10 ሓቅታት ሃገርን መልእኽቲ ንኣገልገልቲን (10 እውነቶች ስለ ሀገር እና መልእክት ለአገልጋዮች)
Apostle Hneshim Ethiopia2020 (official video)
Check Out New Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs:
gospel songs: / @apostlehneshimethiopi...
Facebook:
Instagram ;
Twitter ;
#Apostle Hneshim Ethiopia#eritrean
© Copyright: Apostle Hneshim Ethiopia
Пікірлер: 66
AMELAK YBARKA NAY AMELAK YENTOM KELLO HAGERY tebarek lolawet hager eya Eritrea hzbey ybarek 🇪🇷🇪🇷🤚🤚🤚🤚🤚🤚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤚🤚🤚🤚🤚🤚
Goyta yebaku Apostle Hneshim 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒💒💒 golry to God
Amlka yebarka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ታዓወቱ ጀጋኑ ናይ ኣምላኽ ሰባት ንበረኸት ኩኑ
Btami tsibuk srah nezom halemti kab dkasom slezeberaberkumulna. thank you so much.
Bzey hager kbret yelen slezi kbur Apostle Hneshm brkrk bel
God bless You Apostle.
Nza Hagery gena gena Amlakh yfqran yHlwan iyu. God bless you.🙏🏽🙏🏽🙏🏽🍀🍀🍀
ዘመንካ ይባረክ ኣፖስትል
Tebarek hawaria Hineshim, sometimes our silence can make us as helpless people, may God raise more like Nehimia and you more, The God of Tsion Throne is truth and shall remember Eritrea our nation and heal our wounds soon 🇪🇷🇪🇷☝️
Aemlak ybarka buruk hawey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Yekenyelna kubur apostl Hineshim sileti kal zikonkayo nihizbika.niakan nitibitsaykan edmen tienan yihabkum amen 💒🙏💒🙏 kemti ejesus medhanina kindi huzbu tesewea komuowin nisika kani kekindi hizbika kal konkalu ekamo kibri niaka yikun 💒❤🙏🇪🇷🌹
Amlak yibareka zehaweye, Amlak yibarek Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ለብዘበን ጡኡም ዘበን መፂኡና አምላክ ይመስግን አፖስትል ተባረክ ነብይ ሱራፋል ብዛእባ ኤርትራ ክዛረብ ሰምኤ ፀልኤዮ ፅብቅቲ መልእክቲ አምሃላልፍካ ተባርክ
@elsabethelilta5121
3 жыл бұрын
ነብይ ሱራፍኤል ሌባ ገንዘብ ኤርትራውያን ግሒጡ ከብቅዕ እምብኣር ድሮ ተገልቢጡ ንሕና ደኣ ስለ ሃገርናን ህዝብናን ንጸሊ እምበር ንሳቶምሲ ኩሎም ሓደዮም ጥዑይ ክትብሎ ትጸንሕ ጸኒሑ ናይ ውሽጢ ሕቡእ ኣጀንዳኦም ይወጽእ ኩሎም ሓደ እዮም ሓደ ህልሚ ድማ ኣለዎም ኤርትራ ንምሕዋስ ቅድም ብሓይሊ ደሓት ብውግእ መሊስካ ብወራር ሕጂ ድማ ምዕቡል ወራር ብትንቢት ይገርምዩ ኣምላኽ ሓወብኦም ጌሮሞ ዘዝደለይዎ ቆሪሱ ክህቦም ወይይይ ጉድድድ
@HaraGhirmai
3 жыл бұрын
ንሱከ እንታይበለ ግለጽልና ባ ዝሕሸ ባ የብሎሙን ኢዮም።
@elsabethelilta5121
3 жыл бұрын
@@HaraGhirmai እዚኦም እንታይ ዘይብሉ ብዛዕባ ኤርትራኮ ኩሎም ሕቡእ ኣጀንዳዩ ዘለዎም ቀስ ጌሮም እዮም ከለማምዱና ጸኒሖም ግን መሲልዎም እምበር ኣምላኽ ነቶም ጎራሓት ብጉርሖም ይሕዞምዩ ዝብል ቃሉ ዘሕዝን እግዚኣብሄር ብሽሙ ምሽቃጦምዩ ስልጡናት ጠንቆልቲ እግዚኣብሄር ይገስጾም
ብጣዕሚ ጽቡቕ ግብረመልሲ :: ኣብ ጎንኹም ኣለና ብሩኻት :: God Bless u Apostle.
ተባረኩ:ነዞም ካብ ሕልሞም ዘይ ባራቡሩ ብትቢት አምሲሎም መርዚ ዝነዙሑልና ዘለዉ መልሲ ስለ ትህቡልና ዘለኩ አምላክ ይባርክሙ🇪🇷❤️::
ተባረክ ብሩክ ሕነሽም ሐውና ተባረክ
Wow what a wonderful message, God bless you apostle Hineshim, my spiritual father since 2000 back home in Eritrea Asmara in Rama church.
Amlak ybarkum 🙏🙏🙏
Yas yas yas heku bhku berokat ahwaty
ጎይታ ይባርካ ኣታ ተባኣ ኣጆካ ኣታ ሃይል ጅግና እግዝአቢሕር ምሳካ ዊዩ ኤርትራ ህገርና ኢዪ
ጅግና ብሃቂ ብሃቂ ናይ ኣምላኽ ሰብ ብሩኽ አኻ ዘመን ሂወትካ ብኩልትናካ ብሽም የሱስ ዝተሃለወ ይኹን
ከምዚ ኢልኩም ስለ ሃገርና እቲ ሓቂ ስለዘብራህካሎም ነመስግነካ መጻናንዒ ውን ኮይኑና ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባርክካ።
GBU you are right
🇪🇷kibri yihabkum nikilitekum 🙏🌹💒
@samikahsai3114
3 жыл бұрын
Kubur hawena apostle Hineshim nay behaki nay egziabiher seb eka hakegna abo wutsue hizbi mukanka bigibri gerka ekamo edmen tienan yimineyelka niakan niti kalaykan. Yikreta shumu silezeyhazkuwo eye. 🇪🇷🙏❤💒🌹🌷🎄👍👌👏
@samikahsai3114
3 жыл бұрын
Etom hade kilte ethiopiawyan ametsegnatat zeymeadom zitimitu nay egzabher goytanan fetarinan kal zeythuluwu zelekum sebat bitiri nikawemokum alena. Kaln tiezazn amlakna silezeyhalewu. Amlak zeynatka aytitemit kemzibele yisuhtuwo alewu endafeletu. 🇪🇷🙏❤💒🎄🌹🌷👏👌👍yenyelna kubur hineshim nay jeganu sirah sileziserahka aksinkana kal silezikonkana. Ab libina zinebere zehzenena sile zinegerkalna 💒💕❤❤
ተባረኩ ብሩካን እሱ ነው ትክክል የተወሰኑ ሳይሆን ኣብዛኞቻቸው ህልማቸው ነው ለዚህ ነው በየቦታው ሚደጋግሙት ያሉት ሃሰተኛ ነብያቶችና ኣገልጋዮች እግዚኣብሄር ይገስጻቸው ኣመጸኞች እግዚኣብሄር ጻድቅ በቅንነት የሚፈርድ ኣምላክ ነውና እሱ ይፍረድ ህልማቸው ግን በፍጹም በፍጹም ኣይሳካም በጌታ ስም የሚሸቃቅጡ ሌቦች
God Bless You
ኣንዳንዶቹ ወይ የተወሰኑ ኣይደሉም ኣብዛኞቹ እንደዛ ነው የሚያስቡ የሚናገሩትም ጌታ የነሱ ኣምላክ ብቻ እኮ ኣረጉት እንደስው ኣመጸኛ ኣምላክ ይመስላቸዋል ይገርማል ኣስሩ ትእዛዝም በደንብ የሚያውቁት ኣይመስልም ወይ ረስተውታል
ተባረኽ ብጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዩ (ትምኒትን) (ትንቢትን) ስለ ዝሐዋወስው ብዙሕ ሽግር ከምጽእ ይክእል እዩ አምላኽ ይባርካ
Asey
God bless you ,God bless Eritrean& Eritrea❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Well said Buruk hawey.
Zkeberla apostle hneshim tebegiskalu zeloka hagerawi eyo haqn ewanawnn sle zkone ab lbi nebsi wekef amani zelo sle zneber amlak yemurokan eyokan ybark haberata koynu tray keyterf kulna ab gonka alona bzlale hagerawi nay meneseyat konferens ketdalu knxbeyeka mukanna kgelexelka yfetu tebarek
Goyta azizu yebarka .edmen tenan yehabka 🙏🙏🙏.ዘሁልቊ 6 (Numbers) 24፤ እግዚኣብሄር ይባርኽካን ይሐሉኻን። 25፤ እግዚኣብሄር ገጹ የብርሃልካ፡ ጸጋ ኸኣ ይሀብካ።
ናይ ብዙሕ ልቢ ብፍላይ ና መንእሰያት ልቢ የህዲእካ ኢኻሞ ኣምላኽ ይባርካ ቀጽሎ ከማኽኻ ይብዝሑ
🙏🤲
ኣምላኽ ይባርካ ኩሎም ከምዚ ናትካ ወጺኦም እንተዝዛረብ ኣብ ከምዚ ድፍረት ኣፎም መሊኦም ኣይምተዛረቡን አብያትና እንዳበልካ ድልየትካ ምንባይ
Bhaki amlak ybarekum bitaemi zegerim eyu timnitom tinbit enabelu b shim Egziabher kinbeyu amlak zeybelom b difret tezaribom zehifir eyu amlak yridiayom nezi semiom kinishu. Zemenkum ybarek brukat.
👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@senitgbrehawariat6710
3 жыл бұрын
Amlak ybareka
Shalom Shalom
tebark hawna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good message !❤
God bless you more and more 🇪🇷🙏🏼❤️
Kibri yihabkum sileti kal zikonkumulna.bihirkanin bitsinketin tewahitna ena nirikeb zelena bi hagerna eritra 🇪🇷 ethiopiawyan bihafesha bifilaykani kem baal tamrat negera ziameselu zizarebuwo zelowu melektitat endasemaena harirna alena.kisabmintay turzu zitehase nieket ab lieli eritrawiyan kemzelewom asmiomuna alewu.bifilay tamirat negera tebahle gazetegna bitiri nikawemo hizbi eritra.bihagerna zimetsena tselaenayu::🇪🇷🙏💒❤🙏
Well said thank you
Waww!! Egziabher zebenka ybarik Hawariya Hneshim. "Derho entehalemetsi tiremre" eu negeru, msziom netom hsot hilmi endahalemu neti zeyfelit hadish weledo hzbi Amlahk mdingar srhey elom zihazuwo sebat degimom hasot hilmi halimom hasot timbit keynibeyu mentis keydikisu mkilasom eu. Slezi tsubuk melekti eu Amlahk nay mhret zebenna ybarihk.
ተባረኹ ተባረኹ ነብያቶች???
Ane kabti zigermeni neger abzi 21kiflezemensi nihanti hager luelaweneta zihalewet/zelewas kemeyelomyom etiopiawyan eritra yegna nat,and hizbi nen endabelu zihiwukuna zelewu?ezi neana nieritrawyan zeredeana kisab kindey dihirom kemzelowu eyu terediona zelo emokaa zeyhafru mukanomyu.akli migbar keliomuna,selamna keliomunan ziferahnayom mesiluwom.ab 21kiflezemen wigie yigiberdyu?emokaa covid 19enkolo??🇪🇷🙏💒
ኣበይ ኣለዉ እቶም ካልኦት ኣገልገልትናከ ንምንታይ እዮምከ ኣስቂጦም ደቂሶም ዘለው ግዲ ድዩ ዘይብሎም ኮይኑ ናይ ኢትዮ ኣገልገልቲ ሕጂያ እታ ግዜ ኢሎም ብጸሎትን ትንቢትን እንዳተጓየዩ ናትና ኣገልገልቲ ግን ብዙሓት ክነሶም ኣበይ ከምዘለዉ ወይስ ምስኣቶም ተሰማሚዖምዮም ? ትዕዝብቲዩ ፓስቶር ሕነሽም ኣምላኽ ይባርኽካ ስለቲ ደጋጊምካ ብትብዓት ዘተሓላለፍካዮ ተባረክ
@shashukeleta5428
3 жыл бұрын
ዘይፈልቱ ኮይኖም ኣይኮኑን ልቢ ኣዕብዮምን እግዚኣብሄር ንኤርትራ ኣሕሊፉ ከምዘይህባን ስለዝፈልጡን፡ ወንጌል'ውን ብ ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተወ ስለዝፈልጡን'ዩ። ከምኡውን ሃዋርያ ሕነሽም ንኤትራውያን ወንጌላውያን ክውክል ስለዝኽእል እዝኒ ዘላቶ ይስማዕ ኢልካ ምሕላፍ'ዩ። ንሕና እንተኾና ብሓገዝ እግዚኣብሄር ንሓገርና ኣሕሊፍና ኣይንህብን።
@elsabethelilta5121
3 жыл бұрын
@@shashukeleta5428 ኣይይ እሞ ዝኮነ ይኩንሲ ምጽላይ ዝመስልዎ የለን ህዝቢኮ እዚ እንዳሰምዔ ሰላሙ ተወሲዱ ወጺዮም ልቢ ህዝቦም እንተህድኡ እንታይ ኣለዎ ንዑ ደሓን እስከ ንጸሊ ዘይብሉ እዚ ነገር እኮ ኣቅሊልካ ዝርኤ ኣይኮነን ህዝብና እዚ ነገር ተደጋጊሙ ይሰምዖ ኣሎ ትንቢት እዩ ይብሉ ስለዘለዉ ድማ ገገሊኢም ሓቂ ይመስሎም ኣሎ ፋሕ ዝበለ ኣንፈቱ ዝጠፍኦ ህዝቢዩ ዘለና ስለዚ ወጽዮም ንህዝቦም ዘየህድኡ እቲኣቶም ንዘይናቶም ኽወስዱ ብትብዓት እንዳተዛረቡስ እዞም ናትና ዘስቅጡስ ግዲ ዘይብሎም ወይ ነቲ ትንቢታት ጎረቤትና ዝኣመንሉ ይመስሉ ሓደ ወጽዩ ስለዝተዛረበ ንሱ ይወክለና ክብሉ ኣይክእሉንዮም ንሱ ናቱ ጌሩ ኣሎ ንሳቶም ድማ ናቶም ክገብሩ ኣለዎም ከምቲ ንካልእ ነገር ወጺዮም ሸበድበድ ዝብልዎ ከምቲ ንስልጣን ድዩ ዋላ ፓስተርነት ዝቀዳደምዎ ሕጂ ደኣ ከመይ ጌሮም ንሓደ ይገድፍዎ ኣቤትትት ራህዋ ተዝከውን ሕጅስ ወይ ካልእ ተዝከውን ሸበድበድ ምኮነ ካብ ጎይታ እምበር ካብኣቶምስ ተሪፍና ጓሳ ዘይብልና ህዝቢ ከም ቃሉ ባዕሉ ይጓስየና ባዕሉ ድማ ሃገርና ይሓልወልና እምበር ትዕዝብቲ እዩ
Bezi aqribkayo zeleka haqi zereba lewuti zmexe do ymesleka?nhna kem menfesawuyan meten nhna kngebro zgbana mxlay eyu
Ethiopian Yetarik wushetamoch nachew tnshu tlku wendu setu hule endalemu new Eritrea gin atagegnuwatm balebet alat beka.lenegeru metegnat ayker. Yaw malem new gin atgegnim.
ሓቂ ኣምላክ ይባርኩም ስለ ሃገርኩም ከምዚ ኢልኩም ደው ምባልኩም ኣምላክ ይባርኩም ናይ ኢትዮጵያውያን ትንቢት ዘይኮነ ምኞት ኢዩ ዘበኖም ሙሉእ ናይ ሰብ ዝደልዮ ብምኞት ዝነብሩ ኢዮም ቃል ኣምላክ ከምዚ ይብል (ዘጸኣት 20 ቁጽሪ 17 ገንዘብ ብጻይካ ዘበለ ኹሉ ድማ ኣይትተምነ ይብል ኢትዮጵያውያን በሙሉ ኣንብቡት የጎረበት ሃገር መመኘት ሃጥያት ነው
ቤንተ. ግልብጥብጥ. አብ ዘዐመረልኩም. ትብሉ አለኹም. ሐቂ. እንተኾይኑ. ቀደም. ግን. ከምኡ. ከትብሉ. አይሰማዕናን
አንድ የጴንጤ ኣህያ እና ጋላ ስለ ኤርትራ እንደ የኢትዮጵያ ኣካል አርጎ ሚናገር፣ ሚስብክ፣ ራእያ ኣለኝ አንድ ይሆናሉ ሲል ከተገኘ በቁሙ እናቃጥለዋነ እኛ ሻቢያዎች። ተጠንቀቁ፦ ተጠንቀቁ፦ ተጠንቀቁ፦ ጴንጤ ኤርትራውያን ብሃገርኩም ሉኣላዊነት ትሽቅጡ ምስኦም ለኪምና ከነቃጽለኩም ኢና፦፦ ነዚ እዩ ክአ ጰንጤ ኣብ ኤርትራ ኣብ ጉድጓድ ዝሱንደዉ፦
አንድ የጴንጤ ኣህያ እና ጋላ ስለ ኤርትራ እንደ የኢትዮጵያ ኣካል አርጎ ሚናገር፣ ሚስብክ፣ ራእያ ኣለኝ አንድ ይሆናሉ ሲል ከተገኘ በቁሙ እናቃጥለዋነ እኛ ሻቢያዎች። ተጠንቀቁ፦ ተጠንቀቁ፦ ተጠንቀቁ፦ ጴንጤ ኤርትራውያን ብሃገርኩም ሉኣላዊነት ትሽቅጡ ምስኦም ለኪምና ከነቃጽለኩም ኢና፦፦ ነዚ እዩ ክአ ጰንጤ ኣብ ኤርትራ ኣብ ጉድጓድ ዝሱንደዉ፦