5 ኣገደስቲ ምኽርታት ንመንእሰያት
Ойын-сауық
ማዕዳ ንመንእሰያት፥ ሂወት ነጸብራቕ ናይ ብንእስነትካ ትገብሮም ነገራት አያ። ምኽሪ ብከመይ መንገዲ ሂወት መንእሰይ ትህነጽ። እዛ ቪዲዮ ኣብ ሂወት ኪትገብሮም ዘለካ መዓስ ኽትገብሮም ከምዘለካ ምኽሪ ትህብ፡፡
ዝተፈላለየ ናይ ህይወት ትምህርቲ ንምቕሳም ኣብ መሶብ ኣኪለ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ተወከሱ
mesobakile.com/
#akliluhabtemichael #tigrignamusic #eritreamovie2023
#eritreamovie2023 #eritreamovie2024 #aklilu #tigrignamusic #akliluhabtemichael
00:00 መእተዊ
4:19 1.መዓስን እንታይን ክትገብሩ ከም ዘለኩም ፍለጡ፣
11:11 2. ሸቶኹም ብንጹር ግለጹ
12:55 3. ኣብ ሓደ ግዜ ሓደ ነገር ጥራሕ ግበሩ፣
14:25 4. ኣብ ትነብሩሉ ሃገር፣ ትሰርሕዎ ሞያ፣ ከይወሰንኩም እንተዘይተጻመድኩም ይምርጽ
16:18 5. ካብ 40ታት ጀምርኩም ግዳይ ሕዱር ሕማማት ከይትኾኑ፣ ኣብ 20ታትን 30ታትን ብጥዕናኹም እንተዘይተገዲስኩም፣
Join this channel to get access to perks:
/ @aklilu.hmichael
Пікірлер: 72
ብሉጽ ትምህርቲ ስለ ዝሃብካና የቐንየልና።
ንሰናይ ተበግሶኻ ክብረት ይሃብለና እክልሉ ሓወይ አብ ናትካ ዩቱብ ህወተይ ካብ ዝተቐየሩ ሓደ እየ ሕማቕ ኩነታት ነይረ ንዓኻ ምክትታል ምስ ጀመርኩ ህወተይ እናተለወጠ መፅኡ ❤❤❤
Amazing advice thank you for being here and sharing your experiences !🍀
ጽቡቅ ትምህርቲ አዩ ኣኽሊሉ ሓውና የቀንየልና
ዋዉ ናብሓቂ ደስ ዝብል ኣኪለ ዘይክሰር ኣትክሰር ቀዳምነት ጥዕና ብዝኩነ ሎሚ ኣዚ ዘለክዎ ሓጋዚ መኽሪ ሂብካና የቀንየልና ቀጋካ የብዛሓዮ ይቅረታ ብዛዕባ ከመይ ጌርካ ዝንባለካ ትፈል እባ ገለ
This could be the best advice I ever heard and I like the description of the age you put differently Thank you so much akile.
ጽቡቅ ትምህርቲ ክቡር ሓውና ኣኪለ እዚኣ ናይ ጥዕና ዝበልካያ ጽብቅቲ እየ ።ኣነ ኣምላኽ ይመስገን ጽቡቅ ኣለኹ ኣብ ኤሮፓ እየ ዝቅመጥ 2017 Examination of internal Organs ምስ ገበርኩ ጽቡቅ ኣላኻ ጥዕናኻ ምስ በሉኒ ብድሕሪኡ ኣይገበርኩን ኣምላኽ ይመስግን ጽቡቅ ኣለኹ ጥዕናይ ገለ ሰባት ግበር ይብሉ እዮም ገሊኦም ክኣ 3 ወርሒ ዝገብሩ ኣለው ሕጂ እዚኣ ጥዕና ዘበልካያ ጽቡቕ ኣለኻ🙏
Tankes Aklilu Xubuqi Hasab ❤❤❤Ab Lebena yehedro
Wow amazing course my coacher
Teanks Aklilu Xubuqi Hasab ❤❤❤Ab Lebena Yehediro
አክሊሉ ክብሪ አለኒ ንዓካ
Edmen tinan yehabka bro thanks you 🙏
ደስ ዝብል ምክሪ እዩ❤❤❤
እናመስግናለን በጣም
Edmen tienan yhabka aklilu hawna thanks so much keep it up
Sebaey goboz from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
nay bhaki nemsgenka wedi kuburan nwesdo mhero delena abti naxa delnalu mamamia nmsgenka abe weludena yheder ❤❤❤
ከም ወትሩ ብሉጽ ማዕዳ ኣኪለ ንዕድሜኻ ብግቡእ ምጥቃም ማለት ንግዜኻ ብግቡእ ትጥቐመሉ ማለት ኢዩ❤
Thanks for your advice ❤❤
Thanks.somuch
Thanks so much Akliu hawana
I really appreciate
ኣኪለ ጽቡቕ ትምህርቲ እንተኾነ እታ ኣብ 70 ናብ እግዚኣቢሄርካ ትምለሰሉ ኢዩ ዝበልካያ እዚ ኩሉ ክትፍጽም እግዚኣቢሄር ከተቀድም ኣለካ ይብል ብወገነይ።
Thanks so much ❤❤❤❤
Betami des zebli Meded Blxu hasab kab Blux seb Akile nebis keep it up thank you very much 👍
🙏🙏🙏❤
Thanks akile abi seb❤
Very good advice ❤❤❤❤
Wow! Good advice.
TQ bro❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 Thank you
💯 it's true ❤
Thank u soo much for your honest advice.....much love
Wowwwww ❤❤❤❤thanks more ❤❤❤
That’s important topic 🎉
betami ina nemesgn 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Egzabher amalk xegka yebxhalka bzhat seat keyrkana star
ብጠዓሚ ኣዝዩ ጽቡቕ ምኽሪ'ኳ ተኾነ ግን ካብ ዕስራታት ጀሚርና ክሳብ ኣርበዓታት ኣብ ፈቖዶ መዓስከራት ኮለል እናበልና'ሞ መዓስን ኣበይን ኮይና ኢና ክንመርጽ ግን ጽቡቕ ምኽሪ'ዩ ኣኪለ ነቲኦም ብዙሕ apportunity ዘለዎም
😢 aytemnew hsawi ey mtlel wedi gah
Thank you so much
❤
Thanks so much ❤❤❤❤❤❤
Keep it up good advice thanks akile
Thank you so much Akile hawena
Very nice advice thank you so much
Thank you Akile, I really appreciate for your lessons. Keep it up.
❤❤❤
Thanks ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤😊
❤❤❤❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Wawwww 😮😮😮😮
❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
መርዓ ገንዘብ ዝብልዕ ማሽን እዩ 😊 ይቀኒልና
ክቡር ኣኽሊሉ እዚ ሕቶ እዚ ንዓኻ ጥራይ ኣይኮነን ንኹሉ ክምልስ ዝኽእል እዩ። ንምንታይ ከምዚ ትምህርቲ ካብ ኤሪትራ ክዋሃብ ኣይክእልን?
ሰላም ኣኽሊሉ ንተመሓላልፎ ጠቓሚ መልእኽታት እንዳመስገንኩ፡ኣብ መዓስከር ኣለም ዋጭ ዘለዉ ኤርትራውያን ተዳጋጋሚ ቅትለት ይገጥሞም ስለ ዘሎ ክሕግዞም ዝኽእል ቪድዮ ክትሰርሓሎም ይምሕጸነካ፡፡
ክረኽበካ ደልየ ነረ ብ ከመይ ክለኽበካ
@aklilu.Hmichael
16 күн бұрын
+256708951146 B Whatsapp rkebeni
Edme eritrawi 70 tat eyu ni. Israelawyan keykewin ezi edme tiblo zeleka
ጠንቂ ብንእስነትካ ተጥርዮም ሕማማት እንታይ እዮም ግልጽ እንተተብሎም ጽቡቅ ኔሩ ሕማቃት ወልፍታትን ፍኑው ጾታዊ ርክባትን ገለ ካብቶም ብዙሓት እዮም እንተበልና ካልኦት ከ እንታይን ብኸመይን ይመጹኻ ይኾኑ?
❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤