ንኹላትና❤🇪🇷💙

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn

    @HiwotKidanemariam-bu6yn

    3 ай бұрын

    🤎🤎

  • @Maki38916
    @Maki389163 ай бұрын

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሩኻተይ ኣዝየ ዝፈትዋ መዝሙር ናይ ዘማሪ በረኸት ሓወይ ❤👏 ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ንጉሰይ ፍሉዩ ስራሕካ ......

  • @user-ox7me9gu9e
    @user-ox7me9gu9e3 ай бұрын

    ቪድየኪ ደሰ ይበል ሐፀረ መጠን ዘበል እዩ ቀፀሉሉ🥰🤌ዓመተ ባዓለ ለመዘበን ምሰ መዳም ተባኢሰ በምበካይ😌 አሕለፍዮ በቻ ተመሰገን❤

  • @rihmethigo8948

    @rihmethigo8948

    3 ай бұрын

    እጁኪ ከሖሊፈ እዩ

  • @user-mt8mj5ew7y

    @user-mt8mj5ew7y

    3 ай бұрын

    ኣጆነ ደቂ መዳም ኣነለ ኣብዳኣመት መሬተ መምስ ኣቢላትኒ ብቻ ተመስገን😢❤❤

  • @user-wd1oz4ru4z
    @user-wd1oz4ru4z3 ай бұрын

    ሸኩራት ብጣዕሚ ኢኩም ደስትብሉ አሜን(3)ኩሉ ግዜ ሽፉን ግበሪ ኤሚየ

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @user-km3qr7ni4q
    @user-km3qr7ni4q3 ай бұрын

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም እንዳ ሙዑዝ እንኳዕ ሓቢሩ አብፀሐና እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም አብ ሰደት ዘለና እውን ሰደትና የሕፅረልና ሰለ መዝሙሩ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና አዝየ ዝፈትዋ መዝሙር ናይ በረከት ትኩ ✝️✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @weredesolomon8956
    @weredesolomon89562 ай бұрын

    ምሩቅ ኢዩ ነዓኪይ ምርካቡ.ምርቅቲ ኢኪይ ንዕኡ ምርካብኪይ ካብ ኤርትራዊይ ሓውኪይ ሕቶ ህዝቢ ትግራይ ቀንዲ ሓውካ ኤርትራዊ ኢዪ ህዝብ ኤርትራ ቀንዲ ሓውካ ህዝቢ ትግራይ ኢዪ ንፍቀር ስደት ዊሕጥና ስደት ጸልማት ኢዩ ነዓና ነዓመታ ከምዚኣ እዋን ምስ ስድራቤት ብሓደ ክንውዕል ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ❤❤❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    2 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ትክክል ኢልካ ዛሓወይ ሕውነት ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣብ ሕቶ ዘይወድቅ ናይ ደም ሕውነት እዩ

  • @FanaYBRah-hq8cw

    @FanaYBRah-hq8cw

    2 ай бұрын

    ብትክክል ሓወይ ናተይ ሰላምካ ይብዛሕ ብዘለካዮ ቱልዑል ኣምላክ ሰላሙ ይላኣከልና ንኩለና ማዓር ኣዲኡ

  • @HiwiTube-ug5wl
    @HiwiTube-ug5wl3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ኤማየይ ንዓና ውን ከም ወለላኪ ዝበለ ስብአይ ይፍጠረልና❤😘

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo14603 ай бұрын

    ኣብሲተይ ወሓለ❤ አሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሐና ዛንቤተይ እግዚአብሔር ይመስገን ብወገንና እውን ፅቡቅ ሓሊፉ❤ ክዳንኪ ፈትየዮ ኣሰራርሓ ምግብኪ ፈትየዮ ወለላይ❤ ዛመዝሙር ብጣዕሚ እየ ልፎትያ ስለ ዝጋበዝክና የቀንየልና😘❤ ልገርመኒ ነገር ኣብ ልከድክዮ ገዛ ኢኪ ትሰርሒ ቀፅልሉ ዛንቤተይ ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ😘😍

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta173 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ፅሩያት ሓዳርኹም ይባረኽ ኣብ ስደት ለለና ለ ልዓመታ ኣብ ዓድና ንውዕል ይግበረና ዳግማይ ትንሳኤ ምስ መምህር ጊደይ ውዓሉ ቪድዮ ኣምፅኡልና ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @user-le1nf6yj2l
    @user-le1nf6yj2l3 ай бұрын

    እሙዋይ ፍትወተይ ኩሉ ጊዜ እንድየ ዝገልፀልኪ ዋ ሐዝለ ይፈትወኪ እየ 🍀 ብጣዕሚ ኢኩም ደስስ ትብሉ ቱ ድባብ ናይ ገዛኩም ዋላ ብማዕዶ ደስ ክብል ሓዳርኩም ብኣምላክ ይትባረክ🙏🍀 ዝሮ ኣነ ዝምነዮ ነገር ሓዳር ምግባር እዩ እና ታይ ላበልኪ ትፅልዪ ነይርኪ ንገረኒ ካውኡ ለለ ፀልይለይ 👌😘🙄

  • @user-bk4sl2fz8z
    @user-bk4sl2fz8z3 ай бұрын

    _ዝማሬ መላእኽቲ የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ዕድመነ ጥዕናን ይሃብኩም ቅዱሰ እግዚአብሔር ኣምላኽ 💞💞💞_

  • @HadasTedros
    @HadasTedros3 ай бұрын

    ደቂ መዳም ዓይነይ ስደትና የሕፀረና

  • @user-cv3qy4jx1m

    @user-cv3qy4jx1m

    3 ай бұрын

    ኣምን ❤የኔ ማር❤❤❤❤❤🎉

  • @somoksa2031

    @somoksa2031

    3 ай бұрын

    አሜን (፫) 🙏🥰🥰🥰

  • @rahwaal863

    @rahwaal863

    3 ай бұрын

    Are anes kenie kmot eile wayyyyy deki medamey ekaa abtsehkn ❤❤❤❤tuaumat sdra ekaa abtsehekum❤❤

  • @TrhasHailu-

    @TrhasHailu-

    2 ай бұрын

    ሳብስክራይብ በልኒ ሕቡይ

  • @Lemlem1305

    @Lemlem1305

    2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ❤

  • @tsegazetewahdotigray7061
    @tsegazetewahdotigray70613 ай бұрын

    ዘይከም ዕድሚኦም መምህራን ፉቅሪ እግዚአብሔር እዃዕካብዚ ኩሉ ፀበባ ኣዉፀኣና

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo3 ай бұрын

    ናብ እንዳ መምህር ጊደይ እውን ኪዱ ማለተይ ናብወላዲትኪ ዳግማይ ትንሳእ ኣብኡ ዋዓሉ❤❤❤

  • @user-ci1cj3ei6d
    @user-ci1cj3ei6d3 ай бұрын

    ቀዳመይቲ ሎምዓንቲ ላተፀበኹ እየ ውዒለ 💎👸እንካዕ ኣብፀሐኩሙ ዛምናተይ ፍሉያት ስድራ ♥️🦋♥️♥️♥️ሰላምን ጥዕናን ፍቅሪ ሰነያን ዝዓሰሎ ብሩክ ኣዉደኣመት ♥️🦋♥️♥️ ዝሐመመ ዝሓዉየሉ ♥️ ዝሐዘነ ዝድበሰሉ😘 ዝጠመየ ዝዕንገለሉ😘♥️ ብዓድን በረካን ዝሳቀ ዘሎ ህዝብና ናብመረበቱ ክምለስ ዘመን ይግበረልና ዛምበይተይ♥️😘😘ቃልጢፉኪ ልቀቅልን ወለላይ😘♥️

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma74253 ай бұрын

    እናጢኤመልኩም ንበሩ ፈጣሪ አብ ጎኑኩም እመቤተ ማሪያም እዉን ሰላም ንምነየልኩም ተጋሩዋይ🙏👏🙏👏🙏👏❤❤

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi3 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣብሳላየይ❤ ይግረም ኣለኹ መዝሙር ብጣዕሚ ዝፈትዋ የቐንየልና❤ ዋሓለ ኢኺ ባሓቂ ከሙዙይ ኣይትመስልንን ነይርኪ❤❤❤

  • @user-ys3rw9mg1j
    @user-ys3rw9mg1j3 ай бұрын

    ደስ ክብል ስደትና የሕፅረልና ማኣዝኮን ይኮን ከምዚ ኢልና ንሪኦ ብኣና ውን ተመስገንዩ ዝባሃል ❤❤❤❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma74253 ай бұрын

    ፈጣሪ እሲካእ መጨረሻ እዲሜኩም እናተሐጋገዙኩም ንበሩ🙏👏✝❤💊

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @tekletekle8711
    @tekletekle87112 ай бұрын

    ብጣዕሚ እየ ዝፍትያ ለባም ኣቤ ንሚድያ ኢላ ክኳሓል ክጥሰም ዘይትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki93243 ай бұрын

    ኤሙ ወሓለ ❤❤❤አሜን አሕቢሩ እንኻዕ አብፀሐና እቤተዋ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ። ዛመዝሙር ብጣዕሚ እየ ልፎትያ ስለ ዝጋበዝክና የቀንየልና ዝሓፍተይ ❤❤❤

  • @user-vm2jy4ks2h
    @user-vm2jy4ks2h3 ай бұрын

    ሓዳር ኣስጥሚኪ ሕዝክያ ኢኺ ኤሚዋይ ለባም ❤

  • @seft5286
    @seft52863 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንዃን እንኳን ኣሕቢሩ ኣብፅሐና ማዓረይ ዝፈትወኩም ፋሚሊ ኣንሕናስ ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚ የብቅዐና ኣወድኣመት ኣስደት ሓላፉ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @grmaneshberhe979
    @grmaneshberhe9793 ай бұрын

    wawwww👌❤❤❤❤❤ ከዛና ደርሁ ካብ ምብዘሐን ዝተልዓለ ዱኑሽ ኢና ሓሪድና😂 ሉኡል እግዛብሄር ይመስገን🙏 ፅቡቅ ሓሊፉ

  • @mmn7636
    @mmn76363 ай бұрын

    ዊይ ደሰ ክትብሉ አሜየ ሓበሻ ቀሚሸ ደሞ ከጥዕመልኪ🥀🥰🥰❤️❤️❤️🥰🥰💚💚 መን እዩ ከምዚ ከማይ ፋንድሻ በሊዑ ዝዋዓለ🙄 ሰድራይ ውን እኮ እየ እንካዕ ኣብፀሐኩም ዘይበልክዎም ውዒሊ😢ሰራሕ ቢዚሕኒ ውዒሉ ሰደትና እሰቲ የሕፅረልና🙏🥰

  • @Hareg675
    @Hareg6753 ай бұрын

    ኣብሳኣላየ እዛ ብርዚ ዝበልክያ ናይ ሱዑዲ ስዋ መሲላ😂😂😂 ፍራምረ ጥራሕ ተሪፉዋ እምበይ

  • @user-yf7gg5ns4w
    @user-yf7gg5ns4w3 ай бұрын

    ፍጣሪ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ወድኩም ለ ይዕብየልኩም ደሰ ክትብሉ ዋው ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zh5lj4ex3k
    @user-zh5lj4ex3k2 ай бұрын

    ኣነለ ዓደይ ኣትየ ከምዚ ክኽን እየ ልምነ ቃኒኢ እስቲ ሓሳብ ልብኺ ይፈፅመልኺ በሉኒ ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    2 ай бұрын

    ሓሳብ ልብኪ የፈፅመልኪ ዛሓፍተይ

  • @user-zh5lj4ex3k

    @user-zh5lj4ex3k

    2 ай бұрын

    @@NuedTube ኣሜን ማዓረይ

  • @meremere5079
    @meremere50792 ай бұрын

    አብሳኣላየይ አቲ ዋሓሎ ለባም እግዝአብሄር ከማኺ ይግበረኒ ዛሓፍተይ ፃዕዳ ልባ❤❤❤

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij24243 ай бұрын

    ❤❤❤❤ ኤሚየ ሽኮር ኣሰራራሓኪ ኣቁራርባኪ ክትነፍዒ ዕጋበት ይስመዐካ እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ዛምበይተይ

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma74253 ай бұрын

    ሲደት ዘለና ምንም አዪረኤየናን ግን ከምዚይ ምሬአይ ንትግራይ ደስ ይብለና ፈጣሪ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ🙏🙏👏👏✝✝❤❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @AG-py4xd
    @AG-py4xd3 ай бұрын

    Nice all was great! Thank you for sharing mearery Tebarku I am glad you have a wonderful husband You deserve the best He seems a good person 🥰🥰🥰🥰

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    Thank you so much!

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r3 ай бұрын

    ኣሰይ ፅሩያተይ ደስ ክትቡሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኹም ❤🥰

  • @fhydjdg6692
    @fhydjdg66923 ай бұрын

    አሰይ አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና ዘማሪ በረከት ትኩእ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና አነስ ከምዚ አብ ተልፊዝዮን መዝሙር ዝተወለዐ ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ ካብ ስደት ተመሊሰ ከምዚ ፅቡቅ ግዜ እነሕልፈሉ ይሃበና ቅዱስ አምላክና❤❤❤

  • @chf-cv4ix

    @chf-cv4ix

    3 ай бұрын

    me too ኣሜን♥️🥰

  • @Atseatsbeha1212
    @Atseatsbeha12123 ай бұрын

    ጎበዝ ኢኺ ምቅርተይ የህፃን አዋቂ ቀፅሉሉ እግዛብሄር ምሳኹም ይኹን

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf2 ай бұрын

    አንካዕ አሐቢሩ አብፀሐና ❤❤🎉🎉አብዳአምት ብጣዓሙ ፁቡቅ ሓሊፉ ንአብ ሰድት ዘለና እውን ብሰላም ብጥዓና አፅኑሑ ምስ ወለድና ክንውዕል ከም ፍቃዱ ይኩን❤❤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv3 ай бұрын

    አሜን(3)❤️እንኳዕ ሕቢሩ ኣብፅሐና ዝያዳይ ዝፈትወኩም ፋሚሊ ❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም ❤❤❤💎

  • @user-cz2vy1yn2p
    @user-cz2vy1yn2p3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን ኣሕቢሩ እንኳዕ ኣብፀሓና ክብረተይ ዶሞ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ስደትና ኣሕፂሩ ናዓኹ የማስለና ፈጣሪ🙏❤❤

  • @user-jl2fr5nx9w
    @user-jl2fr5nx9w3 ай бұрын

    ዋው ደስ ክትብሉ ኣብሲ ዓይነይ ወሕለለት ካዓ ኢድ ይባርክ ኢልናኢና ❤❤❤❤

  • @user-sk5yf8sj4u
    @user-sk5yf8sj4u3 ай бұрын

    ፅብቅ እዮ ግን እታ መሕብሪቲ ሓፂብኪ ተጠቅመላ እና ይፍትውኩም እየ ❤❤❤እንቃዕ አብፅሕኩምም

  • @user-ps3ov9zd9w
    @user-ps3ov9zd9w3 ай бұрын

    ናይ በረከት ትኩእ ዝፈትዋ መዝሙር እያ ❤ዶሞ ደስትብሉ ብሩኽ ኣውዳኣመት ልዳግማይ ትስኣየ ብሐዚየ ክብለኩም 😀😍

  • @jannaibrahim142
    @jannaibrahim1423 ай бұрын

    ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍቱዋት❤❤❤❤

  • @hgggg7143
    @hgggg71433 ай бұрын

    ስደትና ኣሕፂሩ ንዓኩም የምስለና ተቅንኡ ስድራ ኢኩም ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @user-vs7cf2yl7p
    @user-vs7cf2yl7p3 ай бұрын

    አሜንንን አስይይ ምቅራተይ ከፈትየክም ምዓት ሓዳርክም ይባረክ❤❤❤

  • @yaredkahentemelsan2950
    @yaredkahentemelsan29503 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና እሙየይ ኣብ ስደት ዘለና መሬት ዓድና ብስላም የርግፀና 🙏❤

  • @user-kt3ul4yi1v
    @user-kt3ul4yi1v3 ай бұрын

    ኤሚዬ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ❤❤❤ ብፍቅሪ የንብርኩም 🥰🥰🥰

  • @MhretTades
    @MhretTades3 ай бұрын

    ከጥዕመልኪ ናይ ሓበሻ ክዳን ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam123 ай бұрын

    እኳዕ አብፀሐኩም ፍትዋት ስድራ ብጣዕሚ ደስ ባሃሎ ኢኹም ምስ ኹሉ ስድራኹም ኹሉ እዩ ዘጥዕመልኪ ኤሚ ናይ በረከት መዝሙር ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ

  • @user-go4tz2mg8w
    @user-go4tz2mg8w2 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን የኔ መረች ዓደመይ ጠዐነይ የብኽም መሰ ውድኾም ደቅነይ 🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd3 ай бұрын

    ኤምየ መዓረይ ኣነስ ክፈትወኩም ምስ በዓል ቤትኪ ዉሕልልተይ ምዕርግቲ ኣብ ዓደይ መፅየ ከግንየኪ እየ ♥️♥️

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @Arsulove-ke6xd

    @Arsulove-ke6xd

    3 ай бұрын

    @@NuedTube ♥️♥️

  • @SaSa-zu7bg
    @SaSa-zu7bg3 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፅሐኩም ቡሩኳት ገዛ ❤❤❤ብጣዕሚ ተስሕቀኒ ታይድያ መሲልኪ ኤሚ ሓፍተይ ሳብስክራይብ ትብለኪ ኸይትርስዑ ትብሊ ተለኪ 😂😂😂ኣነ ይቆፅሮ ኣቱም ኣሕዋትይ 50 ሽሕማ ነብፅሐዮም ❤❤

  • @TamratTube67

    @TamratTube67

    3 ай бұрын

    ደምርኒ መዓረይ

  • @SaSa-zu7bg

    @SaSa-zu7bg

    3 ай бұрын

    @@TamratTube67 እሽኒ

  • @SaSa-zu7bg

    @SaSa-zu7bg

    3 ай бұрын

    ገይረልኪ

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih3 ай бұрын

    ኣሰይይ ሙቁራተይ ደስስ ክትብሉ ብሩክ ሰብኣይ እኔኤኪ ኣብሳላዋይ ርሑስ ባዓል ይግበረልከም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zaidzaidzaid1419
    @zaidzaidzaid14193 ай бұрын

    እሙየ ብልፅቲ ሩሑስ ኣብደኣመት ብሉፃት ♥️🦋🙏

  • @Maruuy-ym1sx
    @Maruuy-ym1sx3 ай бұрын

    እነ ኣንሽትነት እኪ❤ ዛማዓረይ❤

  • @selam5637
    @selam56373 ай бұрын

    አሜን እንኳዕ ኣሕብሩ ኣብፀሐና❤❤ ኣቃራርባኪ ደስ ክብል❤

  • @SesenBrhanu
    @SesenBrhanu3 ай бұрын

    ኣሜን የኔ ቆንጆ ሰላም ለሰው ዘር ብምሉኡ ደስ በሃሎ ሰባኣይ ሰበይቲ😍😘ከወ ትክክል ኢኪ ቪድዮ እሰካብ መጨረሻ ሪኢኩም ኮሜንት ፃፋ 😘ቀሚሰኺ ከወ ደስባሃሊ የኔ ማር መብራህቲ ኣይነበረን ፓሎ ተቃፂላ ዝገርም እዩ ዓት ባዓል መብራህቲ ተዘይ ጠፍእ የሐሽ ነይሩ

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ

  • @user-lq2kj6yd5t
    @user-lq2kj6yd5t3 ай бұрын

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ሓብሩ አብፅሐና እግዚአብሔር አምላክ ፍቕርኹም የብዝሓዮ❤❤❤❤

  • @user-ft4ed5vk7o
    @user-ft4ed5vk7o2 ай бұрын

    አሜን አሜን እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና አረ እዚ ህወት እዚ ናፊቅና ስደትና የሕፅረልና እስቲ ቤቢ እባ ንኡድ ዱዩ ናኣዲ እዩ ስሙ

  • @NuedTube

    @NuedTube

    2 ай бұрын

    ብሰላም ናብ ዓድኩም ክትምለሱ ይምነየልኩም ዞም ኣሕዋተይ ንኡድ እዩ ስሙ

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb3 ай бұрын

    Teserhwo zelekum video betami eyu des zebel ketselelu❤❤❤❤❤

  • @user-ky7wd2wg6g
    @user-ky7wd2wg6g3 ай бұрын

    አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሐና❤ አብሳኣላየ ብጣዕሚ ኢኪ ትፍለይ ኩሉ ነገርኪ አቀራርባኪ ውሕልናኪ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ስድራኪ ዛምቤተይ እና ደርሆ ምስራሕ ብጣዕሚ እየ ዝፎቲ ነይረ ዓዲ እናሃለኩ ስደት ካብ ዝወፅእ ግን ከጠፍእኒ ኢሉ በቃ ምስ ተመለስኩ ተርእይኒ ኢኪ አብሰኣላይ መዓረይ😂 አድናቂትኪ እየ ካብ ስዕዲ ዓረብ❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @user-ij2po6eb8l
    @user-ij2po6eb8l3 ай бұрын

    እንኳዕ ኣብፀሐኪ ኤሚየ ይ ምሰ ሰድራኪ 👏👏🕊🕊💖💖ዋሓለ 💋

  • @Dolar1219
    @Dolar12193 ай бұрын

    እንኳዕ አሕቢሩ አብፅሐና ዝሐፍተይ ጎበዛት ፍቅርኩም የብዝሐዮ በርትዑ ፀላዓይንኩም ይፍሰስ

  • @user-gx7ud9jo1r
    @user-gx7ud9jo1r3 ай бұрын

    Asey abiti shkor enqae abxhana...🎉🎉❤❤❤fqrkum yebzhalkum

  • @FyoriBaraki
    @FyoriBaraki3 ай бұрын

    አሜን አሕቢሩ እንቋዕ አብፀሓና አብፀሓኩም 🙏መልካም በዓል ይሁንላቹ❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf32293 ай бұрын

    ኣሜን ንኩላህና እንኳዕ ኣብፅሓና ብጣዓሚ ደስስስ ትብሉ❤❤❤❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ መዝሙር አሜን አሜን አሜን አሕቢሩ ኩሉ እዪ ዘጥዕመልኪ❤❤❤❤❤❤ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ በሉ

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt94433 ай бұрын

    Abnetawyan seb hadar des tblu egziabher amlak hadrkum ybark rhus awdamet kea❤️❤️❤️❤️

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ

  • @mriam-ic2px
    @mriam-ic2px2 ай бұрын

    ሶ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኹም ፈጣሪይ ❤️❤️💚✅

  • @KhanKhan-kh4im
    @KhanKhan-kh4im3 ай бұрын

    ፅሩያተይ ስነ ስርዓት እኮ አብ ቦታአ ❤❤❤❤

  • @eruskor7811
    @eruskor78113 ай бұрын

    Btami des tblu sdray edmen tenann yhabkum xbukat😍👍

  • @user-or7fs3wl4l
    @user-or7fs3wl4l3 ай бұрын

    እወ ቅረፅልና ናይ ኣዉድ ኣመት ቭድዮ እለክ ነይረ ኣነ ብጣዕም ደስ ብሃልት እኹም ሹኮራት ኣነኳ ዓድ ወለላይ እየ ዝብለኩም ❤ እና እግዚአብሔር ኣምላክ ዓመት ካብ ዓመት ይዕቆርኩም ማረያምን መርአያና እኹም ናዓና ከምዛ ጀምርኹማ ዘለኹም እናተኻባበርኹም እናተሓጋገዝኹም ቀፅሉሉ ናዓና ዉን ፅቡቅ ትምህርት እዩ ❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq3 ай бұрын

    ኣሰይ ፁሩያት ደስ ባሃቲ ኤሚዋይ ከጥዕመሊ ዝርያ ሐዚ እየ ሪአዮ ቭድዮኩም ግዜ ዘይነበረኒ😊❤❤ፍትውውው❤❤❤❤❤

  • @gsjshd3479

    @gsjshd3479

    2 ай бұрын

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn3 ай бұрын

    ኣሕብሩ ዛምሓተይ ዓመት ንዓመት ይዕቆረና ❤❤❤

  • @user-xj3jv6iv6b
    @user-xj3jv6iv6b3 ай бұрын

    ኤምየይ ሓንቲ ነገር ክብለኪ ከም ሓፍቲ ዝኮነ ነገር ክትዛረቢ ኣይትሳቀቂ ማለት ሰብ ዝበልዖ እምበር ዝዛረቦ ሰለ ዘይስእን ና ብሩክ በዓል ፋሲካ ይግበረልና🙏😘😘😘😘😘😘

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @selamgebretsadik-uv5cr
    @selamgebretsadik-uv5cr2 ай бұрын

    ዋው ደስ በሃሊ ጎቢዙ ቤቢየ

  • @hgf6568
    @hgf65683 ай бұрын

    ዝምሬ መላእኽቲ የስምዕልና ዝፈትዋ መዝሙር እዩ ናይ በረከት እሚዋይ

  • @user-jg4cx5nt1z
    @user-jg4cx5nt1z3 ай бұрын

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ብሩኳት ስድራ እንኳዕለ ኣብፅሐኩም ኤሚዋይ ፅሪቲ ❤😊😊❤😊❤

  • @tirhasagw5728
    @tirhasagw57282 ай бұрын

    Happy Easter to you and your family ❤❤❤❤oh my God 🎉🎉🎉 I'm very surprised to see you like this. ❤❤ I used to watch you on Trish show 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @hgf6568
    @hgf65683 ай бұрын

    እንኳዕ አሕብሩ አብፀሐና እሚዋይ ለባም ሰብ❤❤❤

  • @luwamasmelash4302
    @luwamasmelash43023 ай бұрын

    Happy Easter my darling. You look beautiful as always 💟 please share the link of the Muzmur 🙏🏿❤️💛

  • @user-jw2ss8dz9u
    @user-jw2ss8dz9u3 ай бұрын

    እንካዕ ኣብፀሐኪ ኤሚየይ ምስ ስድራኪ❤❤

  • @hagosWedikeshi
    @hagosWedikeshi3 ай бұрын

    ብጣዕሚ ጅግና ኢኪ ቀፅልሉ

  • @selamburuk
    @selamburuk3 ай бұрын

    ኤማየ ወሓለ ብኣና,ዉን ኣዉደ ኣመት ጽብቅ እዩ ግን አብ ስደት ምስቲ ምኳና ይመስለኒ ስድራካ ዘይብሉ ኣዉደ ኣመት ክንደየናይ ኮይኑ ዋኢ ብዘለና ግን ተመስገን ጽብቅ ሓሊፉ ሰናይ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና ኣሕዋተይ❤

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it3 ай бұрын

    ፍትዋተይ😊 ኤሚዋይ ዋሓለ ደስ ባሃሊ ብሓቂ❤🎉

  • @sameralibis6724
    @sameralibis67243 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓቢሩ እንኮዕ ኣብፀሐና ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ❤🎉🎉🎉

  • @user-wd2dk6di7g
    @user-wd2dk6di7g3 ай бұрын

    ኣሜን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብፀሐና ፅሩያት❤🎉

  • @milaye3667
    @milaye36673 ай бұрын

    ንኡደይ መዓዝ እዩ ኣፍ አውፂኡ ሰላም ዝብለና 😅❤ እንካዕ ኣብፀሐኩም ለ ተጋሩዋይ ሽኮራት❤

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ 🙏🙏

  • @geremariamfrewini7037
    @geremariamfrewini70373 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኻዓ ሓቢሩ ኣብፀሓና ፅቡቃት ❤❤❤❤❤🙏🙏

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay98153 ай бұрын

    Amen Enikae habiru abitsihena Asadiway ❤❤❤❤🍒

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q3 ай бұрын

    አሜን፫ አንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ለባመይ❤

  • @HabuHabu-fn9ko
    @HabuHabu-fn9ko3 ай бұрын

    Enkae abtsehekum btaemi ekum des tblu mlue hiwetkum egziabiher ybarkum

  • @hhhj5172
    @hhhj51723 ай бұрын

    ናተፀበኩ ቀንየ ብሓቂ ናይ ኣውዳኣመት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ናትና ምሩፃት🥀🥀🥀💞

  • @NuedTube

    @NuedTube

    3 ай бұрын

    ክብረት ይሃበለይ ዛሓፍተይ

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn3 ай бұрын

    ኔትወርክ አቢኒ እምበይ አነ እየ ቀዳመይቲ ሓፋሸይ 😂 ኤሚየይ ወሓለ የድንቀኪ እየ ኤሚየይ ከተማ ልዓበኪ አይትመስልይ ጽሪተይ ❤ ሰናይ ቅንያት በዓል ትንሳኤ ይግበረልና 💓💒

  • @user-by7vx9og8w
    @user-by7vx9og8w3 ай бұрын

    Mlkana whlna kulu adiluki tebareki

  • @ludelude5691
    @ludelude56912 ай бұрын

    Beautiful family Happy Easter!

  • @MssMedina
    @MssMedina3 ай бұрын

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተይ መዓረይ ❤️💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

Келесі